Тёмный

ጎቦታት ገረዓልታ ምስ ድምፃዊ ኪሮስ እምባየ(ወዲ ኩሙር) 

ALMO SHOW
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 93 тыс.
50% 1

አልሞ ሾው ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ኪነ-ጥበብ ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤
SUBSCRIBE NOW
/ @almoshow

Опубликовано:

 

8 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 372   
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 года назад
ኣታ ዛጓል ተጸልለኒ ,ያ👉💞😘 ኣቀራርባኺ ከኣ 100%👌ቦታታት ትግራይ ከኣ ብጣዕሚ ,ዩ ዝምስጥካ ፈጣሪ ተይልዎ ቀዳማይ መገሻይ ትግራይ ኣክሱም ጽዮን,ዩ ኩሎም ገዳማት ትግራይ ኣቀራርባ ዛጓል ኬፍ ዝሃበኩም ከኣ subscribe 🦶
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 года назад
Yes I am in love with this program
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 4 года назад
ኣሰይ ተጋሩ የሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብለይ ፈጣሪ ትግራይ ባዓል ኩቡር ባህልን መንነትን ታሪኽን እዛ ሓፍትና ድማ ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ብሰላም ድማ ይምለስኪ ባዕሉ ፈጣሪ ካብ ሓዉኹም ወዲ ኢረይ ።
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 года назад
ኩቡር ሓወይ ኩሉ ግዝየ ፁቡቅ ነገራት ምስ ፃሓፍካ ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ብዝሕ ይበለልና ❤❤❤
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ/ዘለኺ ስደትኩም አሕፂሩ ገፅ ኩቡራት ስድራኹም የሪኢኹም ናፊቀ አደዋይ😢አቤት መሬት ትግራይ ዝተሸከምክዮ ቅርሲ ዓደይ ዓዲ ቅዱሳት ኩፉእ አይንካእኪ ጋዜጠኛ ሰላም ጀግና ቀፅልሉ ዓድና አላሉዩና
@LoveYou-xb9hi
@LoveYou-xb9hi 4 года назад
ዝተመረፁ መዘናግዒ ቀልድታት GERE EMUN | Joker | ኦቦይ ዘርኣብሩኽ | ገሬ ፍራ |ኣብርሃም ጃና SUBSCRIBE ኣይንረስዕ የቀንየልና!! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-OWfqXfwH_wE.html
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
@@LoveYou-xb9hi አርጊፀካ ሰብስክራይብ ዶሞ ንዝኽፎሎ ዘይብሉ ንስኻ ተተጠቂምካሉ ንዓይ አይከብደንን ነፃ እዩ ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ንተጋሩ ይቲቮራት
@LoveYou-xb9hi
@LoveYou-xb9hi 4 года назад
@@user-by5fm2pc8o የቀንየለይ ሰብስክራይብ ስለዝገበርክለይ zi post ዝገብሮ ውን ርአይዯ
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ትግራይ ዓደይ ሰስንሐይ
@user-nz6ui5cq7w
@user-nz6ui5cq7w 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@birhangebremariyam3954
@birhangebremariyam3954 4 года назад
ፅብቅተይ ቀፅልሉ ታሪካዊ ቦታታት እናዘርኪ ከምተሪእና ተስፋ ኣለና ሰላም ንትግራይ ዓደይይይ
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 года назад
ሳላ ጎቦታትና ኣቀማምጣ መሬትና ካብ ውሕጅ ነፃ ኢና ረኣይወን እንዶ እተን ሜዳ ዝኾና ዓዲ ኹሉግዜ ብውሕጅ ዝተወሓጣ ትግራይ ምዃን ዕድል ውህብቶ ፀጋ እዩ ❤️💛❤️👍😘😘😘😘😘
@user-kt5go2fk9v
@user-kt5go2fk9v 4 года назад
የቅንየልና ሓፈትና ዓድካን ዔውድካን ይብሉ ወለድና ካብ ዝሓለፈ ሰሕተት ተማሂርና ገፅና ናብ ትግራይና ንግበር ትግራይ ዓደይ ተባርኪ😍😍😍😍❤❤
@laboratoryfggg5517
@laboratoryfggg5517 4 года назад
ጅግና ከም ኣደታትኪ ኣዮኺ
@fritakidu9493
@fritakidu9493 4 года назад
ክገርመኩም ኣየዋይ ናይ ወዲ ክሙር ደርፊ እዩ ዝፈትው ነይሩ። ክቡር ኣያና (ወዲ ክሙር) ዕድመን ጥዕናን ንምነ ኣለመይ ድማ ኣጆኪ በርትዒ
@johnwick7208
@johnwick7208 2 года назад
Because he’s the best artist 🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
@ablelybrah1343
@ablelybrah1343 4 года назад
ጽቡቕመደብ ኢኺ ተቕርቢ በርትዒ!😘✅✅✅🌹🇪🇷
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ንመጀመርያ ግዘ ቀደመይቲ ኮመንት ይፅሕፍ ኣለኩ ንወድኩምር ትፈትዉ ላይክ ዉቅጥ ኣቢልኩምኒ ሕለፉ💕💕
@user-sx9ir9bs5y
@user-sx9ir9bs5y 4 года назад
@@malefyaentertainment4447 aaaaaaaaaaaaa
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ወዲ ኩሙር ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ኩሉ ምዚቅኡ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
ውይ ደስ ክብል ሓደ መዓልቲ እማ ክኸድ እየ አነ እውን::
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 4 года назад
Ezi bota des kebal aqamamtu stayl nay Europa yemsal mes za sweetie dona Ka melisa berhan wesikatlu I loved So beautiful deqi _tegray ab sdet zelkum Gex ezi teftwuwo adkum yerikum kab Hawkum eri-boy!
@mekelletigray3048
@mekelletigray3048 4 года назад
Amen mearey neaka keman hawey kezawureka eye bailey ane kea
@tesfayhadush8243
@tesfayhadush8243 4 года назад
ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ """ንዓኺ እካ ይፈልጠቂ አለኩ """"" እስቲ ዛ አበሃህላ መን አሎ ከምዚ ከማይ ዘስሐቀቶ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
አለመይ መዓረይ ጎበዝ ኢኺ::ከም ከመይ ድየ ዝፈትወኪ keep it up
@user-jq2pr1kr4o
@user-jq2pr1kr4o 4 года назад
አነ ን3ይ ግዜ ሪኦዬ ኣለኩ ብክምዚ ቀረፃ ግን ብጣዕሚ መሳጥን ደስስ ባሃልን እዩ ዋለ ካ መፍሪሒ ይኩን ግን ሰላም ይስላክ እግዚአብሔር እምላክ ናብ ዓድና ብሰላም መሊሱ ንዚ ገዳማት ንክንርኢ ገርዓልታ ዓደይ ናፍቀ እምበር💔
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 года назад
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@selam862
@selam862 4 года назад
በጣም ጎበዝ አንዴት እንደሚያምር ልዩ ነው የ አሞላክ ሰራ ድንቅ ነው በርቺ ከጥይበት
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@mesho4448
@mesho4448 4 года назад
ወይ ደስ ክብልካ ብሓቂ አረ ደቂ ትግራይ አታባብዕዋ በጃክም ውያ አምበርከ ይቶብ ትርኡ ድ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
ኣሰይይይይይይ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏
@Helen-ob9xg
@Helen-ob9xg 4 года назад
ሓፍተይ ናተይ ክፈትወኪ ማዓት እየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዝያዳይ ኣጆኪ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ማዓረይ በብዘለኩምወ ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍💐💐💐💛💖💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@abutogetahoylensehemotabek1657
@abutogetahoylensehemotabek1657 4 года назад
Amen amen amen
@rhlove9617
@rhlove9617 4 года назад
Wawww zegerem eyu ane ezi bota kexseali eye behilmey zereyon zesaken befrhi reayo kea ayfeleten eye I hope I will see it soon
@user-ft8zr8kb7g
@user-ft8zr8kb7g 4 года назад
ዋውው ኣነ ካብ ኤርትራ የ እዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ታሪኻዊ ከዳማት ከምዚ ጌርኩም ክተላሉዩናን ክተቅርቡልናን ብጣዕሚ ዩ ጽቡቅ ዩ ።
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@rayasesat4137
@rayasesat4137 4 года назад
የቀንየልና ሽኮርና ሓፍቲና
@tsirhadesta1634
@tsirhadesta1634 4 года назад
ዋወወ ብጣዕሚ ደስ ይብል ግን ብጣዕሚ የፍርሕ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 4 года назад
ጅግና ሓፍትና ለባም ትግራወይቲ😍😍ኣነ ግን ብፍርሒ ክወድቕ ነብረ😱😱
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ዉይ ከፍርሕ ንምድያቡ ክሐይሽ ይኮን እምበር ንምዉራዱ ብጣዕሚ ዘስግእ እዩ ደሞ ትግራይ ኽንደይ ታሪክ እያ ሓቂፋ ዘላ ኣብ ኣፍደገ ቤቱ የብቀዐና🙏
@LoveYou-xb9hi
@LoveYou-xb9hi 4 года назад
ዝተመረፁ መዘናግዒ ቀልድታት GERE EMUN | Joker | ኦቦይ ዘርኣብሩኽ | ገሬ ፍራ |ኣብርሃም ጃና SUBSCRIBE ኣይንረስዕ የቀንየልና!! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-OWfqXfwH_wE.html
@herilove7610
@herilove7610 4 года назад
ኣነስ ክርኦ ልባዕሉ ክንዳኣ ፈሪሐ ብጣዕሚ ድስ ዝብል
@bbirhane8507
@bbirhane8507 4 года назад
እቺ ልጅ አንድ ሶስት ክፍል የሚሆን ፕሮግራምሽ. አይችለሁ ጎበዝ ነሽ ቀጥይበት ድምፅሽ ደግሞ ለሬድዮ በጣም ኩልል ብሎ ለጆሮ የሚሰማ ነው
@dhery3171
@dhery3171 4 года назад
ቁፅሪይ ሓደ ጥራሕ እግርኪይ ምካድኪይ ድሕሪ ትገዳም ንእደኪይ ጎርዞ ማራ እየ ዝፈትወኪይ ድማ ምናዳ ርግዓትክን
@zd6493
@zd6493 4 года назад
የቀንየልና፣ኣሉየይ፣ጅግና፣ጋዜጠኛ፣ክፈትወኪ'ፅሪቲ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 года назад
ንወዲ ኹምር ንሓግዞ እንዶ ተጋሩ የሕዋተይ
@fayroozmomo3835
@fayroozmomo3835 4 года назад
ፅቡቅ ሓሳብ
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 года назад
Wedi kumur wa nay behaku diu 30 welidu gen 2 gen kab gezawutena alewuwo abet anes kfetewo
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 2 года назад
ፅብቅ ሓሳብ
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w 4 года назад
ለባመይ ቀፅልሉ❤❤❤🙏🙏
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 4 года назад
እወይ ኣለመይ ፅርተይ ክንዲ ኣፍኺ ኣነ ፈርሐ የቀንየልና ንወዲ ክንቡር ዘቅረብክልና ከዓ ምቅርተይ
@voxpopuli735
@voxpopuli735 4 года назад
ኣለም ፍርሒ ብፍርሒ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
@asddsa786
@asddsa786 4 года назад
ኣያና ወዲ ኩሙር ስሑል ድምፁ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ኣቦና ወዲ ኩሙር ዕድመን ጥዕናን
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 года назад
እዛ ቦታ ክርኣ እየ ኣምላኽ ይሓግዘኒ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-gn8qt4kk5b
@user-gn8qt4kk5b 3 года назад
ባዓለይ ክወስደኪ እየ መዓረይ
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 3 года назад
@@user-gn8qt4kk5b ጓል ሩባይ ክብረት ይሃበለይ ብሰላም የፅነሓና እስኪ🙏
@user-qz4mo3rv2w
@user-qz4mo3rv2w 4 года назад
ወድ ኹሙር ዕቤት ኣርኪባቶ እያ ትመስል 💛💛💛❤❤❤💛💛💛💛
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-wk1nm1el9j
@user-wk1nm1el9j 4 года назад
ገዳም እንዳኣ ኣተኪ ግን ጸጉርኪ መሸፈኒ ዘይ ተጠቀምኪ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልእሉ
@mekelletigray3048
@mekelletigray3048 4 года назад
ኣልሚ ሓፍተይ ገዳም ደብረዳሞ ኣብነኣረጋዊ ጥቅምቲ ከምዚ ከድኪ በቲ ጽቡቅ ድምጽኪ ኣብ ስደት ዘለና ንምሕጸነኪ ምቅርተይ እመቤተ ምሳኪ ትኩን
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ወዲ ኩምረይ ነዋሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባቢየይ ንበረና❤
@mikigebre7830
@mikigebre7830 4 года назад
ቀፅልሉ አለም ሰላም ፅቡቅ ስራሕ እዩ
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 4 года назад
አለም ፍራሕ ሓቂ ይሓይሽ አነ እውን አይድይባን እየ አይውዕላን ነፅላ ዘይገበርኪ እንበር ፅብቅትን ጀግናን ኢኪ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 года назад
እውይ በስምኣም ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ክንዳኪ ኣነ ልበይ ሸው ኢሉኒ ንላዕሊ ክትወፂ ከለኪ ኣነስ ብሱረይ እየ ፈራሕ ማለት ኣይክእለን ልበይ እዩ ስውር ዝብለኒ እስኪ ብዝደየብክዮ እኳስ ልበይ ፀጥ ኢላ ነይራ ብጭንቂ ኡፍ ከምገለ ኢሉኒ ክትሪኦ ከለካ ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ክክክ ብጣዕሚ ድማ ኣስሒቅክኒ
@user-bp3rm5bk5g
@user-bp3rm5bk5g 4 года назад
ብሓቂ ጽልልቲ እያ እዛ ጋል ኣብ ዓራተይ ከለኩ ኣብክዳኣ ፈሪሀ
@selamtube817
@selamtube817 4 года назад
ዋዉ ቃላት የብለይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ቀፅልሉ መኣረይ ብሓቂ መሬት ትግራይ ኣይተነገረሉን ኣያና ወዲ ኩሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️💛❤️
@angosomkidane1652
@angosomkidane1652 4 года назад
ብጣዕሚ ማሃርን ቀልደኛን ኣቦ ነመስግነኪ ኣለም ስለ እቲ እትገብርዮ ኣብ ባህሊን ክብርታትን ምፍላጥ። ኣብ ቀጻሊ ንዞም ናይ ሎሚ ስነ ጥበበኛታት ከም ዳዊት ሶሎሙን ዉቓንዮስ ጉዕሽ ንክተቅርብለና ብትሕትና ንሓተኪ
@abiwaterwhite2298
@abiwaterwhite2298 4 года назад
@@malefyaentertainment4447 nexela anxifka hade afitu minte mariyam zeytbil
@user-kr4bm4ps7t
@user-kr4bm4ps7t 4 года назад
ኣሰይይ ደስ ክብል እቲ ትግራይ ዓድና ወድኹምር ክፈትወካ ኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ደርፍታትኻ ክንደይ ተጫዊትናሉ ቐደም ኣይ ስደት ኽፍእ ሕዚ ማ ተፊላሊና ምስ ኹሉ ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ነመስግን ከምዚ ዝብለ መዘናገዒ ዝፈጠረልኽና ግን ሓደ ማዓልቲ ሰለሙን ሃይለ ኣቅሪቡልና ጠፊኡ ኣሎ ካብ ሚድያ ብጣዕሚ ናፊቅናዮ
@Tomsingss188
@Tomsingss188 4 года назад
long live wedi kumur.Thank you selam
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 4 года назад
ወይ ደስ ክብል 💝💝💝💝
@kibromyimarew2830
@kibromyimarew2830 4 года назад
I would like to appreciate ALMO show for recalling our memory with wedi kumur. As an advice to all Tigrians let's support our elderly artists who have toiled a lot to preserve our philosophy, culture, language etc.
@kalgualnugus4565
@kalgualnugus4565 4 года назад
አለመይ ደስ ዝብል አቃራርባ እዩ። ግን ነፀላ ግበሪ ምስ ይቅርታ ዛሓፍተይ
@meserethaileselassie8160
@meserethaileselassie8160 4 года назад
እወ ሓቅኺ መዓረይ ናይ እምነት ቦታ ከም ምኻኑ መጠን ነፀላ ክትገብሪ ኔሩኪ። ውሽጢ ዘይምእታውኪ እውን ንዑኡ ይመስለኒ።አብ ውሽጢ ዘለው ክብርታት ክተርኢና ተፀብየ ነይረ።።❤
@josephb4751
@josephb4751 4 года назад
ዛጋል ተፃራፊት(Activist) ተትኮን ነይራ ክንደይ share እና like መረከበት ነይራ። ጀግኒት ኢለኪ ኣለኩ። በርትዒ ፅባቀን ቁምነገርን ብኩሉ ተዓዲልኪ። እንኻዕ ናትና ኮንኪ
@abutogetahoylensehemotabek1657
@abutogetahoylensehemotabek1657 4 года назад
Tkekel
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 года назад
Btikkil
@emnet93
@emnet93 4 года назад
Haki
@genet761
@genet761 4 года назад
ብሓቂ
@Halefom-go2wz
@Halefom-go2wz 11 дней назад
ሐቅቃ ወደይ ዓብዪ ሰብ።❤
@lave9644
@lave9644 4 года назад
እዋይ ኣቲ ምቅርቲ ከመይ ዝበልኪ ለባም ኢኪ ኣምላክ ይባርክኪ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@tsegazeabgebremariam5791
@tsegazeabgebremariam5791 4 года назад
Almo is a superstar media outlet. Almo I appreciate your self-confidence, cognitive capacity, and your way of asking questions freely without abashing any guest. I have thousands of appreciation for having optional media outlets like Almo. Our generous and brilliant fathers are not that much exploited especially for gapping our generation with our grandfathers. Thumbing hands up for Almo, Alembirhan!
@ሩባናሚድያ
@ሩባናሚድያ 4 года назад
ባሐቂ ደስስስ ዝብል ስራሕ ትሰርሕይ አለኪ ግን ምስትይ ገዳም ምኩዋኑ ነፀላ ክትክደንይ ነይሩክይ::
@ሩባናሚድያ
@ሩባናሚድያ 4 года назад
@@malefyaentertainment4447 geyreka aleku marey ab meraey kae kthadreley eka☺️
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
ወዲ ትኹል long live አቦና::ድምጽኻ ከም ቀደምኻ እዩ::
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@SaraSara-hp2if
@SaraSara-hp2if 4 года назад
ዋው ደስ ክብል ኣሉዋይ የቀንየልና
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 4 года назад
ወድ ኩሙር ብድምፂ ጥራሕ እየ ዝፈልጦ ንሱ ድማ ቀደም ኣብ ገዛና ካሴት ስለ ዝነበረና እየ ከምዚ ኣሪጉ ብቪድዮ ክሪኤ ኣይተፀበኹም ከም ገለ ተሰሚዑኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃዝካ ኩቡር ኣያና ኣቦ ጥበብ 🌿🙏
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ወዲ ኹሙር ብምቅራብኪብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ጊበዝ ጋዜጠኛ
@jossigebreweditigrai1344
@jossigebreweditigrai1344 4 года назад
ይበል ከም ኣደታታ ውርዝይቲ ኣቐራርባኺ ማዕተብኺ 100% ሽኮሪና
@user-jq1yi4gl9c
@user-jq1yi4gl9c 4 года назад
አቱም ጀጋኑ አቀራርባኹምሲ ሓደ ነገር ክብለኩም ይፎቲ ገዳማት ተላልዩ ከለኹምሲ ብመዝሙር ተትገብርዎ ይምረፅ ሓፍተይ ከዓ ነፀላ ድርብ ተተብሊ ፅቡቕ ነብሩ እሞኒ ዝሓለፈ ሓሊፉ ሎ ንደጊም ዓለማዊን መንፈሳዊን አይትሓዋውስዎ ብዝተረፈ ፅቡቕ አለኹም ቕፅልሉ ♥♥♥♥ትግራይ ዓደይ ናይ ቅዱሳን ዓዲ ሓላውኺ አይድቅስን ሕማቕ አይርከብኪ
@user-lc9fg1lk7m
@user-lc9fg1lk7m 4 года назад
ናብዚ ቦታ እዚማ ምኻድ ኣለኒ ግን መን እዩ ክወስደኒ😢ሓፍትና ደሞ ጅግና ኢኪ✊😍😘❤💛⭐💛❤
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
ኣነ ክወስደኪ እየ ኣቡኡ እዩ ዓደይ ብቻ ብስላም ዓድና ይምለስና
@hailaymekonnen9856
@hailaymekonnen9856 4 года назад
ብጣዕሚ ጎበዝ እንዲኺ ካብዚ ብላዕሊ እውን ክትሰርሒ ትፅቢት ይግበር ግን ናይ'ቲ ቦታ ኣፅጋምነት ኣብግምት ብምእታው ቅድሚ ምእታውክን ምሳተኺ ኣብ ዘሕሸ ቦታ ምስባፃሕኺ እግረመንገዱ ናይ ቤተክርስታን ሕጊ ማላት ነፅላ እንተትገብሪ ፅቡቕ ነይሩ።
@yonyidcartoon7210
@yonyidcartoon7210 4 года назад
ክፈትወኪ ጎበዝ ኢኺ ቀፅልሉ ካብ ሽረ: ናብ ሽረ ንክትመፂ ተስፋ አለኒ!!
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 4 года назад
ወዲኩሙር ብጣዓሚ እና ንፎትዮ 🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
አሰይይይይይይ አቲዮ ንስክስ ቶም ንፎትዎም ደረፍቲ ኢኪ ተምፅእልና የቀንየልና ወዲ ኩሙር ጆግና ትግራዋይ አታ ከም ወዲ ክሙር ዓብይ አስተዋፅኦ ዝገበረስ ይህልዶ አቤት ደርፊ ደሪፉልና እዩ ለይምኖ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ብትክክል
@tekleabtgergs8855
@tekleabtgergs8855 7 месяцев назад
Long live wedi kumur, ጥዑም ዘይምኖ ቃና፣የተረደአናንን አምበር ቲ ሕጂ አጋጢሙና ዘሎ ኩነታት ውን ገሊፁዎ ዩ ይገርም !!!
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ክክክክክ ኣሌ ኣስሒቃትኒ ውይ ውይ ፍርሒ ሞይታ እዋይ ኣብዚ ኮይነ ፈሪሐ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@mulugetawoldu1679
@mulugetawoldu1679 4 года назад
This is z best place ever seen. I wish to visit this place. Wow Tigray is z best with great history. Proud to be born there.
@Halefom-go2wz
@Halefom-go2wz 11 дней назад
የኽብረልና ጠንካራ ጋዜጠኛ። ብዙሕ ነገር ረኺበ ብሓቂ።
@abadigebru1833
@abadigebru1833 4 года назад
ኣነስ እዙስብኣይ እዙይ ናበይ ጠፊኡ እናበልኩ እየ ነይረ፣ ናብ ቑልዕነተይ ምልስ ኣቢሉ ኣዘኪርኒ ብጣሚ እየ ዝፈትዎ (ወዲ ኩሙር) ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-nz6ui5cq7w
@user-nz6ui5cq7w 4 года назад
ንፍዕቲ ግን ነፀላ እንተትገብሪ ከዓ ፅቡቅ ነይሩ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 года назад
Well come back shikorina and you are so brave to claim the mountains
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@semhalgualjeganu3454
@semhalgualjeganu3454 4 года назад
ኤረ ናይ ወዲ ኩሙር ደርፍታት ከምባሓዱሽ ክደርፍወም አለወም.አብ ትግራይ.አለውና እንብሎም ባህዊ ጭራታት ምስ ጥዑም ቃና.ሰምዕካዮ ዘይሙነ.አያና.ሰርሕኩም ከምባሓዱሽ .አቁሩብሉና.
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
እንካዕ ኣብፅሕኩም ደቂ ትግራይ
@tesfaykasakasa5413
@tesfaykasakasa5413 4 года назад
ሰላም ኩሉኩም እዚ ቻናል ፅቡቅ ደስ በሃሊ ከምዚ ዓበይቲ ገዳማት ክትከዳ ከለኪን ነፀላ ግበራ ካብኡ ለ ዝጭራ ፈረስ ፀጉሪ ሕደጎኦ ምክንያቱ ገዳም ምካኑ አይንረስዕ በመጀመርያ እግዚአብሔር ምፍራሕ ምክባር ይግባዕ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 4 года назад
ዋይ ወዲ ኩምር አሎ ድዩ ዝሞተ ይመስለኒ ነይሩ ደርፍታቱ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 года назад
Wa ata aya goyatay alo eyu adme nenteklebrhan ambaye anahagezu abzi abtsuhomo mes e .r
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 года назад
ዋው ብጣዕሚ ዝገርም ቦታ ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ ኣድናቂትኪ እየ ኮሙኡ ናበልኪ ሃፍትታት ዓድና ኣፋልጥልና ብጣዕሚ ሳሓቢ መንፈስ ዘሐድስ ዝገርም ቦታ ምስ ኩቡር ኣቦና ከያኒ ወዲ ኩሙር ብሙኳኑ ድማ ፉሉይ ድምቀት ሂብዎ ሓንቲ ስራሕ ንክትሰርሕሉ ቃል ምስኣተክሉ ድማ ሑጉስ ኢለ ኣቲ ጀግና ብጣዕሚ ነመስግን ቀፅልሉ እግዚአብሄር እንተይልዎ ኣነ እውን እዚ ፉሉይ እና ዝተባረከ ቦታ ኣቡነ የማእታ ክጉብንዮ እየ
@user-ob6yh8co6s
@user-ob6yh8co6s 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ግን ልምንታይ ኢኪ ትዝንጥልዮም ኣብ ትግራይና ንዓብዪ ሰብ ኣታ ኣይበሃልን ነቦና መንገሻ ረዳእ እዉን ኣታ ትብልዮም ነርኪ እሞ ኣስተኻኽሊ ደኣ ሓፍትና
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 года назад
ክትግብንዩዎ እንታይ ማለትዩ
@user-bf9wx8xb9g
@user-bf9wx8xb9g 4 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ እካ እንተኮነ ግን ቅር ዝበለኒ ፃግርኪ ክትሽፈኒ ነይርኪይ ማለት ኣብቲገዳም ክትድይቢይ ከለኪይ።
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 года назад
Almye mearey egzabhar edmen tienan yhabki ezikulu zeynfelto haftitat Gerealta silezefaletkina kabeu dma wedi kumur Gobz Beal chira Ena btaemi enfetwo sile zekrebkilna yekenyelna ketsillu mkrtey 💕💕💕
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 4 года назад
እስይ ጀጋኑ ዕድሙ ጥዕና ያሃብኩም ፈጣሪ
@voxpopuli735
@voxpopuli735 4 года назад
Tigrai is very beautiful !!
@user-iv8ph1xq2u
@user-iv8ph1xq2u Год назад
💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@medigalltigray9742
@medigalltigray9742 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና ማራ ኢና ንፈትወካ
@alexsolomon5808
@alexsolomon5808 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ኢኺ ተቅርቢ አዝየ እየ ዘደንቀኪ ብርትዒ
@milkikinara462
@milkikinara462 4 года назад
አሰይ ደስ ክብል አብታ ኮፍ ዝበልኩሙዋ ቦታ በግዕ በካሪያ በልዓትለይ አስታውስኩሙኒ ለዓደይ ይምለሰኒ ፈጣሪ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@andomhaylay4853
@andomhaylay4853 4 года назад
I really appreciate this legend "Wedi Kumur"!!
@Ak-hs5qt
@Ak-hs5qt 4 года назад
ወዲ ኩሙር 😘😍 መሬት ዓድና ድምረኣይ የብቀዐና ከይድና ክንርኦ እና
@tigraway4669
@tigraway4669 4 года назад
ደቂ ዓደይ መዓረይ ኪዳነምህረት ስደትና ተሕፅረልና ወዲ ኩሙር ምስረኩ ዘረውረው ኣቢሉኒ ዋይዋይ
@mesobTigray03
@mesobTigray03 4 года назад
ላባየይ ለ ኣላግሱ መዓረይ 🙏 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nCtsK_SN14I.html
@emnet93
@emnet93 4 года назад
እሰይ ክንደይ ደሰሰሰሰ ክብል እያ እዛ ትግራይ
@meleykassa6590
@meleykassa6590 4 года назад
መዳለዊት ከዓ ጎበዝ ጥዑም ድምፅኺ
@semhalgualjeganu3454
@semhalgualjeganu3454 4 года назад
በሊ ዳአም ደይብያ.ወለድኪ.ካብዝይ.ዛዓቢ.እየን.ጎቦታት.ደይበን.አብዝይ.አብፅሐናና.
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 года назад
እሰይይይይ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ደስ ይብልልል ጎበዝ ዝሓፍተይ ግን ምስ ይቅርታ ነፀላ እንተተገብሪ ከምኡ ድማ ኣብ ቤተክርስቲያን ጓል ፀጉራ ክትሽፈን ኣለዋ ብዝተረፈ ቀፅልዮ ካባኪ ብዙሕ ንፅበ ❤❤❤
@user-qz4mo3rv2w
@user-qz4mo3rv2w 4 года назад
ዋይ ኣነ ኣብ ዓራት ኮይነ ብፍርሒ ነብሰይ ወዲአ😭😭
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
Kkkkkkkkkkk Frah
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 года назад
Betame gobez nezom ferenji awazazikyom. Gegna gal geganu kem adetatki gena betame korielki. Good Bless you. Gobez program akrabit. Berchi gedamatna habti adena kemzi endagebrki afaltna. Nehena dema shaer bemgbar kedamot ena. Kolu zbouk muzic chera wata kolu perfekt. 👍🏾👍🏾👍🏾❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷👄
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 года назад
We don't need DJ you are the original don't give up
@berhetsegay6654
@berhetsegay6654 4 года назад
ጅግና ኢኺ አለም ሰላም
@geriewedibashay9101
@geriewedibashay9101 4 года назад
ዕድመ ይሃቦ ንስኪ እውን ደስ በሃሊይ እዩ በጃኪይ ግን ፅገ መዝገበ ዝባሃል ኣሎ ኣብ ዓዲ ኣሕፈሮም ሰፍኦ ኣቅርብልና በጃኪ
@mhretabtesfa4802
@mhretabtesfa4802 4 года назад
Xebeqt gazetena 💋💋💋
@hopetube0000
@hopetube0000 9 месяцев назад
ዓኽ ድሕሪ ሕልፈትካ እየ ደጊመ ሪኢየዮ የቐንየልና ኣልሚ ንዘኽበርክዮ! መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኣቦና!
Далее
Dropping In from the Clouds 🌁
00:17
Просмотров 848 тыс.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 80 млн
Dropping In from the Clouds 🌁
00:17
Просмотров 848 тыс.