Тёмный

'' ግብረ-መልሲ ዮርዳኖስ ንካሳሁን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 152 тыс.
50% 1

'' ምኽርን ተግሳጽን ንሓፍትና ዮርዳኖስ ! ''
• '' ምኽርን ተግሳጽን ንሓፍትና ...
'' ነቐፌታ ተስፋብርሃን ንካሳሁን፣- ንጴንጤ ተሳጉግ ኔርካ ቀድሚ 20 ዓመት! ''
• '' ነቐፌታ ተስፋብርሃን ንካሳሁን፣...
'' መን ክንብለካ ? ምስ ድሕረ-ባይታኻ ኣላልየና ! ''
• መን ክንብለካ ? ምስ ድሕረ-ባይታኻ...

Опубликовано:

 

14 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 года назад
'' ምኽርን ተግሳጽን ንሓፍትና ዮርዳኖስ ! '' ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-7oEQiAmA4xg.html '' ነቐፌታ ተስፋብርሃን ንካሳሁን፣- ንጴንጤ ተሳጉግ ኔርካ ቀድሚ 20 ዓመት! '' ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-mBR9J7vz__Q.html '' መን ክንብለካ ? ምስ ድሕረ-ባይታኻ ኣላልየና ! '' ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-YoPfwB7HiM8.html
@mdreeritreayoutube3357
@mdreeritreayoutube3357 3 года назад
𝑎𝑏𝑧𝑖 𝑎𝑡𝑘𝑢𝑚 𝑡𝑎𝑘𝑓𝑙𝑡𝑖 𝑛𝑎𝑡𝑛𝑎 𝑘𝑢𝑛𝑢 ru-vid.com/show-UCLrissW5zLLghKs-kCWEpIg
@eleninow3064
@eleninow3064 3 года назад
ሰላም መምህር እንካዕ ደሓን መፀካና ብዛዕባ ሓደ ዛዕባ ብውሽጢ ክንረክበካ ተደሊና ብከመይ ንረክበካ? ኮመንት ተንብብ ተኮንካ መልሲ ግደፈልና መምህር
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 3 года назад
Ezigio meharena mhretka awridelna bezi dmetsie engera aytehabena haftna yorda kalie engera dley Ykreta ni kasahun hawna sle eti akilika kibrir yehabka
@batsebaber8932
@batsebaber8932 3 года назад
ካብ ብዛዕባ ጼጠ ትሰጉግ ኣነርካ ኢልካ፡ካብ ትዝጥሎ፡ ጼጠ ዲካ፡ኮንካ እሞ፡ነዚ፡ርክሰት ዝሙት ዮርዳኖስ፡ትብሎ፡ ትሰማማዕ፡ኢካ፡ማለት፡ኢካ ፡፡ስለዚ፡ጼጠ፡እንታይ፡ኣይነት፡፡ከም፡ዝኮነ፡ትነግረና፡ኣለካ፡ደቂ፡ማሕበራ፡ኢኩም፡ማለት ኢኩም፡ ርኩሳት ፡፡
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 года назад
Big respect Niacha Hawina, Egzabihar Yimelialika Tihtinaka, Timrtika, Maedaka Kab Egzabihar Dayfetiwo Tegbaratin Megedin Yedihnena.
@letish3773
@letish3773 3 года назад
መምህርይ ትዕግስትኻን ትሕትናኻን ብጣዕሚ እዩ ደስስ ዝብለኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ የኽብርካ ❤❤
@ጠበቃፍቅር
@ጠበቃፍቅር 3 года назад
ብሓቂ ፀጋኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ትሕቲ በል ልዕል ከብለካ እየ ትሕትናኻ ደስ ይብል 🙏😍
@ገርሂኢዩልበይንኩሉኣማኒ
ዓይንና ዝበርሃሉን ሕማቅና ዝቅጠጠሉን ልብና ዝሕጎሰሉን ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ፈጣሪ ክቡራት የሕዋተይ
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ስድራይንራከብኢናብሃይሊፈ
አሜን መዓረይ
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 года назад
ኣሜን
@ተመስገንፈጣሪንበል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@lyanlyan6088
@lyanlyan6088 3 года назад
Amen amen amen
@ሜዲዕቛር
@ሜዲዕቛር 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሶመዐና ንኩሉ ዝክእል ትዕግስትን ትሕትናን ይሃበና ክቡር መምህረይ እና ኩሉ ትሰዶ ትምርቲ እግዘአብሔር ይመስገን ይከታተል እየ ቡዙሕ እዉን ተማሂረ እና ተግሳፅ ኣሽኳይዶ ንዓበይትሲ ንህፃናት እዉን ከም ዝቅፅዑ መፅሓፍና ይነግረና እዩ እና ዘይምፍላጥ እዩ ካሳሁን ሓወይ ኣብ ዓለም ኮንካ ሓጥያትን ፅድቅን ኣይትፈልጥን ከምዚ ከማይደካማታት ንሓፍትና እዉን ከምኡ ኣይኮነን ተረጋግዒ ኢልና ኢና ነረድኣ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣብ ስምዒት ኣቲካ ቡዙሕ ትዛረብ ኢካ ካብ በዕለይ ጀሚሩ እና ኣብ ፀሎትኩም ሕሰብዋ ክቡር መምህረይ ኣጆኪ ዝያዳይ ትምርቲ ንባዓና እዩ ዝተመስግንሉ ግዜ ከይመፀ ኣይተርፍን የርዱየይ ኣጆኪ ምቃለይ ካሳሁን ሓወይ እዉን በቲ እግዘአብሔር ኣምላክ ዝሃበካ ሰራሕ ጠንኪርካ ክትምህረና ብትሕትና ይላበካ ናይ ህወተይ መምህር ብጣዕሚ ዘክብረካን ዝፈትወካን ሓፍትካ መድሂን ካብ ሱዑዲ ዓረብ እየ።
@adulis_EAPro
@adulis_EAPro 3 года назад
ኣነ ሓደ ካብቶም ነዛ ሓፍትና ክትግስጻ ዝሓተትኩ እንዴ ኔረ፡ እግዛብሄር ኣምላክ ንኩሉ ዘጽውር ዓቅልን ልቦናን ዝሃበካ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን፡፡ ነዓካ ከኣ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረክ መምህር ካሳሁን የቀኔለይ።
@ጐስዐልብየቃለሠናየ
ፅብቅ ዛሓወይ
@teklesenbetteklay4615
@teklesenbetteklay4615 2 года назад
ብሓቂ ጽቡቕን እሩምን ግብረ መልሲ ሓውናን መምህርና ሰባኺ ወንጌል ካሳሁን ቃለ ሂወት የስመዓልና ንሓብትና ዮርዳኖስ ከኣ ንዝተዋህበኪ ሃናጺ ሓሳባትን መኣረምታን ተቐቢልኪ ብስምዒት ዘይኮነስ ብርድኢት ትጉዓዝሉ ኣእይምሩ ይዓድልኪ ፈጣሪ።
@ጐስዐልብየቃለሠናየ
ኣታ ታይ ዝበለ ግዜ እዩ አረ ዘይትሓፍር ዋ ክንዲ የቀንየለይ መምህረይ ይቅሬታ ኩፍእ እየ ገይረ ሞ ክንሳህ ይቅር ክብለለይ ኣምላክ ክንዲ ትብልስ እዋይ መፍርሒ ግዜ ኣጆኩም መምህረይ ሰይጣን እዩ ተናዲዱ ዘሎ ከዚ ኣይመስላሎን እምበር ኣይትገደስላ እንኳዕ ካብ ናያ ደም ኢዱኩም ሓፀብኩም መምህር ካሳሁን ሓወይ👏👏👏
@fetaritium5552
@fetaritium5552 3 года назад
Bihaki
@Dandani21
@Dandani21 3 года назад
ኣነ ውን ከምኡ ተጸብየ ነይረ ይቅሬታ ድያቆን ዝብል ምስ ረኣኹ ግን ድፍረት ድዩ ዕሽነት ወይስ ስድነት ኣይርደኣካን እዩ ኣምላኽ ባዕሉ ይቕረ ይበለልና
@minetokbamichael2174
@minetokbamichael2174 3 года назад
@@Dandani21 aygermekan ane ka eti aresti reyes tehagise nere ezias flyti ya genzeb youtube axelilwa eti menesey ka ajoki sle zblwa yu tkxel zela lbona yhaba
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
@@Dandani21 ኣዐሽያትና እንዲያ በታ ይቅሬታ ትብል ኣርእስቲ ጌራ ። ዝበዝሐ view ዝረከበትላ ኣርእስቲ እያ። እቲ ደጋፊኣ ስለምንታይ ይቅሬታ ትሓትት ክብል, እቲ ዝነቀፋ ክኣ እሰይ ናብ ልባ ተመሊሳ ኢሉ ብዙሕ ሰብ ርእይዋ። ዘሕዝን ተግባር'ዩ።
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ደስ ዝብል ምክሪ ብፈሪሓ እግዚአብሔር ብትሕትና ብፍቅሪ እዩ ዘመክረና ዘሎ በእነት እግዚአብሔር ፀጉአ የብዘሐልካ ክብር መምህርና ቀፅለሉ 💜💜💜✝️👏👏👏 ሓፍትና የርዳኖስ እውን ኩሉ ልባዓልኪ እዩ ልቢ ኢልኪ ስምዕዮ ቃኒኡ ዶ ገለ ዶ ኣይትበሊ ኣይብሃልን ክብረተይ ምክንያቱ ናይ ዓለማዊ ምኮነ እወ ትብሊ ነይርኪ እዙይ ብቃል እግዚአብሔር እዩ ዝመክረኪ ዘሎ ዶሞ እግዚአብሔር እዩ ኣብ ዝፈትዎ ሰብ ሓዱሩ ዝምህረካ ኣስተውዕሊ ክብረተይ ናበይ እዩ ትሓርቅለኪ መጀመርያ ኣብዛ ዘላኣለማዊት እትነብርላ ፍለጢ ኣብ ምድሪ ኣይትነብርን ብከመይ እየ ከ ናብ ገነት ዝኣቱ ኢልኪ ሕሰቢ ናብ ጋሃንም ዝኣትሎ ሰብ ከ እንታይ እንተ ገይሩ እዩ ዝኣቲ ኢልኪ ሕሰቢ ክብረተይ እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦናኪ ይክፈተልኪ /ተና በእነት እግዚአብሔር ፀዋር እዩ ሰም እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ዶሞ ሓፍትና ይርዳኖስ ኣብ መወዳእታ ፅብቅ ተዛሪብኪ ምክንያቱ ቃል ኣምላክ ከይተቃርፅ ስለ ዝበልክዮ ንክብር ሓውና ካሳሆን የቀንየና👏🙏🙏 ግን ልቢ ኢልኪ ሕሰቢ ሂወትኪ ኣድሕኒ ብዛዕባ ቅርሺ ጥራሕ ትሓስቢ ግን ትጠፍእ ለኪ ኣስተውዕሊ
@ngstitigraykuweit2624
@ngstitigraykuweit2624 3 года назад
ሓፍተይ ፋሪሃ እዝግኣብሔር ያሃሊኺ ልቦና ያሃብኪ ናይ መወዳእታ ግን ፅቡቁ ተናገርኪ እዝግኣብሔር ኣምላክ ንኹለና ልቦና ያሃበና ቃልህወት የስመዐለና ክቡር ኣቦና ምኽርኻን ተግሳፅኻን ኣይፈለየና!
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 2 года назад
ምሕረት የውርደልኪ እዝግኣብሄር ይምሃርኪ ብኸምዚ እዝግኣብሄር እዩ ዝምህር እሞ ንኹልና እዝግኣብሄር ይምሓረና ንደቅና ኻኣ ልዑል ጐይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንደቅናን ንኹሉናን ኣብዚ ዝለንዮ ሕማቕ ግዜ ይርዳኣና
@lalembatsehaie6609
@lalembatsehaie6609 3 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ስ/ወ ካስሁን ሓውና ልቦናን ትሕትና ዝመልኦ ኣቀራርባኻ ንዮርዳኖስ ጥራሕ ዘይኮነ ንኹሉ ሰብ ኣብነታዊ ኣቀራርባን ውሕሉል ዝኾነ ናይ ምእራምን ምርድዳእን መንፈስ ንኹሉ ተኸታታሊ ፍኖተ ኣበው ኣርኢኻዮ። ኣገዳሲ ግብራዊ ትምህርቲ ኣርኢኻ። ብፍላይ ድማ ነቶም ንኣሽቱ ደቅናን ኣሕዋትናን ሕዉኻት ዝኾነ ክዛረቡ ጥራሕ እምበር ክሰምዑ ዘይክእሉን ዘይደልዩን ኣገዳሲ ግብራዊ መልእኽቲ። ኣምላኽ ንዮርዳኖስ ጓልናን ሓፍትናን ድማ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ጥሚቱ ናብ ልባ ይምለሳ። ንዓና ድማ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና። ንካሳሁን ሓውና ድማ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካን ጸጋኡ መመሊሱ የብዝሓልካ።
@በላይነሽበላይነሽ-ወ2ደ
ኣባይ ናይ ብሓቂ ክንደይ ተዓዲልካ ክቡር መምህርና ኣነስ ብጣዕሚ እየ ተሓቢነልካ ኮታስ ቅንኣት ሓዲርኒ ማለተይ መንፈሳዊ ቅንኣት ማለት እዩ እና ካባኻ ብዙሕ ትምህርቲ እየ ተማሂረ ስለ ትሕትናኻ ቅንዕናኻ ሓቅነትኻንሲ ካብልበይ የሐጉሰኒ እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏♥♥👏👏❤❤💐💐♥♥🙏🙏❤❤👏👏⛪⛪⛪💐💐💐⛪⛪⛪♥♥⛪⛪⛪🙏🙏🙏⛪⛪❤❤❤
@mokegirm4590
@mokegirm4590 3 года назад
ሓውና ካሳሁን የመስግነካ፡ ዓገብ ንዝግብኦ ዓገብ፡ ተግሳጽ ዝግብኦ ተግሳጽ ፡ ክብሪ ንዝግብኦ ክብሪ ምሃብ። ከምዚ ዝገብር ስለ ዝተሳእነ እዮ ንጠፍእ ዘለና።
@ሄዋንየማነ
@ሄዋንየማነ 3 года назад
ብሓቂ
@ቲቲጎልተዋህዶ
@ቲቲጎልተዋህዶ 2 года назад
እግዛቢሄር ኣምላክ ይቅር ይበለልና ዘስተዋዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ድማ መንፈሳዊ ደኣ እምበር ዓለማዊ ሓላፊ እዩ እና መስተዋዓሊ ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ ......
@ትግራይመበቆልስልጣነእያ
ኣሜን ፫🙏🙏🙏ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ቅድስት ድንግል ኣዴና ካብ ክፉእ ዘበለ ትሓልወና 🙏🙏🙏❤💛
@ተመስገንሰለኩሉነገር
ቃል ሂወት ይስማዓልና፡ ካስሁን ሓውና ንሕና ንክንዓቢ ግዜኻ ሰዊእካ ብትህቦም ትምህርቲ ከምኡ ውን ንየርዳኖስ ሓብትና ተግሳጽን ማዕዳን ብምሃብካያ ኣዝየ እየ ዝድንቀካ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ፡የርዳኖስ ሓብትና ካኣ ብሕማቅ ተረዲእኪ ኣሎ ካስሁን ሓውና ናትኪ ሰናይን ዕበትን ስለዝደለየ ዳኣ እንበር ካብ ጽልኢ ዝተበግሰ ኣይኮነን ስለዚ ከተመስግንዮ እዩ ዝግባኣኪ ምክንያቱ ኣብ ትህብዮ ትምህቲ እንታይ ዓይነት ዘለፋን ጸርፍን ይወርደኪ ትስሕትዮ ኣይብልን እየ፡ነቶም ንጻረፍን ካኣ ከም ካስሁን ሓውና ንዝተጋገየ ካብ ህልኽን ጽልእን ወጺና ክንእርምን ክንምዕድን እግዝኣብሄር የዐንቲ ልቦናና ይኽፈተልና። ኣብ ሽግርን ጸበባን ዘሎ ህዝብና ካኣ እግዝኣብሄር ጽላሉ የብረሎም።ኣሜን!!!
@tesfahiwetande4352
@tesfahiwetande4352 2 года назад
ደስ ዝብል መክሪ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሕልካ ዮርዳ ከኣ ዘስተውዕል ልቦና ያሃብኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mtslalkiros6128
@mtslalkiros6128 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብሩ ኣቦና
@ራሄልጓልተዋህዶ
@ራሄልጓልተዋህዶ 2 года назад
ናይ መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዝኣብሔር እዩ እሞ ሓፍተይ ቅድሚ ምስ መማህራን ምዝራብኪ ፍርሃት እግዝኣብሄር ይሃሊኪ እግዝኣብሔር ማይን ሓውን ኣቅርበልካ ኣለኩ እሞ ናብ ደስ ዝበለካ ኢድካ ስደድ እዩ ዝብል ንኩላትና ዘስተውዕል ዓይነ ልበይ ይዓድለና 🙏 ብሓቂ ክቡር መምህር ቃል ሂወት የስምዐልና🙏
@hntsawelday7809
@hntsawelday7809 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ክቡር መምህር ካሳሁን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ጽባህሕ ኣደይ ማርያም እዩ ጸሎታን በረከታን ናይ ሰንበተ በረከት ናይ ፉቁር ወዳ ጣዕሚ የካፍለና ፡፡
@rutayirga9180
@rutayirga9180 3 года назад
Amen Amen Amen
@senaittsegay554
@senaittsegay554 3 года назад
Amen amen amen🙏🙏🙏
@ሄዋንየማነ
@ሄዋንየማነ 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@ጐስዐልብየቃለሠናየ
አሜን
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@الا-ظ1ح9ه
@الا-ظ1ح9ه 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዛሓሎም
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 3 года назад
ብጣዓሚ ትሕዝን ከመይ ገሩ ልባ ደፊንዋ ዝንሄ ሩኩሱ መንፍስ ካብዚ አትኪዮ ዝኔኪ ዓዘቅቲ እመ አምላክ ድንግል ማርያም ተጋላግልኪ ሓፍተይ
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 3 года назад
ቃለ. ሂወት. የስመኣልና የቐንየልና. ገን. ወላ. ብሕክምናዊ. አሺ. ትኦሎጂ ድበሃል. ብፍጹም. ከም. ኣነ. ኣይ ኣምነሉን. ኣይቅበሎን. እየ. ይቕረታ. ብፍጹም. ኣይቅበሎን. እየ. ንኣብነት. ስሚ ዕ ትና. ኣብና. ኢልና. ናብ. ሕክምና. ክንከይድ. ከም. ኣነ. ያይከይድን. ስለምንታይ. ናምላከይ. ምስ ፈለትኩዎ. ኩሉ. ስለ. ድበርሓለይ. ሰ ብሓዳር. ንኣብነት ብኸምዚ. ምስምማአ. ድስ እኑ ይሰም ዕ. እየ አዚ. ኩሉ. ካብ. ኣምላኽ. ምርሓቅና. ምኻኑ. አስተውለ. ብጸሎት በቲ. ግቡአእ አግዚኣብሄር. ክንራከበሉ. ድሃበና. ከምዚ. ገርና. አንተ. ተጠ ቂ ምና ኩሉ ሰላም. ይኸውን የሕዝን. ነቶም.የሕዋተይ ኣብ. ሕፍረትኩም. ቁስሊ. ቆሳሊ. ነገር. ደለክ ን ደለኹም. ሕክምና. ተሓቀሙ. ክብለኩም. ይፈቱ. ነተን. ነቶም. የሕዋተይ. ስምዒትና. ኣብና. ምሰበይተ. ኣይተ ሰማማዕ ናን ትብሉ ገን. . መጀመርታ. ኣብ. ትጾ ም ክንጸ ውም ጸሎት ስግዳን. ብዓቕምና. ከምዚ ቕድሚ. ምርካብና ብትጸሎት. አንተ. ጌርናዮ. ብደይ. ካልእ. ማል እ ድግበሩ. ጹዩ ፋት. ነገራት. ኩሉ. ሰላም. ይኸውን. ብፍቕሪ. ይፍጸም ንባዕ ሉ አቲ. ኣፍ. ምስዓም ነውሪ ክንገድፎ. ብፍጹም. ይግባአ ከምዚ. አዛ. ሓፍትና. ትብሎ. ትምህሮ. ደላ. 😭😭😭. ፍጹም. ነውሪ. ኢዩ. በዚ. ድብላእ. አንጀራስ ይትረፋ. አምጀራ. ደይኮነስ. ደም. ብላእ. እዩ. ኣምላኽ. የኢንት. ልቦና. ይክፈተላ. ይክፈተልና. የሕዋተይ ነቲ. ንኸይ. ትርኢ. ኣፍንዋ. ደሎ. ድያብሎስ አግዞኣብሄር. የርሕቀላ የርሕቀልና. ኣምላኽ. ንኹላትና ትኦሎጂ ኣብ. ሕክምና. ናይ. ደቂ. ኣንስትዮ. ኣብ 3 ዓመት. ድግበር. ናይ. ካንሰር. መርመራ. ኣሎ. ክምርምራኻ. ከለዋ. ብሕ ፍረትና እየን. ድምርምራና ገለነገር. መሳርሒ. ገረን. ይፍትሻካ ኣነ. ብዙሕ. ተዓዚበ. ወጺ አ. ብድሕሪኡ. ገን. ክንደይ. ግዜ. ጸዊ አ ናኒ ኣይከድኩን. የሕዋተይ. ኣይንጠራጠር. ጸ በልና. ሰቲ ና አምነትና. ናብ. ኣምላኽ. ይኹን. መላመዲ መውጽ ኢ. ስሚ እተን. ኢና. ንኸውን. ደለና ኣስተወላ. ኣይንደፈን ኣነ. ከይደ. ኣይፈልጥን. ብፍጹም. ካኣ ኣይ ከይድን. እየ. ኣይከድኩን. አንታይ. ኩይነ.ወ ልሓንቲ ኣምላኽ. ይመስገን. ኣይትክዳ. አጻወቲ አናፍስቲ. ኣይትኩና. ሓ ደራንክን ስቕ. ኢልና. ሕራይ. ኣይንበል. ነስተወል. ካብ. ዝወደቕናዮ. ንተንሰእ አቶም. ብሕልሚ. መለሊት. ትጽገሩ. ካ. ሰግድኩም. ደቅሱ. ሽዑ. ጠቕሊሉ. ክገድፈኩም. ኢዩ አዝግዮ. መሓረና. ክርስቶስ. አንዳበልኩም. ስገዱ. ፈትጽሙ. ክተፋልኩም. ኢዩ. አምነትና. ናብ. ኣምላኽ. ይኹን. ኣይንጠራጠር. ነኡ. ኩሉ. ይክኣሎ. ሓጥ ኣ ን ኢኹም. ኢሉ. ደይ. ንዕ ቅ. ኣምላኽ. ውድቅኩም. ኢሉ. ካብ. ምውዳቅና. ደተንሰ እ ኣምላኽ. ኣለና. ክብርን. ምስጋናን. ነቲ. ደይ. ውዳአ. ምሕረቱ. ኣምላኽና. ይኹን
@asterb1274
@asterb1274 3 года назад
መምህር ትህትናካን ትዕግስትካን ደስዩ ዝብለኒ ቃል ህይወት የስምዓልና ዘስተውዕል ልቦና ይሓበና
@aaaa8770
@aaaa8770 2 года назад
ሰባኪ ወንገሌ ካሳሁን ክቡር ሓውና በእውነት ቃለሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ ንኩላትና ዓይነ ልቡናና ይክፍተልና ይርዳኖስ ሓፍትና ትገብሮ ዘላ አብቅድሚ አምላክ ፅዩፍ እዩ አብዚ ሐዚ ግዜ ብዝሙት ኩሉ እዩ ዝወድቅ ዘሎ 🤲❤
@asfahalearaya9023
@asfahalearaya9023 3 года назад
ሰላም ሰባኪ ወንጌል ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይባርክ አጌብ ዘብና ናይ በሃቃ ቃሂዊት የሰማዓልና ቡሩክ ከም አቦና አብራሃም ይግበርካ
@kirostesfahans
@kirostesfahans Год назад
እንካዕ ብሰላም መጸካ ካሳሁን ሓወይ ናተይ ንበረልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሓበካ
@ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ክቡር መምህርና ላኣና ድማ እግዚአብሔር ለስተውዕል እዝነ ልቦና ይዓድለና
@amanberaki4484
@amanberaki4484 3 года назад
Amen hawna
@kgug5875
@kgug5875 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመአልና ክብር ሓወንና እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልብና ይከፍትልና 💔😢
@merrygebrehiwet1520
@merrygebrehiwet1520 3 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ብር ክትብል ተሓጎስ ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና እግዚአብሔር ኣሜን ።
@titiaxmawit9778
@titiaxmawit9778 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና መምህርና ከሳውን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ የብዘሐልካ ንሓፍትና እውን እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልቦንኣ ይክፈተላ ይክፈተልና አሜን ሕቶ ንክብር ሓወይ መምህረ ካሳሃውን ስለ እትበኒ ምክርካ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክትምልሰለይ እውን ተስፋ ገብር ምስ ፍቅረኛካ ብስልኪ ምስዓም ይፍቀድዶ
@ሙሉጓልማርያምፅዮን-አ6ወ
እንካዕ ደሓን መፃእካ ክብር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ብእነት ቃላት የብልናን ንዓካ ዝኮውን ቀፅል ካባካ ብዙሕ ላትመሃርና ኢና👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Milley12356
@Milley12356 2 года назад
ነክብረካን ንፈትወካን ክቡር መምህር ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ካባካ ዝተምሃርናዮ ብዙሕ እየ ክቡረይ🙏
@freweinitewolde2406
@freweinitewolde2406 3 года назад
ቃል ሕወይት የስማዓልና ካሳሁ ሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኩን🙏
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 года назад
አሜንአሜን አሜንአሜን
@SaraSara-xo2xq
@SaraSara-xo2xq 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ሰብ ከይኑ ዘይ ይሳሓሐት የሉብን ግን ካብ ስሕተቱ ዘይ ምትንሳህ እዩ እቲ ሓማቕ ነገር ሰለዚ ንሓፍትና ደስ ዝብል ምክሪ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እምበር ።ኩሉ ተፈቂድኒ እዩ ግን ኩሉ አይጠቅመንን እዩ ይብል እቲ ቅዱስ ቃሉ ሰለ እቲ ቅዱስ ቃሉ እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን
@lemlematsbeha46
@lemlematsbeha46 3 года назад
ኣቤት ትዕግስቲ ትዕድልቲ እዩ ጥበቡ የዓድለና መምህረይ🙏
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
ኣምላክ ሂብካ መምህር ካሳሁን ሓወይ ትሕትና፡ ትዕግስቲ ፡ህድኣት ትዕግስቲ ኢዮብ ይግበረልካ ብሩክ ሓወይ ጸጉ የብዝሓልካ ፡ንጸላኢ ሰናይ ብትሕትና ከም ዝሰዓር ፡ብግብሪ ምሂርካና ኢካ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ድንግል ማርያም ትሓግዝካ ምሳክ ዉን ትኩን ንሓፍትና ከኣ ናብ ልባ ይምለሳ
@haiahh4466
@haiahh4466 3 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረና ደሰ ዝብል ምክሪ እዩ ጸግኡ የብዝሕ ወሰክ ትሕትና ጸጋ አብዝሕ ይዓድልካ ሓፍትና የረደኖሰ እውን መሰተወዐል ልቢ ይፍጠረለ ንኩሉ ግዘ አለወ እዩ አብ ሐደ መዓልቲ ልቢ ክካፍተላ እዩ እግዝአብሔር አምላክ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለልና ንኩላት
@ጋልተዋሃዶነኝ
@ጋልተዋሃዶነኝ 2 года назад
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ፀጉኡ በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡረይ ምክርክሙን ምዓዳክሙን ኣይፈለየና 🙏 ንኣና እውን መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ ብመንገዱ ይምረሐና🙏🙏🙏
@abrahampetros3270
@abrahampetros3270 3 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ከምዚ እንዳበልና እንዳ ተኣራረምና ክንከይድ እዚ ኣነ ዝገብሮ ዘለኹ ብእግዛብሔር ተቀባልነት ኣለዎ ዶ እንዳ በልና ፍርሃት እግዚኣብሔር ብዘለዎ ክንጉዓዝ ኣምላኸ ይሓግዘና ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን መላእክትን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣይፈለየና ኣሜን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣቤቱ ማሓረና ይቅር በለልና ጎይታይ ከም በዝሒ ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረትካ ማሓረና 😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@ከክርስቶስውጪፈጣረየለም
ንሳ ንዝተዘረቦ ነይ ብዕልግና አብ ክንዳአ አነ ብጣዕሚ እየ ዝሳቀቅ በእውነት😭😭
@Endrtaweit
@Endrtaweit 3 года назад
ታይልኪኸ ትኽተልያ ማዓረየ
@ከክርስቶስውጪፈጣረየለም
@@Endrtaweit አነ አይከታተይ ሐፈተይ አቲ መምህር ቆራረፀም ዘመሐላለፈው ቅድም ሐዚ እዩ ምበረ
@sosomsoso7176
@sosomsoso7176 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቂል ህይወት የስመዐልና
@Bereket_Mehari
@Bereket_Mehari 3 года назад
ዮርዳኖስ ነዚ ናይ ጸታዊ ርክብ ብዕምቆት ትምህርቲ ዘይተማሃረቶ ክንሳ ካብ ናይ ፖኖግራፍ ርእያ ትምህር ብምህላዋ ዘይ ቅኑዕ ስራሕ ክትብል ትደፍር ፡ ኣብ ልዕሊኡ ኣጸየፍቲ ቃላት ከም ኣርእስቲ ብምጥቃም ዘይ ስነምግባራዊ ከብላ ይኽእል። ሰብ ትጋጌ ኣለኻ ክብለካ ከሎ ካብ ቀኒእለይ ምባል ኣብ ልዕለይ ዘለዎ ፍቅሪ እዩ ክትብል ምተገባኣ። ኦ ኣቦይ ዝገብርዋ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ኣይትሓዘሎም ክም ዝብል ቅዱስ ቃል እግዚኣብሄር ድማ ናብ ልባ ይምለሳ።
@titihailu058
@titihailu058 2 года назад
Amen amen amen 🥲🥲🥲🥲🥲🤦🏻🤦🏻🙏 libi adena lidya zkefete lbey kfetrley
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 года назад
አሜንአሜን አሜንአሜን
@ተመስገንመድሃኒኣለም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fithawitgere422
@fithawitgere422 2 года назад
Nay bhika
@samerhsamerh9977
@samerhsamerh9977 2 года назад
ቃል ሂወት ይስመዐልና🙏🙏🙏ንስኺ ብጣዕሚ ተጋጊኺ ደፊርኪ ነውሪ ፅያፍ💊💊
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 3 года назад
እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም መምህር ካሳሁን ሓወይ። ንስኹም ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ብምግባር ጌጋ ትምህርቲ ተመሓላልፍ ከም ዘላ ነጊርኩማ ኣለኹም። እንተ ንሳ ግን ነቲ ተግሳጽን ማዕዳን ክትቕበሎ ኣይከኣለትን። እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃበና ንኹላትና። ንዓኹም ግን ብጥዓሚ እየ ዝፈትዎኩም፣ እቲ ምንታይ ብትሕትና ዝተመላእኹም ስለ ዝኾንኩም እየ። ዓስቡኹም ካብ ኣምላኽ ርኸቡዎ።
@salamgabra9724
@salamgabra9724 2 года назад
ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና መምህርይ ብሓቂ ትዕግስት አቦና ኢዮብ ይዓድልካ ሓፍትና ደማ ጽብቅ ዝትሰርሕላ እናመሰላ እዩ ሰአን ፈልጠት እዩ ጠልቅ ኢልካ ሃይማኖትካ ዘይምፍላጥ አዙዩ ጎዳኢ ነገረ እዩ ንኩላትና ናብ ልብና ይመለሰና በቱ ልዑል አምላክና ዝደልዬ መንገደ ክንጋዕዝ በጸግኡ ይደግፈና
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 3 года назад
እንቋዕ ደሓን መጻኩም መምህርና ❤❤ ክብርቲ ሓፍትና ከኣ እቲ ናዓኪ ቅኑዕ ዝመስለኪ ዘሎ አብ ሕብረተሰብና ብባህልናን ይኩን ብሃይማኖትና ቅኑዕ አይኮነን ሓደ ሰብ ትጋገ አለካ ክብለካ ከሎ ድማ ይጋገ አለኩ ድየ ኢልካ ኽልተ ሰለስተ ግዜ ምስ ነብስካ ምልዛብ ጽቡቅ እዩ ካብዚ ወጻኢ ግን አብ ህልክ ዝዓይነቱ እንተአቲካ መጢፊኢኻ እዩ ዝከውን ስለዚ ሕጂ ውን ትምህርትኪ ንሕብረተሰብናን ንባህልና ዝምጥን እንተኮይኑ ጽቡቅ እዩ ምክንያቱ ካብዚ ብዕልግና ወጻኢ ቡዙሕ ትምህርቲ አሎ ዘሎ እንድየ ዝምህር ዘለኩ ክትብሊ ትክእሊ ኢኪ ግንከም ድፍረት ደኣ ከይቁጸረለይ እምበር አብኡ በጺሑ ዝጠፍኦ የለን ወለድናከ መን ሚሂርዎም እዩ አብዚ በጺሖም
@rutayirga9180
@rutayirga9180 3 года назад
👍👍👍
@Mebrahti
@Mebrahti 3 года назад
አቤት ኣምላክ ፈሊካ ዉቃዕ ሣአሊ ለነ ቅድስት ሓፍተይ እንታይ ዓይነት ግብረ መልሲ እቲ ዝሓለፈ ምክሪ ብከመይ እያ ተረዲአቶ ዘላ አጆኪ ቀፅልሉ ዝብሉ ስለ ዘለዉኺ እበር እዚ አዕጋቢ አይኮነን ዘይ ንኡሳት ኢኪ ናብ ዙሙት ዝትዕድምዮም ዘለኺ አምላክ ልቦናና ይክፈተና ንኩላትና ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር ካሳሁን ሓዉና
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረክቱን የብዘሓልካ ኩቡር ሓውና ንዓና ውን ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና ✝️🙏❤️
@ፍሬዩቱብየወንቅእሽቱቅዱስ
በስም ስላሴ ሳጥኖኤል ዓይኒ እውፂኡ ክዋጋእ ሐዚ ሪኢ አለኪ ሓፍተይ ናተይ እግዚአብሔር ልቦናኪ ይመልሲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ተመለሲ ይበሊኪ እንበር ዝሙት እቲ ዋና ሓጥያት ምኮኑ መፅሓፍ ቅዱስ ይነግረና እዩ ጋል አንስተይቲ አይኮንን ዓይና አውፂአ ከምዚ እላ ክትዛረብ ቅንዕ እላ ከማን አትጥምትን እዚ ሕዝክዮ ዘለኪ መንገዲ ግን ማዓረ ክንደይ እግዚአብሔር ከም ዘቆጥዕ ንእሽተይ ሕስብ አብ ስምዕታዊ አይትኩኒ // መምህር በርትዕ ቃል ህይወት የስመዐልና አጀካ መምህር እዚ ነገር ክውገዝ ዘለወ ነገር እዩ ምክንያቱ ወጣት እናጠፈአ ስለ ዝኮነ እና ፈተና ከም ዝፍተነካ ስይጣን ፉሉጥ እዩ ግን ደስ ይበልካ አብ ፈተና ፀጋ ከም ዘሎ አይትረስዕ
@goitomande29
@goitomande29 3 года назад
ጸጋኡ የብዝሓልካ ሓውና ካሳሁን መምህር ትሕትና !!!
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 2 года назад
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና እግዝኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና
@abigre5732
@abigre5732 3 года назад
ዘስተውዕል ልቦና ይሐበና ፍጣሪ 😭😭😭🙏
@lwamberhane9486
@lwamberhane9486 3 года назад
amen amen amen
@bitowrobiwelday7286
@bitowrobiwelday7286 3 года назад
Amen Amen Amen ahbiru nkulna 🙏
@ጣዕምጓልተዋህዶ
@ጣዕምጓልተዋህዶ 3 года назад
አሜን አሜን አሜን እግዚኦ ተሰሃልን
@hiwetandom9336
@hiwetandom9336 3 года назад
Amen amen amen
@hanasami6968
@hanasami6968 3 года назад
Amen Amen Amen 🙏
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
ኣሜን, ብሓቂ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይመስገን 💖🙏🏻ኩቡር ሓውናን መምህርናን ልዑል እግዛብሄር ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 💖🙏🏻🙏🏻🙏🏻እዝግዮ ልቦናና ይክፈተልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💖🙏🏻ኣብየት ክንደይ ትደርቅ እያ 💔😭ልቦና ይሃባ 🙏🏻እንታይ ትብሃል ከምዘላ ግዳ ነቀደም ህድእ ኢላ ዘይትሰምዕ እዉይንሕናስ እዚ ኩሉ መከራ ክወርደና እኮ ብሓቁ እዩ እስኪ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና 💔🙏🏻
@frealem9684
@frealem9684 3 года назад
አሜን ፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚአብሔር 👏ኣቤት ድፍረት 😭😭
@እዮረሳሌምጋልትግራይ
ኣቤት ትሕትና ፀግኡ የብዝሐልኩም ክቡር ኣቦና ምኽርኹምን ማዕዳኩምን ኣይፍለየና ክቡር መምህርና ንዓና ውን መስተውዐል ልቢ ይዓድለና እግዛብሔር ኣምላክ😭😭
@danielmichael9221
@danielmichael9221 2 года назад
ዘስተውዕል ልቦና የሃበና ኣምላኽ መ/ር ካሳሆን ሃወይ ኣጆካ በርጥዕ ካብዚ ዘለኻዪ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
@ኤፍታህወለተትንሳኤ
Egzioooooooooo yikir yibelish gesisto wede betu yimelisish wendime kalehowot yasemalin Amen tsegau yebzahalika Amen Amen Amen
@ኤርትራዊኢየ-ኈ5ዐ
@ኤርትራዊኢየ-ኈ5ዐ 3 года назад
ኦ ኣምላክ ንገብሮን ንዛሮቦን ኣይንፈልጥን ኢይና እሞ ይቅረ በለልና ሓፍትና ቅን ናብ ልባ ይምለሳ ኣምላክና ፡ ኣያናን መምህርናን ከኣ ናይ ዕድመ ኣገልግለተኩም ይባርከልኩም።
@ኤርትራዊኢየ-ኈ5ዐ
@ኤርትራዊኢየ-ኈ5ዐ 3 года назад
ኣያናን ፡መምህርናን ከኣ ኣምላክ ጻዓርኩም ይራኣለይኩም ናብ ልባ መሊሱ ፡ካልኦት ከኣ ካብኣ ተማሂረን ዝምለሳ ይግበሮም ፡ ብምቅጻል መምህርና ከኣ ንስኩም እቲ ትእዛዝ ኣማሓላሊፍኩም ኢኩም እቲ ዝግባኣኩም ገርኩም ኢኩም ዝተረፈ ናታ ምስማዕ ኢዪ ።
@tedros5352
@tedros5352 2 года назад
ክብረት ይሃበልና መመህር ጽቡቕን ለባምን ኣማዓዕዳ ኢካ ኣመሓላሊፍካ እግዚእብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ንዮርዳኖስን ነዓናን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና so thanks so much
@letishebaraki8708
@letishebaraki8708 2 года назад
ብትሕተናኻ ብጣዕሚ የሐጉሰና ፣እነተ ንስኽ እም ዘስተውዕል ልበና ይሃብኺ ዘይምፍላጥኺ ትድፍር ኣለኺ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 3 года назад
ኣምላክ ኣቦይ ንኩሉ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና ልቢ ልድያ ዝከፈተ እግዚአብሔር ኣምላክ ልብና ይክፈተልና 😥🙏
@ተመስገንመድሃኒኣለም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ መስተውዓሊ ልቢ ይፍጠረልና ዔንትናን ልቦናናን ይክፈተልና ህያዉ መድሃኒ ኣለም🙏🙏🙏❤❤👍👍👍👍👍
@muludesta1912
@muludesta1912 2 года назад
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብሓቂ ክቡር መምህርይ ኣነ መግለጺ ይበለይን ዋ ተመስገን እዩ ዓቀመይ “ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበረለይ ኵሉስ፣ ንእግዚኣብሄር እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧” - መዝሙር ዳዊት 116፥12
@egziabherwahsey4715
@egziabherwahsey4715 3 года назад
ቃለ ሂወቱ የስምዓልና Amen ክቡር ሰ/ወ ካሳሁን ሓውና ብሓቂ ከምዚ ዕይነት ዓቅልን ትዕግስቲ ልዙብ ኣዘራርባን ትሑት ርእስን ዩ ዘድልየና ዘሎ ብልቢ ቡዙሕ ይምሃር ኣለኩ ከሲበ ውን ። ኣቢት አወ ከምዚ ዓይነት ትሕትና ወኒንና ተሓላሊና ክንከይድ ክጥዕም ጸጋና ምበዝሐ :ግን ኣብ ዓለም ከክከውን ዘይከል ዩ መስለኒ ዚ ዝራእክዎ ናይ ሓፍትና ድፍረት አንዲና ወኒንና !😭
@Itsme-jb1tu
@Itsme-jb1tu 2 года назад
ፈትያ ዘይኮነ ተታሒዛ ዩ አምላክ ብቅኑዕ መንገዲ ይምርሓያ ንኩሉና መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና 🤲
@askalegebremichael783
@askalegebremichael783 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የሰመዐልና እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ነመስግን
@hdjgei9837
@hdjgei9837 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህር ልብና ይክፈተልና ኣግዚኣብሔር አምላክ
@saraabdulla7163
@saraabdulla7163 2 года назад
መምህርና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ካሳሁን ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ንሳ ካኣ ንነብሳ ትሕሰበላ እምበር ካሊእ አይኮነን ሓፍተይ ትሰምዒ ተሊኪ ኩሉ ሓላፊ እዩ እሞ ካኣ ዝሙት ዝምህር ት/ቲ ናመሃርክስ ንእሽቶን አይትስከፍን ኢኪ በጃኪ ክንደይከ ትደፍሪ ኢኪ በስመአብ ሓደ መዓልቲ ይህሊ ይኮን ልቦናኪ ዝክፈት
@brktiweldeslase5441
@brktiweldeslase5441 2 года назад
Egziabiher nay agelglot zemenka ybark thtnakan snesratkan btaemi des zblyu bruk hawey ❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻⛪⛪⛪
@asmarino1520
@asmarino1520 3 года назад
ኣቤት ድፍረት ይቕረ ይበለልኪ ባዕሉ ።እዋይ ድፍረት ።
@saramohammed4239
@saramohammed4239 3 года назад
ኣቤት ድፍረት ይቅረ ይበለልኪ ባዕሉ እዋይ ድፍረት
@hiwetandom9336
@hiwetandom9336 3 года назад
Nay bheki
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 💔😢🤲
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 года назад
አሜንአሜን አሜንአሜን
@ngsti8856
@ngsti8856 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልካ ንዓናውን መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና አግዚኣብሔር ኣምላኽና
@zainazaina2750
@zainazaina2750 3 года назад
ብሓቂ መምህርና ትዕግስቲ ዓስቢ ኣለዎ ሓፋትና ይርዳኖስ ደማ ከምዝይ ዓይናት ኣየድልየናን ክንሰምዖ እካ የሕፋረና እም ልቦና ይሃባ ዋ
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 года назад
ሰለ ምን ድነው እምትሰራው እኔ እኮ አላየሁትም
@asmeromgebrebrhan6515
@asmeromgebrebrhan6515 3 года назад
ጽቡቕ ምክሪ ምምህር ሓውና ቃል ሂወት የስመዓልና። እዛ ሓብትና ናይ ምስማዕ ጸገም ኣለዋ ንስኺ ከማን ዕድለና እኪ ዝግስጠኪ ሓዊ ረኪብኪ Thanks በልዮ ንሓውና መምህር
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
አቤት ድፈረት እግዚአብሔር ይገስፅኪ ክቡር መምህር ትዕግስትኻስ ዝገረም እዩ
@axumawitgatsyon6202
@axumawitgatsyon6202 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ንሓፍትና እውን ናብ ልባ ይምለሳ
@ዘይከምግብረይ
@ዘይከምግብረይ 3 года назад
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤት ታዓድልኩም ዓቅልን ትዕግሰትን ትሕትናን ንሓፍትና እውን ምሰትውዓል ይሃባ /ና እግዚአብሔር ኣምላክ ፅቡቃ ዝፀላእኩምላ መሲልዋ ተጋግያ
@Milley12356
@Milley12356 2 года назад
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብር ኣቦና
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ
አቤት ክንደይ ከ ትድፍረ እያ አምላክየ ሆይ ይቅረ በለልና ዓይኒ ልቦና መሰተወዐል ሃበና ብሓቂ ፀጉኡን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ክቡር መምህርና አቤት ብትሕትና አማላልሳ🙏
@tiblestgebreyesus3115
@tiblestgebreyesus3115 2 года назад
Aygermm Azia si nbeyna
@manetsgabahaidu8336
@manetsgabahaidu8336 2 года назад
ብሓቂ ደስ ዘብል መልሲ ትሕትና ዝመሎኦ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ልኣናውን ዓይነ ልቦናና የብረሀልና እግዚኣብሔር🙏🙏🙏
@saminataniam28
@saminataniam28 3 года назад
ወንጌል ማቴዎስ 18 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹⁵ ሓውካ እንተ በደለካ፡ ኪድ፡ ንስኻን ንሱን ኣብ በይንኹም ግንሓዮ። እንተ ሰምዓካ፡ ንሓውካ ረባሕካዮ። ¹⁶ እንተ ዘይሰምዓካ ግና፡ ብኣፍ ክልተ ወይስ ሰለስተ ምስክር ኵሉ ነገር ኪጸንዕ፡ ሓደ ወይ ክልተ ምሳኻ ውሰድ። ¹⁷ ንኣታቶም እንተ ዘይሰምዖም ከኣ፡ ንማሕበር ንገራ። ነታ ማሕበር እንተ ዘይሰምዓ ግና፡ ከም ኣረምን ከም ተጋውን ርኣዮ።
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክብረተይ
@ሳምሪ
@ሳምሪ 3 года назад
ብስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ እሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህረይ ትሕትና ዝመልኦ ግብረ መልሲ ፀጋኡ የብዝሐልካ ነይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ሰላምካ ይብዛሕ 👏👏👏 መስተወዓሊ ልቦና ይዓድለና እንታይ ዓይነት ሕልና እዩ ዘለዋ ግን ስድራይ ከነድየሉ ትብል እሞ ጥዑይ ትምህርቲ ሲኢናስ ን ገንዘብ ኢላ በሕዋታ ተሽቅጥ እሞ ንርእሳ ኣይትብል ምስ ኣዕራብ ክትዋዳደር ምሕረት የውረዱ👏👏👏
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
ገዛ ከፊታ ዘይትሰርሕ ተደልያ ኣብ መስመድያ መጺኣ መናእሰያትን ኣዋልድን ከተባላሹ እዩ ጻዕራ
@ተመስገን-ጰ7ጸ
@ተመስገን-ጰ7ጸ 3 года назад
ክንዲ ኣምላክ ይቅረ ይበለለይ የቅንየለይ ትብልስ ሸይጣን ክንደየናይ ገዚእና ከም ዘሎ ክንርዳእ ይግባእ ኣምላከይ ብመገድካ ምርሓና መምህረይ ቃል ህይወት የስመዐልና
@genettewelde7944
@genettewelde7944 2 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna memhrnan hawnan nhaftna ka zestewel ayne lbona yadla egzieabhier
@awetashebr9167
@awetashebr9167 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ንስኻ ዕንቓዕ ነገርካያ ትርዳእ ኣይትመስልን እያ እግዝቢሄር ኣምላክ ባዕሉ ይግንሓያ
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
@shewitghirmay8039
@shewitghirmay8039 3 года назад
ብ ስም ኣ ብ ን መንፈስ ቁ ዱስን 🙏🙏 ከምዚ ጌርካ ምማድካ አግዚኣብሄ ር Q ግ ኡ የብዛሓካ ድያ ቆነይ ብታም ፀ ቡቕ አዩ ሓፍተይ መዓረይ ናብ ልብኺ ተመለሲ ኣይትጋገይ ትምህርቲ ኣይኮነን አዚ ናይ ጋ ንን ትምህርቲ አዩ አዚ አስግዮ ኣበይናይ ዘመን ኢ ና ቤትጽ ሕ ና 🙏😭😭😭
@ደስታነኝየሐየቲናፊቂ
መምህርየክብርለባምመስተዋዐሊእንቃዕ ንወርሐዊ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ብሰላም ኣብፀሐና ረዲአታን ኣማላድነታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቶስ ይኹን ሰላም ሃገርና እንሰምዐሉ ድምፂ ወለድና እንሰምዐሉ ይግበረልና አሜን ፫ በስመ አብ ይርዳኖስ ሐፍትና ናብ ልቢኪ ተመለስ ናይ ምድር ነገር ጠፊእ አዮ ናይ ዘላአለም ህወትኪ የሐሸኪ አ አምላክይ ይቅር በለልና
@alfagalalfa3831
@alfagalalfa3831 2 года назад
Ameññn ye,ente lbonana kifetelna fetari,blbina kinriey hagzena 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ለሚ አዋልድ ዘለና ሊበና ይክፈተልና እግዚኦ እዩ ዘብል💔😢
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 года назад
አሜንአሜን አሜንአሜን
@naodnaodi3344
@naodnaodi3344 3 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻካ መምህር ካሳሁን 🙏 ብምቅጻል ከምቲ ወንጄል ዮዉሃንስ ዝብለና ንሓደ ሰብ ሰለስተ ግዜ ተዛረቦ ካብኡ ንድሓር ከኣ እቲ ሰብ እንተደኣ ኣቢካ ካብቲ ሰብ ንስካ ርሓቅ እቲ ምንታይ እዚ ሰብ ብጣዕሚ ፍንፉን ስለ ዝኮነ ንዓካ ከኣ ናብ ናትኡ ከይእትወካ ካብኡ ርሓቅ ይብለና ክብርን ምስጋናን ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኤልሻዳይ ኣምላክና ይኩን ስለ ቃላት ከሉ ኣሜን 🙏 መምህር ካሱሁን ከኣ በቓ እዛ ሰብ እንተደኣ ኣብ ጌጋ መንገዲ ክነብር እየ ኢላ ግደፋ ኢካ ኣብ ደረጅኣ ከይተዉርደካ🙏
@lave9644
@lave9644 3 года назад
ብሓቂ ምሉአ ትሕትና አግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀገኡ የብዛሓልካ ክቡር መምህርና 👏👏👏
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 года назад
ንመምህር ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ንየርዳኖስ ካኣ ዓይኒ ልቦናኺ ይኽፈተልኪ ኣሜን
@meharino1957
@meharino1957 3 года назад
ብእምነትን ብመንገዲ እግዚኣቢሔርን ትኸድን ትኣምንን እንተትኾኒ ከምዚ ዓይነት ብዕልግና አይምዘርጋሕክን።
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 года назад
ምሱልይነት ዝረባ እንድያ ትዛረብ ዘላ እንበር ኣበይ ናይ ምዕራፍ መጽሓፍ ቅዱስ እየ ብዙሙት መሃር ዝብል ወይ ብብዕልግና ብልጽግካ ትረአ ዝብል ከማካ ይብዙሑ መስተውዓሊ
@נדרהבטה
@נדרהבטה 3 года назад
እግዝኦ መሃረኒ ኽርስቶስ ሐብተይ አመና ደፋርኪ እግዛአብሄር ዓይነ ልቦናኪ ይኽፈተልኪ
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 года назад
ኣቤት ድፍረት ኣይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ ሓፍትና ዮርዳ
@gaema9673
@gaema9673 3 года назад
Btsaemi ❤️🎚❤️⛪❤️🕎
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 3 года назад
ንኩለና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና እግዝኣብሄር ኣምላክ
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን በስመ ስላሴ ክትደፊር ዋእ ከምዙይ ገይራ ክትምልስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ መምህረይ ዘለቲ ዝሃብኩምና ትምህርቲ ቃል ህይወት የስመዐልና
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 3 года назад
ዮርዳኖስ ሓፍትና ህድእ ኢልኪ ሕሰቢ ዝያዳይ ብስምዒት ኣይትኺዲ ብዙሕ ትደፍሪ ዘለኺ ይመስለኒ ።
@weyniftuwi6920
@weyniftuwi6920 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna hawna ,Eigzabiher amlak tsegeu yebzehalka
Далее