Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ደስ ዝብል ሰርፕራይዝ
12:10
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
12:04
БЫВШИЙ МУЖ Саши Бортич написал про нее РЭП #соболев #юмор #токсики #бортич #щербаков
00:47
МАМА В 16 | ПРЕМЬЕРА | 2 СЕЗОН, 1 ВЫПУСК | ТАТЬЯНА, ЧИТА
1:12:12
Friends
00:32
📱🪢 Mom's Wild Lesson: Phone Tied to Thread! See What Happens Next! 😱 #reaction #cats #funny #prank
00:18
ጡብ መትሐዚ ክንደይ ኣለኒ መስሓቂ ሕቶ
Mame & Hanan
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
7 сен 2024
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
320
@user-hn2ei6nx5j
2 года назад
አጀና እወ ፍትሒ ካብ አምላክ እዩ ናብኡ ክንምለስ ዝምለስ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክና
@user-rw2ho7nl6s
2 года назад
ያዓኪ ተዋህዶ ኩኑ ክርስትያን ኩኑ ሙቁራተይ መስልሙስ ፀልማት እዩ እንበር ተዋሆዶ ግን ናይ ዘልአለም ህወት እዩ
@amanithupia1201
2 года назад
ካም ደስታኦም ሓላለይ ኣይባሃልን
@Mahimahi-jx1pt
2 года назад
እግዛቢሔር ናብ ልቦም ይምለሶም
@tigraylegacy
2 года назад
እንታይ ይምልከተኪ ነውሪ
@user-fm1di6tp2b
2 года назад
ሓደ ሰብ ዝደለዮ ሃይማኖት ክክተል ማይቤቱ እዩ ዝያዳይ
@user-js7yz2yl6r
Год назад
Meni negrki???
@komaistekle4512
2 года назад
አግዚአብሔር ናብታ ቅንአቲ ሃይማኖትኪ ይመልስኪ አግዚአብሔር አበይ ነይርካ አይብልን አበይ አለካ አምበር ተነሲሕኪ ንባአልኪ ተመሊስኪ ንሰብአኪ አውን ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ክትመልስዮ አግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኪ የብረሀልኪ ማዓረይ ማዓልቲ ምድሓን ሎሚ አያ 👏👏👏
@AsSa-bd7nk
2 года назад
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን
@user-xe4gq4gg7w
2 года назад
ብሓቂ ክብረተይ
@tsadeydelaytifkernselamn5484
2 года назад
Kirstan nera nab meslum atya malet deyu kab haymanotka mekyar yemharna goytay
@ፍቅሪ-ፈ8
2 года назад
ዋይ አኒ አኪ ገምጨዕ መንኡ አዩ ፀልማት መንኡ አዩከ ቁኑዕ ከብ ማአዝ አዩከ እየ እየሱስ አምላክልከነ መቸም አምላክ አይከንይ ናይ አላህ ባርያ አዩ አበር
@tsadeydelaytifkernselamn5484
2 года назад
@@ፍቅሪ-ፈ8 chidi wedza guhaff kafti seb ente hardka texedke eka zebl haymantkas haymanot zeybla metraf yehsheka nekababr wedi mahamd donkoro abti tamnelu ktnebr naka eyu zemlket haymanot endamatka gen aytitnkifi tester
@genetbekele9972
2 года назад
ቃሕ ብሃልቲ ደቂ ዓባይ ትግራይ♥️ ፈጣሪ ሰላም ዓድና ይመልሰልና 🙏🙏🙏💛♥️
@alhamredae2472
2 года назад
ደስ በሃሎ ደቂ ሪመይ ማርያምን ብዙሕ ጊዜ ሪኦዮ ናይ ሃኒ ስሓቅ ማሜ ኣነጋግራ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@sedddd4792
2 года назад
ወይ ብታንታ ሳሓቅ ወዲእኩምና ሶ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@user-ce5cz4br3n
2 года назад
ማሜ ሽኮር ደስ ክብለለካ ኣነጋግርኡ ለለስ ገርሂ እዩ 😘😘
@mesiendertawit9608
2 года назад
ኣጀኹም ከወግሐልና እዩ ደቂ ሓላል መሬት😥😥😥❤️💛❤️💛💛🙏🙏🙏
@user-yy2pz1kp4b
2 года назад
ወዲ 70 ናይና ማሜ ሽኮር ሓዳርኹም ይባረኽ
@user-ju6db7tg1e
2 года назад
ፍቅርኩም ንዘላኣለም ይንበር!🙏🥰
@tigraylegacy
2 года назад
መቁራተይ ደስ ክትብሉ🥰 ሰሌ መዓረይ ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ😍
@user-ih3wm1sm9h
Месяц назад
ባሓቂ ደስ ባሃልቲ ኢኩም ግን ሃይማነትኪ ምቅያር ጌጋ እዩ ሓፍተይ ተኪኢልኪ ልስብኣይክውን ተተከስትንዮ የሐሽ ሓፍተይ ዲኪ ኣምላክ ላብልቦናኪ ባሓቂደስባሃልቲኢኩምግንሃይማነትኪምቅያርጌጋእዩሓፍተይተኪኢልኪልስብኣይክውንተተከስትንዮየሐሽሓፍተይዲኪኣምላክላብልቦናኪይምለስኪ ❤❤
@user-zp3wo4vi6r
2 года назад
አሰይ ሙቅራት ፍቅርኩም ንዘልአለም ይንበር ተጋርዋኒ❤🇻🇳🇻🇳🌿🌿💐💐💐 እታ ማይ ንጉሆ ተሲእካ ምስታይ ፅቡቅ ድዩ ልበይ ይሓምም ስራሕ ክሰርሕ ይደክመኒ አነ እዉን ዶ ማይ ክሰቲ ምቅርተይ❤🌿🌿
@genetweldegergash7883
2 года назад
👍
@user-br8ov6wr8t
2 года назад
ሳሓቅ ቀትልኩምንይ 😂😂😂ኣምላክ ሳሓቅና ይመልሰልና😍😍
@mesiendertawit9608
2 года назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቅልጥፍ ናበልኩም ምፁ ሕቶ እውን ካሓተኩም እየ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️
@letish3773
2 года назад
ንገዛኹም ሓዳሽ እዩ ምቁራተይ እግዚአብሔር ፍቅርኹም የብዘሐልኩም 😍😍🥰🥰❤❤
@beana3912
2 года назад
ክልት ሽኮራት💯👌ናተይ ቡታንቲ ወዲክዮ 😂😂😂ማሜ መስሓቅ we love you guys😘😘😘😘
@user-if7bl2gy9b
2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓበይቲ ሎማዓንቲ ናይ ማሜ ዘረባ የኮነይ እስሒቁኒ ሕተኩም መዛናግዒ ነይሩ ብጣዕሚ
@elsagebremedhin3286
2 года назад
ዘም ደቀይ ብርካት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፍቅርኩም ይሰስን ካብዚኦም ክጻረፍን ክማነጨቱ ዝውዕሉ ብዓለትነ ብሀገርን ናትኩም ይበልጽ😘😘😘
@user-ww1sf8dl1c
2 года назад
ኣነሲ ናይ ማሜ ኣናጋግራ ብጣዕም እዩ ዝምችወኒ ሃንቹ ክዓ ሽኮር ኣይትጥፉኡና 💓💓💓💊💊
@lem607
2 года назад
ተጋሩዋይ መቀረት ዓለም ሳሓቅና ይመልሰልና ክፈትወኩም ዞምናተይ 😍😍😍😍😍😍😍
@user-wi5ot6kt5d
2 года назад
ኩሉ ጊዜ ትመፁ ተትኾኑ ክንደይ ደስ ይብል ሙቁራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኩም 🤲❤ሰላምኩም ይብዛሕ
@meseherogot1161
2 года назад
ኣሰይይይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ🙏
@user-or9nf1dz9c
2 года назад
ስሓቅ ሞይተ አቤት ሕቶ🤣🤣🤣ፍቅርኹም የብዝሓዮ ፈጣር👏👏👏
@netsanet7155
2 года назад
ማሜ ወዲ መቀለ ሽኮር እቲ ላዛኻ ክጥዕም ሃንተይ እውን ምቅርቲ ኢኺ 🥰🥰
@gfftggt6311
2 года назад
እቲ ትግርኝኦም ደስ ክብለካ
@netsanet7155
2 года назад
@@gfftggt6311 እወ መቀለ ራያ ጥዑማት ላዛ እንድዮም 🥰🥰
@ry8319
2 года назад
➲እሰይይይይ ደስስስስ ኽትብሉ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹም ይባርኸልኩም➲🌷🌷
@user-vd3md4wm6d
2 года назад
ሺኮራት ደቂ ትግራይ 💛❤😍🙏
@selmaebrahim1535
2 года назад
እውይ ምቁራት ደስ ክትብሉ ማሽአላህ አስሕኩምኒ ብጣዕሚ ❤❤
@awelmahamed837
2 года назад
ህይ
@nuratube7991
2 года назад
ውዴ አማርኛ ተውቂያለሽ ወይ
@nuratube7991
2 года назад
ሙስሊም ናት ወይ እሷ
@user-rk4jj3jf9x
2 года назад
@@nuratube7991 adelchm
@awelmahamed837
2 года назад
@@nuratube7991 ኣዎ
@Hayat-sc5ep
2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሳሓቅ ቆሲለ
@habssaby4061
2 года назад
ሙቁራት 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💊💊💊💊💊💊💊
@Hagos1018
2 года назад
አሰይ ጽብቅቲ ኩሉ መሊኡ ሂብኪ ረቢ ማሻአላህ ማሜ ቡሩኽ ብጣዕሚ ተካባከባ ናይ ንጎሆ ፍዬሪ እያ ሃንዋ ጅብዕቲ ረቢ ይሕፈዝኩም አሚን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲 😘😘😘😘😘
@dnglmaryameyarfutalbey1494
2 года назад
ሃኒ ኣቅኒእክና 😁ስለ ተሓቅፎኒ ያ🙆♂️ሲንግል ልቅድሚት🤦♀️ፍቅርኹም እግዚአብሔር ይባርኮ ሓላላተይ❤👏🕊
@MaryMary-iy9su
2 года назад
አጅኽ🙄😂
@nuramohammed2603
2 года назад
ሃኒዬ ማዓረይ ሂጂብኩ አስተካከለ ፍቅርከም አስከባ ጀነት ኢንሻአላህ ፍትውትው 💛❤️ 🥰🥰🥰🥰
@user-wi3xj6gb1i
2 года назад
ጡው መድሐዝ ዶ በለይ ኣቲ ሓፍተይ😂😂ክንደይ ቡታንታ ውይይ ማሜዋይ ድናገሮ ኩሉስ ከብድኻ ዳቁስል😄😅
@user-vb9iu1fk2r
2 года назад
ፍቅረኩም የብዛሓዮ ደቁ ትግራይ ሓላለትት🥰🇻🇳🇻🇳#💓💖💖
@user-vb7fc3zf2y
2 года назад
ሓባይብ ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ
@Merihabeshawit12
2 года назад
ኣሰይ ምቁራተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ደስ ክብሉካ ፅሩያት❤️😘ክንደይ ረጅወቶ ኣለኒ ክንደይ ፖንት ኣለኒያ😂😂😂
@user-so6xc4gr3l
2 года назад
ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ
@temesgenamlakyetemesgenaml7164
2 года назад
ማሜ ሽኮር ኣናጋግርኡ ደስ ክብለካ ሽኮሪናታት
@user-qh6pu3fe9p
2 года назад
አህለን ደቂ ዓበይቲ ከከከ እሙ ሱሆይል ሕጃብኽ ኣስተኻኽልያ ያእኽቲ ቃልያ
@yaredgebreyohanes5339
2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ባሀልቲ ኢኹም፡ ቀፅልሉ
@zahraabdullah6076
2 года назад
እስይ ሙቁሩትይ ዕድሙና ጥዕናን ይሃብኽም
@ahmrfahmed7365
2 года назад
ማሻኣላህ ቆናጂ ዕምርንን ዓፍያን ንዓኪም❤❤🌹🌹
@rhdjddirjs1405
2 года назад
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራትይ ❤❤❤❤❤❤
@muzitgaltgray166
2 года назад
Wel Cam deki tgray Adey 🇻🇳⛪🏰❤️
@galweyenti20adi16
2 года назад
ሃኒየይ ዋይ ስሓቅ ሞይት ካብ ምቅንዳይ ድካ ተምፅኦ ያ በለት አበይ ፈልጥዎ እዩ መቅንዳይ😁😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ብርቱዑ ምቅራተይ💛❤💋
@meri9270
2 года назад
እይዞና አሕዋተይ ማዓረይ ፅሩያት
@user-un9ej2vq4k
Год назад
ፍቅረኪም የብዛሓዮ ደቁ ትግራይ💘🥰❤
@jemalmohammed6900
2 года назад
Aamargna ktgebrwo telekum ahlf eye zeblo btigirgna kkontelo ysemakum
@mebrahutugeresaldik9412
2 года назад
ፍቅርኩም ንዘላ አለም ይንበር አሓወተይ ❤❤❤❤
@user-br5zz5zr2b
2 года назад
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕርት ይውርደልና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@eyerusalemkiflay2309
2 года назад
Beautiful couple 😍 ajokum kiwegih eu selam neti wutsue hizbey
@user-bx7hq1wh5l
2 года назад
ኣይ ማሜ ቑጭጭይ ያበለ ትዛርብሎ ካስሕቐኒ
@user-wh1sd6yj6r
2 года назад
ማሚ ግልፅነቱ ክምችወካ😂❤
@MeazaTube12
4 месяца назад
ኣሰይ ሙቁራት ደስ ክትብሉ ጓሻ እየ ንገዛኩም ሓላላተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zemedateka1891
2 года назад
ፅሩያት ፍቅርኩም የብዘሐዮ
@user-rn7kr5qe8x
2 года назад
ቅድመትኩም ደቅኖዋ ማዓረይ💓💓
@weynigaltewahdo2141
2 года назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ🙏 እፎየ 😁😁😁
@user-kd2hf8rr9q
6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ የኔማርርቻ
@titisabawit3510
2 года назад
😂😂ማሜ መቅሰን ክንደይ ፑታንታ ኣለኒ😂ላገበርኪ ወዲእክዮ😂
@tgrayadeywelela1892
2 года назад
ላገበርኪ ዶ በለ ሞትኩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ksugalagame584
2 года назад
🤣🤣🤣
@fromtgray6076
2 года назад
ሓደ ነገር ብቻ ጸሊአልኪ ንወዲ ኢልኪ እምነትኪ ክትቅይሪ 0% ርእሲ ሕጅውን ኣይረፈደን ተነሲሕኪ ተመለሲ ሓፍተይ ናተይ ወድክን ስብኣይክን ኣጠምቂ ኣስተውዕሊ ኣቦታትና እውን መሪሚሮም ኣይበጽሕዎን ይትረፍዶ ንስኪ እምነት ፈሊጥኪ ክተማርጺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ረቂቅ ምስጢር ዘይትናወጽ ኣብ ኮክሒ ዝተሃነጸት እያ ቆይምኪ ሕሰቢ🙏ምስ ይቅሬታ
@user-zl9ud8dz7c
2 года назад
Aselma deya 🙄🙄🙄besmame lebona yescesh
@user-jl5go6wy3v
2 года назад
ናይ ባሓቅ
@tsige1234
2 года назад
እምነት ናይ ግሊ እዩ ም/ቱ ብተደጋገሚ ክትሕተት እንከላ ክትምልስ ኣይርእን ምስ ይቅርታ
@user-mg1zy9wt7r
2 года назад
ሳሓቅ ምተይ❤❤❤❤❤❤
@selamberhe3467
Год назад
ደስ ባሃልቲ ሙቁራት❤❤❤
@user-on8ru9dh1v
Месяц назад
ደስ ክብል ጡማት ላዛ👌😘
@user-io4bw1wp8l
2 года назад
አረ😃 ሳሓቅ 😂ሞትና 😂ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ💓💓H&M💓💓💛💛💊💊💏💏💏
@heyatahmed1762
2 года назад
ደሰ በሃሎ ደቅ ትግራይ
@user-fy6nw3rt4g
2 года назад
ኣነስ ክፍትወኩም ማዓት ድቂ ትግራይ ሓላላት ❤❤❤❤
@user-hn2ei6nx5j
2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ማሜ end ሃኒ አሕዋተይ
@rahmakmal2866
2 года назад
ሃኒ ንባዐላ ጮማ ከመይ ገይራ ጮባ ክትፈቱ🤣❤❤❤
@zmn9599
2 года назад
ዊይ ደስ ክትብሉ 😍😍😍
@sopkansaerpm7303
2 года назад
ዊይደሰክትብሉ💝❤❤❤
@jonjon9926
2 года назад
ኣሰይ ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ ግን ኩሉግዜ ትትመፂ ክንደይ ደስ ምበለና ነይሩ ኣነስ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉኒ
@user-xz1bd4uu9x
2 года назад
ኣሰይይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ
@user-ct6fp5lo2x
Год назад
አሰይ❤❤❤❤❤
@erdozakir5873
2 года назад
ማሜ ገርሂ😄😄 ንጉሆ ተሲአ ታይ ይገብር ትብሎላሲ ክሳብ ምሳሕ ሳዓር ዝገበረቶ ክዝርዝሮ ኢሉ ነይሩ😄😄😄😄😄😄😄
@alhamredae2472
2 года назад
ማሜ ካባየ እልትፎትዮ ነገር ሃኒ እዚያ ማሜ ታይ እዚኣ ሃኒ ታይ ድያ ትበሃል እዚኣ ማሜ ኢድ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@mhretassefa4011
2 года назад
እንታይ ነወሮ ጎራውተይ ሃምኾንኩም እዋይ ክፈትዎም በተለይ ትግርኛ ትናገሩለው ኡፍፍፍ ምጭዋት❤️
@azakmashoiiir3413
2 года назад
ማሜ ቡታንተይ ወዲእክዮ🤣🤣😂 ግደፋ እንዴ 🤣❤️ሶ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቅ ትግራይ
@user-kj5yp3fi1q
11 дней назад
ዋ ኣታ መትኩ😂😂😂😂❤
@user-qo8bi4vk4n
2 года назад
እወ ማይ ፅቡቅ እዩ ንቆዳ ንፀጉሪ ,, አብ ጥዕናና ዓብይ አስተዋፀኦ አለዋ።
@salamhis1615
7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@sweettekia620
2 года назад
Me to ዋላ አነ አየ ጠስሚ ፀባ ጋዓት ለይፈቲ haniye😂✌
@user-xv8bc4lb5r
2 года назад
ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tigrayeyahegrey3705
2 года назад
des ktblu mkurati❤❤💛💛
@atsedegher5234
2 года назад
ደስ ክትብሉ ሽኮራት ለባማት
@user-le4wv7ls2j
2 года назад
እሰይ ደስ ክትቡሉ ደቂ ሪመይ ሽኮራት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@zenebuniguse2373
2 года назад
እሰይ ሙቁራተይ ደስ ምዋልኹም😍👏
@rodastesfay3809
2 года назад
ፍትው እንድየ ዘብለኩም ኩሉ ግዜ ዘይትመፁ እንደሞ
@nigistihailutesfay3979
2 года назад
ብጣዕሚ ካብ ዝፈትዎም ይትባራት ተጋሩ ቀፅሉሉ❤❤❤
@SaS-oc1tn
2 года назад
Enashakkum nberu tsbukaty fishkta amelom
@user-sh9ng3hq6i
3 месяца назад
ሸኮራት😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
@awelmahamed837
2 года назад
ዋይ ጡንጫኻ እዩ ዝምቸየኒያ ባዕልት ውዕለታኽ እያ ክክክክ
@user-yd7er8fu7o
2 года назад
ክክክክክክክክክክ
@awelmahamed837
2 года назад
ገሪማትኒ
@AaaBbb-fk8dv
2 года назад
ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🥰😘😘🥰🥰🥰
@LOVE-uq4jg
2 года назад
በኡነት ሞይተ ዋይ ኣብ ቀልቀል ዓራት ደቂሰ ጸኒሐ ብሰሓቅ ጸዲፈ መን እዩ ተሓታቲ ሐዚ
@LOVE-uq4jg
2 года назад
😁😜😁
@user-rw2ho7nl6s
2 года назад
ክክክክክ ሞቱኩ
@fserfeer2063
2 года назад
እንካዓ ብሰላም መፃእክም ምቃሪተይ ኣብ ዘሎክምዎ ሰላም ክንለይ ምቃሪተይ
@Firenguse
2 года назад
በይነይ ናተይ ሰሓቅከ እንታይ ይበሃል እሙ ሰሓቅ ቀትላትኒ ላሰሓቀት😂😁💛❤😘😘😘
@user-zl9ud8dz7c
2 года назад
Habyebei🌹🍀maye benghe tesate way😂🤣😁⛱
@meazeatemesgn5872
2 года назад
Yen meroch betamey aye zefotewkem😊😊❤️❤️🙏
@user-ej8ep2lj4r
2 года назад
😂😂😂😂😂ብሰሓቕ ቐቲልኩሙናኮ
@user-jk8xu6pl2v
2 года назад
ፍቅርኩም የብዞሖዮ ሽኮራት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@merigirl1060
2 года назад
የኔ ውቦች
@soltube4581
2 года назад
እንታይ ሰምዕኪ ኮመንት ትፅሕፍ ኣለኪ ከይትቅደሚ ድዩ😂😂
@netsanet7155
2 года назад
ኣምሓረይቲ 😏
@netsanet7155
2 года назад
@@soltube4581 ብዛዕባ መልክዖም እምበር ሰምዐኩም ዘይበለት 😜😅
@soltube4581
2 года назад
@@netsanet7155 abi 1 second eko eya tsihifa😂🤣🤣
@sara6064
2 года назад
ክክክክ ጠብሎቅሎቅ ክብሊ ከምዝምቢ😁😁😁 ሳብስክራይብማ በሉኒ የሕዋት🥰🥰🥰
Далее
12:10
ደስ ዝብል ሰርፕራይዝ
Просмотров 49 тыс.
12:04
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
Просмотров 63 тыс.
00:47
БЫВШИЙ МУЖ Саши Бортич написал про нее РЭП #соболев #юмор #токсики #бортич #щербаков
Просмотров 212 тыс.
1:12:12
МАМА В 16 | ПРЕМЬЕРА | 2 СЕЗОН, 1 ВЫПУСК | ТАТЬЯНА, ЧИТА
Просмотров 1,5 млн
00:32
Friends
Просмотров 865 тыс.
00:18
📱🪢 Mom's Wild Lesson: Phone Tied to Thread! See What Happens Next! 😱 #reaction #cats #funny #prank
Просмотров 4,8 млн
16:51
ከጥንስ ዘይ ሓፈረስ ኣይ ኣምንይ ኣስድድዮ ኢሉኒ😭😭 ካብ ኣፈወርቂ ዘይ ፅቦዮ ነገር ልበይ ሰቢሩኒ😭😭😭
Просмотров 38 тыс.
12:33
ንሜሪ ከይፈተወት ጠስሚ ጠሲመነኣ ! ❤ገዓት ፕሮግራም 2ይ ክፋል
Просмотров 31 тыс.
4:56
አሰራርሓ ሕምሽቲ ብቀሊሉ አብገዛና😍😊
Просмотров 16 тыс.
16:04
ድሕሪ ክንደይ ግዜ ምስወዲ ቃሺ ተራኽብና #ዝገረም ግን ካባይ ንላዓሊ ህግደፍ መርፁ🤔😥
Просмотров 32 тыс.
11:41
ከመይ ጌርና ውሽጥናን ደገናን ዝበለጽና ንከውን 10 ነገራት
Просмотров 2,6 тыс.
19:15
ናብ ደገ ሒዝኒ ወፅኡ ከይለኽፉኺ እልኒ
Просмотров 35 тыс.
24:24
ንሕቶታትኩም መልሲ ባቡ ብምንታይ ረጉዱ ንኣቤ ዶ ንልድያ ትፈቱ ንኣዴኻ ንኣቦኻ ትፈቱ
Просмотров 23 тыс.
11:47
2ክፋል ብዛዕባ ፍቅርና
Просмотров 34 тыс.
15:23
ካብ ሞት ልተረፍኹሉ ኣጋጣሚ ረሲዖምዎ 😭😭 ኣዋሪዶምኒ🤔 ኣብ ሽንቲቤት ትዱንጊ ኢካ🙄ፓንቲ ትሰርቅ ኢካ😭😭
Просмотров 15 тыс.
14:44
ሜሜ ብቅንኢ ብፅብፅ ኢሉ
Просмотров 24 тыс.
00:47
БЫВШИЙ МУЖ Саши Бортич написал про нее РЭП #соболев #юмор #токсики #бортич #щербаков
Просмотров 212 тыс.