Тёмный
Yohannes Tseggay Berhe
Yohannes Tseggay Berhe
Yohannes Tseggay Berhe
Подписаться
Dear Visitors,
This channel will help you learn about Eritrea and the Horn of Africa related News, Culture, politics and views.
Welcome to our channel.
We welcome your constructive views and contributions. As the aim of this channel is to learn from each other, please avoid any form of defamatory comments.
If you have any comments or queries, please contact us: E-mail: yohannesyt@gmail.com

ዝኸበርኩም በጻሕቲ ቻነልና፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
እዚ ቻነል'ዚ ዕላምኡ፡ ካብ ታሪኽና ንምምሃርን፡ ሓበሬታ ከምኡውን ባህሊን ልምዲን ፖለቲካዊ ኩነታትን ሃገርና ኤርትራን ከባቢናን ዘሎና ኣፍልጦ ንምዕዛዝን ንሓድሕድና ርእይቶ ንምልውዋጥን ኢዩ። ትሕዝቶ ናይዚ ቻነል፡ ብርእይቶኹምን ተሞኩሮኹምን ዝህብትም ስለዝኾነ፡ እቲ እተቕርቡዎ ርእይቶ ይኹን ነቐፌታ፡ ሃናጺ ብዝኾነ ኣገባብ ከተቕርቡ እናተላቦና፡ ዝኾነ ጸለመን፡ ካብቲ ውርዙይ ባህሊ ሕብረተሰብና ወጻኢ ዝኾነ ጽዩፍ ኣበሃህላታትን ከተወግዱ ድማ ኣጥቢቕና ንምሕጸን።
ክትውከሱና ምስ እትደልዩ፡ በዚ ተወከሱና፦ ኢመይል፦ yohannesyt@gmail.com
Комментарии
@wehrarsebere2134
@wehrarsebere2134 День назад
herbega memher resi kullu tegestga heboga gosgusy hesbat bemekunka yehegus kemake ab mongone dew mebaleka desse yebleni. aewetka kem aewetna kuinu netsbe mulue hernetna.
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 10 дней назад
Thank you,
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 11 дней назад
ሰላም ንኩሉኹም ሲለምንታይ ኢየን ዉድባት ብዛዕባ ህዝቢ ዘገዲሰን እንተ ኾይኑ ንምንታይ ድልዱል ኮመኒቲ ዘይሰርሖ አብኢዶም ዘሎ ክሰርሒ ዘይካአሉሰ ንሓሳባት ክብድህ ዝክሉ አይመስለንን?
@AmanEzgi
@AmanEzgi 11 дней назад
አይሰልችወኲምን ደዪ?
@BETESEB1972
@BETESEB1972 16 дней назад
ኤርትራ መንነት ዝብሃል ዶ ኣሎ እዩ ንስኩም ብሓቂ ዲኩም ትቃወሙ ዋላስ ሃልወሳ ይገብረልኩም ኣሎ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@meharimusika
@meharimusika 16 дней назад
Eritrea for Eritrean ❤
@meharimusika
@meharimusika 16 дней назад
Thank you good jobb ❤
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 16 дней назад
አብቲ መእተዊ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነት ጽቡቕ መግለጺ። ምስሪ ደርሆ ክዛርቡ ኣይክእሉን እዮም። በዚ ምኽንያት ነቲ ሓቂ ኣይንጸባርቕን። ኣብ ኣቀራርባ ኣብነት ልቢ ወለድ ስለ ዝኾነ ሰራጽነት የብሉን።
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 17 дней назад
Dr atay tarich derho do yshki iyu
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 17 дней назад
የቀንየልና❤❤
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 17 дней назад
Excellent points thank you.
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 17 дней назад
SUK ELKA EMBAH ZEYTEBEL ERITRAWNET KUBUR MEN NET EYU ERITRAWI UKO N TMIET ,ERKAN, MEDREBEDA, MAESERTI, BAHRI ZEBEDEH EYU. MES KEBUR MERAHINA BEAAL TABYA KORARO NKEDMITY GHESGHES.
@BETESEB1972
@BETESEB1972 16 дней назад
ሓሸማ ኢሰያስ😂😂😂😂😂😂😂
@Gedenagezana6832
@Gedenagezana6832 20 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦና ዶክተር ።
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 25 дней назад
እዚ መምህር ዘር ኡ ዝጠቐሶ ሓዱሽ ኣይኮነን ክሎም ዝሓለፉን ዝነበሩን ሕጂ ውን ዘለዉን መራሕቲ ንረብሓ ህዝቢ ኢትዮጲያ ዘይኮነስ ንስላጣኖም መናውሒ ወይ ንመጣትሒ ዝጥቀምሉ ዛዕባ እዩ። ብፍላይ ነዛ ሕጂ ከም ተሓላቕን ቅዱስን ኮይኑ ዝተዛረባ ናይ ኢትዮጲያ ዘሎ መራሒ ከም መፈራርሒ ድያ ወይ ናይ ተስፋ ምቑራጽ ምጥፍእ ምጥፍኡ ለኪምካ ተለኻኺምካ ምኻድ እውን ክኸውን ይኽእልእዩ። ኣብዚ ከም ኤርትራዊ ኩልና እንግደስ ሃገራውያን ኣብ ደገ እንርከብ ይኹን ኣብ ውሽጥን ምስ ሰራዊትን ህዝብን መንግስትን ክምህ ንኸይብል ብትብዓት ብዘልና ዓቕሚ ብዝያዳ ብፖለቲካዊ ትንታኔ ንህዝቢ ኢትዮጲያ ዘተኮረ ነቲ ብምዝተፋላልዩ መራሕቲ ኣዕናዊ ሓሳብ ዘቕርብዎ ዘሎ ንጠቕምን ረብሓን ሓፋሽ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከም ዘይኮነ ዘዕግብ መልሲ ምስ ምሁራትን ደገፍትን ሰላም ደልይቲ ማዕከናትን ምብርዓኑን ምምካኑን እዩ ዝሕተት። ኣብዚ ግዜ'ዚ ከምዚ መምህር ዘር ኡ ዝብሎ ዝሓዝካ ዘይብልካ ኣንጻር መርሕነት ኤርትራ ምዝራብ ንህዝቢ ምግምማዕ ኣየድልን። ዘይነበረ ሕጂ ብሃታ ሃታ ዝተዛረብካዮ ተደላይነት የብሉን። ስርዒትካ ምዕባይ ሓድነትካ ምስፋን ምትራርን እዩ። ረብሓ ኩሉ ህዝቢ ሰላም ምስ ዝሰፍን ጥራሕ ምኳኑ፡ ኣብ ሰላም ዘሎ ረብሓ ካብተን ብሰልም ኣስፊነን ዝተዓወታ ሃገራት ከም ኣብነትን እቲ ዝተቓማሉ ኣገባብ እንዳ ተቐስካ ብጻዕቒ ምዝራብ የድሊ። እዚ ናይ ኣብዪ ኣሕመድ ቃላ ንኤርትራ ናብ ቃዛ ቅይራ ምባሉ ብዓለም ለኻዊ ሕጊ እውን ኣብ ሕጊ ዝሕተተሉ ባይታ ምኽፋት እውን ዘይፍተነሉ ምኽንያት የለን። እስራኣለውያን ንዘገበርዎ ዓልም ብዓሉሙ ዘስካሕክሐ እዩ። ስለዚ እዚ ከም ኣብነት ምቕራቡ ህዝቢ ኢትዮጲያ እውን ብ ኣንጻሩ ክስለፍ ከም ዘለዎ ብጻዕቒ ምጉስጓስ እዩ ዘድሊ። ኣብ ሰላም ኣድማዕነት ንኹን። ብሕሉፍ ብዝጠስጠሰ ስነሓሳባት ምዝራብ ኣድማዕነት የብሉን። ንምሁራት ጥራሕ ዝግደፍ የለን። ብሓጽሩ እዛ "ንጋብእ" እትብል ኦርግ ካብ እትምስረት ንምሁራት ተጻረርቲ ይኹኑ ደገፍቲ እንዳ ኣቕርበት ኣካቲዓ።!? ንግባእ ኩልና ብሓባር። ቃላት እንዳ ቋንጨልካ ምዝራብ ኣድላዪ የብሉን። ኩሉ ነናቱ መልሲ በብናቱ መድረኽ ኣለዎ። ብሰፊሒ ብዕምቘት ብምስትውዓል ቅንቅስቅስ ከልና ምቕስቃስ። ኣይተ
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 25 дней назад
ኣብ ኣገላልጻ ንምሳሌ ኢልካ "ንእስራኤል" ከም ኣብነት ጌጋ እዩ። ምድፋርን ህላውነትካ ምውሓስን፡ ናይ ምንባርን ዘይምንባርን እዩ። እዚ ክኣ ኣዝዩ ዘይንጹር ህልኽ ኣብ እምነት ውን ኣሎ። ኢስራኤል ሳላ እቶም ሃነጽታ ንመላእ ዓለም እንዳ ኣንፈጥፈጡ ክነሶም፡ ፍልስጠማውያን ክስዕ እዚ ዕለት ከም ሃገር ኣይኣምንላን። ዝመጸ ይምጻእ መራሒ ንህዝቢ ኢስራኤል ህላውነትን ልእላውነትን ዘየኽብር ኣይምረጽን፡ ክሳዕ ኣብዘን ዓበይቲ ምዕራባውያን ሃገራት እውን እንተኾነ፡ ኣብ ምርጫታት ዓቢ ጽልዋ ኣለዎም። ኣቶ ብርሃነ ጊጋ ኣብነት እዩ። ኣብ ኤርትራውያን ድያስፖራ ነበርቲ ከምዚ ኣቶ ባሻይ ዝብሎ ክንገብር ኣሎና። ዘይንገብሮ ምኽንያት የብልናን እናዳ በልካ ምንባር እዩ። መን እዩ ዘይግበር ዝብል፡ እቲ ዘይገብር እዩ። ንምንታይ ንምንታይ እያ ትቕጽል ዘላ። እቲ ምሁር ዝብሃል ነቲ ዘይተማህረ ዝምህር ዘማዕብል ዝሃንንጽ እዩ ምሁር ዝብሃል። ምሁር ንዘይተማረ ዝንዕቕ ዝድህል ዘስተናዕቕ ዝደቁስ እንተኾይኑ ምሁር ኣይኮነን። ኣብ መጨርሻ እድሪ ሓምድ ዓወተ ምስ ሰለስተ ርእሱ ወይ ሸውዓተ ርእሲ ኣንጻር ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ በረኻ ወጽዩ እንተ ዘይቃለስ "ነጻነት" ኤርትራ ኣይምተዋሕሰት። ኩሉ በቦቱኡ ኣለዎ። ኩሉ ምሁር በብቲ ዘጽንዖ ዝተማህሮ እዩ ዘፍሪ። ሕጂ እውን የሕዋት መምዩ። ኣስተውዕሉ!!
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 26 дней назад
❤❤❤
@temporary995
@temporary995 26 дней назад
ኣብ ሚድያ ማስቲካ እናሓየክካ ዘረባ ነውሪዩ
@AmanEzgi
@AmanEzgi 28 дней назад
ሐርበኛ ን ጀብሃ ነባር ጥራይ ድካ ትሰይም?
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Hi tesfay tiblo zeleka ab swiss Hakey keyh neru mulua chegru Sebeytu keman myta nisu wun mytu tblo aleka Tesfay(R.I.P)
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Comments tebibwo do???
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Please may abrhaley kifle Wedi haftu Sium 2 gize kekirbo ilaka nerka nazzi temane? Holiday niwerhi keydka mistemelsku ilka nerka akiribo please
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Abona abtham
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
103 xbuk adme
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Harbena about abrha
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Bejakum 1,2,3,4 Ankirebkum ane hji nay tesfalidet abrha 1 kifal yelen
@meharigrmay5348
@meharigrmay5348 Месяц назад
ደጋፊ ደኣ ኣትዩ ዓዲ ኩነታት ናይቲ ዓዲ ይሪኦ እንድዩ ዘሎ እቶም ዘይትኣትዉ ነቶም ዝኣትዉ ኩነታት ናይ ዓዲ ክትነግርዎም ኮር ተገልበጥ እዩ
@meharigrmay5348
@meharigrmay5348 Месяц назад
እዋይ ነበር ምኻን ክሓስም እቱም ተረርቲ ልቢ ዘይትቕየሩ 43 ዓመት ኣብ ኤሮፓ ተንገርግሩ
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Alula men? Alula---? Shim aboom gilex
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Zegerim iyu higi? Seb gebha kedem kilel kolel llomi hamen Nay hgi Ab hayleslase gemiru ab adina meretina do akonen badera awurdu iyu Zebila tezarebu Issayas siarkum iyu Tzarebwo ayfeltikum Dhar simkum smabekum tezarebu Bhilfi naze yemane Bitewesaki Yonass tsegay berhe Azia shim kemiza alo arkey Mesluni Bitewesaki tesfay temono kah ayteblwo hakena Abo iyu
@habtemichael485
@habtemichael485 Месяц назад
But what is the Agenda of the meeting?
@gatogato2852
@gatogato2852 Месяц назад
ኣቦና ዮሃንስ ንኢሳያስ ጥራይ ኣይነልግበሉ ኣብ ሜዳ ብሰንኪ እቶም ኣብ ዕራዒሮ ኣእትዩዎም ዘሎ ሓቂኛ ባህርያት ኢሳያስ ንህዝብን ተጋደልትን ከይገልጽሉ ሰቲሮምን ሰዊሮምን ሓቚፎሞ መጺኦም ህዝቢ ድማ ብዝሰምዖ ከም ኣምላኽ ኣምሊኹዎ ክሳዕዛ ስዓት እሲኣ ባዕልና ንባዕልና ክንባላዕ ዓቢ ዕድል ሂብናዮ። ክሳዕ ኣይከሰርናን ዶብ ኣይነበረን መብኣሲና ሓደ ኢና እስኻ ኢኻ ተምሓድረና ወዘተ ወዘተ ክሳዕ ምባል በጺሑ፣ ገና ሕጂውን ብኣውራጃን ጸቢብነትን ንናቖት ኣሎና ንህዝብናን ሃገርናን ግዜ ስኢንናሉ ኢሳያስ ድማ ጽቡቕ ዕድል ረኺቡ ድሌቱ ይፍጽም ኣሎ።
@gatogato2852
@gatogato2852 Месяц назад
I
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Zegerim iyu azi tarich Gin nimtay gebha zyteawetet??? Nay kulu hitey
@tesfaihadas
@tesfaihadas Месяц назад
እንተዘይተጋግዪ እቲ "ኣብርሃም" ዝበልኽሞ ኣብርሃም ድራር ወዲ ፖሊስ፡ወዲ ሓዝሓዝ ኾይኑ outstanding ተማሃራይ ኣብ መባእታ... ዝነበረ፡ ብኣደቡ ድማ ሙሉእ ዝፍለጥ፡ፈታዊ-ሰብ ወዘተ ወዘተ ዝነበረ እዩ
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Please nazzi yemane ab mengo Autistew azaribo htet xin bel wala ygageyu
@biniam9636
@biniam9636 Месяц назад
ክንደይ ዝተጠጠቀ ታሪኽ ቀጻሊ ትንክይ ኣቢሎም ዝሓልፍዎ ተዝቅጸል እቲ ዝሓለፍዎ ዘመን ኣርእዮምና ዘገርም። ኣብ ትያትር ኣስመራን ችቸሮን ሜዳን,,,,,,, ኣሕ ! ኣብ ሓደ መኢዲ ኮፍ ኣቢልካ ተትሰምዖም ኮኾብ ወዲቁ RIP ዕስማን ኣብደረሒም ❤
@biniam9636
@biniam9636 Месяц назад
ክንደይ ይጥዕም ዕላል ታሪኽ ሰነድ ሓወልቲ ነቢዔ 😂😂😂😂😂😂😂😂
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Nimitay yxbe Mot ko alo
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Hayliab kemizi aytexbekun Kubur tesfay Gele neger aleka? Koynu ysmiani Kubur yemane wun ab hakinet
@kiroskeleta248
@kiroskeleta248 Месяц назад
🙏🇪🇷❤️🙏
@mussiegeb148
@mussiegeb148 Месяц назад
Eway aregit jebhan aregit kelibin wuh wuh tray aynakesun eyom
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Месяц назад
እበሳጮ ኣለኹ ደኣ ናይ ገብረጻድቕ ዶ ኣይኮነትን? ተስፋይ ሓዉ ከም ኡ ዝበለ መሲሉኒ?
@adamismail9137
@adamismail9137 Месяц назад
ኢዞም ዳ ሃገር እንዲሁም ኣክብድኩምልና ምንም ከይሓገዝና ኣብ ልብታት ህዝብታት ሰፍርኩም ሓሳባተይ ኩሉ ከይጽሕፈሌልክ ለይቲ ኮይኑ እዮ
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Месяц назад
Mengiste semay yewariska tegadalay Osman Abdurihiim
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Месяц назад
Hi hi Dhiri holiday kekirbo ilka nerka mo Nay abrihaley wedi haftu?
@samaddu_siraj
@samaddu_siraj Месяц назад
Wow! Thank you very much for honoring, commemorating and remembering our great Iconic figure Osman Abderihim. Let us preserve the capture of honoring our legends and artists. Great work.
@afomrede9153
@afomrede9153 Месяц назад
ዕስማን ናይ ብሓቂ ኣርትስት ሓድ ሓደ ግዜ ትግርኛስ ንፍቅሪ ኣይገልጽን እዩ ተባሂሉ ዝተሕዝኣ ወይ ዝተጨወየ ቆንቆ እምበር ንፍቅሪ ዝከውንስ ከመይ ጌሮም ዕስማን ተክለ ሃይለ የማነ ኣል አሚን ዮኑስ ምሓሪ ፍቅሪ ጥራሕ ዘይኮነ ዕምቀት ፋቅሪ ከይተረፈ ንዘልዓለም ዝከውን ደርፊ ደአፎም እዮም ኣብ ዕድመና ዎዩ ኣባሻውል ቅመም ኣስመራ እያ እሞ ይትባረኽ ንዓካ ይገድፎ ሓንቲ ካብ አእምሮይ ዘይትወጽእ ጸላም ቡረት ዘላታ ናብ ሙዕግታ ዑስማን ባዕሉ ኣሞረ ሕዝዎ ኣሞራ ቀይራቶ ዝነበረት ረዘነት ኣለም ሰገድ እትብሃል ናይ ብሓቂ ጸላም ብረት ዝነበረታ ናብ ሙዕግርታ ኣብ ሞንጎ ኣባሻውልን ገዛብርሃኑን መውዓሊኡን መሕደሪኡን ጌርዎ ኔሩ ሕሰቦ ባዕልካ ይትባረክ ካብ እንዳዓሊ እንዳዱካን ክሳብ ካናዳ ችካጎ ሓደ ካብ የሕዋትካ ሰሰናዩ ንዓካ ርሑስ ኣውድዓመት ዎ ድሓንካ
@YAQOUBAldeeb
@YAQOUBAldeeb Месяц назад
Belive me Ertresn a man
@YAQOUBAldeeb
@YAQOUBAldeeb Месяц назад
Ertrea loss a man
@YAQOUBAldeeb
@YAQOUBAldeeb Месяц назад
الله يرحمه
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 Месяц назад
Wow it was best the of the best Osman