Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 26 June 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 1,5 тыс.
50% 1

00:00 - መእተዊ
01:05 - ዋዕላ ሰላም ክልል ኣምሓራ
08:05 - ተቓውሞ ኬንያ ናበይ ገጹ'ዩ?
15:24 - ጸብጻብ ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ኣመሪካ
20:04 - ንምርኣይን ምስማዕ ዝተሰኣኖም ወገናት ኣብ ሲነማታት ፊልም ክርእዩ ዘኽእል መተግብሪ (ኣፕ) ዝመሃዘት ኤርትራዊት ሰናይት ደበሳይ
00:00 - Intro
01:05 - Peace Conference in Amhara Region
08:05 - Protest in Kenya
15:24 - Flashback of Presidential Debate from four years ago
20:04 - Eritrean develops an application for the visual and hearing disabled to enjoy cinema
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #presidentialdebate2024 #Gretaapps #election2024 #amhararegion
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

25 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
Просмотров 3,7 млн
Top U.S. & World Headlines - July 19, 2024
15:39
Просмотров 240 тыс.