Тёмный

ጽጹይ ሓበሬታ/ እዞም ኣቦ ነዚ ወዲ ኣጋፊዖሞ ዝተባህለ ሓቒ ረኣዩ/ ተጋሩ ተንብዕ ዘላ ደርፊ 

Neshnesh Tv
Подписаться 289 тыс.
Просмотров 39 тыс.
50% 1

ጽጹይ ሓበሬታ/ እዞም ኣቦ ነዚ ወዲ ኣጋፊዖሞ ዝተባህለ ሓቒ ረኣዩ/ ተጋሩ ተንብዕ ዘላ ደርፊ

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 196   
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 5 месяцев назад
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🕯️🕯️🕊️🕊️💔💔😭😭😭
@samiraosman2142
@samiraosman2142 5 месяцев назад
እቶም ኣብ ቀረባ ዝጽንሑ እንዳ ጎየዩ ዝርጊሕሞ ድሓር ከኣ ኣሰላማይን ክሰታናይን ብሓድ ይነብሩ ውይ ይሰርሑ እንተ ኸይኖም ከባኣሱ ኣይከሉን ማለት ድዩ ንምንታይ ዩ ኹሉ ብዓይኒ ሃይማኖት ዝረኤ ኣሰላመይ ንኣሰላማይ ዝሃረም ኣሎ እንድዪ ክረሰትያን ንኸርሰትያን ዝሃርም ኣሎ እንድዩ ግድፍ ግድፍ እዚ ብሃይማኖት ምቅትታል ኣይትመነይዎ ንኹላትና ዩ ከኸፍኣና::
@Danini-o1i
@Danini-o1i 5 месяцев назад
ya nay bhaki nezi lebam yu zrio
@samiraosman2142
@samiraosman2142 5 месяцев назад
@@Danini-o1i 👍👍💐💐
@ፍትሓዊ
@ፍትሓዊ 5 месяцев назад
መርሓባ በርጌድ ንሓመዱ ካብ ሃገረ ሊብያ 🌿💙🌿💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
💙💙💙
@BiniBini-z4m
@BiniBini-z4m 5 месяцев назад
ደንቆሮ ጉዳይ መንገድካ ዘይትሓስብ ካብ ኣብ ኣፍ ሞት ኮንካ ካብ ሊቢያ ትብል ዱሙሱስ
@HdbdHdhd-mw7dp
@HdbdHdhd-mw7dp 5 месяцев назад
❤❤
@rimeynatey6368
@rimeynatey6368 5 месяцев назад
ክክክ መንገዲ በኣድጊ ክሰግራ ዩ ታይ ግድኻ ​@@BiniBini-z4m
@DjRobi43378
@DjRobi43378 5 месяцев назад
ኣነ ዝገርመን አዚ ሕብረተሰብ ሓበሻ ፍሉይ ፍቅሪ ኢዩ ዘለዎ ምስ ኲናት ዋታ አንታይ ኢዩ ትጸገም ንሰላም ዘይንዝምር ብወገን ኤርትራ ተኾነ ሓርበኛ ኣይነብር ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ አዳ በሉ ህዝብና ኣህሊቆሞ ነገር ሓበሻ ከይተርፍ ሕማም ጎሮቤት ተላጋባይ ከምዝብልዎ ሊቃን ሰብ ቀደም ሰብ ወግዕን ያታን ኣክዲ ንሰላም ምዝማር ሲ ተጋዳላይ አዳ በልካ ምቁዛም ምንኩብካ ፍርፍር አዳ በልካ ንብዓት ኣቤት ምስሉይነት ናይ ህግደፍ ሲስተም ትኽ ኢላ ትግራይ ኣቲያ ያ ግደፉና በጃኹም ሕጂ ከ ናበይ ጉዳይ ወጻዓ ትህዝቢ ወሪድዋ ዘሎ ምዝራብ ምሓሽ ይብል ኣነ ከም ሰብ ።
@__-wj7zq
@__-wj7zq 5 месяцев назад
_ነሹ ልባም❤ ተጋዳላይ ተጋሩዋይ ኣጀና😢🥺_
@berhebrkitobrkito285
@berhebrkitobrkito285 5 месяцев назад
ዋይ ዋይ ፋሕ ኣቢልካያ ሕጋዊ ጋዚርጠኛ ኣይኮንካን ዲኻ ገዲፈዮ ኣለኹ ጋዜጠኛ ነሹ ምባል 😂😂😂 ጽቡቕ ስራሕ ነሹ
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 5 месяцев назад
ግድፍ ንቶም ደቆም ዝኸፍሉ ህዝቢ ንዓይ ዉን ናይ ብሓቂ እያ ተብክየኒ ይስምዓኒ💔💔
@Tglove--
@Tglove-- 5 месяцев назад
ለምለም እዋን ንኡሹተይ ሓፋታ ተሰዊኣታ እያ ኩሉ ሕማም ኣለዎ😢😢
@cow9570
@cow9570 5 месяцев назад
ሓሶት እዩ ለምለም ዓይነይ ሓፍታ ኣይተሰወኣታን ግን ኩሉ ትግራዋይ ኣሕዋታ እዮም ጌጋ ሓበሬታ ኣይተሃባ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 5 месяцев назад
ነሽነሽ ሓወይ ተጋደልቲ ትግራይ ማለት ኮ ልክዕ ከምቶም 7ተ መላእኽቲ ብፈጣሪ ብዝተውሃቦም ትእዛዝ ካብ ሰማይ ወሪዶም ዘደሐኑና መሲሉ ክሳብ ዝስምዐና ኣዝዩ ልዑል ክብርን ስምዒትን ኣብ ልዕልኦም ኣለና ብመልክዕ ቪድዮ ስለ ዘይረአ እምበር ኩሉ ቖሲሉን ነቢዑን ዩ እቲ ዋና ኸምዚ ኸብድና ኽበልዑና ዝገበረ ኽኣ ዋላ ሓደ ሓጋዚ ዘይብሉ ብዙርያ ወረርቲ ተኸቢቡ 😢😢😢 ግን ኣምላኽ ታይ ይሳኣኖ ኹሉ ሓሊፉ እዚ ኽሓልፍ ዝኻኣለ ቀፃሊ ውን ኽሓልፍ ዩ ኣብ ስዓቱ❤ ኣጆኻ ህዝበይ❤
@user-nc4qd2mh7m
@user-nc4qd2mh7m 5 месяцев назад
ነሹ ሓወና thanks ናይቲ ሰብኣይ ጹቡቅ መብርሂ ሂብካና❤ zterefe gn aysemakuwon
@lovepeace1314
@lovepeace1314 5 месяцев назад
ያ ነሹ ንዓካስ ምስ ፍናን ዘወዳዱሩካ ተረኪቦም ኣለዉ ዒብ
@ove6164
@ove6164 5 месяцев назад
ተጋዳላይ ወሊዕካ ናሳዕሳዕካ ካብ ምብካይ ብሓቂ ክብሪ ተጋዳላይ ተልዩና ነቶም ፍቃድኡ ፋሕ ኢሎም ዘለው ብህይወት ዝተረፈ ብጾቶም ዝግብኦም ክረክቡ ምስራሕ እንዶ ምሓሸ😐ተጋዳላይ ኢለ ናይ ዝበከኩ እንታይ'ዩ ክዓብሰሎም? ምሽ ናበከና ናስሓቅና 'ውን ሳዕስዓ ኣይመጸናን ዋ፡ ናበከካ ዶከ ይስዕሳዕ እዩ🤔ብፋላይ ኣብ መንእሰያት ዘሎ ሙስሉያት😐
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
✅✅✅
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 5 месяцев назад
ለባም ኢኪ ሓፍተይ ኣድኒቀኪ❤። ኣብ ኤርትራን ኣብ ትግራይን ዘሎ ህዝቢ ስዉእ የኽብር ንስዉእ ይስዕስዓሉ፡ ብሂወት ንዘሎ ወትሃደር ግን ድሃዩ ዝገብር የለን።
@tsegaykiflom9360
@tsegaykiflom9360 5 месяцев назад
ቭራቮ ነሽነሽ ሓወይ ጽቡቕ መብሪሂይ ህብካና እንበር ሰብ ሎሚ እቲ ነገር ሪእዩ ንሰናይ ኣብ ክንዲ ዝቅይሮ ኣተዓባብዩ ናይ ምግላጽ ኣእምሮ ሕዝና ንነብስና ኣጽቢብና ንሕዋትና ኣብ ዓለትን ሃይማኖትን ከም ንባላዕ ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣዝዩ ዓቢ ሞያ ኣለና ግን ጽቡቕ ገርካ ኣነጺርካያ ዝሓወይ ሓንጎልና ኩሉ ግዜ ንሰናይ ንሕሰበሉ ኣብ ክንዲ ንኩፉእ ሰባት ኣብ ክንዲ ነባእስ።
@Halamadr146
@Halamadr146 5 месяцев назад
ነሽነሽ ዘይነበርካ ኣይትዛረብ ብሓደ ነርና ደሓር ሞስሊም ክርስትያን ምስ ኮነት ኢዮም ቀይሮማ ብትሕትና ህዝቢ ተጉሂ ኣላ ኢሎምና ጸገም የለን ኢልና ተገዲድና ቀይርናያ ሓሳዉ ኣይትኩን
@weynalem6166
@weynalem6166 5 месяцев назад
ኣይተሳባብክሎም አቶም ሰብኣይ ናይ ብሓቂ አዮም የጋፈኣዎ ኔሮም ተመሊስካ ረኣዮ ደሕራይ ቤተሰቦም ከጻባብክዎ ዝፍትኑ ዘለዉ it is real
@RieseHagez
@RieseHagez 5 месяцев назад
ከምዚ ዓይነት ጸወታ የለን ኣነ ብዓይኒ ሃይማኖት ኣይኮንኩን ብዓኒ ሰብኣውነት ግን ከምዚ ዓነት ጸወታ የለን።
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 5 месяцев назад
እወ ከቢድ ኢዩ ሂወት ናይ ኤርትራን ኢትዮጲያን ንብዓት ሓጎስ ዝመጻሉ ጊዘ ይምጻኣና
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
🙏🙏🙏
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 месяцев назад
ነሽ ነሽ አምሀራይ ከይትኣምን እቶም ቀንዲ ናይ ታሩክ ፀላእትና እዬም ብህሶት 24/7 ተለጡፎም ዝሀድሩ
@Henoktekle1004
@Henoktekle1004 5 месяцев назад
እዋይ ጉዳም ኣንታ ካብ ሻዓብያ ይገዱ። ምስኪነይቲ ጉሒፎማ እግዝኣብሄር ይርዳኣኹም ምሳኹም ይኹን
@mussietn1966
@mussietn1966 5 месяцев назад
እታ ሕላይ ናይ ማህሌት ንዓይ እውን ስብእነተይ'ያ ትፈታትነኒ ፡ ኣብ ዝጨርመሉ ክሰምዓ ኣይደልን ⛔
@tsegayemarcon9836
@tsegayemarcon9836 5 месяцев назад
Adiss ababa abzeatekuwo endamezenag,e ykeftwo kulu gze beke ywets 2 yehwatey s,ene
@DghdSggsgsg
@DghdSggsgsg 5 месяцев назад
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢
@T.g22
@T.g22 5 месяцев назад
Hji kula keteriwo elkum thasbu
@salamjordan6093
@salamjordan6093 5 месяцев назад
ተጋድልይ ክብሎናስ ናብዓት እዩ ዝቅድመኒ😢😢😢
@wedzixc
@wedzixc 5 месяцев назад
nesh nesh iza chanelka nay tigray diya wala nay Eritrea geltam
@almazgiday9935
@almazgiday9935 5 месяцев назад
ነሽነሽ ሐቅካ ኢካ ናይ ማህለት ደርፊ ተጋዳላይ ብጣዕሚ እዩ ዝስምዐካ አሕዋትና ዘተመለሱ ዝተሰውኡ ስለዝኮነ የብክየካ የሕመካ አብ መርዐ ክድረፍ የብሉን ናይ ጀጋኑ አብ ግዚኡ ምድራፍ የድሊ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
🙏🙏🙏
@Mendelay.
@Mendelay. 5 месяцев назад
አዚኣስ ነሹ ዓይነይ ናይ ደቂ ዓድካ ጥራይ ጌርካያ😂😂😂😂😂😂😂
@FeruzTesfalem-m3w
@FeruzTesfalem-m3w 5 месяцев назад
Aygermekan entay u gn anes blbi ysmani kurub ke nay eritra ke zeysmeom nebieom tebedilom tray beqa
@AmoraAmora-ws6is
@AmoraAmora-ws6is 5 месяцев назад
እዛ ቆቢዕ ዳኣ ናበይ ከይዳ ነሹ😂
@seliseli3381
@seliseli3381 5 месяцев назад
ኣሕዋትና ተጋደልቲ ድና ተሰዊኣም ዘለዉ ግድን ካዓ ክስመዐና እዩ💛❤😍💔
@GalTigrayhaftiTdfmeley
@GalTigrayhaftiTdfmeley 5 месяцев назад
ተጋዳላይ ተበልኑስ ንባዓት እዩ ዝቅድመኒ ወድነይ አብዘይ ረክበካ ይናፍቀካ💔💔😭😭😭
@MkKm-vr8vx
@MkKm-vr8vx 5 месяцев назад
Mechem Ms Muslim zelekum xili enda berhelna eyu zikeyd zelo
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 5 месяцев назад
wellcome nesh nesh 🌿💙
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 месяцев назад
ነሹ ለባም ስብ ❤❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዘላአልም አብልብና 😭😭😭😭
@gebraytekle557
@gebraytekle557 5 месяцев назад
What about you tegadaly or you are from tigray hesab about your
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 5 месяцев назад
ንሕና ምስ ትግሮወሸት ክንቃተል እኮ ዕሽነት ኢዩ እዘን አደ ልክዕ ነደይ እየን ዝመስላ
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 5 месяцев назад
ብሃቂ የሕዝን😢
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 5 месяцев назад
እዋይ እዚ ሰብ እንታይ ይከውን ኣሎ ኣብ ስራሕ እንዳሰራሕካ እኮ ሰብ ስለዝኮንካ ክትጋጮን ክትጋራፈጥን ትክእል ኢካ ኩሉግዜ ግን እታርእሲ ሓደ ሓደ ሰባት ንምፍልላይን ነገር ንሙጉሁሃርን ቅልጥፍቲ ስለዝኮነት ኣሉታዊ ዝኮነ ሓሳባትን ተግባራትን ዘረባታትን ንክፍንው ቅሉጥፋት እዮም 👉ሓንካስ ዘውረዮ ፈረሰኛ ነይመልሶ ዝባሃል ምስላ ❤ብ ዓያሹ ዘውረይዎ ነሹ የዐርዮ ቀይርናያ ኣለና❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
❤️❤️❤️
@WiliQachil-hs2mf
@WiliQachil-hs2mf 5 месяцев назад
ኣባይኪ ይንባዕ ኣደይይይይ 😢❤
@Peacean
@Peacean 5 месяцев назад
ኣነ ከማን ዛ ናይ ማህሌት ንቡዙሓት ከተንብዕ ይሪኣ🤔 ተጋሩ ክነብዑን ከስቆርቁሩን ክሪኢ ከለኹ ብጣዕሚ ሕማቕ ይስማዓኒ, ግን ክነብዑ ዘይኮኑ ዘለዎም ክጥንክሩን ክሕይሉን ኣለዎም ባሃላይ እየ እምበር ንብዓትን ሓዘንን ሒዝካ እዩ ዝጠፍእ መፍቶ ጸላእቲ ኣይትኹኑ ጸላእቲ ዕላመኦም ንሱ እዩ ን’ክባን ዕጽዋን 360 ፈንጺግኩም ወጺኹም ግን ብ’ቁሩብ ቁራቦ ሽፍታ ዝኾነ ህዋሓት ተምሉኹ ኣለኹም ትማሊ ኑግሆ ሂወት ከፊልኩም ሕጂ ፎቖዶ ስደት ልብያ ድዩ ሱዕዲ መሪጽኩም ዘሕዝን’ዩ ኣብ ጎድኒ ዞም ሓደሽቲ ዎሎዶ ዘለዉ ዉዱባት ተወዲብኩም ክትሰርሑ እዩ እቲ ዝበለጸ ኔሩ። ሕጂ ከማን ክጥንክሩን ክትሕርኑን እምበር ክትነብዑን ክትሓዝኑን የብልኩምን💙🫡
@yes6292
@yes6292 5 месяцев назад
ኣታ በጃክም ብዛደርፊ ክምውት እየ 😢😢😢😢😢😢 እፍፍፍፍፍ ተጋዳላይ እንትብልንሰ ንበዓት እዩ ዝቅድመኒ እኮ 😢😢😢😢😢😢😢 ኣነ ኣለኩ በዘይ ንሰክም ግን ኣይነበር እኮ My love tdfይ ንጉስ ልበይ ብዘይ ንሰክም ክሉ ጸልማት እዩ እኮ ኣይነበር እባ እፍ ዓለም ጸልሙት ፈርድካኒ በዘይ ኣበኣ ክዕበያ ጎታ ልበይ 😢😢😢😢 እሕሕሕሕሕሕሕ ተጋዳላይ እንትብልኒ ንበዓት እዩ ዝቅድመኒ 😢😢😢😢😢😢😢
@robelsultan8980
@robelsultan8980 5 месяцев назад
Tebkiyeka ya za derfi bhaqi 😢 😭
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 5 месяцев назад
ታንክስ ነሹ ጽፉፍ ሓበሬታ❤
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 5 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙
@nebaitey
@nebaitey 5 месяцев назад
Selma amlak maskum ykun Hasab lbkum yesmrelkum ahwatey ❤Navy kea abza natey Profil atikum link &subscraib gerkum atebabuni 🙏🏾
@Erilovetube291
@Erilovetube291 5 месяцев назад
Ab ethiopia zeygber gud yelen😢
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 5 месяцев назад
ኖ ነሹ አነ ምስ ሞስሊም እየ ዓብየ እንተኮነ እታ ቀዳመይቲ ሓቀኛ ኢያ ከብ አዕንቲ እቲ ወዲ እታ ካለኤይቲ ፈክ እያ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
No ኣረጋጊጸ የ
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 5 месяцев назад
እም እንዳ ሓነቅዎስ ይዋሳእ ነይሩ? ናብ ደገ ምስ ወጸት ኢዮም ክደኖ ክደኖ ኮይና እምበር ካልእ አይ ኮነትን
@edentsegai5801
@edentsegai5801 5 месяцев назад
ነቲ ዝህረም ነበረ ድኣ ዘይሓትዎ 😢
@RamadanAli-s7h
@RamadanAli-s7h 5 месяцев назад
ኣየ ትግርኛ
@mosob8
@mosob8 5 месяцев назад
ሕቖኻ ክሳብ ዝዕጸፍ እና ሳዕሳዕካ ምንባዕ ኣምሶሉነት እዩ።
@LiAa400
@LiAa400 5 месяцев назад
Emo enabekena tirah kinnebr diki tidelyi tegaru habognatat ena miente hizbom bnesnetomb nzteseweulna dima gdn ena kinbeki TDF❤❤❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 месяцев назад
ተጋደልትና አብ ሓጎስና ይኩን አብ ሓዘንና ክንረሰዖም አይንደልን ኩሉ ግዜ አብሕልናና አብ ልቦናና ከንዝክሮም እዩ ዝግበኣና ተማሂሮም ክማሃሩ ዝግቦኦም ከሉ ዓይነት ዘመናዊ ምዕበለ ዝፀበዮም ዝነበሩ ደጊምካ ዘይርከቡ እኮ ኢና ስኢንና 💔😭😭😭
@biniamfrezghi2073
@biniamfrezghi2073 5 месяцев назад
እሞ ነኾታትካ ንገሮም
@SalamHQ-x7g
@SalamHQ-x7g 5 месяцев назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@kisunaho5507
@kisunaho5507 5 месяцев назад
Eway ane ke dea nay men ya kbel kolellll ele rekibeya b flay eten abay sebyti 😢
@seliseli3381
@seliseli3381 5 месяцев назад
TDF my king💛❤💪😍
@T.g22
@T.g22 5 месяцев назад
Eti wedi entezkerb xbuk neru
@T.g22
@T.g22 5 месяцев назад
Eti wedi entezkerb xbuk neru
@bahlbitumuzhgi3137
@bahlbitumuzhgi3137 5 месяцев назад
ሓሶት ዩ ኢቲ ምስሊ በበይኑ ኢዩ
@dolchiehailey2834
@dolchiehailey2834 5 месяцев назад
Abaykin yembae adetatey ajoken wahateo ❤😍
@Gal_tgray
@Gal_tgray 5 месяцев назад
ተጋዳላይ 😢💔✊
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy 5 месяцев назад
🥰🥰🥰💔💔💔
@towoldeheyelom3204
@towoldeheyelom3204 5 месяцев назад
Tegaru nikxentu alem barukot geratlom endya gen betom jeganu dekom ka dhinom hiji neti zedhanom entedereflomen entenebun entay gedesekum antum hasadat hizbi.
@BurutkanHiftu
@BurutkanHiftu 5 месяцев назад
💙💙💙💙
@etcghvg424
@etcghvg424 5 месяцев назад
😢😢😢😢
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 5 месяцев назад
😢😢😢😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 месяцев назад
ነሹዋይ ሎሚኸ ኣምልጥካለይ 😀♥️ ነሹ እባ ዘማ እንታይ ማለት ድዩ 😀😀
@AhmedHaj-k4r
@AhmedHaj-k4r 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@ወዲመጽሐ
@ወዲመጽሐ 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@mhanadmajad5641
@mhanadmajad5641 5 месяцев назад
2te seb tebaesom elka kindzi awyat dehar ka kab ab alem zelewu Cristian xli eslam zelewom eritrawian tray eyom
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 5 месяцев назад
መንከሽከሽ ተጋዳለይ ጁንታ
@GdgDgsg-tk5jo
@GdgDgsg-tk5jo 5 месяцев назад
💔😭
@TitTit-m6v
@TitTit-m6v 5 месяцев назад
ተጋደልቲ ሰብኣየይን ደቅነይን ሪአድየ ስእነኩም ኣይቀብፅን ዋ ምፅባይ ይለሸኒ ደቅነይ ሰደት ከም ዘለኩባ ኣይትረስዑ ዋይ ሓረሪኩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 5 месяцев назад
ኣጆኺ የኔ ቆንጆ
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 5 месяцев назад
ተጋዳላይ በሰማይን ምድርን ዝሓለፍናይ ንምሕላፉ ዝከብድ እንድዩ ነይሩ ሓልፉ ከረአከሎ ስ ክንደይ ምቅላሉ ትግራይስ ካብዛ በላዒት ደቃ ጦብያ ወፂኣ ናፅነታ ዳኣ የሪአና 💔
@Danini-o1i
@Danini-o1i 5 месяцев назад
ዋዋዋአ ዘራብሩክ ከይትህምምኒ ናፂነታ ምስ ኤርትራ አምፅያስ መልስ ካ ሃዊስዋ ምስ አምሓርይ። ህውሓት በዲዋ
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 5 месяцев назад
ተጋዳላይ ክብልንስ ንብዓት እዩ ዝቅድመን ደቅነይ😢💔🖤
@Tesfa737
@Tesfa737 5 месяцев назад
100 present journalists neshneesh ❤❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
❤️❤️❤️
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 5 месяцев назад
😭😭😭🙏🙏✅✅✅
@NatanSolomun
@NatanSolomun 5 месяцев назад
Kbur hgawi gezaniena neshu bemejemerna btami hade kabtom trkatakeltka eye bhji ab zxhfo melekti abxhaley
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 месяцев назад
ስላም ነሽ ነሽ ረሲእካያ ዝሀተትኩካ እዛ መእተዊት ዜናካ ክላሱካል ብከመይ ክረክባ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 5 месяцев назад
This is just a joke 😃 😀 😄 We habesha are far from evil religious differences.
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 5 месяцев назад
እወ ተንብዐናላ እንታይ እሞ ንግበር ኣሕዋትና ኣብ ዘይንረክቦ ንናፍቆም ኣለና 💔💔💔💔💔
@weldayteka9690
@weldayteka9690 5 месяцев назад
አዞኺ ሽኮሪና ንዓደም ብኽብሪ ሓሊፎም ክትኮርዒ ኣለኪ።ሞት ብዙሕ እዩ ኣብ ስደት እኳ በዘይምን ትርጉም ይተርፍ ኣሎ ሰብ ሞት ኣፍቶን ሞት ንሞቱ ግን ኩቡር መስዋእቲ ይሐሽ ንህዝብኻን ንዓድኻን።
@robiabrahale4000
@robiabrahale4000 5 месяцев назад
Nehsu bzaeba eza derfy ane wen kem hade tigraway btaemy eya smiet tfetreley emo gn ane wen tezey twelae ab guday ey zbl።🙏
@haskotom
@haskotom 5 месяцев назад
ብያንስ ማለት እንታይ ማለት እዩ ተጋሩ በብዝሒ እዮም ዝጥቀሙላ
@heidshop4103
@heidshop4103 5 месяцев назад
ነሽነሽ ብሓቂ ጋዜጠኛ ኣይኮንካን እንተትኸውን ግን ምሓሸ ምኽንያቱ ካብ ዘይምልከታካ ፖለቲካ ምትእትታው መድሓነካ ኔሩ። ብዛዕባ ማሕበርዊ ጉዳይ ተጋደልቶ ንዓኻ ዘይምልከት ሃልኪ ምእታውካ ዓገብ። ጉዳይ ተጋደልትን መሪሕነት ትግራይን ክትንክፎ ኣይግብኣካን ምኽንያቱ ዝረሃዎ መንግስትን ተጋዳላይን የለን ዝረኸብዎ ወግዓዊ ባጀት የለን ለቓቒቦም ይነብሩ ኣለው እታዋጋዝተኸፍላ ሰላም ንኸይት በላሸዎም። ንስኻ ተሓልኣቒ ተጋደልቲ ክትከውን ? ብዛዕባ ምተዓብይትኻ ኤርትራውያን ዘሎ ሕሰም ዘይትገብር ካብ ከምዚ ቀንጠብጠብ ትቖጠብ። ካከምዚ ክትድሕን ጋዜጠኝነት ተመሃር ጋዘጠና ኣይኮንኩ እንዳልካ ኣገደል ኣይትእቶ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
🙏🙏🙏
@tupacmera2807
@tupacmera2807 5 месяцев назад
Neshu nayzi sebay axrkaya kota 😂👍🏽👌🏽
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 месяцев назад
ነሽነሽ እዚ ናይ ኢትዬጵያውያ ብዙሕ ኤርትራዊ ኣይሪኦን ኢዩ ብፍላይ ካብ ትሕቲ ሳላሳ ስከዚ ኩሉ ግዜ ከምዚ ኢልካ ከተምጽኦ ከለኻ ሓድሽ ይኾኖ ነቲ ሰብ ስለዚ ከተምጽኦ ከለኻ ገምጋም ውሰድ ሪኢዎ ዶ ይኸውን ህዝብና ኢልካ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
Eshi 💙
@FiyoriShishay-j6d
@FiyoriShishay-j6d 5 месяцев назад
Tigraway mukan malet endanebaeka minbar malet eyu mukniyatum zelwwa ayfeltin😢zerkebe aynu zeftitela kulu kexnita zdeli endei😢😢😢😢😢
@habeshawit-k3e
@habeshawit-k3e 5 месяцев назад
ተጋዳላይ😭
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 месяцев назад
ቀሺ ገብሩ
@BatsebaBerr
@BatsebaBerr 5 месяцев назад
ኣየ ነሽነሽ ሓደ ማዕልቲ ነዚ ትግርኛ ዝጠፍእ ዘሎ ሕበረት ሰብ ክትምህር ሓበሬታ ከተማሓላለፍ ዓቀብ እዩ፡ናዕካ ካልእ፡ዚና ግና ትጎይ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
ክንደይ ግዜ ተዛሪበ የ ብዛዕባ ዝጠፍእ ዘሎ ሕብረተሰብና
@meronbrhan1663
@meronbrhan1663 5 месяцев назад
Nmntay gn khgosa elen keydensi nay hazen music zgebrulen kemzitat kgdef alewo!!!
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 5 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙
@titimila6283
@titimila6283 5 месяцев назад
ነሽነሽ የተማረከትይ ብፂታ ተውፅእ እያ ተታሒዛ😑
@biniamhabte7197
@biniamhabte7197 5 месяцев назад
tigray kitblu Akilkum ?
@yes6292
@yes6292 5 месяцев назад
ኣታ ነሸ ሓውይ ሓርርና እኮ ኣበዘይ ዕድመና እፍፍፍፍ ተጋዳለይ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@NahomBeraki-u8x
@NahomBeraki-u8x 5 месяцев назад
Gazietena neshnesh nay behaki gazietena eka neshnesh kulu gzie haki eka sebeay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@s.h.abdulgadirnoor9024
@s.h.abdulgadirnoor9024 5 месяцев назад
ምሽ ከም ኤርትዊ መን እሉካ ተጋደል ይብለካ
@KeseteSiele-br8hy
@KeseteSiele-br8hy 5 месяцев назад
Ajoka ndhrit aytkid xruy gazietegna eka kexlo
@tsegitkidane8656
@tsegitkidane8656 5 месяцев назад
ነሹ ከመይ ዊዒልካ Comment ቀዳመይቲ ባዕለይ
@FiyoriShishay-j6d
@FiyoriShishay-j6d 5 месяцев назад
Tegadalti tgray malt endei ahhhhh😢😢😢😢😢
@tesfithadgu
@tesfithadgu 5 месяцев назад
ነሹ ግን ንምንታይ ኢካ ትኮልፈን ኣነ ኣምሓርኛ ይሰምዕ ኢያ ኣይትኩለፈን በጃካ ክሳብ ተተርጉመሎም ኣነ ዓቅለይይ ይጸበን ኣሎ ክክክክክክክ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
😂🙏
@wediasmera7883
@wediasmera7883 5 месяцев назад
Abaykin ynbae 😢😢😢
@beti4567
@beti4567 5 месяцев назад
Keep it up. I am proud of you neshu ❤❤❤❤ bseb aytlagexn❤ika thanks so much ❤❤❤😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show 5 месяцев назад
❤️❤️❤️
@s.h.abdulgadirnoor9024
@s.h.abdulgadirnoor9024 5 месяцев назад
ነሹ ኩሉ ንግዲ ኸይኑ እት ዝኣምን እዩ ዘግርም
@gaydjb
@gaydjb 5 месяцев назад
Lomi tira lebam zereba tezaribka nesh nesh gazettena
Далее
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 738 тыс.
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 738 тыс.