Тёмный

"ጻህያይ ንክሕደታዊ ትምህርቲ" 6ይ ክፋል {ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ደቂቀ እስጢፋኖስ ዝተገብረ ጸለመ} 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Просмотров 18 тыс.
50% 1

እዚ መልእኽቲ እዚ ኣብ ልዕሊ ደቂ እስጢፋኖስ
ዝተባህሉ ተጋሩ ዝተገብረን ጸለመን ግጉይን
ዘቃልዕ መልእኽቲ እዩ

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 201   
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 4 года назад
እዋይ ይቅረ በሉኒ ቅዱስ ኣባእስጢፋኖስ ይቅረ ክብሉኒ ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ።ምክንያቱ እቲ ሓውና ዘሕለፎ ተከታቲለ ነይረ እና ግራ እትይኒ ንመን ክጥይቅ እናብልህ ነይረ ምክንያቱ ተጠራጢረ በቲ ዘሕለፎ ።እና እነ ቅዱስ ኣቦ ይመስሉኒ ነይሮም ኢለ ኣሚነዮ መሊሱ ገድሎም ኣየንበብኩን ኢሉ እና ብፍላጥም ብዘይ ፍላጥም ዝበደልናዮ ኣምላከ ኣባ እስጢፋኖስ ይራደአና። ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዐልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘመነም የንወሐልና ኣሜን።
@maharifutum3642
@maharifutum3642 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ጥዑም ቃል ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@TsegaTesfay-u1l
@TsegaTesfay-u1l 5 месяцев назад
በረከት ናይ አቦና ቅዱሰ እስጢፋኖስ ይሕደረና ደሰሰሰ ክብል ቅዱሳን አቦታትና ታርክ
@Abiabshi9988
@Abiabshi9988 4 месяца назад
አቦቀሺ ይፍቲ ፍትሓኒ ደስክብለኒ አብ ስዕ ዲዓረብ አለኩ ንክፅሊ ሸከም ይኮነኒ ስለይ ፀሊ ፈትሓኒ❤❤🎉🎉
@gdhfhfh5747
@gdhfhfh5747 Год назад
🙏🙏🙏🙏
@tesfamriamtecle7943
@tesfamriamtecle7943 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ።
@danieltesfa6498
@danieltesfa6498 4 года назад
Edmen tenan yahbkum abona. nhawna ka mhret yewrdelu ms ayetatu.
@keshttewelde7281
@keshttewelde7281 4 года назад
ኣቦ ቐሺ ማሪቆስ ናዓኹም ጸጋ ጥዕና ሂቡ እዚ ትገብሮ ዘለኩም ኣብ ልብና ከሕድሮ ጸሉይልና።
@adefikriemebrhaney7209
@adefikriemebrhaney7209 2 года назад
መናፍቅ ማርቆስ ብስልጣን ኣይትምጽኣና
@Tusfai
@Tusfai 3 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ብግፍዒ ኣረሚናውያን ሰማእትነት ዝተቀበሎ ኣቦታትና ኣይፈለየና 🙏🙏🙏
@rezenehabteab3735
@rezenehabteab3735 4 года назад
Thanks ከሺ I know the story about Aba Stefa You are right and thanks
@swallswall2858
@swallswall2858 4 года назад
ሰላም ኣቦና ከመይ ቀኒኹም ብትገብርዎ መንፈሳዊን ታርኻዊን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ጎኒ ብጹኢ ዎቁዱስ 3ይ ፓትሪክ አርትራ ኣባ ኣንየኒዮስ ፍትሒ ይንገስ ኣቦና ኣብስልጣኖም ይመለሱ ሕጊ ቤተክርስትያን ይከበር ምባልኩም ኣብቲ ዘሎኩም ጸጋ ጸጉኡ ይወስኩም ካሊኢ ክብለኩም ዝደሊ ኢዚ ሓዊና ብርጊጽ ይጋገ አዩ ዋዕ ዊን ኣለዎ ጊን ካብ ሒማቑ ጽቡቑ ስለ ዝበዝሕ ማዕዳን ምኽሪን አንተለገስናሉ ይሓይሽ ጽባሕ ቡዙሕ ፍረ ከፍሪ ይኺኢል አዩ ዝብል አምነት ኣለኒ ብዊሕዱ ኣብ ጸጊዕ ኣብ ኣንጥርኖስ ምህላዊ ዊን ክምስገን ይግቢኦ ልዕሊ ኩሉ አቕረታ ሓቲትሉ አዩ ድሕሪ ይቕረ ዘረባ የለን።
@tesfomiyob9888
@tesfomiyob9888 4 года назад
Enkua beslm mesakum kubur abona 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
@ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ 4 года назад
ሰላም ኣባ ሩሑስ ቅንያት ማርያ ይግበረልና ን ኣኩም ን ሙልኣት ስድራቤትኩም ኪኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ከማኩም ኪኣ ይብዝሑ
@fyoribereket8980
@fyoribereket8980 4 года назад
Abona nberulna ezi seltene regie tezmahar xubuk neru
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
TENKIW SO i GOOD OF YOU
@الال-ظ5م7د
@الال-ظ5م7د 8 месяцев назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኦሜን ኦሜን ኦሜን❤❤❤❤❤❤❤
@oneday1472
@oneday1472 4 года назад
ንቁዱሳን ንጻድቃናት ንሰማእታት እንዳጸረፍካ እንዳወንጀልካስ ፡ ተሃድሶ መናፍቅ ክትብልስ የምሕረልካ ዶ ፡ ዓገብ ስልጣን ሓውና ፡ካብ ምስልዩነት ውጻእ በጀካ።
@ሚሚሚሚ-ሠ6ጸ
@ሚሚሚሚ-ሠ6ጸ 3 года назад
መዓረይ ኣይንፍረድ እዞም ዓበይቲ እዮም ካሕዳማት ስልጣን ንፉዕ መምህር እዩ
@meharihayelom6173
@meharihayelom6173 3 года назад
ድያቆን ስልታን አሙን ኣገልጋሊ አዩ ወታድውር ናይ አኢግዛቢሀር አኢዩ ግን ከም ሰመተን ተጋጊዩ የረም ካ
@thesonofgodjesuschrist6328
@thesonofgodjesuschrist6328 4 года назад
Aboy keshi marekosi Egzabher Amlak xigua yebizahelkum
@davebabur9047
@davebabur9047 4 года назад
ታቦት ቁዱስ ኣባ እስቲፋኖስ ዳኣ ኣብዛ ጎረቤት ዓድና ዘለዋ ኳተሊካውያን ቤተክርስትያን ክልተ ደግራ እንብለን ፡ ወይ ደግራን ዓደንጎፎምን ኣለዋ ፡ ውዕለት ናይ ቁዱስ ኣባ እስቲፋኖስ ዳኣ ብዙሕ እዩ ። እንዳ በረኽኩም ንበሩ ኣቦይ ቀሺ ፡ ኩሉ ሓቂ ብተምጽእዎ ዘለኹም ውዕለትኩም ካብ ፈጣሪ እዩ ፡ እንተ ሓሶት ዝኣመሎም ግን ኣብ ሃገርና ሱር ከይሰደዱ ክንብንቁሮም ናይ ኩልና ግደ እዩ ።
@ታአምርወለተስላሴ
@ታአምርወለተስላሴ 3 года назад
የሚንልኪ አምላኪዎች ማህበር ርኩሳን ስንት ሰው ነው ያርከሰው ዳንኤል ክብረት ሰፈር ጋንይን እግዚአብሔር ይግስፃችህ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
እልልልልል እልልልል እልልልልል ናይ ኣቦና እስጢፋኖስ ረዴኤትና በረክት ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@eyobande7315
@eyobande7315 4 года назад
እንታይ ክብሃል ዘመን ደናቑር ኬይንና ኣሎ። ኣፉ ገፊሒሉ ይዛረብ ኣሎምበር እንታይ ፈሊጥና።
@rahelaleake7211
@rahelaleake7211 4 года назад
ንሐውና አስተውዓሊ ልቦና ይሀቦ ዘይምፍላጡ ይመስለኑ ወይ ካዐ ተዛረብ ተባሂሉ ይከውን እምበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣቦና ናብ ጉንደጉንዶ ን 4 ዐመት ተመላሊስ ፊልይ ዝበለ ገዳም እየ ብጣዕሚ ድስ እዩ ዝብለኒ አቦይ ቀሺ ኩሉ ትምህርተኩም ፅብቅ እዩ ስለ አቡና እስጢፋኖስ ዘምሀርኩምና በጣዕሚ ነመስግን ይቅርታ አብታ ክሳድኩም ዘላ ፃዕዳ ትርጉማ አይፈልጣን ግን ካልኦት ሃይማኖት ሰለ ዝጠቀሙላ ሰለዝኮኑ ተትገድፍዋ ውይም ቱርጉማ ተተረዱእኒ ብ ስም እግዚአብሄር ይሐተኩም ምክንያቱ ስብ ክሰሐሐት ይክእል እዩ
@dleteyob6474
@dleteyob6474 4 года назад
Aboy Keshi Marikos edmen tanen yhabkum fetari hawku Tumzgi Eyob meshal wedekel
@teklekebede9456
@teklekebede9456 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰማዕልና ግና ግና እቲ ትክክል፦ ዝምህር አይትፈትዎ ሰለ ምንታይ ❓
@hawibibieye9357
@hawibibieye9357 4 года назад
ቃል ኣምላክ ኣቱም ኣሕዋተይ ብዙሓት መናፍስቲ ናብ ዓለም ተዋፊሮም ኣለዉ ግናከ ነቲ መንፈስ ናይ ኣምላክ እንተ ኮይኑ ድኣ መርምሩ እንበር መንፈስ ዘበለ ኣይትእመኑ. እዚኦም ድማ ንባዕሎም ፍጹም ካሓዲ ኢዮም.እቲ መልሲ ኣብ ውሽጢ channel. ናቶም ኣሎ.
@ተመስገንአምልክ
@ተመስገንአምልክ 3 года назад
👍👍👍👈
@hadishgebre60
@hadishgebre60 4 года назад
እዚ ቆልዓ ትውልዱ በሓቂ ተረጋጊጹ ድዩ?ህጂስ ኣጣራጢርና እኮ፡ምናልባት እቶም ህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእን ንምጽናትን ናብ ኤርትራ ዝዘመቱን ዝጓረቱን ዝነበሩ ኣባት ጦር ሰራዊት ደርጊ ዝጸፈይዎን ዝገደፍዎን ዘርኢ መርገም ድቃላ መሳፍንቲ ሽዋ ኢዩ ዝመስል።እግዚኣብሄር ናብ ልቡ ይምለሶ ብቀረባ ቤተ ሰብ እንተ ኣሊዮም ጌና ከይ ከለበ ከሎ ኩርኩርኩም እሰሩ ክበሃሉ ይግባእ።እዚ ካብ ኣክላብ ህግደፍ ንላዕሊ ኢዩ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ብተዘዋዋሪ ን ታሪክ ኣቡነ እንጦንዮስ ንምጽላም እዪ ' ምክንያቱ ኣባ እስቲፋኖስ ን ቤተክርስትያን ደው ስለ ዝበሉ ብዙሕ ግፍዒ ስለ ዝበጽሖም ' ኣቡነ እንጦንዮስ ውን ከምቲ ናቶም ታሪክ ስለ ዝሓልፋ ዘለው ' እዚ ቆልዓ ክኣ ነዚ ንምጥፋእ እዪ ዝሰርሕ ዘሎ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ይቅረ ሓቲቱ እንድዩ ልዕለ ይቅረ እንታይ ኣሎ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
@@God-db9vp ኣይነበብኩን ትፈልጥዎ ተለኩም ስከ ንገሩኒ እዪ ኢሉ ' ንምኳኑ ዘይፈልጦ ታሪክ ቅዱሳን ኣቦታት እንታይ ዘተንትን ኣለዎ ቤተክርስትያን ሓቃ እያ ኣብ ከምዚ ክትወድቅ ዘርከበ ከም ድላዪ ዝዛረብ ኮይኑ ኣቦታት ዝጽረፍሉ ግዜ በጺሕና ይቅረ ይበለልና
@Eruna1993
@Eruna1993 4 года назад
Abet Abet Abet Amlak B Mehretu Yetemtka Seltan Hawena . Akedimka Kab Mesbak Degagimka Mexnaeti Yedleyeka Eu . Orthodox Tewahedo Baheri Eu Betemi Habtam Temherten Feltenen Seltunen Haymanot Eu . Abona Amlak Bereketu Yebzehalkum
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 года назад
Ane N Sultan Fetsime Fetsime Fetsime kab zey semo 1 amet gere .ezi kbl kelku gn sk rle aykonkun gedifeio .Entay dea tmhrti bkat ,fltet kemzeyblu tredieyo. shue gemiru zehzeneni naeshtu bedme ahwatey kulu haki sle zmeslom amet bhasen yehlifeyio ab beyney hji gn Temesgen seb zfeloto. Medhinealem ykber ymesgen.Nhawna ayne lbona yhabo yhabena nkulatna Amen Amen Amen
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 4 года назад
Gaynen beluwo Kola eizi
@hiwetzelaalem5028
@hiwetzelaalem5028 3 года назад
ኣባ ቀሺ ተመሊስና ሎሚ ክንሪኦ ከለና ከም ጽሓይ ቀትሪ ባዕ ኢሉ ይረኤየና ።
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ንቅዱሳን ደቂቀ እስጢፋኖስ ዝጸልእ ድያብሎስ ጥራሕ እዩ ስልጣን ካዓ ስራሕ ድያብሎስ እዩ ዝሰርሕ ዘሎሞ ልቦናኡ የብረሀሉ ድቂቀ እስጢፋኖስ መሰርቲ ገዳማት ጥበባት እዮም ነይሮም ዘራያቆብ ናይ ድያብሎስ ኣገልጋሊ እዪ ነይሩ
@ተመስገንአምልክ
@ተመስገንአምልክ 3 года назад
🤨😲
@fithawighile7727
@fithawighile7727 4 года назад
ኣቦነ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ተዛረብቲ በዚሖም ብጀካ ኣነ ኢየ ቅኑዕ እምበር ጼን ኢሉ ዝሰምዕ ዘንብብ የሎን
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 2 месяца назад
💖💖💖🙏💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 4 года назад
Aboy keshi Marikos edmen Tenan yhabkum.nay agolgulot zebenkum ybarek.amlak n hagerna Eritrea dma selam yewrdelna.nkulom esuratna dma amlak fthi yewrdelom.nkudus patriaric Abune Anthonios amlak Tenan fthn yewrdelom
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 4 года назад
Edmen tenan yhabkum Abona Egziaebiher Aebzuriakum ykun:: Ezihawna gn kabxerfin khdetn wexiu nab nsha kmles kuds fkadu ykun!!! Aeykonen do genxilka zeywdae gedlom kedamot Abotatnas, Nay zemena Abottnawn bhasot hayromom ynebru kmzelewu kestewel Neruwo Sltan kesete 👈
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ወዲ ጦር ሰራዊት ሽዋ ድዩ ክንደይከ ይደፍር ዋእ ኣነስ ጡዑይ ይመስለኒ ነይሩ ፈኪስ ዋእ ክቡራት ፈልስቲ ደቂቀ ስጢፋኖስ ክነቅፍ ኣበይከ ይፈልጦም እዚ ቆልዓ ብደንብ ክጽናዕ ኣለዎ
@issakhaile8684
@issakhaile8684 4 года назад
Stop saying "dekike stefanos" because you repeat there word. Dekike means insulting to abune stefanos or deke mezemur aba stefanos. Because the word "dekike" means baby or uneducated.... So please don't use the word...thanks
@ታአምርወለተስላሴ
@ታአምርወለተስላሴ 3 года назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና አቦና ቀሽ
@seluselu3925
@seluselu3925 4 года назад
Amen Amen Amen
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 года назад
Aboy Keshi markos kilu neger bemreto tsltemtsuwo betami des eyu zebel tsgun berketun yebzhalkum
@ኤልማስተለመን
@ኤልማስተለመን 4 года назад
ሰላም ኣቦና ይፍቲ ብምቅጻል ናይ መምህር ተክሉ ቴል ኣይርአን ኣሎ እሞ ኣብ comment ጽሓፉልና ቴል ናይ መምህር ተክሉ ይቅርታ ግን
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
ኣብ ዝቕፅል ክደግማ እይ
@simyaya8680
@simyaya8680 4 года назад
Eti difretu si kefrehaka. Mihret yewridelina Aboy keshi .
@filimontesfamichael6456
@filimontesfamichael6456 4 года назад
ኣብይ ቐሺ በጃኩም 7ይ ክፍል ስደዱልና
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 4 года назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኣቦና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛብሄር ኣሜን(3) ሃዋርያ ዘበና
@Tube-uf1di
@Tube-uf1di 4 года назад
ንዚ ሰልጠነ ሓው እዛ ምህዋካ ኣብ ገለ ክትእትዎ እያ ኣቦይ ቀሲስ ቃል ሰናይ ጽብቅ ግብረ መልሲ
@smichael9969
@smichael9969 4 года назад
Aboy keshi agziabiher admen tanan yhabkum
@nigsamebrahtom6045
@nigsamebrahtom6045 4 года назад
ዋውውው ብዛዕባ ኮቦሮ ብጣዕሚ ዘሐጉስ ብስራት ናብ እስራኤል ስደዱልና በጃኹም ኣቦና
@netsanet4725
@netsanet4725 4 года назад
ኣቦና እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ዘንጊ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ብጣዕሚ ዘሕዝን ዪ ነዚ ቆልዓ ገናሒ የድልዮ ኣሎ ድፍረት በዚሑ ኣባ ቀሺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩ ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና በርትዑ
@abrahamgebremedhin9328
@abrahamgebremedhin9328 4 года назад
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይህድር በላእሌከ እሁየ ካህን ርቱእ ቀጽልዎደኣ አቦና
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
ምስለ ኩልነ ይኩን
@natsenat6087
@natsenat6087 4 года назад
አቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኮም፡ነዞም ሩኩስት ምንፈስ በልዎም ደአ።አጆኮም 🙏🏾
@senaynet
@senaynet 4 года назад
ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ
@ኤልማስተለመን
@ኤልማስተለመን 4 года назад
ናይ መምህር ስልጣን ሓውና ከኣ ብዛዕባ እዚ ይቅርታ ሓቲቱ ደምሲስዎ እዩ ከኣ ስለዚ ንይቅርታ ዝበሎ ደጊምካ ምምጻእ ጌጋ እዩ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
እቲ ይቕረታ ኣበይ ኣሎ ? ተጋግየ ይቕረታ ኣይበለን ብግልፂ ይቕረታ ዝበሎ እስኪ ስደደለይ?
@zea.6723
@zea.6723 4 года назад
@@keshimarkosdebas9872 ሰልጠነ ዕሱብ ህግደፍ ልኡኽ እታ ኩሉ ግዜ ንጥፍኣት ተዛረብቲ ትግርኛ ትሰርሕ ሽዋዊት ማሕበረ ቅዱሳን ተባሂላ ትጽዋዕ ብዕልግቲ ጉጅለ'ዩ።
@senaytgebremariam3169
@senaytgebremariam3169 4 года назад
Amlak tsegeu yebzhalkum edmen tenan yhabkum Aboy keshi.
@efrem7433
@efrem7433 4 года назад
ፊደል ዝቐመሩ ዜማ ዝቐየሱ ሊቃውንቲ ነብሶም የሕሲሞም አብ ዋሻን ጣሻን ጥዑም ክየተምነዩ ፍጣሪ ዘምስግኑ ባሕታውያንስ ብሓደ ፍታዊ ነብሱ ምእንቲ ገንዘብ ክብል ንምዕራብ ዝተሰደ ከስተ ሰልጠነ ክዝንጠሉ ይገርም !
@fsahamihreteab8735
@fsahamihreteab8735 4 года назад
🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 እንኳን 🌺🌻 🌻🌹አደረሳችሁ🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ይቅረ ሓቲቱ እንድዩ ልዕለ ይቅረ እንታይ ኣሎ።
@zeraiberaki5293
@zeraiberaki5293 4 года назад
እዚ ቆልዓ ዓገብ ዝብሎዶ የሎን'ዩ፧ ክንድዚ ዝኣክል ድፍረትን ሓሶትን ክዛረብ ቁሩብዶ ኣምላኽ ኣየፈርህን!!!
@ድንግልማሪያምዋሕሰይ
ወይ ሓቂ እንድዩ ስልጣን ሓውና አቦቀሺ እየሱስ የማልድ እዩ ኢሎም
@nabaybahre4777
@nabaybahre4777 4 года назад
Sekt agame loser game is over viva president isayas noble prize winner
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 4 года назад
Amen abona
@candylee9612
@candylee9612 4 года назад
Egzabiher xegau yebzahlkum abona
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 4 года назад
Ata ezi seb tuey eyekonen diyablos
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 4 года назад
ድርዒ ተዋህዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ቀሺ
@ኣምላኬይቅርበለኝ
@ኣምላኬይቅርበለኝ 4 года назад
የቀንየልና ኣቦና ነቲ ሓቀኛ ምስክርኩም 🙏
@harenakesete5130
@harenakesete5130 4 года назад
Amen slehaki tnebru abotatttt
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 4 года назад
Egzabiher yhagzukm abna..mrokos
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
ስልጣን ሰይጣን ። ጎድፍ ናይ ማህበረ ቅዱሳን። ነቶም ን ኣባ እስጢፋኖስ ዘይሰገድካለይ ኢሎም ዝቐተሉ፡ ቀታል ብዙሓት፡ ውሽማ ብዙሓት፡ ክንደይ ናይ ክሕደት ( ጸረ ወንጌል ) መጽሓፍቲ ዝጸሓፉ፡ ምንኩስናኦም ገዲፎም፡ ንሓዎም ቀቲሎም ዝነገሱ ሃጸይ ዘርአያዕቆብ ኣሞጊስካ፡ ነቶም ንፈጣሪ እምበር ንዓኻ ኣይሰግድን እየ፡ ሰንበት ጥራይ ዘይኮነስ ቀዳሚት ሰንበት ( ቀዳም ) ውን ክትክበር ኣለዋ ዝበሉ ሰማዕት ቅዱስ ኣባ እስጢፋኖስ መናፍቕ ኢልካዮም። እንታይ ዘመኑ'ዩ ደቀይ !!! አረ ብስም ስላሴ ንስኻ ዝኾነ ናይ ቤተክርስቲያን ትምህርቲ ከይትምህር። ኩሉ ግዜ ብስምዒት፡ ጸሓፍቶም ዘይፍለጥ፡ ሳንሱር ዘይተገብሩ ገድልታትን ተኣምራትን እናምጸኻ ጸረ ወንጌል ጥራይ ኢኻ ትምህር። እግዚኣብሔር ይግናሕካ። ህዝቢ ተጥፍእ ኣለኻ። ን ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ተሳድድ ኣለኻ።
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 года назад
እንካዕ ድሓን መጻእኩም ኣቦና
@meazanegatu1890
@meazanegatu1890 4 месяца назад
Ewyyyy nbeynu emo ktrekbwo zeytftnu ...kulatkum nwlkawi kbretkum eikum tdekmu zelekum enber.....ab adebabay ktnakakefu hzbi kefafilkum wediekmo....eza haymanot nay masmida koyna terifa ...Amlak nkulatkna ykre ybelelna......
@Christan4Eve
@Christan4Eve 4 года назад
Good 👍 job aboi Keshi xibuq agelalxa.
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 4 года назад
Qale hiwet yesmealna aboy keshi Markos.
@mesfinselam2610
@mesfinselam2610 4 года назад
እንታይ ድኣ ጠፊኡኩምና ; ብሰላም ምጹና ኣባ ቀሺ: ኣይትሓዝሉ ስልጣን ድዩ ሽሙ መን ዝሃቦ ስልጣን።
@saraabrha8617
@saraabrha8617 4 года назад
Kerstos eyesus wedeseb dema goyta sembet eyu. Sembet eya meenti seb zetefetret kab bele kemey elu eyu ne Kerstos neti goyta sembet zeyakeberka ne sembet nekeber malet ab hadish kidan kemzelenas aytefeltun do ezi malet teheti sega ember teheti hegi aykonan enmelales ember dekike estifanos si seruy wongel zesebu kemzeneberus abti teamere mariam zebehal eka tesahifu alo.
@alemsegedgebrezgabihier3022
@alemsegedgebrezgabihier3022 4 года назад
Selam kal hiwet yesmeqelna
@tekletshayfishathyon1548
@tekletshayfishathyon1548 2 года назад
Selam kal hiwet yesmeqelna
@ababayemane8746
@ababayemane8746 4 года назад
አቦና እንቃዕ ብድሐን መጻእኩም እዚ ቆልዓ አብደይ ፈልጦ ሀለውለው ይአቱ አሎ እግዚአቢሔር አብ ልቡ ይምለሶ
@birhanekesete4105
@birhanekesete4105 4 года назад
Admen tanan yhbkum
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 4 месяца назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦና ከምዙይ ገርኩም ታሪክና አፍልጡና በጃኩም አቦና በረክት ናይ አቦ እስጢፋኖስ ይሕደርና 🙏🙏🙏
@smretaskale7090
@smretaskale7090 4 года назад
Antum sebat ezwedi nezi kefitwa zelo youtube genzeb nmrkab tekoynu kenewaxalu tezeykoynu gna amlak fewsi mhret ykeawelu abuna zemenkum kulu bgoyta ybarek
@TsegaTesfay-u1l
@TsegaTesfay-u1l 5 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና አቦይ ቀሸይ መሰተዋዓሌ ያሃበና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ ብዘይ ምፍላጥ እዩ
@ኃዲስተክሊ
@ኃዲስተክሊ 4 года назад
ናይ መን ድኣ ክወስድ ናይ ኣማኑኤል መምህሩ እምበር ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም ኣኸሺሕኩሞ ይገርምምምም
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ኣብ ቀሺ እዚ ቆልዓ ፍልጠት ይውሕዶ እዪ ኣይትሓዝሉ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ቀሺ ዶ ይዓቢ ድያቆን `ግን ኣብ ህግደፍ ዘርከበ እዪ ዝዛረብ እንታይ ሃይማኖት ኣለኩም ሰይጣውንቲ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ኦርቶደክስ ተዋህዶ ብ ቤተክርስትያን ምበር ዓለማውያን ንጉሳት ኣይኮነትን ትምሕደር ናታ ሕግን ስርዓትን ዘለዋ እያ '። 3ይ ፓትሪያሪክ ዘ ሃገረ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ እዮም እዞም ቅዱስ ኣቦና ክኣ 15 ኣብ ትሕቲ ምድራውያን ንጉሳን ተሓይሮም የሕልፍዎ ኣለው '። ናይ ዞም ኣቦ ንብዓት ክኣ ንሰማይ ጠሪዑ ውሕጅ ኮይኑ ክወስደኩም እዪ '። ድሓር ኣበይ እዪ ኣባ እስቲፋኖስ ሓጥያተኛ እዪ ዝብል ኣብ ኦርቶደክስ ኣንቢብካ ትፈልጥ !? ኣብ ዓድና ጸበል ከም ዝግበረሎምን ብስሞም ቤተክርስትያን ከም ዘሎ ተትፈልጥ ነዚ መንእሰይ ኣይምደገፍካዮን የግዳስ ብዙሓት ስርዓታት ሓሊፎም እዮም ን ቤተክርስትያን ክኣ ፈቲኖማ እዮም ግን ን ስርዓት ቤተክርስትያን ክቅይሩ ኣይክኣሉን ህግደፍ ውን 15 ዕንይንይ ይብሉ ኣለው ምበር ዝገብርዎ የብሎምን '። ክሳብ ሕጂ ክኣ ብጀካ ኣቡነ እንጦንዮስ ካልእ ብ ቤተክርስትያን ዝቆመ ፓትሪያሪክ የለን '። ሓደ ኣቦ ሸይሞም ኔሮም ኣይጸንሐን ብሕማም ተሳቅዪ ዓሪፋ ብድሕሪኡ ዝተሸመ የለን '። ኣቡነ እንጦንዮስ ክኣ ኩሎም ውጉዛት ምኳኖም ውግዘቶም የሕሊፎም እዮም ።
@filihabte8021
@filihabte8021 3 года назад
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ሓወይ ጌጋ ብጽራፍ ክርስትያናዊ ኣይኮነን
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ነዚ ቆልዓ ድያቆን እየ ዝብል ቅዱሳን ኣቦታትና ሓጥያተኛታት እዮም ዝብል ' ትድግፎ ኣለካ ልዕሊ እዚ ዶ ጸረ ቤተክርስትያን ኣሎ እዪ !? ኣባ እስቲፋኖስ ጻድቅ ምኳኖም እዪ ኩሉ ኣማኒ ኦርቶደክስ ዝኣምንን ጸበሎም ዝሰትን ስለዚ ንመን ትጣበቅ ኣለካ ክትፈልጥ ኣለካ '።ካልእ ን ኣባ ቀሺ ማርቆስ ትቃወሞም ኣለካ ኣበይ እዮም ጌጋ ትምህርቲ ምሂሮም !? እቲ ጌገኦም ከ መን እዪ መርሚርዎ ? ኣብ ትሕቲ ኣቡነ ማቆርዮስ እዮም ዝምሕደሩ ኣቡነ መቃርዮስ ክኣ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ ኣንጦንዮስ እዮም ዝምሕደሩ ሊቃነ ፓፓስ ስለ ዝኮኑ '። ስለዚ ኣበየናይ ቤተክርስትያን እዪ ተመርሚሩ ጌጋ ከም ዝምሃሩ ዶስ ስቅ ኢልካ ፓለቲከኛታት ህግደፍ ኣብ ቤተክርስትያን ከም ድሌቶም ስለ ዝገብርዎ ህዝቢ የደናግሩ ኣለው '። ልክዕ ከምዚ ናይ ፓለቲካ መሳርሒ ሰልፊ ጌሮም እቲ ድያቆን ነቶም ኣቅሽሽቲ ከም ዝመርሖም ጌሮም ሕምስምስ ኣቢሎም ኣይ ንዓዲ ኣይ ንዓውዲ ጌሮሞም ይርከቡ ! ይቅሬታ ሰሪ ኩሉ ጠንቂ እቲ ስርዓት እዪ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ "። ብዓል ኣባ ልቋስ ክኣ ዓሰርተ መልሓስ ክዛረቡ ይውዕሉ ኣለው ካብዚ የድሕነና "። ግን ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ዝኮነ ቀሺ ይኩን ድያቆን ክሕደት ትምህርቲ ተምሂሩ ቤተክርስትያን እያ ርእያ እዚ ጌጋ እዪ ተኣረም ትብሎ ' እንተዘይ ተኣሪሙ ክኣ ብወግዒ ትውግዞ እዚ እዪ ስርዓት ቤተክርስትያን '። እዞም ብዓል ኣባ ቀሺ ማርቆስ ክኣ ካብቲ ስርዓት ቤተክርስትያን ወጻኢ ኣይምሃሩን ናይ ግብጺ ይፈልጥዎም ናይ ኩሉ ኦርቶደክስ ይፈልጥዎም ብጀካ ናይ ህግደፍ ጥራይ እዮም ዘክፍእዎም '። ስለዚ ነብስና ምፍታሽ ከድልየና እዪ እቲ ሃይማኖት ጽቡቅ ጌርና ነጽንዓዮ ንነብስና ክሕሸና ቤላቤለው ከጥፍኣና ምበር ኣይጠቅመናን እዪ '። ሶሪ ኣንዊሐልካ ኣምላክ ምስ ህዝብናን ሃገርናን ይኩን ኣሜን (3)
@ሰላመይኢኪድንግለይ
ብዛዕባ ዲያቆን ስልጣን ሓውና ይቅርታ ሓቲቱ እዩ እዩ ስለዚ ንምንታ ካልኣይ ደጊምኩም ተምፅእዎ ናይ ባዕልኩም ዘይትገብሩ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን, ብመጀመርታ ዲያቆን ኣይኮነን, ይቕረታ ሓቲቱ ትብል ኣለኻ እሞ እስኪ ስደደለይ?
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
@@keshimarkosdebas9872 ኣቦና ይቅሬታ ሓቲቱ ኢዩ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
Asmera natey ኣስመራ ናተይ እሞ ተትሰድለይ እታ ይቕረታ ትብል
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
ኩለና የድልየና እዩ ስደዱሉና
@danielkahsay4034
@danielkahsay4034 4 года назад
እዚ ሓውና ሱልጣን ካብ ዘረቡኡ ገና ዘይበሰለ እነካን ትምህርቲ ዕድመ ውን ዘይ ጸገበ ከምኻኑ መጠን እዞም ብድሕሪት ኮይንኩም ትደፍእዎ ዘለኹም ሰባት በጃኹም ጽቡቅ ኣይኮነን።እቲ ዘሕዝን ይጎዪ ዳኣሉ ዘሎ እምበር እዛ ቤተ ተክርስትያን ኣብዚ ዘላቶ ደረጃ ምውዳቓ ዘሕዘኖ ኣይመስልን መኽንያቱ ሓንቲ ማዓልቲ ስለ ሓድነት ቤተ ክርስትያን ተዛሪቡ ኣይፈልጥን እዩ ዘሕዝን እዩ። ንሱ ዝገበረ የብሉን እዞም ብድሕሪት ትደፍእዋ ዘለኹም ሰባት ግን ዓገብ።
@danielkahsay4034
@danielkahsay4034 4 года назад
ሓደ ማዓልቲ ኣብታ ቀዳመይቲ video ብዛዕባኹም ምስ ተዛረበ እሞ ምስ መለስክሙሉ ዝሕል ኢሉ መጽዩ ኔሩ ኣብታ3ይቲ. Video ግን እቲ ይቕሬታ ምባሉ ዘጣዓሶ ክመስል ነቲ ጌጋ ትምህርቱ ምስቲ ንስኹም ባዕልኹም ዘቅረብኩሞ ከም መርትዖ ኢልኩም ከም ናይ ባዓል መም ወልዳኣብ ድያቆን ኣስመላሽ. ድያቆን ክብረት. ብጣዕሚ ዩናይትድ ዘሕዝን መማህራኑ እካ እንታይ ኢሎም ከምዝምህሩ ከይፈለጠ ዝግዕር ምኻኑ እዩ ተጋግየ ጸኒሐ ኣብ ክንዲ ዝብል ካኣ ከምዘይተጋገየ ከምስል ምስቲ ኩሉ ንስኹም ዘቕረብኩምዎ መርትዖ ከማሳስሎ ምፍታኑ ድማ እቲ ካልእ ዘሕዝን ዘይመንፈሳዊ ስርሑ ወይ ጠባይ እዩ ኣብዚ ግን ኣነ ከም ሰብ ሓደ ነገር ከስተውዕል ክኢለ ንሱ ባዕሉ ከም ስልጣን ይቅሬታ ዳርጋ ሓቲቱ ኔሩ እዩ ዳሓርግን እቶም ብድሕሪት ኮይኖም ኣጆኻ ዝብሉዎ ሰባት. ስዕረት ኮይኑ ስለ ዝተሰሞዖም እዩ ይመስለኒ ነቲ ናይ ይቅሬታ መንፈሱ እንደገና ገዲፉዋ ይመስለኒ።
@danielkahsay4034
@danielkahsay4034 4 года назад
ኣምላኽ እንተፈቐዶ ብሂወት እንተ ጸናሕና እውን ኣነ እውን ሕቶ ኣሎኒ ንዓኹም የቐንየለይ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
Daniel Kahsay ንኽእሎ ይግበረና
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ይቅረ ሓቲቱ እንድዩ ልዕለ ይቅረ እንታይ ኣሎ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
Asmera natey ኣስመራ ናተይ ሓወይ ናተይ እታ ይቕረ ዝተታ ስደደ እሞ ድሪኡ ክንዛራረብ
@birhanekesete4105
@birhanekesete4105 4 года назад
Amlak bmhretu ytemton kemzi nbona batrarig zekfewo zelewu eyu flly yeblun nayhji msom zelwu abona keyakloms mzmetu ka ksi jemirom eeay bzi admiu ezs mfalaleyi tray ksebk amlak lbi yhabo
@binyammhretab9594
@binyammhretab9594 4 года назад
ኣባ ቀሺ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም በቴ ክርስቲያን ንከይ ትጠፍእ ቀሊል ነገር ኣይኮነን ሕጂ ከኣ እግዚአብሔር ሓይልን ዓቅልን ይሃብኩም ነቶም ሕማቅ ስራሕ ዝተዋፈሩ ከኣ ከይተሓለልኩም ደኪመ ከይበልኩም ንድሕነት ቤተ ክርስቲያን ህዝብን ትገብርዎ ዘለኩም እግዘብሔርን ጻማኩም ይሃብኩም። ኣሜን ንሕና ደቅኩም ካኣ ኣብ ጸሎትና ክንዝክረኩም ኢና ኣሜን ኣሜን።
@adhinnomabenob6878
@adhinnomabenob6878 4 года назад
Aboy keshi ezom eshok mergem ko mwdae abyom
@ቀሲስከሰተ
@ቀሲስከሰተ 4 года назад
ኣቦና ጐይታ ሓይሉ ይሃብኩም፡ ንኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ ንዓኹም ዝሃበና።
@hagos2587
@hagos2587 4 года назад
ኣታ እዚ ቆልዓ ህድእ ኢሉ ዘይምሃር ክንደይ ክደፍር እዩ። ቃለ ሂወት ኣቦይ ቀሺ
@zea.6723
@zea.6723 4 года назад
ሕማም ኣለዎ፡
@amantesfama6702
@amantesfama6702 4 года назад
ትርላኢኹ እንድዩ ኣዚ ምሽሙሽ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ናይ መን ዳ ክወስድ በቃ ጨብረቅረቅ ይብሉ ኣብዘይ ፈልጥዎ መን እዪ ዝደፎኦም ዘሎ ፍሉጥ እኳ እንተ ኮነ ግን ነብሶም ዘይፈርሑ ምኳኖም እዪ
@amazingworld9540
@amazingworld9540 4 года назад
ስቅ በል ንስካ ኢካ ደፋር ከም ሞት ትሕት ኢልካ ተመሃር
@hagos2587
@hagos2587 4 года назад
@@amazingworld9540 ክትደፍኑና ዶ ሱቅ ክንብል ክክክ በል መጺእካ ሱቅ ኣብለኒ ካሓዲ
@mahariadhanom614
@mahariadhanom614 4 года назад
ቁጽሪ ተሌፎን ናይ መምህር ተክሉ ትርአ የላን፡ ስደዱልና እና ኣብ comment
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 4 года назад
+1 (301) 233-4795
@ettentertaiment1364
@ettentertaiment1364 4 года назад
ኣብ ክንዲ ንሱ ነዓኻ፣ ንስኻ ከኣ ንዕኡ ትዛላለፉ እሞ ኣብ ሞንጎኹም ንሕንና ኣብ ሞንጎ ንመን ከም ነኣምን ዝጠፍኣና ተራኺብኩም ተረዳድኡ ቅድም።ሕጅስ ንመን ከም ዝኣምን ጠፊእኒ እኮ
@ሚሚሚሚ-ሠ6ጸ
@ሚሚሚሚ-ሠ6ጸ 3 года назад
ብጣዕሚ እኮ ጨኒቁና ናይመን ከምእንሰምዕ በስማኣብ😢😢
@ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
😢😢😢😢😢 ህዝቢ ትኽ ኣቢልካ ሰኣን ምምሃር ይጠፍእ ኣሎ
@berihadesta2771
@berihadesta2771 Год назад
ንኣምላክ እመን ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኩን እዩ ዝብል ቃል ኣምላክ መጽሓፍ ቁዱስ ብፍርሃት ግዝየ ብምሃብ ብጾሎት ብጾም ኣንብብ ንክርድኣካ ክኣ ምስትውዓልን ጥበቡን ሓይሉን ክህበካ ንኣምላክ ለምኖ።
@wediabeyti8235
@wediabeyti8235 2 года назад
Atahza seb tkalu atahza fkri gn yeblkumn nmntay eyazi keshi kemzi aybln menasey ketebasu agelgelti nay amlakekum azi nay alet aytgberu narkka seb alowo ybahal keshi kemzi aybln haymanotn fkri eyu tobit ayhalukum tareku azereba aytebzuhu nsukum bhaymanotkum fkri eyu
@almazabraha8450
@almazabraha8450 4 года назад
Ekae bselam mexakum aboy keshi. Xubuq gbre melsi. Edimen tienan yihabkum amlak 🙏🙏🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 10 месяцев назад
behake. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏❤️
@Ruta744
@Ruta744 4 года назад
ኣቤት ድፍረት እዚ ቆልዓ ኣፍ ክንደይ ይመልኣሉ ክንደይ ይስድድ ይቅረ ይበለሉ ማሕበረ ቁዱሳን ዝብልዮ ይደግም ኣሎ ሓወይ ኣብ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ኣይትሃውትት ኮፍ ኢልካ ተማሃር ዕድሜኻ ተጠቀመሉ ንበሎ ህዝበ ክርስትያን ::
@ተመስገንአምልክ
@ተመስገንአምልክ 3 года назад
😠😠😠😠
@የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
ዋይ ኣታ ኣምላኽ ስለምንታይ ቭድዮ እናቆሮፅኽም ትምህርት ተባላሽለኹም ኣታ እግዚአብሔር በጃኻ ፍቅር ኣውርደልና 😥😥😥🙏🙏🙏
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 4 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጸኣእኩም መምህርናን ኣቦናን
@candylee9612
@candylee9612 4 года назад
Eritreawyan miltaf sim limud yikewn alo egzabiher hagernan betekrstiyanan yibxahyen
@okbaygoitom7697
@okbaygoitom7697 2 года назад
ስልጣን ኩርኩር ህግደፍ ንሱ ሓሳዊ ካሓዲ
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 года назад
Aseyyyyyyyy አቦ ቀሺ ይፍቲ ክንደይ ደስስስ ይብል ኣምላኽ ይባርኽኩም💔🙏🇻🇳 ብጣዕሚ እዩ ግርም ይብል ኣነስ ታሪኮም ሰሚዐ ሎሚ ለይቲ ደቅስ ዘይብለይ ስለ ሶም ይሓስብ ይበኪለኹ ታሪክ ኣቦታት ዘይፈልጥ ክሳብ ሐጂ እና ኣቦታትና በጃኹም ካብ ሐዚ ጀሚርኩም ዝተቀበሩ ክንደይ ቅዱሳን ኣለዉ እዮም ናውጸኩም ንገሩና እእግርኩም ክንስዕብ ኢና ክሳብ ሐጂ ሽዋውያን ዘዓሸውና ዝሸጡና ይኣክል ዩ‼️ ሓውና ስልጣን ልቦና ይሃብካ🤔
Далее
Iran launches wave of missiles at Israel
00:43
Просмотров 1,2 млн
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 1,7 млн
Apostle Hneshim Ethiopia sänder live!
57:30
Просмотров 4,5 тыс.