Тёмный

ፖለቲካ ኤርትራ ምስ ጎረባብቱ 

EPSM_For_Justice
Подписаться 360
Просмотров 6 тыс.
50% 1

ጽማቕ ፈንወ፡
1. ፖለቲካ ሃገርና ኣብ ኢትዮጵያ፡ መሰረታዊ ሰላማዊ ማርሻ ክቕይር ኣለዎ፣ ብፍላይ ምስ
ትግራይ።
2. እዚ ክሳለጥ፡ ምቛም ስሩዕ መንግስቲ ኤርትራ ቅድመ-ኩነታዊ`ዩ።
3. ደውላ ኤርትራ፡ ካብ ዋንነት ውድባትን ውልቀ-ሰባትን ሓራ ወጺኡ ብህጹጽ ናብ ዋንኡ ህዝቢ
ኤርትራ ይረክብ፣ ብርግጽ፡ እዚ ዕማም ተቓውሞ`ዩ።
4. ዝምድና ኢትዮ-ኤርትራ፡ ካብ መስፍናዊ ጠባያቱ ናብ ዘመናዊ መልክዑ ክሰጋገር ኣለዎ።
5. ንሰላም፡ ንፍትሒ፡ ንሰብኣዊ ክብሪ ምቅላስ እምበር፡ ንስለ ጸረታት ወይ ተጻይነት
ምቅላስ`ሲ ክሳራታት ምሕፋስ ጥራይ`ዩ።
6. ንጸቢብ ስምዒታትን ንውልቃዊ ረብሓታትን፡ ዓብላልነትን ንምርግጋጽ ዝቕንየቱ .. ኣዕናዊ
ውግኣት፡ ብርሰት፡ ተተማላልሱ ዝደግስ ስቓይ፡ ሕሰም፡ ጥምየት ዓጽቦን፡ ናይ ደላይ ፍትሕን
ህዝባውነትን ጠለብ ኣይኮነን።
7. መንግስትን ደውላን ፈላልኻ ናይ ምርዳእ ዓቕሚ ኣዝዩ ትሑት እዩ ዘሎ።
8. ክብርናን መጎስናን ንቢንያም ግርማይ፡ ንወይኒ ቀለታን፡ ኣለክሳንደር ኢሳቕን... ነቕርብ።

Опубликовано:

 

6 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 9 дней назад
ዋው ጸጋይ ሓወይን ዓርከይን መታዓቢተይ መማህርተይ ምስቲ እዋናዊ ሓጎስ ኩሉ ኤርትራዊ ምኽንያት ብምግባር ብቢኒ ምምጻእኻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ሓጎስና ቀጻሊ ክኸውን ቢንያምን ንብንያም ዝመስሉን ይብዙሑልናን ይሰሱኑልናን ።ጸጋይ ምስ ኪዳነ ኣሕዋትና ኣይትጥፉእና ምኽርኹምን ትምህርትኹምን ንህዝብኹም ጆባእ ካብ ምባል ድሕር ኣይትበሉ ።ዕድመን ጥዕናን ንዓኹምን ስድራኹምን ይኹን ኣሜን።
@Rtt34567
@Rtt34567 3 дня назад
ለባማት ኣቦታት
@dawit1325
@dawit1325 9 дней назад
ደድቃስ ዝኣበዮ ፥ ሞት ዝረስዖ ፥ ካብ ስራሕ ዝተሶገ ፥ ሓንቲ ሓይሊ ዘይብልኩም ክትህውትቱ ትውዕሉ ። እቲ ዝሰርሕ ዘሎ እንታይ ይብለና ኣይትብሉን ዲኹም ?
Далее
Зачем он туда залез?
00:25
Просмотров 250 тыс.
Зачем он туда залез?
00:25
Просмотров 250 тыс.