Тёмный

'' ግብረ- መልሲን መፍትሕን ንስነ-ሕሳብ ንዮሴፍ ኣብ ጉዳይ ዕቤት ሕብረተሰብ'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 104   
@TsigabGebru
@TsigabGebru 5 месяцев назад
ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ መምህርና ብታዕሚ ደስ ዝብል መብርሂ,,,,,,,
@michealzeru7802
@michealzeru7802 3 месяца назад
Kale hiwet yesmealna memhr kasahun hawna egziabhier amlak xegu yebzhalka nay bhaki hanaxi tmhrti eyu egziabhier amlak ab emnetna xebiena kab tezaz egziabhier amlak akbirna knkeyd nehwatna dma bnsha nab nebsom kmlesu sebat natu kdus fkad ykun amen(3).
@saa4252
@saa4252 5 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይውት የስመዐና ❤❤
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 5 месяцев назад
Qual hiwot yesmaalna, btami tsubuk hasab. God bless you zihawey. Egziabhier selam yewrdelna ❤🙏🏽
@gumashame
@gumashame 5 месяцев назад
ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር መምህርና
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 5 месяцев назад
Kal hiwet ysmelna🤲🤲🤲💒❤🕊
@kinfekidane9993
@kinfekidane9993 5 месяцев назад
❤❤❤ 🎉🎉🎉 kale hiwet yesmoalna kbur hawna odmen tonan yhabka
@sarawoldu8593
@sarawoldu8593 5 месяцев назад
Kale hiwot yesmealina memihir kasahun ❤❤❤ bejaka bizaiba hadar & sireate tekilil , aleka mishi hafeshawi afilto sileziybilu natina hibretesebina tetemhirena xibuk neyru
@dwedete389
@dwedete389 5 месяцев назад
ሓቁ እዩ አነ ትግራወቲ እየ ሃይማነትናካ አይፈቅዶይ ግን መንነትና ጠፊኡ እዩ ትግርኛ ሰሳትና አባኢሶም ዘርእና ከምዝጠፍእ ገሮምና እዮም ብስሚዒት እዩ ዋ ካብ ከዚ ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ንስስነሉ ንበዝሐሉን ዘመን ይሃበና ንኡስ ወሎዶ ነስተውዕል ከንጠፍእ🙏❤❤🥰
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 5 месяцев назад
ኣጆኺ ኩላትና ተጋሩ ኢና። ንብዓት ኣደታት ነቒጹ ንድበሰሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን። መፃወቲ ህንጡያት ዓዋሉ ኰንና ኣይንተር ፍን ኢና። ኣዕራብ ድማ ሓቛቚ ኦም ክጒዘዝ እዩ።👍👍👍
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 5 месяцев назад
አግዛቢሒር ኣምላክ ጸገኡ የብዛሓልካ መምህረይ
@hanajesusismylord7788
@hanajesusismylord7788 5 месяцев назад
Amlak yebareka Kassahun hawenna. It's good to a religious to lead peoples in the Godly path. YOsief brother, it's good to have this kind of interactionfor the better of society and our coming Eritrea.
@freehoney84
@freehoney84 5 месяцев назад
ጽቡቕ መምህረይ ብፍላይ ካኣ ኣዋልድና ኣብዚ ስደት ምስ ኣስላም ይዋለዳ ኣለዋ ወለድና ዘይገበርዎ ንሰን ግን ብገዝኣ ፍቓደን ዝርእን የጥፍኣ ኣለዋ ኣብዚ ደጋጊምኩም ማሃሩ በጃኹም
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena 5 месяцев назад
ባሓቅ ቃለ ህዉት ያሰመዕልን ክብሩ መምህሪና🙏🙏🙏🌷🌻❤ ይህን ቅዱስ ቃሉ የምተሱሙ ሩኡኹም ከይታሓሉፉኒ ሳብስክራይብ ግቦሩኒ🙏
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
❤❤❤
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 5 месяцев назад
Kale hiwet yesmalna memhrey bhaki tsbuk astemhro eu❤
@zowdi810
@zowdi810 5 месяцев назад
Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 😊 ❤️ we love you you ❤️
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 месяцев назад
ሰላም ሓወይ ካሳሁን መደብካ መብዛሕትኡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል ኢዩ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ወስኸሉ ግን ኩሉ ግዜ ንጽቡቅ ጽቢቅ ንጉድለት ጉድለት ክንብል ይግበኣና ኢዩ ማለት ቅንዕና ወይ ውን ክርስትና ውን ንሱ ኢዩ ዝብለና፡ ሕጂ ኸኣ ጽቡቅ ሕሳብ ኣምጺኻ ኣብ ናይዚ ሓውና ነቲ ሓሳቡ እንበር ንሱ ሓውና ኢዩ ኢልካ ሰናይ ሓሳብ ኢዩ ግን ንዕኡ ዝጋጮ ኸኣ ኣብዚ 2ተ መዓልቲ ዝዘርጋሕካዮ ኣምሰሉነት እንዳ በልካ ወላ እቲ ኣዘራርባኽ ከምዚ ስጋዊ ጽልኢ ዘለካ ኢዩ እቲ ዘመልክት ዝነበረ ሓሳብ ከኣ ናብቲ ሰብ እምበር ናብ ሓሳቡ ኣይነበረን ወላ ውን ኩሉ ግዜ ትዝርግሖ ማለት ኢዩ ብፍላይ ኣብ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ዘለካ ኣዘራርባን ኣመለኻኽታን ንሰባት እምበር ንሓሳብ ኣየመልክትን ኢዩ ስለዚ ነዚ ውን ኣብ ግምት የእቲኻ ብምስትውዓል ክትገብሮ ይላቦ፡ ኣብዛ ቪድዮ ዝበልካያ ሓሳብ ከኣ እቲ ካብ ቡዝሓት ኣንስቲ ምውላድ ወይ ምብዛሕ ንጽቡቅ ክኸውን ይእል ኢዩ ኢልካ ነዞም ዝስዕቡ ዘርዚርካ ንባህልና መንነትና ሕብረተሰብና *እምነትና* ኢልካ ሕጂ ከነስተውዕለላ ዝደለኹ ኸኣ ቀንዲ ንእምነትና ትብል ሓሳብ ኢያ ማለት እዚ ሓውና ዘምጾ ሓሳብ ንእምነትና ዝቃወም እምበር ንእምነትና ዘጠንክር ኣይመስለንን ስለዚ ብጌጋ ክትከውን ተስፋ ይገብር፡ ብዝተረፈ ግን ኣብ ናይ ትምህርቲ ወይ ስብከት እተምሓላልፎ ናይ ቃለ እግዚኣብሔር ግን ጽቡቅ ቀጽለሉ ጸጋ የብዝሓልካ።🎉😊❤
@Titi-g2h
@Titi-g2h 5 месяцев назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🤲🙏🏽 I agree with you 💯 % brother thank you and god bless you 🙏🏽
@Bereket_Mehari
@Bereket_Mehari 5 месяцев назад
ክብሪ ጓል ኣንስተይቲ ማዕረ ክብሪ ወዲ ተባዕታይ'ዩ ብኸምዚ ክባራ ባይታ ምዝባጥ ፍትሓዊ ኣይኮነን፡ውልድ ምዉልድ ጥራይ ዘይኮነ ፍቅሪ ዝድልያ ፍጥርቲ እያ ፡ከምኡ ዉን ጾር ሓላፍነት ናይ ምዕባይ ቆልዑ ብማዕረ ንኽልተ ወለዲ ዝምልከት እንበር ናብ ጓል ኣንስተይቲ ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን። ንኣብነት ኣብ ኤርትራ'ሲ ብስንኪ ዉትህድርና ክንደይ እየን ደቀን ንምዕባይ ብናብራ ዝሽገራ ክሉ ጾር ኣብኣን ስለዝኾነ።
@SenaitTesfamichael-z4c
@SenaitTesfamichael-z4c 5 месяцев назад
ብሓቂ ጽብቅቲ ሓሳብ
@BiniamTesfay-tg5ms
@BiniamTesfay-tg5ms 5 месяцев назад
Egziabiher ymesgen ❤❤❤❤❤❤
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 5 месяцев назад
ዘርእና ኣይወሓድናን፡ፋሕ ኢና ኢልና ዘለና፡ሃገርና ሰላም ኾይኑ ኣብ ንምለሰሉ፡ኤርትራ ክትጸበና እያ፡ መንእሰይ ሓንቲ ተመርዕዩ ከመን ሓዳሩ ክኣሊ ኣይከኣለን ኣሎ፡ኣይኮነን ካብ ኣርባዕተ ንላዕሊ😢😢
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 5 месяцев назад
ነቶም ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ዝተወልዱ ኣርባዕተ ይኹኑ ዓሰርተ ሰላም ዝህቦም እንተ ዝረኽቡ ቀልጢፉ እቲ ኣሃዝ ክዓቢ ይኽእል ኢዩ ኣይኮነን ግን ዘዝተወልዱ ናብ ኲናት እንተ ኮይኖም እንታይ ዋጋ ኣለዎ ዋላ ካብ ምኢቲ ውለድ ዘጥፍኣናን ዘውሕደናን ዘሎ ኲናትን ሕማቕ ስርዓትን ኢዩ።
@አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ
@አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 5 месяцев назад
Yosif Halamay U Aytegedeselu Mesakin Sudanawian Tesedidom N Ertrea Mes Atewu Hasidewom Zeykewen Yeleflef Alo Amlak Mehret Yeweredelu😢😢😢
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw 5 месяцев назад
Amen
@freweinitekle9179
@freweinitekle9179 5 месяцев назад
Amen Kal hiwet yesmealna kasahun hawna enahaderka tfto
@ኦጎይታኩሉመዋእልህይወተይ
ኣሜን ፈጣሪ ይኽበር ይመስገን ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 5 месяцев назад
Kalehiwet yesmaelna hawna entaydea eta ነጸላኹም እባ ኣትረስዑ
@AbanobYeibyo
@AbanobYeibyo 5 месяцев назад
ሰላም ካሳሁን ሓወይ ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብምቅጻል ነጸላ ክትገብር ይላቦ የቀንየለይ።
@gumashame
@gumashame 5 месяцев назад
ታይ ፀገም ኣለዎ
@Fekarkun
@Fekarkun 5 месяцев назад
ጽቡክ ዩ ምሪዲዳአ ሃሳብ ኒሃሳብ
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 5 месяцев назад
Tedawawelu kasahun hawey kltekum xbuq ekum zelekum🙏
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 5 месяцев назад
Kale hiwet ysemana memhrey edamen tenan yhabek ❤❤❤
@user-st4cu9zj1d
@user-st4cu9zj1d 5 месяцев назад
Nay bhaqi qale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@SOLOMONASMELASH
@SOLOMONASMELASH 5 месяцев назад
Hi ሓውና መጽሓፍ ኣባ ዘወንጌል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣበይ ንረኽቦ ንገረና
@TsigeAmanuel
@TsigeAmanuel 5 месяцев назад
👍👍👍👍👍👍
@fusfv877
@fusfv877 5 месяцев назад
❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 5 месяцев назад
ሰላም ካሳሁን ሓውና ብትህቦ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ዓስብኻ ካብ ኣምላክ ርኸቦ ቀጺለ 1 ወሊድካን 10 ወሊድካን ሓደ ኢዩ ክበሃል ሰሚዐ ስለዚ ውላድካ ይብዝሑ ይውሓዱ ኣምላክ እንተባርኸልካ ኢዩ
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 5 месяцев назад
ብሓቂ ዝሓፈተይ ዉላድ ናይ እዝጋቤሄር እዩ ወላድና ይባራከልና
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 5 месяцев назад
@@fhjjhyyu9639 amen gn wedi eye kbret yehabeley
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Kibromelyas
@Kibromelyas 5 месяцев назад
Waww ክብሪ ይሃብካ🥰🙏
@abebakinfe6053
@abebakinfe6053 5 месяцев назад
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤
@henoschannel8820
@henoschannel8820 5 месяцев назад
Xbuk meglexi hawuna
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 5 месяцев назад
Fetari selam yhabena
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 5 месяцев назад
ቃለሂወት የስምዕካ ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@tomashadgu7052
@tomashadgu7052 5 месяцев назад
ጥበብ እያሱ ወዲ ሲራክ 16፥1-3 ካብ ሽሕ ዉሉድ ሓደ ይበልጽ ፈሪሓ እግዝኣብሄር ዘይብሎም ውሉድ ካብ ዝህልውኻ መኻን ኮንካ ሙማት ይበልጽ
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 5 месяцев назад
ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ የምጽእ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምክሪ ብኩሉ ዝበሰልካ ሰብ ኢካ ነዞም ዘይበሰሉ ጽልእን ምፍሳስ ደምን ዝጉስጉስሱ ዘለው ከምናትካ ልቦና ይሃቦም
@akberetfoto3360
@akberetfoto3360 5 месяцев назад
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Linda-l7w
@Linda-l7w 5 месяцев назад
Selam babiu yewrdelna akakbo ygberelna enber Sebay 2 new nejew kbl mote yblu weledi hade ms hanti
@hidat8929
@hidat8929 5 месяцев назад
🙏🙏🙏
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 5 месяцев назад
Kalu hiwet yesmaluna hawina
@Evry252
@Evry252 5 месяцев назад
❤🙏
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 месяцев назад
ዮሴፍ ግን ብጣዕሚ እዩ ትምህርቲ ዝሓጽሮ፡ ድፍረት ምበር ፍልጠት የብሉን፡ ምክንያቱ ሓደ ሕብረተሰብ ብከመይ ይዓብን ይውሕድን ክፈልጥ ዘይምከኣሉ'ዩ። ሓደ ሕብረተሰብ ክዓቢይ ተኮይኑ ጽቡቅ መነባብሮን ጽቡቅ ምሕደራን ምስ ዝፍጠረሉ'ዩ፡ ዓመጽ ኩናት ተልዩ ክትበዝሕ ኣይኮንካን፡ ሰላም ዴሞክራሲ ተልዩ ከኣ ትበዝሕን ትምዕብልን። ስለዚ ካብ ብዙሕ ውለዱ ካብ ዝብል ኣብ ኤርትራ ብሰላም ክነብር ክምሃር ክሰርሕ ዘይቃለስ ካብ ተስፋ ቆረጽ ሓሳብ ዘቅርብ። እቲ ዝገርም እቶም ሙሁራትን ፈላጣትን ምስ ኣስቐጡ ኩሉ ዝተዛረበ ፈላጥ እናመሰሎ፡ ኣቦና ግን ኣይትመሳሰልዎም፡ ካብ ሕጊ ወጻኢ ዝኮኑ ክትኩንንዎም ኣለኩም እውን ።
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 5 месяцев назад
ኣይንመጻደቕ። እቲ ሚዛን ብዝ ሒ ናይ ደቅትባዕትዮን ደቀንስ ትዮን ፈጺሙ ተመዛቢሉ እዩ። እተን ብብዝሒ ትርፊ ዝኾና ብ ዘይውላድ ዝተረፋ ጸዋሪ ዘይብ ለንዶ ይኹና። ይኮነናዶኸ? ወይስ ካብ ዘይመስለና ወሊደ ን ቅዱስን ክቡርን ታሪኻውን መንነትና ይደምሰስ? እስኪ ፍ ረዱ፡ እንታይ ይኹና እዘን ኣሕ ዋትና? እቲ ሽግር ወሪዱና እዩ ዘሎ!!!!!!!!!¡!!!!
@helentum
@helentum 5 месяцев назад
አነ መጀመርያ አይተቀበልክዎን ነይረ ብዕምቆት ክትርድኦ ከለኻ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ ግን ንሱዩ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 месяцев назад
@@helentum ትምህርቲ ዘይምህላው'ዩ፡ ነብስና ክነዕቢ ንፈትን ።
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 5 месяцев назад
ዮሴፍ ኣዝዩ መስተውዓልን ሓላይን እዩ። እቲ ዝተመራመሮን ዝተንተኖን ካብ ግንዛበ ህልዊ ኩነታት ደኣ እን በር ካልእ ኣይኮነን። ኣይተነሻሽ ውዎ። ኣንበሳ፡ ሓየት፡ እዩ። ጓሳ ህ ዝቢ'ውን ክኸውን ዝኽእል እዩ። ስርነቀላዊ ለውጢ እንተዘይገበርና ውን ክንጸንት ኢና። ኽንጸንት ኢና!!!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 месяцев назад
@@ghebreselassieghebregziabi597 ጡፋእ ሰብ ንጡፋኣት ይስዕብ፡ ንሕና ተተሰደድና ካብዛ ምድሪ ጠፊእና ማለት ኣይኮነን፡ ስደት ብኣና ኣይተጀመረን፡ ኩሉ ዝተሰደደ ከኣ ንዓዱ ኣይምለስን ማለት ኣይኮነን ታሪኽ ዘይምፍላጥ'ዩ ምበር ኩሎም ዝተሰዲ ኣህዛብ ዓለምና ናብ መበቆሎም ወላ ድሕር ኣማኢት ዓመታት ናብ መበቆል ሃገሮም ተመሊሶም እዮም፡ ሽግርና ናይ ምውላድን ምፍራይን ኣይኮነን ሽግርና ምልካዊ ስርዓት ኢዩ፡ ክትበዝሕን ክትፈርይን ተኮንካ ኣብ ሃገርካ ለውጢ ኣምጽእ'፣ ካብ ግዜ ሰውራ ኣትሒዙ ህዝብና ተሰዲዱ'ዩ ብፍላይ ህዝቢ መታሕት ዓድታቱ ተቃጺሉ ከምዘይነበረ ኮይኑ ክምለስ ግን ኣይከኣለን፡ ምክንያቱ ንክምለስ ዝዕድም ባይታ ስለ ዘይተፈጥረ፡ ስለዚ ኣርሒቕካ ምሕሳብ ከድልይ ኢዩ'፣ ካብ ጸቢብነት ወጺኩም ንርሑቕ ጠምቱ፡ ካልእ ክብሪ ደቀንስትዮ ክትሕልው ይግባእ እንስሳታት ኣይኮናን ዝመጸ ዝሸነለን፡ ነውሪ ክንፈልጥ ይግባእ።
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 5 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ካሳሁን ጽቡቕ ተግሳጽ ዝሰምዕ ይረኸብ እንተ እዚ ጨምላቕ ገጽ ባሊቃ ዮሴፍ ግን ኮነይ ኢሉ ነዚ ህዝቢ ኣብርክሰትን ዝሙትን ብሽም ቃልሲ ንእምነትን ባህልን ህዝብና ናብ ሓደጋ የውርዶ ኣሎ ምሕረት የውርደሉ
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 5 месяцев назад
Selam abona ane kemzmesleni mechanic ytref mbal eikul eyu🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
@Ocaen_liy
@Ocaen_liy 5 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 5 месяцев назад
Deki hanti sebeyti zeytesemamana do deki shewate ansti kinsemamae koyna 😂😂😂
@searegoitommenghisteab
@searegoitommenghisteab 5 месяцев назад
Ne hawene yente lebona yebrh ale neakem edmen tenan yehabelna
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 месяцев назад
ጆሲ በሊሕ መስተዋዓሊ ጀግና መንእሰይ እዩ
@MathewosMehari
@MathewosMehari 5 месяцев назад
Way agame Kab meas ikum haki tzarebu
@tekkewaldo3447
@tekkewaldo3447 5 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kiflomdrar1047
@kiflomdrar1047 5 месяцев назад
Zeytdiwulu wey ka zeyteqribwo
@MenghisteabHaile
@MenghisteabHaile 5 месяцев назад
Zoom zblwo kulu hwteta endyu men elwom eyu hager kemahadru abti zblwo zelewu haymanotna ykun bahlna ayfeqdon eyu
@amantube2495
@amantube2495 5 месяцев назад
nskas nay Emnetka zeytgebr
@ሰሉጓልተዋህዶእየ
@ሰሉጓልተዋህዶእየ 5 месяцев назад
ሳልሰይቲ ባዕለይ🙂
@ttesfalem
@ttesfalem 5 месяцев назад
ናይ ዮሴፍ ነገር ዋሕለልኩ ክብል መጽሓፍ ቅዱስ ሓጸብኩ ኢዩ ዘረብኡ ፡ ካብ ኩሉ እውን ሽግርና ንኩሉ ጾታታት ንኹሉ ሃይማኖታት ዓልየታት ከይፈለየ ዘጽንት ዘሎ ስርዓት ኢዩ። እተን ደቂ ኣነስትዮ እውን ማዕረ እተን ደቂ ተባዕትዮ ኢየን ዝስደድን ዝጠፍኣን ዘሎዋ። ስለዝስ 7 ኣንስትዮ ምስ 7 ተባዕትዮ ተዋሲበን ዝወልደኦም ብኸመይ ካብ ሓደ ሰብእይ ወሊደን ንበዝሕ ወይ ድማ ዋሕዲ ደቂ ተባዕትዮ ስለ ዘሎና ማለቱ ዲዩ፡፡
@hailabgebreluul1662
@hailabgebreluul1662 5 месяцев назад
Mebzahtue bahlina eko abilka abilka ni haymanotna zeheyiln zekbrin zihilun eu .kab bahli kea haymanot yeabi.nay josi gin wega derho kitmelis birayka sheytka mnigar koinu .
@MathewosMehari
@MathewosMehari 5 месяцев назад
Reschedule agame
@Tesfaa-k8l
@Tesfaa-k8l 5 месяцев назад
ባህልና ብዮሴፍ ዝፈርስ ኣይኮነንን ድሓር ዮሴፍ ስግኣት ምበር ኣብ ቅዋም ኣየንበረልናን ኣይንታሃወኽ'ባ
@milen9741
@milen9741 5 месяцев назад
Balue endo yjemro xebuke ente coynue sebeytue kabe kale sebay yewlda gine I am sure aygebran eyou
@ghenetgebrehiwot6756
@ghenetgebrehiwot6756 5 месяцев назад
ኣብ ብዓል ዒድ ብዙሓት ኣስላም ኣብ ኣስመራ ስለ ዝረኣየ እዩ ከምኡ ኢሉ ናይ ኣጋኣዝያን ስለ ዝኾነ
@mengsteabhabtemaryam2540
@mengsteabhabtemaryam2540 5 месяцев назад
ካሳሁን ሓወይ ብኸፊል ተረዲእካዮ አለኻ እቲ ሓደ ንሓሙሽተ እንተኾይኑ እተን አርባዕተ እንታይ ይኹና እዩ ዝብል ዘሎ ?
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 5 месяцев назад
😂😂 ይገራመካ እዩ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 5 месяцев назад
ነዚ ሕብረተሰብና ኣዳኪማ ዘላ እዛ ቤተክርስትያን እያ።ኣብ ድክነትን ድሕረትን ክነብር እተገድድ ቤተክርስትያን እያ እዛ ናይ ሎሚ ቤቴክርስታይ ናይ ኣቦሓጎታትና ቤተክርስትያን ምዛ ሕጂ ዘላ ዘራክብ የብካን
@GraceY194
@GraceY194 5 месяцев назад
Community kyfter kyniekeb deqina kylaleiu bahelom Kab abeyti kywersu anxar ezi kulu teqemtat kifhisu enahaderu .hgi kem tesemom koinom yeqrbu alew amlak yekre yeblelna.
@berhewoldelibanos5284
@berhewoldelibanos5284 5 месяцев назад
Do you mean this man is strugling?You have to egnore him. Because I understand that you persuading him ,as if he is strugling.
@yoditgebrekidan5490
@yoditgebrekidan5490 5 месяцев назад
Emo tgrawy sele zkona ekoyu entay kzareb kemzdelya redu eyu
@yonasweldetsion4492
@yonasweldetsion4492 5 месяцев назад
Mihret yewridelka kasahun
@Linda-l7w
@Linda-l7w 5 месяцев назад
Yosef hawna ab den ena tenmles bmuqetna bzuhat ena ente leli hanti kab qal nlaeli ayfal nhna kulna eka kab hiwann Adam ztezeraenan ztefarenan ena ageb lili hanti sebeyti
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 5 месяцев назад
እዚ ሕሱር ህዝቢ ኤርትራ ከም ናይ ርዋንዳ ሓደ ሚልዮን ክጸንት ኣለዎ ክበል ዘይሓፍር ገበነኛ ስ ካብ 6 ወይ ሸውዓተ ውለድ ምባል ንሓደ ገበነኛ ዋላ ሓንቲ ኣይኮነን፡ ቀሺ ኢየ በሃላይ ናይ ብሓቂ ኣራማይ እንተኾይንካ ህዝብና ኣይጸነተን ንጸንት ኣለና ኣይትበል።
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 5 месяцев назад
ርኢቶ ዮሴፍ ንህዝበ ትግርኛ ዝጠቅምን መንነት ህዝቢ ትግርኛ ክቕጽል መፍትሒ ሓሳብ ክኸውን ዝኽእል ሳይንቲፊክ መረዳእታ እዩ ኣቕሪቡ ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት ንዝቐርቡ ሓደሽቲ ሓሳባት ምድማጽ ምክርኻር ምክታዕ ናብ መደምደምታ ምምጻእ ቅቡል ክኸውን ኣለዎ ሓሳብ ኣይንጽላእ ከምኒ ዮሴፍ ዝበሉ በላሕቲ ሰባት ዘቅርብዎ መፍትሕታት ክነዳምጾ ኣለና እንተኽኢልና ምቅባል እንተዘየለ ድማ ዘይምኹናን ጽብቅ
@joba342
@joba342 5 месяцев назад
ኣይትብዝሑ ኣይመርገምን ኣይትርብሑ እምበር ። ምስላ ቀዳሞት
@yoditgebrekidan5490
@yoditgebrekidan5490 5 месяцев назад
Egzaebhier tamn ente koynka tefiena tbel Egzaebhier zaemn tefiau aeytefen eyu Egzaebhier zaemn aeynawtxn eyu tgermu
@Erilebna
@Erilebna 5 месяцев назад
Please teach bible for orthodox instead dividing our church.
@zetamful
@zetamful 5 месяцев назад
Josief be kemay kab Aselam nebeze iu :: Kab Tegaru bezeblese iu zedeli 100% sure
@kiflejohn6383
@kiflejohn6383 5 месяцев назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን :: ናይ ዮሴፍ ሓሳብ ዘይኮነስ : ጸይቂ ንሕብረተሰብ : ብልሽውና ኣብ ሃይማኖትን እምነትን : ኣብ ልዕሊ እግዚኣብሄር ኮይኑ : ቀይረዮ እየ! መን ኢዩ እዚ : ኢሉ : ኣብ ልዕሊ ቅዱስ መጽሓፍ ምቅላሱ ማለት ኣልቦ እግዚኣብሄር ዝብል ኢዩ ዘሎ :: እተን ኣንስቲ ኸ ክብሪ የብለንን ድየን? መፍረ ወይ ኢንኹቤተር ድየን? ብሓደ ሕይወት ሕብረተሰብና ኣብ ከመይ ከምዘሎ ንርእዮን ንነብሮን ዘሎና ኢዩ : ፋሉል ከም እንስሳ ኣድገ በቕሊ ንኹን ዝብለና : ንሰርፎን ፈረቓን እምበር :: ተጠንቀቑ ሓወይ ኣይትለሳለስ ኣብብቃለ እግዚኣብሄት : ሴፍ ኢዩ :: የቐንየለይ ::
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 5 месяцев назад
ሃንቲ ሃሶት ዘየብላ ።የስየፍ ብዘይንቡር ዝተወልደ ኣዲኡ ካብ ሰብኣይጋላ ሰሪቃ ዝወለድቶ ርኩስ ፍጥረት እዩ። ብተወሳኪ ኣብ ኣስመራ ሓማተኤ ዝንጎ ቀንጢጡ ዝሽጠ፣ ኣብ እስራኤል ትነብር ጋላ ገንዘብ ስዲዳትሉ ብክምርዓወኪ ፈተኩኪ ተባሒሎም ገንዘባ ኣይመለሰላ ኣይተመርዓዋ፣ ዓባይ ትግራይ ክምስርት ብወያነ ተዓሲቡ፣ ሃደ ደንቆሮ ብእንግሊዝ ኩዊን ኩን ማለት ንግስቲ ንጉስ ዘይፈልጥ ኣፍሪቃውያን ዝሰሓቅ ዎ መሓይም እዩ።
@luwamtewelde2767
@luwamtewelde2767 5 месяцев назад
ከም በዓል ሰልጠን እዚ ዮሴፍ ዝብሃሉ በትክታት ተወሊዶም ሃገር ይሸጡ ኣለዉ ። ዋላ ሽሕ ጥራሕ ንኩን ከምቲ ዝበልካዮ ካብ በረከት ኣምላክ እምበር ካብ ብዝሒ ኣይኮነን ፡ ጎረቤትና ረኣዮም ብዙሓትን ጥምዝሓትን ክባልዑ ይውዕሉ ኣለዉ።
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 5 месяцев назад
Nezi kelo zmote zkebro zsane funfun seb ,kem abi seb koxirka degagimka melsi mhabka kibret yhabka,nezi mrayu xegem denkoro Ftret yosief zbahal gzieu zhb seb gn kab dkasu ybaraner.kal hiwet yesmalna mamhr.
@hailemichaelsolomonhagos6445
@hailemichaelsolomonhagos6445 5 месяцев назад
ሰላም ፍነተ አቦው ንስካስ ነዚ አብ ሀገርና ዘሎ ጨካን ስርዓት በዚ ዝፍጽሞ ዘሎ ባርባራዊ ገበናት ዓገብ ኢልካዮ' ዶ ክሳዕ ክንደይ' ከ ዓገብ ትብሎ ክንድቲ ገበናቱ ዝመጣጠን ' ዶ ዓገብ ትብሎ ? አብ ሚድያ ዘረባ ስለ ዘብዛሕካ ጻድቅ ዝኮንካ ከይመስለካ ሠይጣን፡ውን ከም መልአከ ብርሃን ኮይኑ ይመጽእ እዩ ዝብሎ ቃል አምላክ ዘክር ነፍስካ ክአ መርምር።
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 5 месяцев назад
Anta Suk aqo tuaum iyu , wa abeg ika tnebr
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw 5 месяцев назад
Hawey esiki ab nenhdhdna mksas ngdefo ab qdmi amlak qeribna eski nxeli ab qdmi egziabher kulu kqyer eyu kemti amlakna zblena zgebrwo ayfeltun eyom emo yqre belelom eilu kem zmeharena yqre ybelelna fqren sniten ywrdelna🙏🙏🙏
@Eritrea98
@Eritrea98 5 месяцев назад
❤❤❤
Далее
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28