Тёмный

እንአን ብሞት ኣቦአን ብኣካል ዝተፈለዩወን መሳኪን ህፃናት - ግጀት ሰሓርቲ 

Wushatena Media
Подписаться 117 тыс.
Просмотров 92 тыс.
50% 1

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Опубликовано:

 

14 окт 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 407   
@user-ss7wl5vp1f
@user-ss7wl5vp1f 3 года назад
ብጣዕ ይሕዝን አነው ከምዚአ ኢለ እየ ዓብየ ሕጅ ግን እግዚአብሄር ይመስገን ብዙሕ ዋላኳ እንተተፈተንኩ ግን ኩሉ ሓሊፉ ሕዚ ውን ብዓቅመይ ክሕግዝ ይደሊ
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s 2 года назад
ኣነውን ማዓረይ ክምዚይ ኢለ እዩ ኣብዩ ኣይይይይይ ዓለም ጭናዊት 😪😪😪💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብ ክፍእ ይሓልውካ መምህረይ ኣብ ዝክድካዮ ለምለም ርግጽ ንዞም ህፃናትውን ጽንዓት ይሃቦም ወለዶምውን መንግስቲ ሰማይ የዎርሶም ክማካ ዝበለስ ኣበይ ይርክብ መምህረይ።ኣነስ ክገልፀልካ ኣክእሊ ወዲ ዓበይቲ ወዲ ክብራት ክብረት ይሃብካ
@user-mc7do4bz5m
@user-mc7do4bz5m 3 года назад
ከምዚ ዝበለ ሓውስ አበይ ይርከብ 😭 ግን አጆክን ማሚ አጆካ ዝሓወይ😭😭😭😭
@destafutsum3540
@destafutsum3540 3 года назад
እፍፍፍ ዓለም ጨካን ርህራሄ ዘይብላ ካብ ኮነስ አብ ገነት የንብረን ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 3 года назад
Ane aleku xbuk hawi kkeneki eye❤💃💃💃💃💃💪💪💪💪💪
@user-pe1qr1bp8c
@user-pe1qr1bp8c 2 дня назад
😪😪ኣጀኻ ሓወይ ኣምላክ ኡዙይ ሓሊፉ እናሳሓቅካ እትመፀሉ ይግበርካ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@qwghjqwer163
@qwghjqwer163 3 года назад
ኣሕሕሕሕሕ ሓመድ ይብልዐን ኣጀካ ዝሓወይ መምህር ሙሉ ዒድመይ ጥዒናይ ንዓኻ ይምነይልኻ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😣😣😣😣
@user-yw4eb6ny5q
@user-yw4eb6ny5q 3 года назад
ፀላኢኪ ይንባዕ አደዋይ ሓዘን ጋል እኖ ከቢድ እዩ ፅንዓት ይሃብኪ ሓወይ ማዓረይ ነቢዕኻ አንቢዕካኒ ፅናዕ ዛሓወይ ምእንተ ዘን አሕዋትኻ እምበይ አደስ አይትሙት ግንኸ ሞት መፋጥርትና አዮዋ እናነባዕኩ ፅንዓት ይሃብካ ወድነዋይ ሓመድ ኸ የብልዐኒ መምህረይ ፅኑዕ ርገፅ
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 года назад
💔💔🙏🙏😭😭😭😭🤲🤲🤲
@SalamSalam-zx7pm
@SalamSalam-zx7pm 7 дней назад
ዋይ ሓመድ ብልዕ ተብለኒ ወድነይ እመብራሃን ትሓግዚኻ
@user-jo9ix6gi4b
@user-jo9ix6gi4b 3 года назад
ኣይዞካ ሓወይ ማዓረይ ፀላኢካ ይንባዕ እፍፍ ዝሃበካ ካኣሎ መንግስተ ሰማይ ይዋርስን ብዘይ ኣዶ ፀላም እያ ዓለም
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 года назад
ከምዚ ዝበሉ አሕዋትና ደቂ ትግራይ የቀንየልና አጀክን ማሚአጅካ ዝሓውይ 😭😭
@Mebrahti
@Mebrahti 3 года назад
አይይይይ ከብደይ በሊዕኒ ትሓወን 😭😭😭😭አይዘካ አይዘኩም አምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ንክንሕግዝ ብቃዕምና
@fghggggg8721
@fghggggg8721 3 года назад
እፍፍፍ ኣደስ ኣይትሙት ኣዶ ብርሃን ገዛ
@adm4023
@adm4023 Год назад
ኣበይ ኣለው ሕጂኸ ቃዓመይ ክሕግዛም🥺🥺
@shooshooali3120
@shooshooali3120 3 года назад
ውይ አዶ ካአሊት ኩሉ ንሕዋትና አምላክ ምስኦም ይክን መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጢዒናን ይሀብካ ምስ መሳርሕትካ
@love-xg3ws
@love-xg3ws 3 года назад
ኣባይካ ዝሓወይ ኣለና ኣብ ጎንካ 😭😭😭
@sabaamanuel6448
@sabaamanuel6448 3 года назад
Ajekum bolom
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 3 года назад
😭😭😢😢አጀኹም ክቡራት ስድራ
@user-me1bm5us5e
@user-me1bm5us5e 3 года назад
መምህር ሙሉ ዕድመንጥዕናን የሀብካ
@user-lo7dc8jr4p
@user-lo7dc8jr4p 3 года назад
እውይ ሓመድ ትብለዐኒ ከብደይ እምበር በሊዖምኒ ኣይ ዛዓለም እዚኣ ኣይዞካ ዝሓወይ😭😭😭😭😭
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j 3 года назад
እፍፍ ከብድኻ ይብልዕ ሓወይ ናተይ ፅንዓት ያሃብካ ሓደራኻ የሕዋትካ ከይትገድፈን መ/ር ሙሉ ሓወይ ክፍእ አይንካእኻ አቦ ኹሉ
@galltigray4548
@galltigray4548 3 года назад
ንመጀመርያ እግዚአብሄር አምላክ ንአዴና መንግስት ሰማይ የዋርሰልና ጽንዓት ይሃብኩም ኣይዞኩም ዘምአሕዋተይ አጅካ ዝሓወይ መዓረይ እመአምላክ ምሳካትኩም ይኩን እግዚአብሄር አምላክ አሎ ምሳኩም
@lve4822
@lve4822 3 года назад
እፍፍፍ ወዲ ክነብዕ ከሎስ ከብደይ ሓፍ ይብለኒ አጀካ ካአሎ ሓወኒ😭😭ማሚተይ እዉን አጀክን አካእሎ ያሃብክን ፈጣሪ መምህር ሙሉየ አቦ ፁጉማት ካብ ፈጣሪ ተካሓሶ ከማካ አበይ ክርከብ እዩ ሞ
@marilyneabourizk6284
@marilyneabourizk6284 3 года назад
መምህር ሙልዋይ ኩሉ በጽሕካዮ የቀንየና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ❤ፈጣሪ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 3 года назад
ኡፍፍ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢😢😢😢😢ኣጆኻ ሓወይ ን ኣሕዋትካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢየልካ ንወላዲትኩም መንግስተ ሰማይ የዋርሰን።
@almazhafte8187
@almazhafte8187 3 года назад
Brother Mulu, you are a man of God. Thank you for your wondetful heart. May God bless you with all your wishes. From Eritrean
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 3 года назад
ኣጀካ በሪሁ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ ኣዳወይ ዶሞ ኣጀክን ካሓልፍ እዩ ገበርቲ ፅቡቅ እግዚአብሔር መሊኡ ያሃብኩም መሉ ሓውና እግዚአብሔር ኣብ እትከዶ ሕማቅ ኣይረከብካ አሜን አሜን አሜን
@user-gr2nl4dz2g
@user-gr2nl4dz2g 3 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ቁስለይ ተተንኪፈ ሕጅስ ገዛና መሲሉኒ ኣይዞካ ዝሓወይ ክሓልፍ እዩ ዓርሰን ክክእላልካ እየን ኣዶ ትምኖ እህ
@love-xg3ws
@love-xg3ws 3 года назад
መንግስተ ሰማይ ይዋረሳ ወላዲትኩም ኣጆኩም የሕዋተይ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይሓልውካ
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
ምቅርተይ ህያበይ❤👩‍❤️‍💋‍👩💋💋
@love-xg3ws
@love-xg3ws 3 года назад
@@user-cq2xj8fe2z ዝያዳይ ናተይ 💘👈
@natnaeltadros7543
@natnaeltadros7543 3 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እግዚአብሔር ይሓግዙኩም ኣሕዎተይ
@user-mm8xf5ek8v
@user-mm8xf5ek8v 3 года назад
መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢😢😢
@ktube2655
@ktube2655 3 года назад
መምህር ንዓኩም ንምግላፅ ኮ ቃላት ሲኢነልኩም ኣቦ ፁጉማት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን መምህረይ ፁኑዕ ርገፅ❤🙏
@asmahsaen1985
@asmahsaen1985 3 года назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ንስኻ ጥራይ ጠንክር ኩሉ ሓላፋይ እዩ ኣይተስተማስል ፈጣሪ ኣብ ጓንኩም ይኹን መ/ር ሙሉ ኽእ ኣብ ዝከድካዮ ፁኑዕ ርገፅ
@golzomtegaru1596
@golzomtegaru1596 3 года назад
ፀላኢክን ይንባዕ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና አሕዋተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኩም አጆኩም ንሓፍትና አብ ዘይትሓልፍ መንግስቱ አምላክ የዉርስልና ክብር ሓዉና ሙሉ አቦ ድካታት ቅድስ ሚካኤል አብ እትኮዶ ይከተልካ ዝሓወይ ማዓረይ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Год назад
Wushatene Memhir Mulu - you saving the future generation of Tigray. Doing great job. No Tigray without the children of Tigray. Egziabher yihabelna
@user-gm2kr6mr2y
@user-gm2kr6mr2y 12 дней назад
እፍፍፍ ኣጀካ ዝሓወይ 😢😢👏
@mdinaal7283
@mdinaal7283 3 года назад
መምህር ሙሉ ክፉእ ኣይርከብካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብዙሓት ፅጉማት ወገናትና እናረዳእካን ንብዓቶም ናብ ሰሓቅን ደስታን እናቀየርካ ዘለካ ኣቦ ድካታት ኢካሞ ሰላምካ ይብዛሕ ዘመንካ ይባረክ ንዚኣተን እታዓቅመይ ከወፊ ቁፅሪ ኣካውንትካ ኣብዚ ኣቀምጠለይ
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 3 года назад
ኣሕ እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትብከ ንቑሩብ ግዜ እዩ ጸገምኩም ኦ ልዑል ኣቦይ ነዞም ህጻውንቲ ደቅኻ ራህራሃሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ምሉእ ከኣ ብእትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር እግዚአብሄር ኣምላኽ ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልካ እመብርሃን ትሓሉኻ
@askalkahsay2874
@askalkahsay2874 3 года назад
ንኩሉኩም አብዚ ፅቡቕ ስራሕ ዝተሳመረኩምን ንዞም ቆልዑ ዝሓገዝኩምን እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተካኣልኩም
@firehiwettuaumay5670
@firehiwettuaumay5670 3 года назад
ሓወይ አጆኻ 😭😭😭😭ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ
@almazgberamryam3557
@almazgberamryam3557 3 года назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ክሓልፍ አዩ ዘይሓልፍ ችግር የለን 😢ኣምላኽ ምሳኻቱኩሙ ይኹኑ 🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 года назад
መምህረይ ተባረኽ እቱ ሓው በጣዕሚ ጎበዝ ገዲፈወን ዘይምኻዱ የደንቅ አዮኻ ክወግሕ እዩ የዋህ ሕዝቢ አለካ አዴኻ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😭😭😭😭😭😭😭😭
@DhdHdhdhd-lf4oj
@DhdHdhdhd-lf4oj День назад
ኣጆካ ወድነይ ክሓልፍእዩ ኣዶ ዘይቡሉ ካ ከቢድ እዩዋ 😢😢😢😢😢
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 года назад
መምህር ሙሉ ናዓካ ዝገልፅ ቃለት የብለይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ኩፉእ አይትርከብ
@berheberhe3397
@berheberhe3397 3 года назад
ወሻጠና፣መደብ፣የቐንየልና፣ብምፍላጥኻ።
@albadralbadr4690
@albadralbadr4690 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእቤተሰብ አጆኻዝሓወይ መምህር ሙሉ አምላኽ ይሓግዝካ
@weldegabrielweldegabriel3047
@weldegabrielweldegabriel3047 3 года назад
ብጠዓሚ ከብድካ ዘበላ ። ኣጅካ ዘሓወይ ኩሉ ናይ ፈጥሪ ኢዩ ።ኣምልክ ሕዝለን ኣሎ ነተን ቀሉዑ ። ነዝመተ መንግስቲ ሰማይ የውርሳ ።
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 года назад
ፅላእክን ይንባዕ አደዋይ ፅንዓት ይሃብኩም 😭😭😭መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕማቅ አይትረከብ
@user-zm4ww6oq6h
@user-zm4ww6oq6h 3 года назад
ፅንዕት ይሃብኩም አሓወተይ
@abrahamhadgu4416
@abrahamhadgu4416 3 года назад
ኣዶ ዘይብላ ገዛ ዳርጋ ከምዝፈረሰት ኣምላክ ባዓሉ የፅናንዕኩም ዝተፅገሙ ትሕግዙ ይግበርኩም ሉዑል እግዝያብሔር የብቃዓኩም።
@binyam1578
@binyam1578 3 года назад
😭😭😭😭🧸🧸🧸🧸😭😭😭🙏🏼💙✝️🗝💔መሳኪን ቆልዑ
@zemedateka1919
@zemedateka1919 3 года назад
አሕሕሕ ኦዶ ብርሃን ገዛ እግዛብሄር አምላክ ይሓግዝካ ሓወይ ካብደይ በልዓኒ ምስክናይ
@hfdyygg1846
@hfdyygg1846 3 года назад
አይዘኻ ወድኖዋ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ኩሉ ክሓልፈ ይኡ በይዛኻ ድአነ
@yabatiwanafaki4031
@yabatiwanafaki4031 3 года назад
ኡፍፍፍ ወንድሜ እግ/ር ያፅናህ ኣስለቀስከኝ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 года назад
እዋይ ደቀይ ማዓረይ አጆክን ዘንደቀይ ሐወይ ናተይ ፈጣሪ ፅንዓት ይሀብካ
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 3 года назад
ዋይ እፍፍፍፍፍ ኣታ ክንደይ እያ ዛዓለም ፀይራ እንያ ኣሕዋተይ ኣዞኩም እዝጋብሄር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ ፀላኢካ ይንብዕ ዝሓወይ ማዓረይ መምህር ሙሉ ግን ኣምላክ ፅላሉ የንብረልካ
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 3 года назад
ኣይይይይ መምህረይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሕዋተይ እውን ፅንዓት ይሃብኩም ኣጆኻ ዛሓወይ ንብዓትካ ክሕሰስ እዩ ዶሞ ክብሪ ይሃብካ በዚ ሎማ ግዜ ከምዚ ዓይነት ፀገም ተፃዊሩ ዝኸይድ መንእሰይስ የለን ክባሃል ይካኣል ንስኻግን ዕድመን ጥዕናን ምስ ኣሕዋት ካ ይሃብካ ፈጣሪ👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@jemilaabdutube1286
@jemilaabdutube1286 3 года назад
ኡፍ ኣሕዋተይ ኣጆኩም ፅንዓት ይሃብኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና መምህር የቀንየልና ብዙይ ኣጋጣሚ ግጀት ዓደይ ስለ ዘርኣካንይ
@user-pe9ts9ox1t
@user-pe9ts9ox1t 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ዋይይይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ንኣዴና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሰን ፅንዓት ይሃብኩም
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 года назад
ኡፍፍፍ ፀላአኩም ይንባዓ አጀኩም አሕዋት እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም!
@user-yk8rt3qo6b
@user-yk8rt3qo6b 3 года назад
እግዚአብሔር ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራተይ ኣይዞኩም ፍቃድ ኣምላክ ካብ ከነስ ኣይዞካ ሓወይ ናተይ ኣይዞካ ክዓብያልካ እየን
@ericoraley7854
@ericoraley7854 3 года назад
ዕድመ ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንህዝቢ ትግራይ
@naxnetkidane288
@naxnetkidane288 3 года назад
Egziabihier msakum ykun kulu kabu iu kabu slezkones enho hji kaa rediikum alo 🙏🙏🙏
@kibraequbay4519
@kibraequbay4519 3 года назад
አፍፍፍፍ ኣኻአሎ ይሃብካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም መምህረይ ለ ብምንታይ አሞ ክገልጸካ ልኩኽ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-xg3ug2im4i
@user-xg3ug2im4i 3 года назад
ሓወይ መዓረይ መካእሎ ይሃብካ ንመዋቲት ውን መንግስተ ሰማይ የዋርስ
@uehudh6134
@uehudh6134 3 года назад
ዋይ ዓለም ኣጆኻ ዘሓወይ ዕድመ ንመም ሙሉ
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 года назад
ኪዳነ ምህረት ትሓብሕብክን ሙቁራተይ
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 года назад
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ኣይዞካ ሓወይ ኣይትንባዕ ማማየለ ኣይዞክን መምህርሙሉ ለ ዕድመንጥዕናንን ይሃብካ
@thomassankara7971
@thomassankara7971 3 года назад
ኣሕ.......... እዋይ ኣነ የሕዋተይ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሳኽን ይኹን ዓለም ጎዶሎ
@UaeUae-lk4zw
@UaeUae-lk4zw 3 года назад
😭😭😭😭😭😭❤️
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p 3 года назад
አጆኻ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብኹም ንወላዲት መንግስተ ሰማያት የዋርሰን።
@user-dx3kl4ph2d
@user-dx3kl4ph2d 3 года назад
እውይይይይ ሓውይ ወድነይ አጆካ እስቲ እዘን አሕዋትካ ድሕሪ ጊዜ ከ ሐጉሳካ እየን መካእሎ ይሃብካ ዝሓወይ ምዓረይ
@wintawintu9333
@wintawintu9333 3 года назад
Abayka ynbae 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 eway temaharit ende koyne ember ab gonka mkonku .akmey moral tray emo moraley tekebelu ajoka khalfyu shgr ,tesfa tray aytkurets 🇪🇷
@user-pu5cy9gy4f
@user-pu5cy9gy4f 2 года назад
ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረት ይጠምተኩሙ ሓወይ😭😭
@jddjdhh5938
@jddjdhh5938 3 года назад
ኣጀካ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ምሳካትኩም ይኩን
@user-jl6jf6mt3q
@user-jl6jf6mt3q 6 месяцев назад
ኣጀኻ ዝሓወይ 😢😢😢😢
@user-pc4fi4lb5b
@user-pc4fi4lb5b 3 года назад
ሓወይ ናተይ ኣይዘኻ ፀገም ሓላፊ እዩ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም
@mulutedla6419
@mulutedla6419 3 года назад
Amilak yihagezkum Memher mulye Amilak mesaka yikun Amen
@aexum1597
@aexum1597 2 года назад
Memhr meilu edmen tena yhabka 🙏😭😭😭😭
@lave9644
@lave9644 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ኣይ ኣደዋይ ኣይትንብዓ ነቶም ቆልዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ነዲአን ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ሙልየ የኔ ለባም
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 3 года назад
ኡፍፍፍ ያማል እግዚአብሔር ፅናቱ ይሰጣችሁ አይዞህ ወንድሜ ፈጣሪ ይርዳህ 😢😢😢
@nemroudgidey3202
@nemroudgidey3202 3 года назад
አቦእዚኒ፡ዕትሮ ከም፡ዚባሀል ናይ ብሐቂ ዩ
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 года назад
መንግስቲ ሰማይ የዋርሰን ንሙሉእ ቤተስብ ፅንዓት ይሃቦም ኣምላክ አዛኩም ዛአሕዋተኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩማ ከአልዋ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ አቦ ድካታት
@brhan-bw3ic
@brhan-bw3ic 4 месяца назад
ኣጀካ ማዓረይ ፅናዓት ይሃብካ
@bri7094
@bri7094 Год назад
ኣይይይ ብዘየደ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 3 года назад
Ezgabiher amlak tsinat yhabkin adena😭😭😭😭😭naka hawna ka edmen tenan yhabka Ezgabiher kulu zkalo🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@shashayhaftuwediderialbadr3928
@shashayhaftuwediderialbadr3928 3 года назад
ኣጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
@hareyah9864
@hareyah9864 3 года назад
አዋይይይይ ኣምለከይ አታዮ ከምዙይ እዉን ኢኒኦ ኣጆካ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ ንመምህር ሙሉ ሓዉና ደሞ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር እዩሞ ሓይሉን ትብዓትን ይሃብካ
@user-ji2oq3dx3x
@user-ji2oq3dx3x 3 года назад
ፅንዓት ይሃብኩም አይዘካ ዛሓወይ ክወግሕ እዩ
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 года назад
እግዚአብሔር ይፅንዓቱ ይሃብኩም አምላክ ምሳካትኩም ይኩን ዞም ኣሓተይ
@g.h.zs.
@g.h.zs. 3 года назад
Ajokaa hawey. Enderehalen. Enderehalen selam betha yamxalen
@mhmmnkm5568
@mhmmnkm5568 7 месяцев назад
ኣጆካ ዛሓወይ
@solomonmebrahtom1313
@solomonmebrahtom1313 3 года назад
ሓወይ ሓወይ 😢😢😢ኣጆኻ ዝያዳ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@selamselam6193
@selamselam6193 3 года назад
ፀላኢካ ይንባዕ ሓወይ ናተይ ፅንዓት ይሃብኩም ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 года назад
ዋይ ኣሕዋተይ ማረይ ኣጀኹም ክበርህ አዩ.
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 3 года назад
ዋይ ሓወይ ኣይዞካ ፅንዓት ይሃብካ በሪሁ ሓወይ 😢😢😢😭😭😭
@user-gc2pj1on1k
@user-gc2pj1on1k 3 года назад
ኣይዞኸ ዚ ወደይ ኩሉ ካሓልፊ እዩ እግዛኣብሔር ይሓግዝካ
@teklemahari9821
@teklemahari9821 3 года назад
ጽንዓት ይሃብኩም ምልእ ስድራቤት ፡ንመዋቲት መንግስተ የመስግን የዋርሳ፡መምህር ናይ ግዜና ሃወርያ ማትወስ እካ።
@gvff9844
@gvff9844 3 года назад
ወይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 года назад
እዋይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኹም ምቁረይ ኣጆኻ ኸኣሎ ክሓልፍዩ
@user-tu5yu8xq9k
@user-tu5yu8xq9k 3 года назад
ኣይዘካ ዝሓወይ ሓቦ ይሓዝካ
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 3 года назад
ኣጆኻ መዓረይ ካብ ሃበካስ ከኣሎ ፅንዓት ይሃብካ😢😢
@ababaababa1321
@ababaababa1321 3 года назад
አይዞኻ ሓወይ ናተይ ኩለና አብ ጎንኻ ኢና
Далее