Тёмный

ፈነወ ንጋባእ Ngabae (by Mem Zeru) 2024-07-06 ሓድሽ መግዛእትነት ብከመይ ይሰርሕ? ሃገርና'ኸ ሓራ ዲያ ዘላ? ብኣቶ ጀማል ኣቡበከር P1/2 

Yohannes Tseggay Berhe
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 477
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@wediere2238
@wediere2238 3 месяца назад
ትምስገኑ ኣቦታት ጽቡቕ መደብ ናይ በሓቂ መሃሪ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኩሉ ጸቕትታቱ ብ ምዕራባውያን፡በሊሕ መርሕነት ኣሎዎ ቡኡ መንጽር ድማ ረብሓ ህዝቡ እንበር ንዓና ነዚ ሓድሽ ወሎዶ ብዘይ ዕዳ ሃገር ከረክበና ኢዩ፡ መንእሰይ 60ታት ሓይላት ኣቦታት ኢኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@haileemereb297
@haileemereb297 3 месяца назад
❤❤❤🎉🎉 ዝዓበየ ጎቦ እንከለና ኣብ ነንሕድሕድና ስኒትን ውህደትን ሲኢንና
@ghebreyesushaile680
@ghebreyesushaile680 3 месяца назад
ጉዳይ ሃገር ብሞገተ ወዲ ሞገተ ብንጋብእ ወዲ🎉ንጋባእ ኣብ ዘረባ ጥራይ ኣብ ሙጉት ጥራይ ዝነብር ኣይኮነን ጉዳይ ሃገር ከም ኣብ ፍርድበት ትውዕሎ ኣይርታዕንየ ሞጋታይ ኢየ እንዳበልካ ዝወሓስ ሃገር የሎን ናይ ረታዕን ተረታዕን ኣይኮነን።ንስኻትኩም ንጀብሃ ዘይኮንኩምንሃገር ክትኾኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም።ተቓለስቲ ህዝባዊ ግንባር ምእንቲ ክዕወቱ ቅድም ውድቦም ኢዮም ዓቂቦም ንስኻትኩም ግን ቅድም ውድብኩም ኢኹም ኣፍሪስኩም።ሕጂ ኸ ኣ ከም ኣመልኩም ኣብ ደገ ዘዝተሰርሐ ቃልሲ ትፍርሱ ኣለኹም።ናይ ኣዲ ኣ ንጋላ ከም ዝበሃል ንዓኹም ዝመስሉ ኣፍረስቲ ንር ኢ ኣሎና።
Далее
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 803 тыс.
Top U.S. & World Headlines - October 23, 2024
13:41
Просмотров 171 тыс.
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 803 тыс.