Тёмный

2ክፋል ብዛዕባ ፍቅርና 

Mame & Hanan
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 416   
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 года назад
አይይ ህውከት ፍቅሪ ክርስቶስ አምበር ሰብአይ አይኮነን አብ መስቀል ዘርአየና ፍቅሪ ክርስቶስ አና አግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና በውነት ብጣአሚ አየ ዝሓዝን😭😭 አብዝ ምድሪ አንተ ነወሐ 70 ወይ 80 ዓመት አና ንነብር አት መወዳአታ ዘይብሉ ሂወት ግና አብ ሰማይ አና ምስ ክርስቶስ
@faryoutube735
@faryoutube735 2 года назад
ብሓቂ ክብረተይ ልባ ይመልሳ እስኪ 😥😥😥
@yytftggt4840
@yytftggt4840 2 года назад
ትክክል
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
🙏💒💒💒💊💊💊🙏ኣጆናኦርቶዶክስሃይማኖትና🙏ዘለናደቃክነክብራኢና🙏ንሶምውንክስዕቡእዮም💊
@assass8589
@assass8589 Год назад
ዓለም ክሊ ሓላፍ ብሓቂ
@Maaza1221
@Maaza1221 3 месяца назад
ኣላ ማሓዛይ ሽኮር ረኪበኪ ባ እና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልድያ ልከፈተ ልብና ይክፈተልና🙏
@LOVE-uq4jg
@LOVE-uq4jg 2 года назад
ፎቶ ለቂቅኹም ሕቶ ሕቶትና በሉ ኣነ ጋሻ እየ ብዙሕ ሕቶ ግን ኣለኒ ብድሕሪኡ መልሲ ሕድሕድ ኮመንት ይመለስናልና ሶ ምሳይ ትስማዕምዑ 👍
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
ዋላ አነ በተለይ ንክብርቲ ሓፍተይ ሕቶና ብትሕትና ትምልስና ተስፋ ንገብር
@zufangrmay3538
@zufangrmay3538 2 года назад
ወላ ኣነ በተለይ ድሕሪ ካሜራ ናይ ዘላኣለም ህይወት። ኣቅልልካ መርአያ ምግባር ብሃይማኖት ብትሕትና ተዝምለስና እተን ናራኣያ ዝድገምለዋ እቲ ሓቃዊ ህይወት ምምህሃር ብዙሑ ሕቶ ኣለኒ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በላኒ ኣሕዋተይ🙏💛❤️
@LOVE-uq4jg
@LOVE-uq4jg 2 года назад
@@sara6064 ገይረልኪ ኣለኩ ጓል ሪመይ ቀጸልሉ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
_በስመ ስላሴ "ከመይ ጸኒሕኩም አሕዋተይ "ብመጀመርታ ሠላምታ ይቅድም ሠላም ዲኩም "መቸም ሰብ ሰብ ብምኳኑ ተክብሮ ኢካ ፡ብኃይማኖትካ ንዝመጽአካ ከዓ ተስተምህሮ ኢካ፡፡እበርከ ክርስትያን ዲኪ ዘሓፍተይ_ *_ዝሓተትኩኪ ተትምልስለይ አነም ናፍቱ ናትኪ ምመጻእኩ ነይረ እፍፍ የሐዝን_* *_ናይዛ ሓፍተይ ሂወት ከመይ ድያ አሕዚናትኒ ፡አብክያትንን😢😢 ዘሕዘነኒ ምክንያት ድማ_* _ካብ መንገዲ ጽድቅን ሓቅንስ መንገዲ ፅልመት ብምራፅኪ፡እምበርከ መጽሓፍ ቅዱስ ገሊፅኪን አንቢብክን ትፈልጥዶ ፡ሲኦልን ገነትን ከ፡አስታዊስክየን ትፈልጥዶ እዚ ንኩላትና ክርስትያን ሕቶን ድዩ ??ግን ከዓ ብዝያዳ መሊእና ካብ እምነትና ዝዘንበልና ናይ ዓለም ፍትወት ከምታ ሓፍተይ ዘሸነፈና እዩ፡ሓፍተይ ናተይ አነ ሓጥያተኛ ሓፍትኪ ጻድቃን ኮይነ ዘይኮንኩ ግን በምንም ተአምር ምስ ዘይመስለኒ ሓዳር ክምስርት ምሕሳብ ሲኦል ምምራጽ እዩ፡ማለት እምነትኪ ናይ ጌጋ መንገዲ ተትኮን ሕራይ ፡ግን ሓቀኛ እምነት እናሃለወክስ ናብ ናይ (600ሚኢቲ ዓመት ዘይአክል) ዝተመስረተ እምነት አቢልኪ፡መዓረይ ትዘለክዮ ሂወት መልአካዊ ፍቅሪ ዘይኮነ ሰይጣናዊ ፍቅሪ እዩ አርባዕተ ነጥቢ።አስተውዕሊ🧏‍♀️🧏‍♀️_ _አነ ንባዕለይ ሓቂ የሐሽ አብ ስደት ሃገር ሓደ አስላማይ አፍቂረ ነይረ ፡ግን ዋላ የፍቅሮ ክራከቦ ነብሰይ የፈቀደለይ፡ድሕሪ ግዜ ድማ እናተዳዋወልና ናሃለና እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ንስሃ👈መዝሙር ብምስማዕ እየ ተተንኪፈ ናብ ልበይ ተመሊሰ ።ከምኡም ቃል አምላክ ምስ አንበብኩ፡ማለት መፅሓፍ ቅዱስ ምስ አንበብኩ፡ናይ አቦታተይ ት/ቲ ምስ ሰማዕኩ ሰይጣናዊ ፍቅሪ ምኳኑ ተረዲአ፡አይኮነን ውዒለዮ ተትኮን ፡እቲ ምስኡ ዘዕለልኩዎ ከማን የድንነኒ ብሓቂ_ *_ሓፍተይ ማዓረይ እዚ ክብለኪ ከሎኩ ግን ንዓኪ ንምቅላል ወይ ምውዳቅኪ ከም ስንፈት ምርአይ አይኮነን ፡ግዳስ🙇‍♂️🙇‍♀️ወዲቅካ ምትራፍ ሰይጣናዊ ።ወዲቅካ ምላዓል ግን አዳማዊ እዩ ከም ዝበለ ቅዱስ ዮሃንስ አፍወርቂ፡፡ካብ ዝወደቅክዮ ተልዒልኪ መፅሓፍ ቅዱስ አንብቢ ሓቀኛን ዘልአለማዊ ሂወትን ምረጺ፡እቲ ሎሚ ፍቅረይ ፍቅረይ ትብልዮ አብ ፍርዲ ጊዜ ወሓስ አይኮነክን በእውነት እየ ዝብለኪ፡፡ስላሴ ዘይአምን መንግስተ ሰማያት አይአትን።ክርስቶስ ፍጡር እዩ ኢሉ ዝአምን ሰዓቢ አርዮስን መራጺ ሲኦልን እዩ ዝኮን ዘሎ ከም ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ፡እዚ ክብል ከሎኩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ የስገድድ ዘይኮነስ አምላክና ናይ ነጻነት አምላክ እዩ።ማይን ሓውን ቀሪበልካ አለኩ ኢድካ ናብ ድስ ዝበለካ ስደድ እዩ ዝብል ቅዱስ ቃል፡_* ብዝሕ ምዝራብ ዘይኮነ ንጥበበኛ ሰብ ሓንቲ ቃልንድያ ተድልዮ ፡ሓንቲ እምነት ፡ ሓንቲ ጥምቀት ፡ሓደ ጎይታ አኣምን ኢልኪ ናብ እምነትኪ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ ዘሓፍተይ ተኮነ ንዕውን መደሐንክዮ ምሳኪ፡፡ንስክስ ታይ ገደሰኪ ጎለይ ካሊእ ይትረፍ ብናይ ስጋ አተሓሳስባ"ኳ ቆንጆ ኢኪ እመብርሃን ብአማላድነታ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ጠሚቱ ንዓኪ ዝተብሃለ ወዲ አዳም ክርስቶስ ዘፍቅር ከስካብ ዝመጽአኪ ዘይተጸበኪ፡ብዝኮነ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ይላሃብኪ/ና ስለ ዝፈትወኪ እየ ነዚ ዝጸሓፍኩ አይትሓዝለይ ጾም ምድሪ ዝጎድ ቃል ተኮይኑ ይቅሬታ ግበሩለይ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 года назад
አቤት ምኽርኪ ደስ ክብል ብልቢ ኣንቢቢብ ንዘስተውዐሎ👏👏👏
@fjz1093
@fjz1093 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢😢😢😢😢
@ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
ንሱ እዩ ልኾን ዝለወጠ ብግምት እየ ግን ካብ መልሶም ንፅበ
@merhawitgebrekidan1406
@merhawitgebrekidan1406 2 года назад
በእውነት ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና መፅሓፍ ቅዱስ ዘይምንባብና ናብ ዘይ መንገድና ንስሕት ኣለናዋ አምላክ ልቦና የሃበና ካብ ሃይማኖትካ ምኽሓድ ሰውረና😢
@haregabraha2494
@haregabraha2494 2 года назад
ብሓቂ✝️🕊🥺
@netsanetwelday3931
@netsanetwelday3931 2 года назад
ስምዕንዶ ማዓረይ ሰለዝጠነስኪ እና ቤተሰቡ ሃይማነትኪ ክትቅይሪ ከምዘለኪ ሰለዝሓበሩኪ ዲኪ ቀይርኪ ይገርም ልቦናኪ ይመልሰልኪ ልዕሊ ሃይማኖት ፍቅሪ ዉሉድ ዝባሃል የለን
@mili6964
@mili6964 2 года назад
ዋይ ኣቱም ገዛ ፍቅሪ ኮ ኣትሕዝኩሙኒ መፁኡዶ ኣይመፁኡን ናበልኩ ናዓኩም ሙቁማት ኮይኑ ስርሐይ በሉስከ ሓዳርኩም ይባረክ ደቂ ሪመይ ማዓረይ💊🤴🙏
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 2 года назад
በስመስላሴ ሃይማኖትካ ካብ ምክሓድ ይምሓረና 😥 ዓይኒ ልቦናኺ ይኽፈተልኪ 😥 ንሕናም አብ ሃይማኖትና የፅንዐና አሜን ዊይይይይ የሕዝን መፅሓፍ ቁዱስ ብዘይምባብና ጌጋ መንገዲ ንኸድ አለና መድሃኒአለም የድሕነና ናብ ንስሓ የብቅዐና 😥😥🤲
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 2 года назад
ኦ ፍቅርቲ ሓፍተይ እምነትኪ ብምቅያርኪ ልበይ ተሰይሩ ምክንያቱ ቅንዑትን ቅድስትን ዘለን ትነብርን መንገዲ ሓቅን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እያ ብከመይ ኢኪ ወፂኪ ሓፍተይ መፅሓፍ ቅድስ እንታይ ጌጋ ረኪብክሉ ምክንያት አለኪ ዶ ?ወይስ ብፍቅሪ ኢኪ💔ናይ ዝዓለም ፍቅሪ እኮ ጊዛዊ እዩ እንተኮነ ንዑኡ መድሓንክዮ ኦፈጣሪ ይቅር በለና💔💔
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
ብጣዕማ የሐዝን ግን ከመይ እዩ እንዮ ቀይራዱያ ናማን ከመንቲ እየ አንቢበ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
@@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ እወ ቀይራ እዚ ትኽክለኛ የኾነይ እዚይ እዩ ትኽክለኛ ኢላ ተይኾነስ ንወዲ ኢላ ቀይራ ሓጥያቱ ንባዕላእዩ subscribers በላኒ የሕዋት🙏🥰
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
@@sara6064 አምላክ አብ እምነትና የፅነዕና እስቲ ፈታኒ ዝከነ ግዘ በፂሒና
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
🙏💒💒💒🙏🙏🙏💊💊💊🙏ኦርቶዶክስና🙏ንዘልኣለምትነብር💊
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 2 года назад
ቀፅሉ ሙቅራተይ ዝተወለድኽምሉ ዓዲ ኣበይ ብዝኾን ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዝኽብረኩም ደቂ ትግራይ❤💛
@galtgray12
@galtgray12 2 года назад
ደስ ክብሉ ብእውነት 🤣ናይ ማሚ ዘረባ ክስሕቀኒ 😂❤️❤️❤️❤️❤️
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ ፅብቅተይ🙏🥰
@hadiadam4325
@hadiadam4325 2 года назад
Hani haftey Please eta nay hamonot kemey gerki atik negrena bajaki
@grmayasgedom9846
@grmayasgedom9846 2 года назад
@@sara6064 ኮይስ
@ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባረክ❤❤
@Dy-zd2xq
@Dy-zd2xq 2 года назад
ዘይሰሓሓት ሰብ የለን ኣምላክና መሓሪ እዩ ናብ ልብክይ ይምለስክይ ኣነ ንዓርሰይ ሓደ መዓልቲ ሴጣን መዓልቲ ዉዒለ እየ ግን ኣብታ ቅንዕቲ ሃይሜኖት ዘሎ ሩፍታ ❤🙏🙏🙏 ናብ ልብክየ ይምለስክይ
@EzgenKahsay
@EzgenKahsay 2 года назад
🥺✝️👏👏👏❤
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 года назад
አዕኒያትኒ እያ ደቅነዋ ያ ማሜ ክክክክክክ ደስ ክትብሉ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 года назад
ማሜ ግን ማራ እዩ ፃዕዳ ልቡ ደስ ክብለካ ወዲ መቀለ ሽኮር ብዝኾነ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ 🙏❤💛🥰🥰🥰
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ኢኪ ተሕዝኒ ዛሓዐየፍተይ ካብ ፍቅሪ ኩረስተስስ ፍቅሪ ወዲ ሰብ ተቀድሚ መሕዘኒ እዩ መስተዋዓሊ ዓይነልቦናኪ ይክፈተልኪ እ/ሄር ኣምላክ😢😢😢
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍💛❤️
@ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
ዘረብኡ ሰምዐ ዘይፀግቦ ቆልዓ ዓመት ይመስል ዘይመኖው❤❤😍😍😍
@ስደትበላዒሰብ
@ስደትበላዒሰብ 2 года назад
ክክክክክ ካርዲ መሊአ እየ ኢለ ፈጨጭያ ቆሲለ🤣🤣🤣 ሙቁራት ፍጥረት መድሃኒአም ፍቅርኩም የብዘሓዮ🙏🙏❤💛😘😘
@ሱመይተዋህዶዉሽጠይባዶ
ሓፊተይ ናተይ ንዛ ዘይትረብሕ ዓለም ንስብኣይ እልኽ ሃይማኖትኽ ትቅይር ብጣዕም ያሕዝን😭 በተለይ ኣትን ደቅ ኣንእስትዮ ንወድ እልኽን ሃይማኖትኽን ትቅይራ ፈጣር ይቅር ይበኽን😭
@نورهاثيوبيا-ث1د
@نورهاثيوبيا-ث1د 2 месяца назад
ማሻአላህ ዓለይኩም ደስ ባሀልቲ ኢኾም ሀኒየ ሓፍተይ መዓረይ ሓፍተይ ፊላህ
@herangualagame7447
@herangualagame7447 2 года назад
ኣብዚ ዝበዝሕ ብዛዕባ ሃይምኖት ትዛረቡ ኣለኹም እንታይ እሞ ንሳ ናብ ዝመረፀቶ ከይዳ ኣላ ብርግፅ መፅሓፍ ቅዱስ ኣንቢባ ጌጋ ረኺባትሉ ከይዳ ዝብል እምነት የብለይን ንባዕለይ ፅቡቅ ገይረ ስለ ዝፈልጦ ግን ግደፉዋ በቃ ንኹለና ነናይ ባዕልና ፍርዲ ኣለና ተኾይኑ ዉን ኣብ ጾሎትና ንዘክራ ንሓፍትና ክትምለስ ልቦና ይዓድለና እግዚኣብሔር😓🙏
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
ብፍቅርካ ጥብ አቢልካያ ዋ ብዝኮነ እንኳዕ ተጋሩ ኹንኹም ናብታ ትክክልኛ ሃይማኖት ክትመፁ ተሰፋ ንገብር
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 2 года назад
ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ስቁ በሉ በጃኩሙ ኣብ ናይማትኩሙ ሓዳር ኣይትእተው ፈተና ኣይትኩኑ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
ብሓቂ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
@@mashoaxusumawit2349 ፈተና ማለት ከመይ ድዩ?/ ሓውካ ሲኦል ካብ ምእታው ምድሓንስ ሓዳር ሰብ ምእታው ተቆፂሩ መዓረይ፡ ክርስትያን ተኮይንኪ፡ አፍቅር ቢጻይከ ከመ ነብስከ ማለት ትርግሙ ፍለጥዮ
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 2 года назад
@@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ እወ ኣነ ኣርተደክስ ተዋህዶ እዩ እምነተይ በቃ ኣስሊማ እያ ሓዳር ገይራ ሓደ ቆላዓ ወሊዳ እግዝአቤሔር እንተኢልዎ ኩሎም ስድራ ክምለሱ ይክእሉ ብማዓልቲ እንተዘይኮይኑ ኩለና ክርስትያን ስለዝኮና ናብ ገነት ናኣቲ ኣይኮንናን ግብሪና እዩ ናብ ሓዊ ይኩን ገንት ዘእትየን።
@umiimayaialib769
@umiimayaialib769 2 года назад
Abi hiwet seb atika ayfredin nisa disha meritsa ala habibti
@gdhhdj6780
@gdhhdj6780 2 года назад
ፅሩያተይ ብጣዕሚ ይፈትወኩም አየ ብትግራዋይነትኩም ዋላ ብኣምልኮ ንፈላለ ብሰጋ ኣሕዋተይ ኢኩም ሃኒየይ ግን ቅሩብ ቅር ይብለኒ ሃማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ሓቅነቱ ሰለዘይተረደኣኪ ምቅያርኪ ዋ አቲ ሂወት ንሰኪ ሰለ ትነብርዮ ንዓኺ ዝጥዕም ይኩን ፍትዋተይ
@መርሃዊትኃልትግራይ
ኣታ ሞትኩ ክሎሮክስ ጌርካ ምፍሕፋሕ እዩያ😁😁😁😁😁😁እግዚአብሄር ኣምላክ ፍቅርም ብዝሕ ይበል ግን ታኣዩ ተሕፅርዎለኩም♥♥♥♥♥♥
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 года назад
ብእውነት ብጣዓሚ ኢኹም ደስ ትብሉኒ ማሜ&ሃኒ ሙቁራት❤🕊 ግን ወዲ ተባዓተይ ይኹን ጓል ኣነስተይቲ መልክዕ፣ጽባቀ፣ቀጥኒ፣ገዚፍ፣ቀይሕ ጸሊም ፣ስፓርት ሳራሒ/ሰራሒት ዘይኮነስ ዋና ወዲስብ እዛኣ ክህልዎ ኣለዎ።ፍቅሪ ካብ እምነት ይጅምር❤ “ፍርሃት እግዚኣብሄር ንጥበብ መጀመርያኣ እዩ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ።” - መጽሓፍ ምሳሌ 1፥7 👏 “ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ።” - መጽሓፍ ምሳሌ 31፥30 ጓል ኣንስተይቲለ ከምዚ ጥበበኛ ሰለሞን ዝበሎ እዩ ስለ ቃሉ እግዚአብሔር ይመስገን ግን ሃኒ ክሓትተኪ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቢኪ ትፈልጢ ዶ ?? ከምዚ ይብለና ቅዱስ ቃሉ “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6 ወንጌል ማቴዎስ 16 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹³ የሱስ ናብ ምድሪ ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ ምስ መጸ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ሰባት ንወዲ ሰብ መን እዩ ይብልዎ፧ ኢሉ ሐተቶም። ¹⁴ ንሳቶም ከኣ፡ ገሊኦም ዮሃንስ መጥመቕ፡ ካልኦት ድማ ኤልያስ፡ ገሊኦምውን ኤርምያስ ወይስ ሓደ ኻብ ነብያት ዚብሉ ኣለዉ፡ ኢሎም መለስሉ። ¹⁵ ንሱ ኸኣ፡ ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ አሎኹም፧ በሎም። ¹⁶ ስምኦን ጴጥሮስ፡ ንሳኻ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ኢኻ፡ ኢሉ መለሰሉ። ¹⁷ የሱስ ከኣ መሊሱ በሎ፡ ስምኦን ወዲ ዮና፡ እዚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ እምበር፡ ስጋን ደምን ኣይገለጸልካን እሞ፡ ብጹእ ኢኻ። ¹⁸ ኣነ ኸኣ እብለካ አሎኹ፡ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ንማሕበረይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን። ¹⁹ መርሖታት መንግስተ ሰማያት ክህበካ እየ፡ ኣብ ምድሪ ዝኣሰርካዮ ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕካዮ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ። ²⁰ ድሕርዚ ንደቀ መዛሙርቱ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንሓደ እኳ ከይነግሩ ኣዘዞም። “ሰማይን ምድርን ኪሐልፍ፡ ቃለይ ግና ኣይኪሐልፍን እዩ።” - ወንጌል ማርቆስ 13፥31
@እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ
ሰለ ቃሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ይመሰገን 💘✝️💘🙏 እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ላብ ልባ ይመልሳ ❤🙏
@HadasBerhe-fl2jn
@HadasBerhe-fl2jn 3 месяца назад
ፀላህየ ሃለዉ ይበል ዋላህ ያ በሰመአብናብ ልብኽ ይምለሲኽሓፍተይ😢😢😢
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
_ይፍትወኩም ነይረ ግን ንግዝያዊ ነዛ በስባሲት ስጋና ንፍቅሪ ኢልኪ ሀይማኖትኪ ብምቅያርኪ ሓዚነ ተዋህዶ ሀይማኖቴ ንዘልአለም ትንበር_
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад
ዋላ ኣነ ሓዚነ ጋለይ
@سلامهمنجحي
@سلامهمنجحي 5 месяцев назад
እዋይ መሓመድ እና ሓናን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sarar9370
@sarar9370 2 года назад
እንኳዓ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋኒ ♥️♥️♥️💊💊💊 ግንሲ ቭድዮ ተሕጽርወለኩም ሓቀይ ዶ ወይስ ናፈተኩኩም እዩ ከምኡ መሲልኒ 😁😁😁
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 года назад
ዋላ ኣነ ኮአየ
@ysyhsh5894
@ysyhsh5894 2 года назад
Esey mukurat kemnatkum zbele fkri yhabena domo betam now mwedachu malochye😘
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 года назад
ማሜዋ ኣዕናያትኒ እያ ያ 😃😃😃 ፍቅርኩም ይብዛሕ💛❤️💛❤️
@micdammam5398
@micdammam5398 2 года назад
ፁሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@weyni2380
@weyni2380 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️💐 3ይ ክፋል
@ዮርዲጓልወየንቲ
@ዮርዲጓልወየንቲ 2 года назад
ብዛዕባ ሃይማኖትኩም ብሰላም ሙፁና❤
@brhanbrhan7358
@brhanbrhan7358 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስሓቅ መይተ አሕውተይ
@sdddddrrrfrfggggfr32werrt
@sdddddrrrfrfggggfr32werrt 2 года назад
ኣነስ ማሚ ወዲ ዓድያ ይመስል ደስ ክብል አነጋግርኡ
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ዋዉዉዉ ደቂዓደይ መዓረይ ሽኮራት እንኳዕ ሰላም መፃኹም❤️❤️❤️ ማሜ ሃኒ ፅቡቃት ፍቅርኹምን ደስታኹምን ይብዛሕ❤️💛❤️💛🥰
@siemtekie77
@siemtekie77 2 года назад
ካብ ፍቅር ናይ ኢግዛኣብሄር ኣምላክስ ናይ ሓደ ካፍር ኢሊ ክጸሪፈክ ዝዉዕሊ ናዓክን ን ስድራክን መሪጽክ 🙏💔ብዛዓባ ኢዞም ኣብ ባዓሊ ሊብያ ኣብ ትግራይ ኣብ ባዓሊ ስዒድ ዓረብ ንኢምነቶም መስዋኣት ዝሓለፍ ዶታ ዝነጊራ ስኢና ኢዋይ ሓፍተይ ስድራክ ኣይስምዕ::
@mbrakmbrak1767
@mbrakmbrak1767 2 года назад
ኣሰይ ፅሩያት ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል
@ksugjj5696
@ksugjj5696 2 года назад
ብጅክ ሕፍተይ ማዓሪየ ስል ንብስኪ ሕስቢ ስግ ሒልፍተ እዪ ብሕቂ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
በእውነት አብ ጾሎትኩም ዘክርዋ
@ፍቅርጋልትግራይ-መ8ነ
ፍቁሩኩሙ ፈጣሪ የብዝሓይ 👏💘💊💊💊💊
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ🙏❤️💛❤️💛
@habsh5752
@habsh5752 2 года назад
አሰይይይ ፅሩያት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️💐💐💐💐💐💐
@yorda277
@yorda277 Год назад
Betami des teblu nay bahaki hadarkum yebarklkum xibukat❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 2 года назад
ደቂኖዋ ክትብል ከለካማ😍😍መዓር😍😍😍
@rahmahasan7496
@rahmahasan7496 2 года назад
ደሰ ባሀልቲ ፍቅሩኹም ይባረኽ ዉለዱ ዘመዱ አብ ቅም ነገር ያብፀሕኹም ደቅ ትግራይ ማዓረይ ብጣዒሚ የኤ ድፈቲየኩም 😍😍😍
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 2 года назад
Aseyyy muqurat Meshallah des ktblu Rebelalemin Fqrkum❤❤❤ ymelalkum Xbuqat
@محمدعلي-ق3خ4و
@محمدعلي-ق3خ4و 2 года назад
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት 🥰🥰
@vxnn4818
@vxnn4818 2 года назад
ብጣዕሚ ድስ ባሃልቲ ሓደርኩም ይባረክ ፍቅርኩም ናወሰከ ይኪድ ደቂ ዓደይ
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 года назад
ቅቅቅ ደሰ ክቡሉ ፅቡቅ ገበርትካ ማሜ ኣዲካማቶ
@Sebmekseb4652
@Sebmekseb4652 2 года назад
Masha allah des tiblu haftikum kab Eritrea 🇪🇷
@السيدس-ي6ش
@السيدس-ي6ش 7 месяцев назад
ፍቅራቹውን እስከ ዘላለም ይቀጥል ❤❤❤
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 года назад
ክክክክክክ ማሜ ዓይነይ ኣይንፀርፈኩምይ ፀርፊ ብፀርፊ ከይትገብሩና ያ ኣታ ቆሲለ ስሓቅ እዊ መዓራተይ ታይ ዝሓሰበ እዩ ናዓኹም ዝፀርፍ ግን ኣይተሕፅርዎ ዋእ ኣንውሕዎ ብዝተረፈ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ዝፈትወኩም ብትግራዋይነትኩም እዩ ቀፅልሉ
@alemfkr2788
@alemfkr2788 2 года назад
መጀመርያ ሃይማኖትዶ ይዓብስ ትግራውነት🤕
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 года назад
@@alemfkr2788 ሃይማኖት ዶ ይዓቢ ትግራውነት ዝብል ፅሑፍ ኣንቢብኪ ድኺ ኮይንኪ ሓፍተይ
@ሚሊጋልተዋህዶትግራወቲ
ግን ሀኒ ልዘይ ዘልቅ ፍቅሪ ኢልኪ ሃይማነትካ ትቅይሪ ብጣዕሚ ተሕዝኒ የክርስቶስ ፍቅሪ ዘላአለም ዘላቂ እዩ ናይ ሰብ ፍቅሪ ድዩ መሪፅኪ ካባኪ ንደቂኪ ማሓሰብኪ ነይርኪ ብጣዕሚ መጀመርያ ሃይማነትኪ ተፍቅሪ ነይርኪ ማአዝ ከምንሞት አይንፈልጥን ስለዚ ናይ ዘላአለም ህይወት ሓድግኪ ናይ ሓላፉ ህይወት መሪፅኪ ማለትድዩ
@እሙጓልትግራይ
@እሙጓልትግራይ 2 года назад
እረ ቡዙሕ ግዜ ምክንያት መቀይሪኪ ንገርና ኢልና ጽሕፍና ሪኣ እየ ስቅ ትብል? ተዋህዶ ልዝላኣለም ትንበር🙏⛪️
@reir2557
@reir2557 2 года назад
ቪዴኩም ብጣዕሚ ተሕፁሩዎ ኣለኩም ሓባይቢ ኣንውሕ ኣብልዎ ንእሸተን ዋ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘
@rahmahasan7496
@rahmahasan7496 2 года назад
ልወጥ ያበለኒ ተጋሩዋ አነስ ኪፈትየኩም😘😘
@نورهاثيوبيا-ث1د
@نورهاثيوبيا-ث1د 2 месяца назад
ማሻአላህ ተባረከላህ አብሽሩ
@ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ
ማሚ አነስ ዘረብኡ ከስሕቀኒ ደስ እዩ ዝብል❤ ሃኒ ሽኮር ካአ ፍትውው እየ ዘብለኪ በተለይ አብ ዓድኪ ዘለኪ ፍቅሪ አብ ባህልኪ ዘለኪ ፍቅሪ ክሪኢ ከለኩስ ገዲደ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤
@sara6064
@sara6064 2 года назад
ኣነዉን ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ🙏❤️💛❤️💛❤️
@amenamenamenkalehiwetyeame4936
ባህሊ ድዩ ዝቅድምስ ወይ ሃይማኖት ንምንታይ አብ ጣኦት ተምሊኪ ዘይትብላ
@ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ
ተጋሩዋይ ሙቁራት ኬፍ ኣለኩም ቀጽልሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት 💛💛💛💊😘😘😘
@ABADITGALBEYENE
@ABADITGALBEYENE 2 года назад
አሰይ ሙቁራተይ እግዚአብሔር አምላክዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም
@ጓልትግራይ-ነ4ፀ
@ጓልትግራይ-ነ4ፀ 2 года назад
ማሻኣላህ ፍቅርኩም ረቢ የብዛሓዮ
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 2 года назад
ደስ በሃልቲ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ የሕዋተይ 👍👏💋🌹🙏
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 года назад
KKKKበእውነት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም፫
@lemlemas4783
@lemlemas4783 2 года назад
ደስ ክትቡሉ ክርስትያት ተለኮኒ በተለይ ክንደይ ሰናይ ነይሩ
@galtigary78
@galtigary78 2 года назад
አይይ አነከ ማአዘአየ ዘፍቅር ሶ ፍቁሩኩም የብዘሓዮ
@ሳምሪዬፍቅር
@ሳምሪዬፍቅር 4 месяца назад
ፍቅርይ ማለት እኾ እግዛአብሔር እዩ ንስክግን ንእግዛአብሔር ዘየፈቀርክስ ንሓደ ተራስብ አፍቅረ ትብልይ 😥😥😥
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 года назад
ማሜዋይ ከፍትወካ❤❤❤ሃናን ሽኮር ለ ብጣዕሚ የ ልፈትወኪ ከይትቀንኢ😁🥰🥰
@fhgf473
@fhgf473 2 года назад
ብእውነት ደስ ክብሉ🥰🥰🥰🥰
@titisabawit3510
@titisabawit3510 2 года назад
ደስ ትብሉ ኢኩም ግን እምነት ቀይሪ ዲካ ኢልካያ ወይስ ባዕላ ክቅይርየ ኢላ?ጓል ዲኩም ወሊድኩም ወዲ ክንደይ ዓመትከ ገይሩ/ራ?
@makilove6390
@makilove6390 5 месяцев назад
ኣቱም ሰባት ሰለምንታይ ንክትምለስ ዘይትምዕድዋ ቀፅልሉ ትብልዋ ኣለኹም ኣንሕናዉን ንሕማቅ ነገር ክንድግፍተለና ተሓተቲ ኢና ቀልዲ ከይመሶለኩም ኣብ ክንዲ ዓገብ ምባልና ድዩ እሱ ተትኾን ነይሩ ሃይማኖቱ ልካሓደ ካብ ምድሪ መጥፍእዎ እቶም ኣስላም እመኑኒ ጠንካራታት እዮም ኣንሕና ግን ሰለምንተይ ካሊእ ተተረፈ ዘይንምዕዳ
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ኣሕዋተይ ሙቁራት ኣይዘኹም ኣለና ኣብ ጎንኹም ቀፅልሉ❤️💛🥰🥰
@LemlemAbrha-n4t
@LemlemAbrha-n4t 2 года назад
ከሓምየኩም ፀኒሐ ደንጕኩም part 3 ይቀፅል
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g 2 месяца назад
ኤረ ከመይያ ኣረድኡኒ ንሳ ድያ ቀይራ ንሱ ተከታመሎዮም ኣይፈልጥይ😊
@ffgf6142
@ffgf6142 2 года назад
ደስ ብሃሎ የኔ ቆንጅታት💖💖💖💖💖💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤💗💗💗💘💘
@salahnuri9564
@salahnuri9564 2 года назад
Shet zikone wedi ika ta dona gin kef alowa.maashallah
@ሜዲዕቛር
@ሜዲዕቛር Год назад
ብናይ ፈጣሪ ሓይልያ ምስ ዘይኣማኒ ምርካብ ስ ናይ ሰይጣን ፍቅሪ እምበር
@umiimayaialib769
@umiimayaialib769 2 года назад
Hanan habibti mashallah alhamudulillah ala nimete islam
@ጓልራእሲኣሉላ
@ጓልራእሲኣሉላ 2 года назад
ሰለስተ ኩኑ ሓደ ፅሩይ ቆልዓ ሓቦ በሉ ተበዛሕና እዩ ፅቡቅዋ ፅሩያተይ ክፈትዎኩም
@berhangebremedhin8150
@berhangebremedhin8150 2 года назад
Haymanetkum nay glkum eyu wana enkae Tegaru konkum zomahwatey btami ena nfetwekum❤️❤️❤️
@wedihaji8413
@wedihaji8413 2 года назад
Welcome back habaybi. Father ኣዘኪርኩሙኒ በቲ ግርማ ኹሹፍኩም
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
ፅብቃት ደቂ ትግራይ❤💛😍🙏
@zewidimukiriti9894
@zewidimukiriti9894 9 месяцев назад
ሓፍተይ እምነትኪ ዶ መሐሸክይ ውይይ ይቅር ይበለለኪ😢😢😢😢
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
ብፍቅርኻ ኣውዲቅካ ሃይማኖታ ክሳብ ትቅይር ገይርካያ ዝገርም እዩ ፈጣሪ ናብቲ ትክክለኛ መንገዲ ይምራሕኩም ብዝኾነ እንቃዕ ትግራዋይ ኮነ
@herangualagame7447
@herangualagame7447 2 года назад
መዓረይ ሰብ ደስ ዝበሎ ክክተል መሰሉ እዩ ማይን ሓውን ቀሪበልኩም ኣለኹ ኢድኩም ናብ ዝመረጽኩሞ ኣእትዉዎ ኢሉና እዩ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ❤🙏
@سارهساره-ج6ي3ه
@سارهساره-ج6ي3ه 2 года назад
@@herangualagame7447 ብሓቂ ማዓረይ🙏
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
ሓዲኡንዶ ሓዚ መዓረይ ወይም ብፍቅሮም ተሓጎሲ ወይ ድማ ናይ እግዚአብሔር ውዕለት ከም ዝዓቢ ስለነብሳ ከምትሓስብ ምከርያ ገስጽያ ትግራዋይ ምኮን እኩል አይኮነን። ብትግራዋይነትካ ምሕባን እኮ ፡ሃይማኖት ምቅያር ዘይኮነ ሰብአውነት ምሕሳብ እዩ መጀመርታ ጥበብ ፍርሓት እግዚአብሔር እዩ ጌጋ መንገዲ አለኪ በልያ ብሓጺሩ እንኳዕ ትግራዎት ኮንኩም ማለት ሓቂ መንገዲ አለኩም ምባል እዩ ዘሎ ዛንበይተይ
@ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ
@ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ 2 года назад
ኣሰይ ደስ ትቡሉ ፅርያት ፈግፍጎ😁😁😜😜
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
ኣሰይይ ምቁራተይ ደስ ክትብሉ ግንሲ ኣይተሕፅርዎ ቭድዮ ምስጥ ኢለ ይፍረጅሞ ተቛርፅ ባኣ ኣንዉሕ ኣብልዎ እና ፍትውትውውውውው ተጋሩዋይ💓💓💛💛💙💙💋💋💋💊💊💊💊💐💐💐💐💐💐💓💓💓💓💛💛💛💛💜💜💜💜💙💙💙💙
@haiahh4466
@haiahh4466 2 года назад
ውይ በሰምአብ ካብ ክርሰትና ናብ ምሰልምና ካብ ፍቅር ክርሰቶሰ ዝፍልየኒ መን እዩ ❤ውይ ሓፍተይ መሰትወዓል ይሃብኪ😭
@melitube7785
@melitube7785 2 года назад
ሰላምኹም ይብዛሕ ገኒ and ማሜ ፍቅርኹም ክሳብ መቃብር ይኹን ደቂ እኖዋ ገኒ ምንም ተኾነ ምንም ሃይማኖትኺ ክትቅይሪ ኣነበረክን ኣነ ስለ ሃይማኖተይ ብዙሕ ኣይፈልጥን ነይረ ስለዚ ኣላህ መሪጹኒ ናብዚ መጺአ ኢልኺ ለይምፍላጥ ኮ ሓጥያት ኣይኮነን ብትኽክል እንድሕር ወዲ ልፈትየካ ኾይኑ ንዓኻ ክብል ዘይገብሮ የለን እሱ ናባኺ ክመጽእ ነይርዎ ብዝኾነ ናይ ባዕለይን ናይ ሰብሃይማኖትን የኽብር እየ ሰብ ሰብ ምዃኑ እኹል እዩ ብሃይማኖት ምስ ዘይመስልኹም ብፍቅሪ ንበሩ እምበር, ነገር ግን ምዉሳብ'ስ ኣይኣምነሉን ኣቅሪበ እዩ ገኒ ሓፍተይ ሰላምኹም ይብዛሕ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
ንሰብ ሰብ ብምካኑ ብሰብነቱ ተፍቅሮ ፡ብሃይማኖት ግን ቅድሚ ክርስቶስ ዝፍቀር ፍፁም የለን ሓፍትና ልቦና ይሃባ
@ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ
@ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ 2 года назад
ናብ ዝተፈጠረትሉ ሃይማኖት ትመልሳ እዚ ሓጥያት ኣይኮነይ
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 года назад
ዝፈትወኩም ናትና❤️💛💊💛❤️💛❤️💙💙💙💙🌹🥀🥀🥀
@ቢቲጓልንግስቲሳባ
@ቢቲጓልንግስቲሳባ 2 года назад
እንኳዕ ዳሕ ናመፃኩም ኣይት ሕፀርጎ ምቅራት ናተይ
@اموعمار
@اموعمار 2 года назад
ኣሰላም ዓልኩም ወረሕመቱላሂ ወበረካቱ የትሕደጉ ደቂ ዓበይቲ ሰላምኹም ይብዛሕ እሙ ሶሆልም ሕጃብኺ ኣስተኻኽል ኣብልያ
@mamehanan1955
@mamehanan1955 2 года назад
ሰላም ክብራት ተመልከትና ትደልዋ ሕቶታት ሕቶትና
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 года назад
እሹኒ እምባኣር ሕቶይ ከምዝፈትወኩምስ ትፈልጡ ዶ?
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
ፍቅሪ ካብ ትጅምሩ ክንደይ ገርኩም? ሓዳር ካብትገብሩ ኸ? ድማ ኣዝየ እየ ዘፍቅረኩም ዝፈትወኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤️🥀
@ስደትይመምህርህይወትይ
ሰለምንታይ ሃይማኖት ቀይርኪ ወልድኪ ከ ከመይ ተቃብልምዎ በጃኪ ተመለሲ ናብ ሃይማኖትኪ ንሱ ወን ምሳኪ ዋይይይይይ
@LemlemAbrha-n4t
@LemlemAbrha-n4t 2 года назад
ወለዲ ፍቅርኩም ከመይ ተቀቢለምዎ ማሜ ክንደይ ገይሩ ሰደት ንሰኪ ከ ሰደት መዓዝ ክትዉድኡ ተሓሰቡ ልትግራይ ትከዱ ወድኩም መን ስሙ ማራ የ ዝፈትወኩም
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
እንካዕ ብዳሓነ መፃእኩም ፅሪያት ግን ቢደዪ ኣይ ተሕፅረዎ
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 2 года назад
ኣሕዋተይ ኣጆኩም ቀፅልሉ ኣስሒቅኩምና like sub ግበርሎም😂😘💛👊
@منىمنى-ق3ر
@منىمنى-ق3ر 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩብራት ኣሕዋተይ ደቂ ዓበይ ትግራይ
@arongebre7106
@arongebre7106 2 года назад
selam kuburat yehwat bezaba fekri awagikumna emo zyada fkeri abe wedi do yehayesh welas abe gool tensteyti yehaysh gen kea beteseb temeslu tsebukat yehwat
@ዕባይሃገረትግራይMytdf
ዋውውውው ደስ ኪትብሉ 😍😍😍😍💊💋
@medimb4269
@medimb4269 2 года назад
ቡዙሕ እየ ሪአ ግን ኣከማኩምን በቃ ንበሩልና😍😍😍😍
@احمداحمد-ش4د5ذ
@احمداحمد-ش4د5ذ Год назад
ቆልዓኹም ሓቒፍኩም ኣብ ቀፃሊ ምፁኑ❤❤
@trhashagos4834
@trhashagos4834 2 года назад
ትግርኛና ክጥም ገይርኩም ተዉግዕዋ😍😍😍😍💊💊
@rayarayuma9683
@rayarayuma9683 2 года назад
ምቁራተይ ክንደይከ ደስ ትብሉ💔🥰🥰
@goitom5436
@goitom5436 2 года назад
ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ
@ghfg9946
@ghfg9946 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ረቢ ይሓልኹም ናይ ዱኒያ እና ናይ አኽራ አሕዋተይ
Далее
መደንገፂ ፕራንክ
14:59
Просмотров 32 тыс.
Wildest 10 SECONDS OF HIS LIFE 🤯 @TomIsted
00:14
እሙ ሐይ ኢላ አጉሪዓ😲| Heny Emu
15:04
ኣዛናጋዒት ድራማ
20:43
Просмотров 18 тыс.
ችዲ ብኡ ገይሪኺጥፍኢ
18:15
Просмотров 29 тыс.
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
12:04
Просмотров 63 тыс.
ኣስቤዛ ናይ ሮሞዳን
14:32
Просмотров 14 тыс.