Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 8 July 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 3,3 тыс.
50% 1

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
01:06 -ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ኤርትራ ይበጽሕ
08:18 - ማሕበራት ሲቪል ትግራይ መጥቃዕቲ ደቀንስትዮ ደው ንኽብል ይፅውዑ
20:18 - “ሙዚቃ’ዩ ፈውስና” ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ተመዛበልቲ ኲናት ዩክሬን ብቓላቶም
00:00 - Intro
01:06 - President Somalia visits Eritrea
08:18 - Tigray Region Civil Societies call for Stopping Abuse on Women
20:18 - FO SHO- Signing for love Ethiopian descent refugees from Ukraine
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #somalia #foshan #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

25 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@FatumaAli-by8lr
@FatumaAli-by8lr 17 дней назад
😢😢😢
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 17 дней назад
Redo hsot mdebtigrna
Далее
Получилось у Миланы?😂
00:13
Просмотров 558 тыс.
МЫ ПОХОДУ ЧТО-ТО НАПУТАЛИ
0:20
ийу 😅
0:14
Просмотров 7 млн
МИША ПЛИТОЧНИК
0:19
Просмотров 11 млн