Тёмный

ፈቲክን ጸሊእክን ኣያምሪኖ ኢዩ ኤርትራ ክመርሓ ሜሮን ተክለሰምበት። ምኽሪ ሞጎስ ንደገፍቲ ህግደፍ። 

Wolodoy Production
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

#eritreancomedy #eritreamovie
#facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 profile.php?...
#RU-vid WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
#INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 reelCiOD4i...
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea news

Развлечения

Опубликовано:

 

29 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 3 дня назад
WAWWWW ናይ ብሐቂ ንፉዕን ሐቀኛንዝወደይ ከማካ የብዝሐላ ዝሀገር
@teklezgitesfatsion256
@teklezgitesfatsion256 4 дня назад
ሜሮን ህበይ ቆላሕታ ስለዝደሊ'ዩ ከምኡ ድማ ውጹእ ስድነት ኣለዎ።
@mussiepetros7578
@mussiepetros7578 4 дня назад
My Godness God bless you Habtom Hawey💙💙💙💙💙💙💙
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 3 дня назад
አሰይ ዞም ደቀይ ደስ ክትብሉ :አጆኩም ጻሐፍን :አንባብን ናይብሐቂ ንፉዓት ብርዕኩም ይሰስን አጆኩም ቡሩካተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪
@mussiepetros7578
@mussiepetros7578 4 дня назад
Nice poem🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sababerhane6937
@sababerhane6937 3 дня назад
አብኪኻኒ ሃብቶም ብውሑድ ቃላት ሕስም ን ሽግር ኤሬትራ ገሊፅካዬ ብጣዕሚ ጹብቅ ግጥሚ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 дня назад
Welcome Wolodoy media
@welesharegay6326
@welesharegay6326 4 дня назад
Anbesa zhwey gegna kezlo agoka 👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w 4 дня назад
አነ ዝመሰለኒ ሓደ መዓልቲ ተተራከቡ ደሰ ምበለኒ
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv 2 дня назад
Nay bhaqi smarti ❤❤❤
@awets23
@awets23 3 дня назад
ሜሮን ዝብል ዘሎ ወዲ ከተማ ዘይብሉ ቃልሲ ኣይዕወትን እዩ ዝብል ዘሎ
@haregumihreteab8078
@haregumihreteab8078 3 дня назад
Haftom anes natka gitimi kisemi kelku kof elka telileni zelka koynu yismani.azika jigna mizanawi eka ab libey zelo blisanka tzarbeley sile zelka yemesgin 💙💪
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 4 дня назад
Meron hgdef MENDEF miskinay wedi Asmera aytimesln 😂🤣😂 Blue Revolution 💙💙💙🙏💙💙💙
@robelyemanie6524
@robelyemanie6524 4 дня назад
Meron nwedi asmera aywukul eu
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 3 дня назад
💙💙💙
@robelyemanie6524
@robelyemanie6524 4 дня назад
Habtom aytigage ane wedi asmera eye bezi meron aytleleana bejaka
@welesharegay6326
@welesharegay6326 4 дня назад
👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌💙💙💙💙💙
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@luley5106
@luley5106 День назад
Wolodoy wawww where have u been bflay abzi lenkne ketekrbo zkeneka medebat btaemi des zebl u ketslo msaka alena💙
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 День назад
Meron is STRAIGHT ! Netom ab kendey akmekum b deki Asmera ketewarazeyu tewulu tsebuk melsi yu. Tesfazion zebelo aydegemen Meron. Kemzi kemaka zeytebahle tezareb seb aykonen. Meron is your KING🤴
@yonasabrham3211
@yonasabrham3211 3 дня назад
Meron wedi dergi ekoyu bro kemu selezkone u neana zxelei
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 4 дня назад
Kemey aynet Hmak menesey eu Ezi
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 День назад
Neska kulu geze ab nay Meron medeb tekatatel mienti ketemahar. Fikri hagerkan fikri TARIK hagerkan kehezeka. Tselmat Metsaee ketseluluka yom .
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 дня назад
💙💚💙
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 3 дня назад
👌👌👍💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@senaittewelde7349
@senaittewelde7349 4 дня назад
Bhaki ykealo btsfrena bhaylna zebel bdena nab tefat zebtsehana
@almazandemichael6325
@almazandemichael6325 3 дня назад
Now the wholeEritrea people are same they growu up the same place you know where
@semereokubay921
@semereokubay921 4 дня назад
Habtom temaher kem meron kitkewn
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 4 дня назад
Who told u that Wufuy will come a president? First, be one and fight the big anemy.
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 дня назад
Selam mogos hewey anbesa eidimen tienan yhebika tubuk melisi amlak eidimen tienan yhebika mieinit hizibika mesel tetewu zibelika
@SamiLondon
@SamiLondon 3 дня назад
በዓል ሜሮን ካብቲ ኣጽናቲ ማፍያ ዉድብ ርእሶም ኣይተፋትሑን ግደፎ ።ትምህርቲ ካብ ሃገረሰብ ብእግሮም ብሳይክል ዝመጹ ብልጫ ብብዝሒ ክወስድዎ ዘይረኣየ ሰብ ኣሎ ዶ ይኸዉን።ኣብ ከተማ መብራህትን ኣሳልጦታት ዝተማልኣሉ ከኣ ስድራኻ ጸዉዕ ክስጎግ ምስ ደድሕሪ ኣዋልድ ደድሕሪ ክዳን ፋሽን ክሓልም ኢና ኔርና ።ይዝክር ኣቅድሑና ክብሉ መምህር ኢድ ብፈንጂ ክትሓዙ ወድ ሃገረሰብ ይኮነን ከምዚታት ዝገብር ነዚ ሓቂ ነብሲ ወከፍና ንፈልጦ ኢና።ፈቀዶ ኣባሻዉል ፈቀዶ ባራት ኮለል ክብል ዝኣርግ ሓዳር ጌሩ ዉን ድቃላ ከይሓወሰ ዘይኮነሉ ኣባዝሕትኡ ካብ ከተማ እዩ ሓቀይ ዶ።ናጽነት ኤርትራ ስልፊ ናጽነት ኣቀዲሞም ነቂሖም ዝወጹ ዉን በዓል ኣብርሃም ካብ ሙሴ ኩሎም ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነሩ ደቅ ሃገሰብ እዮም ኔሮም።ካብ ኣሞይ ጀሚርካ ከይዳ ኣብ ዓመታ ተሰዊኣ ቃልሲ ካብ ልቦም ዝኸድዎ።ኣዝማሪኖ ከኣ ብዋግኦም ንሶምን ስድርኦም ኣዉሒሶም ሕልሚ መንበር ሒዞም ምውጽዮም ክሳብ ሕጂ ከኣ ሰፍ ዘይብል ዋጋ የኽፍለና ኣሎ።ዋጋ ናይ ብዙሓት ንፍትሒ ርትዒ ዝሓተቱ ዋጋ ሂወት ኤርትራዉያን ሽም እንዳቀያየሩ ዋጋ ናይ ሕጂ ወለዶ ኣብ ስደት ክንሰፍር ዋጋ ኤርትራ ናብ ናይ መወዳእታ ድኽነት ክትንቆት ሚዛን ዘይብሉ ዋጋ ተኸፊሉ ይኽፈል ኣሎ ብሰንኪ ጉጅለ ኣዝማሪኖ።ደቅ ዓደይ ከም ኩላትና ብሽም ኤርትራ ደቅ ሓደ ሃገር ምጽዋዕና ብልቢ ይሓዝን ግን ከኣ ዝግበር ነገር የለን ፈቲና ኣይንገድፎ ጸሊእና ኣይንርሕቆ ኩላትና ኤርትራዉያን ንብሃል ኣለና ።ኣዝማሪኖ ኣብ ግዚኡ ብጀካ ዕንወት ዘምጽኣልና ጽቡቕ ነገር ሓደ እዚኣ እስከ በሉ በዓል ሚውሮን ተስፋጼን።ኣይኮነን ንስኹም ራሻ ምስ ኤሜሪካ ገጢማ ኣላ ስርሓ ቁጠብኣ ግ መሊሱ ሓፍ ኢሉ ኣሎ።ኤሜሪካ ወያነ ክትብሉ ጽቡቅ ነገሩ ንስኹም ክትሕስዉ ኢሰያስ ከፍሽለኩም ኢና ንርኢ።ደቀባሻዉል ኣዝማሪኖታት ድሮ ዉን ነቦታትና ካብ ተሞክሮኹም ናይ ነገር ቤጋሚንዶ ንሶም ብዛዕባ መጻኢት ኤርትራ ክሓልሙ ንስኹም ብዛዕባ መንበር ክትሓልሙ ኣሽኪዕኩሞም።በርሀ ጻዕዳ እኳ እዩ ወድ ሃገሰብ ።ኣብራሃም ሰገነይቲ እኳ እዩ ወድ ሃገርሰብ ሙሴ ኩሎም ምዑታት ኤርትራ ዝፈጠሩ ማዓንጥኦም ሸጥ ኣቢሎም ተቃሊሶም ዘቃልሱ ጸባ ጸገባት ሰብ ዳንጋ ኣጉባዝ ደቅ ሃገረሰብ እዮም ኔሪም።ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ዉን ውውድ ሃገርሰብ እዩ ብጀካ ዉሑዳት ናይ ጥልያን ከደምቲን ኣንስቲ ደርግን መምስ ዝመጸ ጸላኢ እንዳተመሳሰለ ዝነብረ ወድ ከተማ።ሓደ ወድ ሃገረሰብ ኣብ ግዜ ገድሊ ብሱዳን ዝሃደመ ታሪኽ የለን።ብዘበን ዉበ እንዳጸነተ ዝመከተ ውውድ ሃገረሰብ እዩ ኔሩ።ደርግን ካልእን ብስድርኡ ዝወጸ ናብ ዘይፈልጦ በረኻታት ሳሕል ብእግሩ ዝኸደ ወድ ሃገሰብ እዩ ኔሩ።ንመነዲኦም እዮም ብላዕሊ ክኾኑሉ ኸ ። እቲ ጸገም ግን ዋላ ክሳብ ንወጽእ ንሕና ካብ ከተማ ክነግዱ ክበጽሑ እንተመጺዮም እቲ ህዝብና የሐንቅቆም ኣቦታትና ዉን እዚታት እዩ ጎዲእዎም ንሶም ግንባር ፊት ይኾኑ እዚኦም ከኣ ብስጋይ ስጋኻ ንስልጣን ከማዕድዉ ካብ ስድራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጀሚርካ ኩሎም ኣብ ዉሑስ ቦታ ኮይኖም ወዲኦማ ።ዉሑዳት ወጽዮም ንገድሊ ዉሑዳት ተሰዊኦም ዝበዝሑ ስልጣን ፉን ፉን ኢሎም።ብዙሓት ከኣ ብሱዳን ተሰዲዶም ብዙሓት ከኣ መሬት ስፔስን ህንጻን ንዕዖም መሰል ቀዳማይ ተዋሂቡ ስንኩል ኣይተዓደለ ዋላ ህልዉ ተጋዳላይ ኣይተዓደለ።ኣዝማሪኖ ተበላጺ ኣዝማሪኖ ጨካን ኣዝማሪኖ ሓዳር ድቃላ ከይሓወሰ ዘይኮነሉ ክንደይ እኳ ክንብሎ ብዝኾነ ኣዝማሪኖ ማለት ክንርድኦ ዘለና ካብ ኩሉ ዞባ ኣብኡ ትወሊዱ ዝዓበየ ዉን ሕሉፍ ኣዝማሪኖ ኮይኑ ዝጻወት ዉን ኣሎ።ስለዚ እዚ ሎሚ ዘሎ ጽልእን ምፍላላይ ህዝብታት ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ኩሉ ሕማምና ምስ ሓደ ሰብ እያ ዘላ ።ኩሉ ክቅየር እዩ ግድን ።ዉፉይ ክመርሓና ዝመስሎም ኣሎ ዉፉይ ይኹን ካልእ ንሕና ሕግን ቅዋምን ቅድሚ ኹሉ ክትከል እዩ ድሌትና ።ከመይ ህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ሓደገኛ ህዝቢ ስለ ዝኾነ።ካብ ኩሉ ሰራቂ ኣሎ ካብ ኩሉ መደናገሪ ኣሎ ካብ ኩሉ ሥስዑ ኣሎ።ክሳብ ሕጊ ዝትከል ግን ብመስፍናዊ ኣገዛዝኣ ኣይንግዛእን ኢና።ኣብ ስደት መንግስቲ ክንተክል ኢና ብጥርናፈና ከኣ ክንዓቢ ኢና ኣኸለ።ኣዝማሪኖ ቦታ ኣለዎ እንድሕር ኮይኑ ኣብዚ ኣብ ፍሪ ደም ዘለዎ ሃገር ሓቀኛ ኮይኑ ይቅረብ የለን ሓቂ ብጀክ ፕቶፖጋንዳ ።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 дня назад
Anita mogos hewey anbesa nay biheki einitay eina kinisemiei nay biheki tubuk melisi niaemilak temesgen nibeli
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w 4 дня назад
አነ ወዲ አሰመራ አየ ኩሎም አብ ሰልጣን ዘለዉ አይወኩለንን አየ ምሳሌ አብ አሰመራ ተቀዳምቲ ብሸክለታ አቶም ፍሉጣት ደቂ አሰመራ አየም ነይሩ ቀደም ሎሚ ኩሎም ዕደል ምሰ ረከቡ አቲ ዝበለጸ ናይ መጀመሪያ አብ ፍረንሳይ ዳንኤል አየ ተሳቲፍ ሰለዚ ኩሉ ዕደል አንተረኪቡ ማዕረ አየ ።
@welesharegay6326
@welesharegay6326 4 дня назад
😁😁😁😁😁Gedida inbasi tekeyru
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 дня назад
Azmarinon wedishukn ms wedsmera ayrakebnyu azmarino or wedi shuk wala n ab geter zelo zwkl koynu kabti nayhbretesebna bahln kbrtatnan wexsyu nay baelu groupawi snehasab anxsar eti bahln kbrtatn nhna nbelxs wey zemenawyan ena dhurat ekum zbl koynu deksmera kulom kemeu aykonun beal henok ,kald , Solomon tesfamaryam, temesgen yared ,wedi tkabo nay kedem kea yemane baryan,abrham aforkn kaliotn zwklyu ezi malet eti edlat wey aportunity ab ketema zrkeb tequadesti koynom eti abatawi kbrtatomn bahlomn amexsaxiomn akbirom follow zgebrwoyom neabnet henok ms erisat enkelon Solomon tesfamaryam ms one nation kelon azmarinotat neromyom
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 3 дня назад
እዚ ጎጒይ አተሐሳሰባ ግደፍዎ በጁኩም ይመሰለኒ ከም አጀንዳ መዛረቢ ይኩነኩም እኩም ትጠቀምሉ።
@princeatimes4209
@princeatimes4209 4 дня назад
ክላ ክሉኹም ድሑራይ ብነብሰ ምትሓት ትሳቐዩ ዝኾነ ኤርትራዊ ግዳይ ናይ ኣዝማሪኖ ኢኹም
@AnnoyedBoardGame-qp4du
@AnnoyedBoardGame-qp4du 4 дня назад
ንስኺ ሩታ ኢኺ ክልተ እዝንኺ ተሶቂርኪ
@cellam1960
@cellam1960 4 дня назад
ብደንጎላ ካራ አረገዉቲ ቆልዐ ሰበይቲ ኑጹሀት ኤርትራውያን እናቀተልካ ትግራይ ትዕወት T D f እና ገንዘብ ወያነ እናስነቕካ መዐስ ድአ ኮንኩም ኤርትራ ነፋሕቶ ብጀካኹም ለባም የለን ጠላማት
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 4 дня назад
መሮን ተጋጊዩ አብዛ ጉዳይ፣ ንስኻ እውን ህዝባዊ ግንባርን ሐለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ሐደ አይኮኑን። ብኻልእ አዘራርባ ህዝባዊ ግንባር በሎ ጀበብሀ መንነት ኤርትራውያን ዋንነት ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ፣ ንህዝብን ሀገርን ስውአትን ዝጠለሙ ሐለፍቲ ህዝባዊ ግንባር አይውንንዎን ኢዮም። ብኻልእ አዘራርባ ሰራቂ ንብረትካን መንነትካን እንተሰሪቁካ እቲ ንብረትን መንነተይን አይናተይን ኢዩ ንዐኻ ውሶዶ አይትብሎን ኢኻ። ብሕጽር ዝበለ ወዲ በራድ ወያነ ከጥፍአ ኢየ ኡሉ 30 ዐመትን 100 ሽሕ ኤርትራውያን አጥፋኡ ወያነ ግን አይጠፍኤን ንዘለኣለም እውን አይክጠፍእን ኢዩ ኦተምንታይሲ ወያነ መንነት ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ወያነ ሐለፍቲ አይኮነን። ሐለፍቲ ወያነ እውን ህዝባዊ ግንባርን ኤርትራዊነትን ከነጥፍኢና ብምባል ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን አጥፋኦሞ። መንነትን ታሪኽን ህዝቢቲት ከጥፍ ዝፍትን ባዕሉ ኢዩ ዝጠፍእ።
@cellam1960
@cellam1960 4 дня назад
ቆዘምቲ በኸይቲ መዋእልኩም ዕሚም ሀደምቲ ለመንቲ ሕፈሩ ስደተኛ
Далее
Телега - hahalivars
0:55
Просмотров 1,7 млн
Эмоции💫 | Тгк: D1ashenka✨
0:22
Просмотров 2,9 млн