Тёмный
No video :(

‘’ናይ ደብተራ ድግምቲ ኣብ ትሕቲ ፍሪጅ ዘቐመጡላ ሓፍትና ! ’’ (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 179   
@lovetruly6111
@lovetruly6111 11 месяцев назад
እምነት እንተ ሃልዩካ ጾሎት ትገብር እንተኾንካ ዓቅም የብሎምን. ብስም ኣቦን ወዲን መንፈሰ ቁዱስን ኣሄዱ ኣምላኽ ኣሜን
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 11 месяцев назад
እግዚአብሄር ካብ ኩሉ ኩፉእ ነገር ባዕሉ የሓልወና
@sennaitwoldai8719
@sennaitwoldai8719 11 месяцев назад
እግዝኣብሄር ኩሉ ጊዜ ብ ምሕረቱ ይሓሉወና 🙏
@tiebekahesay925
@tiebekahesay925 11 месяцев назад
እግዛብሄር ይገስጾም ነዞም ኩፋእ ዝሓስቡን ዝገብሩን
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 11 месяцев назад
ኣሜን
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 11 месяцев назад
√ጸላኢ ተጓዘመ ሓጎሰይ ኣጽሊእዎ √ጸጋካ እንድዩ ሓይለይ ነዚ ዝሕልዎ √ፈተና ተብዝሓለይ ክፍጽም ዕላምኡ √ፈጣሪ ኣለካኒ ፍጡር እንድዩ ንሱ። ጉይታ ተመስገነለይ❤❤❤
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 11 месяцев назад
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 egzabiher smu ybark baelu kab kulu kfue yhalwena
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 11 месяцев назад
እግዚኣብሔር ካብዚ ይማሓረና 😢 ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህር❤ እግዚኣብሔር ዳኣ ብምሕረቱ ይዓቀበልና እምበ ህዝበና ብከምዚ ነገር ብጣዕሚ እዩ ብዱል
@tekleweinighidey3494
@tekleweinighidey3494 11 месяцев назад
Amen amea amen kal hiwet yesmialna hawna,egziabher kab gebari ekey yhalwena
@ORO1242.-_
@ORO1242.-_ 11 месяцев назад
እግዚኣብሄር ኣዛረበካ ክቡር ሓው😊❤
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 11 месяцев назад
Egzoooo Mehren korset😢😢 Kale hewit yesemalna 🙏❤💒❤🙏
@alemdesta454
@alemdesta454 11 месяцев назад
ምን እንላለን እግዚኣቢሔር ኣምላክ የዋህ ህዝቡን ይጠብቅ እንጂ 😔ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህራችን💒💙
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 11 месяцев назад
Kasahun ኣፍዝዝ ዎኣደንዝዝ / ነዚ ዝቃላዓሉ መንገዲ ኩሎም ደብተራታት በብሃገሩ ኣኪብካ መፍትሒ ክግበረሉ ይግባእ :: ኣሜን ::
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 11 месяцев назад
ኩበር መምህርና 💙💙💙
@luwamkifle3851
@luwamkifle3851 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህር ኣምላኽ ብዓይነ ምሕረቱ ያሓልወና
@Haile-pp3bz
@Haile-pp3bz 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መምህር ካሳሁን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዓና
@user-fx3pf9lj9e
@user-fx3pf9lj9e 11 месяцев назад
ሰላም ሰላም ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ እና ገዛና ውን ከምዘይ ንሳነ ገይሮምልና ሓወይ ብደፍተራ ተታሒዙ ማይፀሎት ምስ ኣደይ ከይዱስ 20 ዓመት ምሳካ ፀኒሐ እየ ኢሉ ተለፋሊፉ ኣብ ኣደይ ውን ገዛ ሓዊ ኣእትየላ እሳት ኣሳቶም ከም ዝባልዑ ከም ዝባልዑ ኢላ ተለፋሊፋ ልክዕ ካኣ ን20ታት ዓመታት ብጣዕሚ ኢና ተረቢሽና ንነብር ዘለና ብፍላይ ኣቦይ ኣቦይ እዩ ሰላምና ዝዘርገልና ዘሎ ኣሕዋተይ የዋሃት እዮም ኣደይ ካኣ ኣመና ሚስኪን ኣቦይ ግን ዮዋህ ከሎስ ግን ካኣ ጨካን😢 ግን እግዚአብሔር ይመስገን ገዲፉ ዘይገድፍ ኣምላክ ኣሎና ክሳብ ዛከዝስ ኣብ ሕማቅ ኣይወደቅናን
@tiebekahesay925
@tiebekahesay925 11 месяцев назад
እግዛብሄር ይመስገን 🙏
@efyabrha9839
@efyabrha9839 11 месяцев назад
ንሕና ውን ከምዚ ናትኩ። ሂወት ኣለና መበገሲኡ ግን እታይ ሙኻኑ ኣይንፈልጦን
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 11 месяцев назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ኽቡር መምህርና ኣቢየት ይቅር ይበለልና እግዚኣብሄር ካብ ዝራአዩን ዘይራዩን ፅላእትና ይሓልወና አሜን ((3)) 🎉🎉♥️♥️♥️ እግዚኦ ማሓርነ ክርስቶስ በእንተ ማርያም ማሓርነ ክርስቶስ
@user-yk9mv9bd9u
@user-yk9mv9bd9u 11 месяцев назад
O Egiziabiher Amlak kab tifiat mot sewirena b'b'rhan ka amalalisena kidus fkadka ygiberelna Kal hiwet ysmelna 🙏🙏🙏💒💒💒❤
@user-dr7bw5bf4s
@user-dr7bw5bf4s 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርይ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 11 месяцев назад
ቃለ ሂወትን የስመዐልና ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ. ካብ ከምዚ ዝበለ ፈጣሪ ይሓልወና እግዚኦ መሃረነ ንሕና ደቂ ሰባት ኮ አብዛ ምድሪ መፈተኒት ድአ እንበር ነበርቲ አይኮንናን እግዚኦ😢😢😢😢😢
@ya-mariam-setuta
@ya-mariam-setuta 11 месяцев назад
ተባረክ ክቡር መምህረይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ። አምላክ የሐግዘና
@berihuhaile4585
@berihuhaile4585 11 месяцев назад
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak zisemaenayo ab libonana yehdrelna, Amen.
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 11 месяцев назад
መምህረይ ካብ ናይ ክፍአት ነገር ኹሉ ይሓለወና እተሐ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አቤት ኽፍአት
@galshambel9571
@galshambel9571 11 месяцев назад
AMEN amen amen kale hiwet ysmalena tsegu ybzhalka kasahun memhrenann hawenann neana dema mestwal yadelena
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስማዓልና ኣገዳሲ መልእኽቲ በዚዘበን እዚ ፈጣሪ ፈዋስን ማሓርን ዋሃቢ ሰላምን ምኻኑ ረሲዕና ኣብሰይጣንን ሰብን ካብነምልኽ ዉሑድ ግዜ ኣይኮነን እሞ ፈጣሪ የዕንተ ልቦናና ይኽፈተልና
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 11 месяцев назад
Egziabeher Amlak mehiret yeweredlena 🙏🙏🙏❤️✝️
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 11 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና እዚ ኣብ ሃገርና ዳርጋ ንኽሉ ህዝብና ዝለኸፈ እዩ እንተበልኩ ምግናን ኣይኮንን እቲ ዘውርዶ ፀገማት እዩ ዝፈላለ እበር በዚያ ተወሪርና ኢና ግና ግርህነትና ሪኡ እግዚኣብሔር ካብዚ ክሉ ክፋእ ይሰውረና
@user-th7mg9dj2f
@user-th7mg9dj2f 11 месяцев назад
😢አብ ገዛና ወሪዱ ዘሎ ኡፍፍፍ አቦይ ካብ ዝሓምም 8ተ ዓመቱ ገይሩ ማይ ጸሎት ክንለስዶ ተይልና ክትቃትሉኒ ድኩም ደሊኩም ይብለና አደዋይ ናብ ሰብ ክትሕወስ አይትደልን ንሕና ውን ብቆልዕትና ገጽና ማዳ ብማዳ ኮይና ምንአሰይ እኒአ ሞ በቃ አብ ገዛና ተቀንያ ገጻ ናብ ጸሎሎ ይቅየር ማዳ ማለን እዩ ናብ ካልእ ዓዲ ተከይዳ ግን ነርማል ትኮን አነ ስደት ካብ ዝዝወጽ ዳሕና ኮይነ አቦይ ጭራሽ ምስ አሕዋቱ ይኩን ምሳና ስኒት የብሉን ምስካልእ ሰብ ግን ጎይታ እዩ😢እህህህ ካብ ኩሉ ናይ አቦይ ነገር የተሓሳስበኒ አሎ አብ ጸሎትኩም ዘክሩለይ ሃይለስላሴ እናበልኩም ደቂ ተዋህዶዋኒ 😢
@FeruzM-zd1ri
@FeruzM-zd1ri 11 месяцев назад
Mhret yewrdelu gebari kufue eidu aysan😢😢😢😢
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 11 месяцев назад
Memehir kasesshun hawena kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Edmen tienen yehabeka 🙏🙏🙏 Egziabeher Amlak mehiret yeweredlena 🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 11 месяцев назад
Xelot kudusan xelot abeyti msom ykun..
@ManaAbraham-fh1cs
@ManaAbraham-fh1cs 11 месяцев назад
ካሳሁን ሓወይ ብእትህበና መንፈሳዊ ሓገዛትን ኣስተምህሮን እግዚኣብሄር ኣብ እትገብሮ መንፈሳዊ ብጸግኡ ይደግፈካ. ደኺመ ወይ ክድቅስ ከይበልካ ንዓና መንፈሳዊ ፍልጠትን ትምህርትን ምኽርን ስለእትልግሰልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጻማኻ ይሃብካ። ክረኽበካ ስለዝደለኹ ካሳሁን ሓወይ ብመሰንጀር ኣድ በለኒ
@robelbereket9406
@robelbereket9406 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ሰ/ወ ካሳሁን። እግዚኣብሔር ካብዚ ክፉእ ስርሖም ይገስጾም።
@user-od4ry5qs7g
@user-od4ry5qs7g 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና።
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወና ካሳህን ❤❤❤
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 11 месяцев назад
Amen amen amen kal hewait yesmalna ✝️💒✝️🤲🙏🏽egzabeher amlak aboy mearey kabe kulu kufe negrat sewrena yehelfeka aythabena 🤲🙏🏽
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 11 месяцев назад
በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ደብተራ እግዚአብሔር ይገስጸው ይህ ነው ቅድስት ቤተክርስትያን የምያሳድባት 😢 ሙስሊምም አለ በደንብ እንጂ የምጠነቅሉ ለዛም ንስሐ እንኳን የላቸውም ምክንያቱ ሁሌ የእርሱ ናቸው
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 11 месяцев назад
አሜን❤❤❤
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 11 месяцев назад
🙏💒🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒🙏🙏
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 месяцев назад
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና 🙏❤️
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 11 месяцев назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xgeau yebzHalkila
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 11 месяцев назад
Thank you very much for everything great teacher God bless my brother Ami🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽🌿👏🌿❤️🌿
@selam.291
@selam.291 11 месяцев назад
መምህረይ ብርግጽ ኣምላክ ይፍረዶም እግዚኣብሄር ይገስጦም ።በስሚላሂ ኢልካ ሎ ዘረባ ።
@savannasav2609
@savannasav2609 11 месяцев назад
ናይብሃቒ ፈታውየይ ሃዘለይ ፀላኢየይ በአለይ አለኹዎ ዝብሃል ከምዚ እዪ እግዚአብሔር ይሃግዘና።
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 11 месяцев назад
Amen Amen Amen kalhiwet yesmana Egzabher yhalwena
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 11 месяцев назад
እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና
@smyrhalllamensmyrh6980
@smyrhalllamensmyrh6980 11 месяцев назад
እዝግዮ ማሓርና ክርስትስ ቃለ ሂወት የሰመዐልና
@misganagebreyesus7438
@misganagebreyesus7438 11 месяцев назад
ሰብ ሓሊካ መዓስ ይሕሎ ኮይኑ ካሳሁን ሓወይ አግዛብሄር ብኢዶምን አግሮምን ይሓዘልና ይቅረ ይበለልና ክርስትያን ተባሂልና ከምዚ ክንከውን ዘሕፍር እዩ 😢😢😢
@yordanosmehari6340
@yordanosmehari6340 11 месяцев назад
Amen amen amen kale hiwet yesmana kab kfue yhalwena fetary
@gurilayezmesl
@gurilayezmesl 11 месяцев назад
ካሳሁን ሓወይ ኣነስ ኣቀራርባኻ ምስትዉዓልካ ብጠዓሚ እየ ዘድንቀካ እንበር ኣደይ ማርያም ክብሉ ጸኒሖም ከም ጥዑያት ኣባ ግርማ ዝብሉ ትብዓት ዘይብሎም ሰባት ከኣ ኣለዉ ገለ እስከ በሎም ግርማ ዝበሃል ጠንቃላይ ዝኣምኑሉ
@God-db9vp
@God-db9vp 11 месяцев назад
ሓቂ ክንዛረብ ደኣ፡ ቤተክርስትያና ደኣ በዞም ጠንቋሎ ተወሪራ ኣላ ልክዕ።ከም ይሁዳ ምስ ኣይሁድ ንጎይታ ከእስር ተማኺሩ ምስ ጎይታ ከኣ ድራር ዝበልዕ ዝነበረ እዞም ደቂ ይሁዳ ጠንቋሎ ከኣ ኣብ ቤተክርስትያን እናገልገሉ ንሰይጣን የምልኹ፡ ምሕደራ ቤተክርስትያና ባይታ ከምዝዘበጠ በዚ ኢና ንርዳእ ሰብ ከኣ ይፈርሖም ኮይኑ፡ ስለዚ ካብ መናፍቓን ንላዕሊ ነዚኦም ኢና ክንቃወሞም ዘለና ምኽንያቱ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ዘለዉ ጸላእቲ ቤተክርስትያን ስለኾኑ። ብዝኾነ መምህር ተስፋየ ኣበራ ዝበሃል ብዛዕባ እዚ ተንኮል ዘቃልዕን መከላኸሊኡ ከኣ ዝምህርን ኣገልጋሊ ኣምላኽ ዝኾነ ሰብ ኣሎ ኣብ ዩትዩብ memhir tesfaye abera ኢልኩም እተዉ። ቀጽሎ መምህር ካሳሁን ሓውና ኣቃልዓዮ ብዕቱብ ሓዞ እዚ ጉዳይ።
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 11 месяцев назад
አምላክ ካብዚ ሩኩስ መንፈስ ባዕሉ ይሓልወና ግን ኣነሲ እዚ ናይ መምህር ተስፋይ ሓልሓሊፈ ይሰምዖ እየ ግን እንታይ ከምዝኮነ ውሽጠይ ይጠራጠር ኩሉ እቲ ዘቅርቦ ናይ ብሓቂ ድዩ እየ ዝብል
@God-db9vp
@God-db9vp 11 месяцев назад
@@user-pm2ul5pg1r ሓቂ እዩ ዋላ ነቶም ሰባት ውን የቅርቦም እዩ ኮ።
@user-fe2pn4oi9n
@user-fe2pn4oi9n 11 месяцев назад
​​@@user-pm2ul5pg1rሓቂ እዩ መንፈስ እዩ ዘጣራጥረና ከይንማሃር 😢
@febenmakonnen7596
@febenmakonnen7596 9 месяцев назад
Amen Amen Ameeeeeeen 🙏🙏🙏
@Ari75044
@Ari75044 11 месяцев назад
ኦኦ እግአዛቢሄር አምላክ ንገባሪ ክፉኡ ሓይሊ ኣይትሃቦ።
@user-pm4vx3xc6n
@user-pm4vx3xc6n 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና መ/ር ብጣዕሚ ደስ ልብል ት/ቲ ኣነ መርግይታ &ጣቆሊ ሐደ ዓይነት ገይረ እየ ዝርአም ነይረ ከዚ ግን ብናትኩም ት/ቲ ክንደይ መርገይታ ጥዕያት ከምዘ ለው ፈልጠ እቶም ጠቆልትን ሳጣናዊ ስራሕ ዝሰርሑ ደፍተረታት ብሽም ቤት ክርስትያን ዝሽቅጡ መድሃኒ ኣለም ናብ ይምለሰም ናይ ሰላም በዓል ወና እየስሱ ክርስቶስ ምስ ክላትና ይኩን
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 11 месяцев назад
🙏💒🙏🙏 እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ 🙏💒🙏🙏 🙏💒🙏🙏
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 11 месяцев назад
ብሓቂ መሕዘኒ እዩ ብስም እግዚአብሔር ቤተ ክርስትያን ክትፅረፍ ዝገብሩ ብዙሓት እዮም ኩላትና ዓገብ ክንቅሎም ይግበአና
@yrgalemberhe2473
@yrgalemberhe2473 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤ egzabher kab kufu yeswerna thank you kea 🎉❤❤
@fikadushimhalal9475
@fikadushimhalal9475 11 месяцев назад
Egziabhar amlak mhretu yewurd ykre yblelna kal hiwet yesmealna edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤
@user-bp7ze1vf8n
@user-bp7ze1vf8n 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና
@tewenberihu3505
@tewenberihu3505 11 месяцев назад
Egzaibiher amlak kab kufue ysewrena qal hiwet yesmalna kubur hawna❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 месяцев назад
behake. Kale. Hiwet. yesmealna memhar 🙏🙏🙏🌿❤️🌿🙍‍♀️
@amonuelsemere1860
@amonuelsemere1860 11 месяцев назад
Egziabher yekebereley hawuna ,qale hiwet yesemealena
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይሓልወና ኹቡር መምህርና
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 11 месяцев назад
ሰላም ነኣኽ ኩብር ሓውና መምህር ካሐሶን ሓነት ነገረ ተሓባበረን ተለፎነኽ ከርክብ ኣይክልኩ
@yordanosmengstabe7909
@yordanosmengstabe7909 11 месяцев назад
😮 kubur memihir💞🌹❤️🙏🙏🙏
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 11 месяцев назад
ምፍጣርካ ዘፅልእ ግዜ አረ በስምአም 😢
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 11 месяцев назад
እዝጊኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ እዋይ ኣነ ኣታ ኣምላከይ እዝጊኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ጌታየ እዝጊኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ጌታየ እዝጊኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ኪዳነምህረት ኣደይ ኢድኪ ኣንብርልና እመሆየ 😢😢😢😢😢😢😢 ቃል ሂወት የስማዓልና ዝብሃል የለን እግዚኣብሄር ኣቦይ ገርሂ ህዝቡ ይሓሉ😢😢😢😢
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 11 месяцев назад
እግዝኣብሄር ይሃበልና ካብ ከምዚ ይሰወርና ነመስግነካ
@semharfetwi3866
@semharfetwi3866 11 месяцев назад
Bteami Egziabhir amlak ymesgen neay wen agatimni niru negezana knati kelena hmak ysmeana niru nab dege knwexe tray des yblena beka ab gezana selam tefia nira dehar gn begatami bareb ztexehafe ketatat buzuh zeynbeb tshfat ab gezana tekebiru xenihna 🙏 dhriu gn nab nay kedemna selam zelewo hiwet temelsna kbri namlak ykun
@as9017
@as9017 11 месяцев назад
እግዚአቤር ዐድመ ይሃብካ
@BACK580
@BACK580 11 месяцев назад
Kal hiwet yesmealna bruk hawna
@user-bx2rm3my2i
@user-bx2rm3my2i 11 месяцев назад
😢ሰላም እዝጋብሄር ይኩን ንኩሉኩም ህዝቢ ክርስትያን ብሓቂ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ኣነ ዘጋጠመኒ ክነግረኩም ብሸለልትነት ሓዳረይ በቲነ እየ ምክንያቱ ካኣ ብሰንኪ እዞም ደብተራ ብድፍረት ልቡ ነፊሑ ንሰባኣየይ ከርእየካ እየ ኢሉ ፈኪሩሉ ገዛ እናሰረሐ ከሎ ገና ኣብ ሰረት ከሎ ትገዛ ማለት እዩ ተባኢሰ ምስ በለኒ ለይቲ ደቂሰ ከለኩ ምሱኡ ሓሊመ ኣወዳትን ኣዋልድን ኮይኖም ኣቡነ እንድርያስ ንዒ ይብለኪ ኣሎ ናብ ማይፀሎት ኢሎም ይዛረቡኒ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ትማይፀሎት ወዲ ኣኮይ ወዲ ሓትነይ ዘድሐነለይ ከይደዮ እዉን ነይረ ታሓፂበሉ ብቆላዓይ ደንጊፀ ተሲአ ንሓማተይ ነጊረየን እሞ ኪዲ እንዶ ኢለናኒ ኣይከድኩን እዚ ገዛ ተሰሪሑ ተወዲኡ ምስ ኣተናዮ ሰብ ዝቀነአሉ ዝነበረ ፍቅርና ንባኣስ ኮይና ስዋ ዝሰራሕኩዎ ይምጠጥ ናብ ጎረቤተይ ነፀላ መንደቅ እንተፀሚቀዮ ይጥዒ ኩሉ ግዜ እናተጣዓስኩ እናፈተኩዎ ሰብኣየይ ፈቲሐዮ ኣነ ስደት ከይደ እሱ ብድሕረይ ከይዱ ነይሩ ማይፀሎት ናብቲ ዝሓለምኩዎ ማይፀሎት 3 ወርሒ ሙሉእ
@user-yf3zl5zd4k
@user-yf3zl5zd4k 11 месяцев назад
ኣበይ ማጮሎት እዩ ተሓፂቡ ክብረተይ ፀሓፍለይ እባ ተገዲስኪ ምስ ይቅሬታ
@user-bx2rm3my2i
@user-bx2rm3my2i 11 месяцев назад
@@user-yf3zl5zd4k እወ እንዳ ኣቦ እንድርያስ ሴሮ ዝብሃል ዓዲ ማእከል ትግራይ
@merhawitguesh4305
@merhawitguesh4305 11 месяцев назад
wala nski ktkedi aleki Ane wn bhmam tesaqye neyre abmacholt enda Michel tehaxebi kthawi zbl hlmi halime meytehaxebku sdet mexie kulu gzie kea yeteaseni
@mebrahtutekeste1170
@mebrahtutekeste1170 11 месяцев назад
እግዚኣብሄር ነዞም ኣረምያውያን ካብ እዛ ምድሪ ጸራሪጉ የጥፋ ኣዮም ነዓኦ ንምጥፋእ እታ መጽሓፎም ነታ ጥበብ ሰሎምን ዓውደ ነገስት ምጥፋ ጥራሕ እዩ መፍትሒ ኣብ ቤተ ክርስትያን ዘለዉ ኣብ ገዳማት ዘለዉ ካልኦትን ምጥፍእ እዩ መምርሒ።
@michaelissack9271
@michaelissack9271 11 месяцев назад
❤❤❤
@semharfetwi3866
@semharfetwi3866 11 месяцев назад
❤🙏💒
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 месяцев назад
Uaye. meharena. Egziabher. 🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@user-ol1gl9lu9l
@user-ol1gl9lu9l 11 месяцев назад
Kasahun hawna enkoe dehan mexaka edmen tienan yhabka fetari
@michaelissack9271
@michaelissack9271 11 месяцев назад
God bless you and your family thanks ❤
@SamriBereket
@SamriBereket 11 месяцев назад
qal hiwet yesmalna abona Amen🙏🙏🙏
@mabRihit
@mabRihit 11 месяцев назад
❤️❤️❤️
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 11 месяцев назад
ዝግርም ኦፈጣረ ማሓረና
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 11 месяцев назад
Thank you 🙏
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 11 месяцев назад
🙏💒🙏🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒🙏🙏
@sohaabera5851
@sohaabera5851 11 месяцев назад
Selam abatye amlak edmen tinan yehabkim absolutkum hawusna amen amen amen enttekal biwhty kezrbkum enttefkdu bithtna yehtire nikulu temsgn amlak imnty nab amlak temesgan amlaky
@azmerahailu6827
@azmerahailu6827 9 месяцев назад
ቅል ህይውት የሰመዐልነ
@user-pu7cg5dt4w
@user-pu7cg5dt4w 11 месяцев назад
ኣቤት መዳሃን አለም ኣቦይ ካብ ሑወስዉስ ዘበለ ሃይማኖት ማሓና😢ናብ ልባም ይመልሳም🙏
@BekiHayle-mp4if
@BekiHayle-mp4if 10 месяцев назад
Amlaki aboy be mhretu yhalwena nekulatna
@Merhawit909
@Merhawit909 11 месяцев назад
ሳብስክራይብ ተማልኡኒ በጃኹም😊
@MussieMosse-rx4zd
@MussieMosse-rx4zd 11 месяцев назад
ሰላም ኣምላኽ ይብጻሕካ ብመጀመርታ ምእመናን በዚ ነገር ክጥቀሙሉ ዝግባእ መጽሓፍትን ስርዓትን ብዘይ ምንጻር ክሻቀሉን ክናወጹን ኣይግባእን ኢዩ ከመይ እንተበልና ቤተ ክርስትያና ዝተሓዋወስን ዘይንጹርን ትምህርቲ ወይ ውን መጽሓፍቲ የብላን ንምእመናን ናብዚ ደረጃ ዘብጽሕ ዘሎን ካብዚ ሓሊፉ ድማ ናብ ዝገደደ ምንፍቕና ዝወስድ ዘሎን ብቅዱስ ሲኖዶስ ተመምዩን ሳንሱር ተጌሩን ዝመጸ መጽሓፍቲ ከም ዘይጥቀሙ ስለ ዝተገብረ ኢዩ እዚ ድማ ብሰንኪ ብሰሜን ኣሜሪካ ብዘለዉ ተሃድሶ ብጉልባብ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምራሕ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ልዕሊኡ ጽልኢ ብምፍጣር ካብቲ ሞጓሰ ከም ዝወጽኡ ብምግባር ኣብዚ ሕጂ ከም ኣርእስቲ ኣልዒልካ ዝተዛረብካሉ ኣየናይ መጽሓፍ ከምዝጥቀሙ ክሳብ ምጥርጣር የብጽሕ ኣሎ !!!! ኣብቲ ናይ መጽሓፍ ሰይፈ ስላሴ ዝበልካዮ ድማ ቅሬታ ኣሎኒ ምክንያቱ ብጉባኤ ሊቃውንቲ ተመርሚሩ ዝተሓትመ ኢዩ ዝበጻሕካዮ ጌጋታት እንተሊዎ ድማ ሃየ ንጽበ መሃረና እንተ ዘይኮነ ግን በጃኩም ኣብ ሜድያ ወጺኡኩም እትምህሩ በጃኩም ተጠንቀቁ ናይ ሎሚ ንእሽቶይ ምጥርጣር ኣብ ልቢ ምእመናን ጽባሕ ዓቢይ ክሕደት ከየኸትል ንጠንቀቕ ኣምላኽ ብምሕረቱን ብረድኤት ቅዱሳኑን ይኸልለና ኣሜንንን!!!!
@sikosilo7487
@sikosilo7487 11 месяцев назад
Agzio meharena kirstos ambrahan Adey haderaki ab xilalki
@Selam893
@Selam893 11 месяцев назад
Kale hiwet yasamalen
@YoditTewelde-nu3gn
@YoditTewelde-nu3gn 11 месяцев назад
Selamkum ybza memhrey Egzabiher selamu ylakelna ember entay ke zeytegehre Gn nezi kulu zesagr Amlak ymesgen
@kidusanabew12
@kidusanabew12 11 месяцев назад
ቀዳመይቲ ባዕለይ😂😂 Welcome hawna❤😊
@alemdesta454
@alemdesta454 11 месяцев назад
ኖኖ ኣነ እየ ዋ🙄😘❤💛
@God-db9vp
@God-db9vp 11 месяцев назад
እዚ ጸወታ ቆልዑ ኣነ ቀዲመ ኣነባ ዝብል ግደፍኦ ኣሕዋት።
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 11 месяцев назад
Mhret kab Igzabiher yewrdelna fetena bezihuna b selotkum haguzna
@smnu3721
@smnu3721 11 месяцев назад
Nay behaqi entay kem negebre tefina
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 11 месяцев назад
Amen Amen Amen
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 11 месяцев назад
Egzaibiher kab kulu kfuo ysewrena balu
@hadnetkinfe8976
@hadnetkinfe8976 9 месяцев назад
Ezegyo mhrana kersos❤❤❤
@hiritikifle8449
@hiritikifle8449 11 месяцев назад
Egzabiher Balu ysewirelna enber kemey gerna kinfelto
@semharsolomon6092
@semharsolomon6092 11 месяцев назад
Amlak bumhiretu yirayena😢
@akberetfoto3360
@akberetfoto3360 11 месяцев назад
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ds1bi7cw2m
@user-ds1bi7cw2m 11 месяцев назад
Ata ane alekulkum bkemzi zsaqe zeleku.kulu hiwetey tezerarigu b qereba sebey ziblo zitegebereley.aylafalefn ye ghin yisinbid leyti ms deqesku gele negher yxeqteni leyti leyti.wela qetri nieshtey kidqis kibl asenbidu yeberabreni.
@mihretkidane8294
@mihretkidane8294 11 месяцев назад
Kabzi yedhnan egziabiheo yhalwena
Далее
3d printed demon core vs real
00:24
Просмотров 7 млн
НЕДОВОЛЬНА УСЛУГОЙ #shorts
00:27
Просмотров 20 тыс.
ወደ uk እንዴት መጣው
29:23
Просмотров 6 тыс.