Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 9 July 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 1,8 тыс.
50% 1

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
01:04 - ቀ/ሚ ኣቢይ ሱዳን ኣትዩ፡ ምስ ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተራኺቡ
08:44 - ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ተጀሚሩ
20:48 - ምስ ፕሮፈሰር ኤርሚያስ ክብርኣብ -- ከብቲ ኣብ በከላ ኣከባቢ
00:00 _ Intro
01:04 - Prime Minister Abiy Ahmed visit Port Sudan
08:44 - 12th grade exam started in Tigray Region
20:48- Interview with Professor Erimias Kibreab
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #Tigrayregion #Animalscienceresearch #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

25 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1   
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 9 дней назад
Tewelden abraham luln smueni nseb zeysemueezom hgdef tmkhti alewom
Далее
Maybe i need to add instructions @popflexactive
00:14
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 7 млн
настоящий чемпион
0:59
Просмотров 4 млн
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
Пранк над Махачевым🥶
0:19
Просмотров 9 млн
МИША ПЛИТОЧНИК
0:19
Просмотров 11 млн