Тёмный

ግዝፊ ከብዲ ንምጥፋእ - 3 ቀለልቲ መገድታት  

Dr. Sharon Woldu
Подписаться 169 тыс.
Просмотров 392 тыс.
50% 1

#bellyfat #eritrea #tigray #ጥዕና

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 826   
@solomonkaleab5042
@solomonkaleab5042 Год назад
ክንደይ ተዓዊቱ ኣቦይ ወልዱ ዋዕሮ ጓል እምበር ብሓቂ ወሉዱ ቃላት ኣፋ ጥዑም ካብ መዓር ይምቅር ደኺመ ከይበለት ንህዝባ ትመክር ፍልጠታ ከተካፍል ፍጹም ዘይተደሕርሕር ህዝባ ንኺረብሕ ብዙሕ እያ ትጽዕር። Ezi wn kwhdeki Dr Sharon.
@ees988
@ees988 5 месяцев назад
Bhaki
@ove6164
@ove6164 Год назад
ኣምላክ ኣብ ልዕሊ ፍልጠት ፍልጠት ይወስከልኪ🥰 Thank you💙
@kisanetdawit9997
@kisanetdawit9997 Год назад
Nay bhaki
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 Год назад
⭐⭐⭐🌟ምቅርቲ ፍጥረት ናትኪ መደብ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዩ "ቀጽልዮ።🎖🥇🏅
@hussienlilish8858
@hussienlilish8858 Год назад
ቧቧ ከዕሊለካ ጸባሕ
@fitsumberhe
@fitsumberhe Год назад
ዶ/ር ሳሮን !!! ሰላም ሓጺር ዘየሰልቹ- ስለ ፍልጠታዊ - ብሩህ ኣገላልጻ -ኣዝዩ ጠቃሚ ትምህርትኪ ብልቢ የመስግን ። ንሰማዕቲ ድማ ሸር ላይክ ሳብእስካራይብ ኣይንሕመቅ ።
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 Год назад
ብዙሕ እየ ዘመስግነኪ፡ ግዜኪ ሰዊእኪ ነዓና ዝጠቅም ቪዶ ብምስራሕኪ። ጎይታ ይባርከኪ!
@gmai-de
@gmai-de Год назад
ዶክቶር ሻሮን ሎሚ በታ ናተይ ሽግር መጺኪ ብጣዕሚ የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልኪ
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 4 месяца назад
10sab eye zebelee ab mealti. Halifeka do?
@user-iw7er9hb5y
@user-iw7er9hb5y Год назад
ዶክተር ሻሮን አዚና ኢና ነመሰግነኪ ክብርን መጎሰን ናዓኪ
@elihomabselom19
@elihomabselom19 Год назад
ሰላም ዶር.ሻሮን ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ እንዳ ተመነኩ ሕቶይ ክኣቱ ዝሓለፈ ወርሒ መርመራ ናይ ደም ገሬ ነይረ Tuberculose (ዓባይሰዓል) ኣብ ደምካ positive ኣብ ሳንቡእ ግን Negative ተባሂለ,ሕጂሲ ናይ ደም ጸገም የብሉን ኢሎሙኒ ብዘይ ዝኮነ መድሃኒት ኣለኩ እሞ ብዛዕባ እዚ ሕማም መብርሂ ክትህብና ብትሕትና ምስ ሙሉእ ኣክብሮት ብትሕትና ይሓተኪ Thanks.
@luwamteklom5507
@luwamteklom5507 Год назад
ብዛዕባ stretch mark ኣብ ኣካላትና ዝወጽእ ኽኣ'ባ ገለ ካብ ፍልጠትኪ ኣካፍልና ክብርቲ ዶክተር 👩‍⚕️
@naylbeykulunmenkneger8957
@naylbeykulunmenkneger8957 9 месяцев назад
Wala Ane dela nare nay stretch mark
@asmerabelojomen3044
@asmerabelojomen3044 Год назад
ዶክተር ሻሮን ሽኮሪና ንእትህብና ትምህርቲ ብጣሚ ጠስሚ ዝኮነ ጠቃሚ ዘየሰልቹ ሓጋዚ ብጣሚ ኣገዳሲ ኢዩ። ብልቢ ከመስግነኪ ኣብ ትነብርዮ ቦታ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓልውኪ ሰላም ወ ሰናይ ይምነየልኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ካብ ጀርመናውያን ዝበለጽኪ እንኳዕ ናትና ኮንኪ ክብርቲ ሓፍተይ God be with you
@yorusjosi2509
@yorusjosi2509 Год назад
ናብ ስደት ካብ ዝወጽዕ ካብዚ ፌስቡክ ይኩን ዩቲብ ወላ ብጌጋ ይኩን ጥዑይ መደት ዘለዋ ጋል ኣንስተይቲ ሪኤ ኣይፈልጥን ሎሚ ግን ከም ከለ ክብል ኣብዛ ዩቲብ ኣቲየ ጥዕይቲ ሰብ ጥዑይ ትምህርቲ ዝብላዕ ደስ ዘብል ቃላት ዘለዋ ጋል ሪኢየ ዕድመ ይሃብኪ ጽብቅቲ ሓፍተይ ወላ ኣከዳድናኪ ደስ ዘብል
@habenshishay4973
@habenshishay4973 Год назад
ዶክተር ሽኮር ንስክስ ሃልዊ ደኣ ኩሉ እተቅርብዮ መሃሪ ቪድዮታትኪ ብዘይመጠን ዝነኣድ እዩ ውፍይቲ ግድስትን ኢኺ እሞ ኣምላኽ ጸጋኺ የብዝሓልኪ ❤❤❤
@fyori-
@fyori- Год назад
can you please make one video for us about your story time how do you become a Doctor it might help young students 🥰 like my comments if you agree pls
@ees988
@ees988 5 месяцев назад
It will be very encouraging for our young children. Pls Dr. Sharon share your testimony. You are role model for our children ❤
@letishrim30
@letishrim30 Год назад
ብጣዕሚ ትገብርዮ ዘለኪ ንሕብረተሰብ ዓቢ ሓገዝ አዩ ቀጽልዮ ጎይታ ብርኽ የብልኪ ኣነ ቅድሚ ኣብ ከቢድ አስትረስ መጼኡኒ ብቅልጡፍ ልገጅፍ ጾግሪይ ክሽይብ ኬኢሉ ጸገማተይ ከለሊ ምስ ከኣልኩ ቁርብ ክቅንስ ከማኪ ዝበሉ ክከታተል ምስ ጀመርኩ ክሓሽ ኬኢሉ አምበር ሙሉአ ብሙሉአ ክገድፈካ ከባድ አያ
@yohannesabraha5711
@yohannesabraha5711 Год назад
ዝጠቅም ሒዝክልና መጺኪ የቀንየልና 🌺🌸
@user-su5qm3te8w
@user-su5qm3te8w Год назад
ብጣዕሚ ሓሪፍ ዶ/ር ሻሮን ብዛዕባ ሕማም ጮጎራ"ኸ? ብከመይ ንድሕን ንኽእል ብዘይካ ሕክምና ምኻድ?
@nigastialan8316
@nigastialan8316 Год назад
Thanks for important information if you drink 3 time coffee, tea ....
@simontekle4444
@simontekle4444 Год назад
Btamy eya zfnki slty tgbryuo so tnx mor Dr
@hosaena6740
@hosaena6740 Год назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ክብረት ይሃብኪ ዶክተር ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ቀጽልዮ ። ናሕና ተከታተልቲ ክኣ ሳብስክራይብን ላይክን ገርና ነተባብዓያ ንዓና ኢዩ እቲ መክሰብ ።
@user-vi4ki1iw4g
@user-vi4ki1iw4g Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍልጠት ኣብ ርእሲ ፍልጠት ይሃብኪ ዶክተረይ የቀንየልና 😘😘🥰🥰
@senaitembaiye645
@senaitembaiye645 Год назад
ንፍዕቲ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Shitameror
@Shitameror Год назад
ከብዶም ዝገዝኦም ዓዲ መጺእና'ባ : ከበሮ ካህናት መሲሉ ከብድና ክብርቲ ሓብትና ዶ/ር ሻሮን ::
@Abc-zl6ts
@Abc-zl6ts Год назад
😂😂😂😂😂😂😂😂 አነስ ናብ ዝብኢ ተቀይረ
@Adina809
@Adina809 Год назад
Gobez እዋይ ስሐቅ ቀቲልካና ኬፍ አለካ
@regatghebrehiwet6842
@regatghebrehiwet6842 Год назад
Kebdka ketetfe entedelika kelil megedi alo
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 4 месяца назад
ሰይሓሰብክዎ ሲሒቀ😅😅😅😅
@semharghide9101
@semharghide9101 Год назад
ሰላም ዶር ሻሮን ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ በዚ ተቅርብዮ መደብኪ መሃሪ ብጣዕሚ ነመስግነኪ :: Keep it up
@sabaabraha6621
@sabaabraha6621 Год назад
Wow you are amazing dr Sharon my smart Eritrean sister proud of you ! Thank you for all your educational teaching you are an asset to our community especially your teaching is easier to understand since it’s in our own language 🙏👌
@selamawitluel8987
@selamawitluel8987 Год назад
Merhaba D,Sharon haftna kemey kenik?Mkrti ftrett medebatki fluy eyu aziu maharn hanatsn ketslyo btami eyu ztekmena yekenyelna mkrti haftna edmen tenann yhabki tsbti brhan getsa.
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 3 месяца назад
እውነት❤❤❤
@Matiwes
@Matiwes Год назад
ክንፍትና ኢና ሳሮን ሓብተይ ቁመተይ 187መትሮ ክብደተይ 110ኪሎ ዕድመይ 34 ዩ ስለዚ ምስቲ ቁመተይ ዕድመይ ክጻወሮ ዘይክእል ክብደት ኣለኒ ማለት ድዩ ማለት ብዙሓት ሰባት ምስ ቁመትካ ዕድሜኻ ክብደካ ካኣ የታኣሳስሮዎ እዮም ብዛዕባ እዚኣ ገለ መብርሂ ዘይህብና
@rackygalerey
@rackygalerey Год назад
Herberlife jemir hawey ab ራኢ ጥዕና fb ኣቲኻ check it
@tesfutesfu4328
@tesfutesfu4328 Год назад
ከየመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን።ቀጺለብዛዕባ ተምላስን ቅርጸትን እስከ ገለ በልና
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 Год назад
ዶር.ሻሮን ከም ዲቦራ ንስኺ ኣእምሮኺ ብሩኽ እዩ። ብመሃሪ ትሕዝቶታትኪ ብዙሕ ኢና ንመሃር እሞ ዘመንኪ ይባረኽ
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ዶክተር ሓፍተይ , ብተቅርብልና መደብ ኣዚና ዕጉባት ኒና ክብረት ይግበኣኪ ዩ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፡ ሕቶ ኣለትኒ እግረይን ኢደይን ሲ ብጣዕሚ ዝሑል ( በረድ ) ብፍላይ ድማ እግረይ ክድቅስ ከማን ኣይክእልን ኩሉ ግዜ በረድ ካልሲ ጌረ ይድቅስ ወላ ኣብ ሳመር ፡ድሓር ግን ለይቲ ብጣዕሚ ሙቀት ይገብረለይ ፡ብዘይ ካልሲ ድማ በረድ ብጣሚ ዝሑል ይከዉን ካብ ምንታይ ይከዉን ፡ መሳርሕተይ ሰራዉር ደምኪ ጽቡቅ ኣይሰርሕን ኣሎ ማለት ዩ ክሳብ ጫፍ እግርክን ኢድክን ይብሉኒ ሓቅነት ኣለዎ ዶ ከ ይከዉን ፡ሓፈሻዊ ግን ኣነ ብጣዕሚ ቆራሪት የ ብፍጥረተይ ቁሪ ዝበሃል ኣይጻወርን የ ፡ኣደይ ዉን ከሙ ኔራ ። ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር ፡የቀንየለይ
@elsag2834
@elsag2834 Год назад
ዳክተር ሻሮን ተባረኪ❤️🙏❤️💐❤️!!
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
Please Dr. Sharon keep it up I think people can learn a lot from your presentation. Please make one special presentation on intermittent fasting and it's advantages .
@henosaraia4207
@henosaraia4207 Год назад
If you want to know about intermittent fasting, I would recommend you to watch sadhguru's videos
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
@@henosaraia4207 Thank you for your information, I will see the video you recommend.
@redflawer9043
@redflawer9043 Год назад
ክብርቲ ዶ/ር ብጣሚ ጽቡቅ ትሞህርቲ ብትህብና ኣስተምህሮ ብጣሚ ነመስግነኪ ኣጆኺ ቀበጽልዮ
@kb2297
@kb2297 Год назад
Haftey nay mada eba srhlna
@kasay67
@kasay67 Год назад
ጽቡቅ መደብ፡ዓድን ጥዕናን ይሃበልና ዶ/ር ሻሮን።
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 Год назад
Agree 💯, best one is Do Not Snack ! And fast very Wednesday and Friday 😊
@mebrahtuabay4339
@mebrahtuabay4339 Год назад
❤🇪🇷🇪🇷 ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ
@millionkubrom7961
@millionkubrom7961 Год назад
ኣቲ ሺኮሪና ሓፍተይ ንሕና ኤርትራዊያን እንታይ ስብሒ ኣለና ኢልኪዮ ኢኺ ብዝኮን ጽቡቅ ትምህርቲ keep going
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m Год назад
ክክክክክክ ክንደይ እባ ኣላ 100ኪሎ ትምዘን ክክክክ ክክክክክ ኣብ ስደት ሓቂ ይሓይሽ ኩልና ጎዲልና ንከዉ ኢና ክክክክ
@yonashaile2558
@yonashaile2558 Год назад
ክብርቲ ሀፍተይ ካብዚ ዝበልክዮ ቡዙህ ዝከታተልክዎ ንከብዲ ንከጥፍእ ግን ከብዲ ብጣእሚ ተሸግረ አለኩ በጃኪ ዶክቶር ክትታሀባብርኒ ፈትኒ በጃኪ ናይከብዲ ጸገም አለኒ
@almazweldu3914
@almazweldu3914 Год назад
እዝገሔር ይሃብኪ 100% አነ ክገብራ እየ ዉጺኢታ ኻአ ክነግረኪ እየ ልክዓ እዛ ትብልያ ዘለኺ ሎሚ አጋጢማትኒ ምስብ ተዛሪበላ ስቅ ኢለ ይበልዕ አለኹ እንዳ ተዛረብኩ አጋጣሚ ሰለ ዝራኸዋ እዛ ቪድዮ ብሐቂ ታሐጊሰ ዝያዳ ተብዕ
@sofimed7056
@sofimed7056 Год назад
Dr Sharon hto neratni bkemzi zbelkyo agebab mizaney kegudl ydeli alku gn gal 5 werhi xeba tray ttebu hxan alatni ab semun 4 gze nmalti hansab endabelku kbdetey kkns eye . neta hxan xeba nay ade kwhda ykel do??????
@Tesfaygebray-sg6od
@Tesfaygebray-sg6od 8 месяцев назад
ኣነ ክሓተኪ ደሌ ዘለኩ ዶክተር ሳሮን ሓፍተይ ከብደይ ገጂፍ እዩ ብዙሕ ኣይበልዕን እየ ክበልዕ ከለኩ ክኣ መዓልታዊ ጸባዕሹግ, ባንን እየ ዝበልዕ, በሊዐ ኣይበሊዐ ስቅ ኢለ የጉስዕ ከብደይ ክኣ ይንፋሕ ኣብ ሽቃቅ ኣቴ ዋላ ወጼ ጥራጥ ኣየቋርጽን እየ
@senaitkidane9318
@senaitkidane9318 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@yodityodit1455
@yodityodit1455 Год назад
Doctoreyyy btaemi eina nemesgneki egzabeiher mleu tena yhabki brkti haftey ክሓተኪ ብዛዕባ ምርጋፍ ጸጉሪ ገለ ባ በልና አታይ ዓይነት ክንጥቀም ንከአል
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
Hi Dr. Sharon woldu, thank you a million times. I am a witness for your presentation. My weight was 198 pounds by changing my lifestyle to two times a day eating habit I lost 40 pounds. I become free from tones health issue problem
@bethelihemdebesai1014
@bethelihemdebesai1014 9 месяцев назад
U only way twice a day and wz no exercise u lost weight? Could u please clarify
@hailayhaftay2075
@hailayhaftay2075 Год назад
ብመጀመርታ ሰላም ዶክተር ኣነ ሕቶ ኣለኒ ካብ ቦርጫማት ብላዕሊ እቶም ቀጠንቲ ይበልዑ እሞ ሐዚ ንምንታይድኣ ዘይረጉዱ ይብል
@hiritikiflu1408
@hiritikiflu1408 Год назад
Mkrti kabaki bzuh ena nmehar kulu tserhyo yketatelo eye .hatsirn ntsurn zkone tmhrti. Edmen tenan naki yekeniyeley zhabtey
@Dianayosief
@Dianayosief Год назад
I’ve been trying to tell to all my friends that are struggling with weight loss.Thank you for bringing it up,I’m sure you’re helping lot’s of people. I wish I can give you more than one subscription.
@RAPHAELHAILE-of3go
@RAPHAELHAILE-of3go Год назад
The same feeling here! I wish I can give her more one subscription too!!
@tsgabangesom5715
@tsgabangesom5715 Год назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በቲ ትህብና ትምህርቲ፡እቶም ቀላጽምናን ዳንጋናን በትሪ መሲለን ዘለዋ፡ ሚዛን ክንውስኽ ንደሊ ሰባት ከኣ በጃኺ ገለ እስከ በልና 😂😂😂 ናይ ብሓቀይ እየ፡ ዋዛ ምስ ቁምነገር እዩ።
@akliluhaile1498
@akliluhaile1498 Год назад
ሓፍተይ መግቢ ክልተ ግዜ ኣብ ማዓልቲ እየ ዝበልዕ ንግሆ ምሸት ምሳሕ ዝብሃል ተመሲሐ ኣይፈልጥን እየ እንተ ኾነ ግን ሻሂ ዳርጋ ክሳብ 4-5 ግዜ ይሰቲ እየ ስለዚ ሻሂ ኸ ሳዕቤን ኣለዎ ድዩ ገጂፍ ኣይኮንኩን ምናልባት ብሕጂ ግን ከይሰብሕ ንኽጥንቀቅ
@kibromghirmay4389
@kibromghirmay4389 Год назад
ዶክቶር ሻሮን የቐንየልና ሕቶ ኣለኒ ሓደ ዶክቶር ናይ ፈረንሳ ክብል ዝሰማዕክዎ ሲ 10 ማዕልቲ በዘይ ድቃስ ተጽውኒሕና ክንመውን ንኽእል ኢና ኢሉ ኣብዚኣ እታይ ሓሳብ ኣላትኪ
@fkriyhshenatv5461
@fkriyhshenatv5461 Год назад
መቐርተይ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ.
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 Год назад
የቀንየልና ሓፍትና ዕድመ ይሃብኪ። እንጀራ ግን ኣነስ ከብዲ ንምግዛፍ ተበራትዕ ኮይና ትራኣየኒ። long live saron sister,
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Год назад
🌹🌹💪💯💯💯💪💪🥰❤️❤️❤️❤️❤️👌🇪🇷👍ጽቡቅ ትምህርቲ ዶከተር ሻሮን👍💐💐💐
@elenmengustu1372
@elenmengustu1372 Год назад
ሰለስተ ኣገደስቲ ሰለ ዝበልኪ ቀዳመይቲ ከምዚአን ከምዚአን ካልአይቲ ከአ ሳልሰይቲ ከአ ኢልኪ ብ ቀደም ተኸተል እንተዝግለጽ ርዲእ ምኾነ ክብርቲ ሓፍቲ የቐነየለይ
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 5 месяцев назад
የቐንየልና ዶ/ሻሮን ኣገዳሲ ዛኦባታት ኢኪ ተቕርቢ ነድንቐኪ ቀጽልዮ ጽቡቕ ስራሕ፣ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኪ። ብብዝሒ ዓቐን መግቢ ምብላዕ ንርዶኦ ዝ ነበርና ዋላ ይኒኣስ ብተደጋጋሚ ምብልዕ ግን ሳዕቤን ከም ዘለዎ ተረዲኢና።ጽቡቕ ትምህርቲ ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ።
@MichaelHagos-dz7jz
@MichaelHagos-dz7jz Год назад
ኩሉ ስርሓትኪ መገለጺ አብ ህዝብኺ ዘለኪ አኽብሮት እዩ ቀጽልዮ። ዕድመን ጥዕናን ይምነይልኪ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 3 месяца назад
I have respect to you dear doctor ❤. From Tigray
@idrissusman4497
@idrissusman4497 Год назад
Thanxxx D.r Sharon 👌👌👌
@yaruhelsa3483
@yaruhelsa3483 Год назад
ሰላም ዶክተረ ኩሉ ጊዘ ታቅርብዮ መደባትኪ ብታዕሚ ጸቡቅ መሃሪ ኢዩ ንፍዕቲ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ አዚ ቡን ምስ ለይሙን ሓዊስካ ጽብቅ ኢዩ ከብዲ የትፍአ ኢዩ ይበሃል ሕቅነት ኣለዎ ድዩ
@hiwetabalem7364
@hiwetabalem7364 4 месяца назад
Sharoney Enqae Eritrawit konki 😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrean3975
@eritrean3975 Год назад
Hi Dr. Sharon, I like how you simplified loosing body fat. I am sure for any one who followed ur advise they will lose weight, since less calory equals to less weight. However, when we prolong the time between our meals the first thing we lose is our muscles; and then later our body proceeds to using our stored fat. Although it's more complicated to follow it's rather advised to eat frequent small portions every few hours as opposed to 2 or 3 big portions a day.
@Tiqqa
@Tiqqa Год назад
ጽቡቅ አገላልጻ ፧ አብውሑድ አዋርሕ ኸ ብዙሕ ኵሎ ምቅናስከ ሳዕቤን አለዎ ዲዩ
@luwamteklom5507
@luwamteklom5507 Год назад
Thanks doctor sharon aziye eye zdnqeqi
@habtekifle517
@habtekifle517 Год назад
D/sharon yeqenyelna sle ti kulu thbna tmhrti. Edmen tienan yhabki fetari.
@Gablatv1966
@Gablatv1966 Год назад
ክብሪ ይሃበለና ዶክቶር...
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Год назад
ዘለኪ ምልኪ ኣብ ቃንቃ ትግሪኛ ብጣዕሚ ዘሐጉስ ኢዩ :: :: ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐኪ ::
@Maigif37
@Maigif37 Год назад
ሰላም፡ የቕንየለይ ጽቡቕ ኣቐራርባ። ሎቑመጽመጽ ትብል ቃል ፈትየያ፡ ጽቡቕ ኣስተምህሮ እዩ። ዘይሕሰብ መግቢ እንተበልኩ፡ ጥዓሞ እንዶ ናይ ሓደ ማዓልቲ እንታይ ከይገብረካ ዝብሉ ሰባት፡ እንተዝሰምዕዎስ ክንደይ ኮን ካብ ቆዮቃውን ምዳሓና ኔርና።
@saeedsaad7481
@saeedsaad7481 4 месяца назад
Thank you so much DR for giving us many lessons without payment really We proud of you we need more and more go ahead many people are learning from your lessons
@torrestessamream1767
@torrestessamream1767 Год назад
Hallo Dr sharon , hanti heto neratene bezaba lemin mes bun gerka xebuk eu zebehal neger entai mebelkena gel hanti Video entteserhelnas xebuk neru. Tankes
@yohannesatsbaha1796
@yohannesatsbaha1796 Год назад
ዶክተሪ ይመችሽ የእኔ መድኃኒት
@AhmedAbdulkadir-wj5se
@AhmedAbdulkadir-wj5se Год назад
ሓደ ካብ ኣድነቕትኺ እየ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርትን ኣቀራርባን ኣገላግጻን
@aradom344
@aradom344 Год назад
You are intelligent and beautiful. Thank you!
@tekhlaymanna2618
@tekhlaymanna2618 Год назад
Thank you so much for raising this topic. I have spoken with friends and our community. But people are not in position to hear and implement. This is very crucial for our wellbeing
@ferejmahmoud6581
@ferejmahmoud6581 Год назад
መደብኪ ናይ ባሕቂ ጽቡቕ አዩ, ዶክትር ሻሮን ናይ ኦፕትዙም ሕማም, ዘሎዎም አንተ ተቅርብልና ጽቡቕ ኔሩ ❤️❤️
@gmanyem1057
@gmanyem1057 Год назад
ኣብ ሓደ ጊዜ ቡዙሕ ምብላዕ ውን ታራ ኣለዎ፡ ንኣብነት ሓደ ሰብ ዝፈልጦ ብስራሕ ምኽንያት እዩ መብዛሕቱኡ ግዜ ኣይበልዕን ግን ናይ ድራር እዋን ምስ ኣከለ ዳርጋ ናይ 2 ሰብ ration ይበልዕ ፡ ከብዱ ካኣ እንዳ ወሰከ ከይዱ ፡
@exoduseritrea614
@exoduseritrea614 Год назад
ኩለንትናኪ ኬፍ ኣለዎ። መከየፍ ኬፋትኪ ይብዛሕ
@M.G-j5w
@M.G-j5w 4 месяца назад
Good lesson Dr Sharon Woldu keep up your knowledge of being healthy
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Год назад
Iza kebdina dehan iya zela kisab hiji Dr Sharon. Tsubuq astemhiro
@raheltekle101
@raheltekle101 Год назад
Thank you, I’m like that not in purpose tho, I don’t eat snacks, not even when I was pregnant, people wonder why I’m slimy.
@yfyvu2892
@yfyvu2892 Год назад
ናይ ርእሲ ሕማም ንገርና
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 3 месяца назад
ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤
@jontewelde4382
@jontewelde4382 Год назад
ሳሮን ቡዙሕ ሹኮር ኣይፈቱን እየ ግን መስተ ኣብዝረክብኩዎ ይሰቲ እየ መግቢ ዉን ቡዙሕ ኣይኮንኩ ከብደይግን በካ ኣቢኒ ምቅናስ
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 Год назад
ህቶ አለኒ አነ ህጂ ከብደይ ብጣእሚ ገጂፍ እዪ ግናስ ብዙሁ አይበልእን ንምንታይ እዪ
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j Месяц назад
ካብዝን ካብትን ምብላዕ። ሎቕመጽመጽ ምባል ጥዕና የበላሹ ትማሊ ምስ ወያነ ! ሎሚ ምስ ኣቢ ሎቕመጽመጽ ምባል ቆርበትካ የበላሹ !
@fqaduabrhaley1186
@fqaduabrhaley1186 Год назад
ያብ ህይወተይ ንምርዳእ ኣብይኒ ዝነበር ኣገዳሲ ነጥቢ ኢኺ ተዛሪብኮ ሳሮን ሓፍትና thans
@Eritreyan
@Eritreyan 5 месяцев назад
Thanks tsebkti fetret❤🙏
@user-zt4ky1mk2y
@user-zt4ky1mk2y Год назад
ጽብቅቲ መደባትኪ ጽቡቅ ይመስል ቀጽልዮ ፡ ግና ክትዛረቢ ከለኪ ክስታይሲ ፡ ከምዚ ሲ ፡ ምስ ዝበልዕሲ ፡ሲሲሲሲሲሲ ትብል ካብ ቃል ተትቅንስያ ጽቡቅ ኔሩ ፡
@EldaTse
@EldaTse 4 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝኮኑ ምክርታት እና ሩኡይ ዝኮነ ለዉጢ ዝህቡን
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Год назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲት ቴማ።ደሊየ ሴነያ ኔረ ክብረት ይሃበለይ🙏💐💐👍
@rahelneghasi6913
@rahelneghasi6913 Год назад
ኣሰይይ እግዛቢሄሪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልኪ💕💕💕💕💕💕❣️💝💝💝💝🌹🌹🌹🌹🌹💞💞💞💞💞
@Josephsol55
@Josephsol55 Год назад
One of the best thing I found on RU-vid dr. Sharon! I’m so fascinated with her ability to explain things in Tigrinya with out mixing English words in between. I love it brilliant as always 👍👍👍
@scofild6110
@scofild6110 Год назад
ዶክተር ሻሩ ብርክቲ ቀጽሊ ጅግና
@shewitabraham4285
@shewitabraham4285 Год назад
How about stopping dinner? What do you have on it? Some say eating late is not good, the food does not get disected for a long time since ur not moving/active?
@amanuelyemane8653
@amanuelyemane8653 Год назад
ዶክትር ሻሮን ጥዕናን አሳልጦን አብ ማዓልታዌ ምንቅስቃስኪ እንዳተመነኹ ቆርሴ ገዲፊካ ማዓርን ለሜንን ሽጉርቲ ጻዕዳ ንግሆ ምጥቃም ስጋብ ግዜ ምሳሕሴ ከመይ ይመስለኪ ንነዌሕ ግዜ ተጠቄመሎ አለኹ ጸገም የምጻለይ ዶ
@robelgher2756
@robelgher2756 3 месяца назад
ማይከ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Год назад
ዶክቶር ሻሮን..ንዓይ ደኣ ኣብ ሻምብቖታት ጎሮሮይ ብመጺጽ ንላዕሊ እንዳመጸንን ለይቲ ብሕልፊ ከስዕለኒ ስለዝሓድር.(ሰዓል ናይ ረፍሉስ ኢሎሙኒ) ካብቲ ምግብታት ክገድፎ ዘሎኒ..ከም በዓል ቡን ሻሂ ቀመማት ዘለዎ ምግቢ..ጸጸኒሓ ክበልዕ ከም ዘለኒ እንድዩ መታን እቲ ምስበላዕና ዚላኣክ ኣሲድ ምግቢ ረኪቡ ንዓይ ከየቅሕረኒ...ግን ሓቅኪ ኣብ ከባቢ ከብደይ የርጉድኒ ኣሎ።እሞ እንታይ ደኣ ይሕሸኒ ጠፈኣኒ ኳ😊
@asmeretsimon8479
@asmeretsimon8479 Год назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ብዛዕባ ምልክታት ረኽሲ ኩሊት እባ ገለ በልና ደፊረ ከይከዉን ግን ይቅርታ።
@TamTam-nz6ej
@TamTam-nz6ej Год назад
ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ ዶክተር ሻሮን የግዳስ ክብደት ክቅንስ ኣይደለኩን ግን ቅሩብ ስብሒ ናይ ከብዲ ኣላትኒ ወላ ኣካላዊ ምንውስቃስ ጌረ ክትጠፋኣለይ ኣይከኣለትን ፡ ቅሩብ መግቢ ኣብ ዝበላዕክሉ ማራ ተጽለኣኒ ብሰንካ ከይጸገብኩ ኢየ ዝከይድ ኣብ መዓልቲ ሰለስተ ጌዜ ይበልዕ ኢየ ።ዘይሓቅቅ ስብሒ ኣሎ ድዩ እንተ ጠምየ ብዙሕ ኣይትወጽእን ኢያ
@kuflonsolomon9988
@kuflonsolomon9988 Год назад
Hi doctor first Tanks for every info u give us.. fettarm zbhal kenina yewesid aleku sbuk nay mgudal haili kem zelewo felite aleku so please tegediski b zaba ezi kenina gele belna
@user-ly5kn4ww5z
@user-ly5kn4ww5z Год назад
ዋላ ኣነ ኪሎ ክዉስክ እየ ዝደሊ ከብዲ ግን ዋላ እስፖርት ሰሪሐ ለዉጢ የለን
@user-zi3pk2xt3o
@user-zi3pk2xt3o 3 месяца назад
ሰላም ዶግቶር ሻሮን እሞ ሻሮነይ አብልእተይ ንእሽተይ እንፍሩሩ ወጺአትኒ ብአአ ጀሚራ ናብዘይ እተጸበክዎ ቁስሊ ፈጨቅጨቅ ኢሉ ካልእ ከአ የስሀኒ እሞ እንታይ ተማክርኒ❤❤
@fessehatsionghebremichael4890
@fessehatsionghebremichael4890 5 месяцев назад
ደክተር ናይ ፕርስቶስታ ቭዶ ሰርህልና
@kibramahari4506
@kibramahari4506 5 месяцев назад
Thank you 👍👍👍👍
Далее
Starman🫡
00:18
Просмотров 7 млн
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 771 тыс.