Тёмный

“ከም ህዝቢ ራያ ትግራይ ይኩን ዓርስኩም ክትመርሑ ኣይትክእሉን ዝብል ስነልቦናዊ ጥቕዓት በፂሑና” ካብ ህወሓት - ተስፋይ ንጉስ/ ተስፋይ ራያ/ ስዊድን PA-1 

Tigrai Hardtalk Media-መጓቲ ሚዲያ ትግራ
Просмотров 722
50% 1

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ብዓቕሚ ፖለቲካዊ መሪሕነት ብቕዓትን ተወፋይትን ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ኮይኑ እናሃለወ ትግራይ ክትመርሕ ኣይትክእልን ዝብልዎ ዘለዉ ወዲ ራያ ስለዝኮነ ጥራሕ እዩ፣ ኣብ ህዝቢ ራያ ንዝሓለፉ 30 ዓመት ዘርኣይዎ ንዕቐት መቐፀልታ እዩ፤ ደቡብ ዞባ ን30 ዓመት ብወዲ ራያ ከይምራሕ ዝገበርሉ ምክንያት ጎዳኢ ሓዲነት ትራይ እዩ፤ ቐፂሉ ለ ኣሎ፡ ጀነራል ፍስሃ ማጁስ ካብ ኣድያቦ ናብ ኤርትራ 15 ዝኮኑ ሽማግለታት ዕርቂ ሊኢኩ ነይሩ

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@tamrinmedianw8434
@tamrinmedianw8434 2 месяца назад
ኣጆኻ ዘርኣይ ናይና
@user-dw2tf9bn2ድምጺ
@user-dw2tf9bn2ድምጺ 2 месяца назад
ዘርኣይ tanx
@getachewtekayu1442
@getachewtekayu1442 2 месяца назад
ተስፍ ጀግና
@thm-21zh
@thm-21zh 2 месяца назад
Interview with Tesfay Nigus/Tesfay Raya from Sweden on current affairs of Tigrai, wonderful interviews based on honesty, boldly informative explanation. great man🙏
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ከምዚ ልባሀል ፅዎ አትበል? ሀምዚ ልበለ በል ፁዎ አተምፅኦልና ጨለዶ
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 2 месяца назад
መን ሽምካ ጋዘጠኛ ንዓይ እውን ቃለ መጠይቅ ግበረለይ ብትኽኽል እየ
@thm-21zh
@thm-21zh 2 месяца назад
betaemi harif kumneger serious be ready...inbox me bro thanks
@teamegenreyesus2735
@teamegenreyesus2735 2 месяца назад
ጥዑይ ሰብ ሒዝካ ንምንታይ ዘይትመፅእ ?
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 2 месяца назад
Nefez denkoro ta dimalet delika yeu
@kissivlis
@kissivlis 2 месяца назад
ቡና ቶክ እይ እዚአ !!!ሃርድ ቶክ 😅😅😅?
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ቴድሮሰ አድሀኖም ወንበሩ ተጠቂሙ ታይ ገይሩላ ልትግራይ ታይ ገይሩላ ልኦድዎ ? ና ኦድዎ ሆስፒታል እኮ አልጋታት ብብሎኬት እኮ እዩ ተደጊፉ እዩ ለሎ ተሰፋይ ሸጠጥ አይትበል ቴድሮሰ አድሀኖም እላበልኻ ኦገግ አይትበል ልትግራይ ጌታቸው እዩ ልጠቅማ ተወዲኡ
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ባህልኻ እኮ አፃዎውያኻ እኮ የሰተኻኸልኻይ
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
አታ ተሰፋይ ናትካ አይትበል ናይኻ በል ብናባኦልኻ ጠጠው አትበል ደው ልብል አፃዎውዬ ናባኦልኻ ተጠቀም
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ሰማኦ ተሰፋይ ብና ናትናኤል ይቱብ ኹልግዜ እየ ልፅህፈልኻ ግን ናትናኤል ዙ ድቃላ ናሻኦብያ ብሎክ ሰለልገበረኒ ቱልፅፈልኻ ለለኹ አይትሪኦይ መሰለኒ ልኾነ ኾይኑ እዙ አፃዎውያኻ አሰተኻኽል ካኦ እላበልኻ ናዞም ደቃሉ ናጣልያን ናኦድዎ ናኤርትራ ኻኦ ክተርፉ እላበልኻ አፃዎውያኻ መልሀሰኻ አሰተኻኽል ተጠንቀቅ አብ ቶሮንቶ ና 70 እንደርታ ባሀሊ ልከይጠፍእ ኢለን ኢሎም ልገብርዎ ለለዎ ባኦል እሰኻ ግን ህጂ ምጂ እላበልኻ ትፅውለኻ መልሀሰኻ ካብ ሎማኦቲ ጀሚርኻ አሰተኻኽል ኻሊን ጣጣ ውርደት ከይመፅካ ተጠቀቅ
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
አረ በይዛኻቱም ፁወይዎ ኸዚ ትባሊ ካህሳይ ወድራያ ምሰ አኽሱማዊት ሚዲያ ልባሀል እላሰማኦኹዎ ሀመይ ሀመይ መሰልኩም ልትሀጎሰኹ ዙ ማንጨባ ልመሰል ናራያ ላዛ ገይሩ እዩ ልፀዊ ነበረ ኸዝለ አይረፈደይ ተሰፋይ ተሎ ኢለረኹም ፅወይዎ መልሀሰኻ አፃዋውያ አማቻችው በሉልና በይዛኻቱም ተየረፀመደይ አጎደይ በላ መቀለ ህጂ ምጂ አላ በለ ልልፈሎ አፍኻ አደብ ግበረሉ በለልና
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ሪኢኻ ዶ ተሰፋይ ናትግራዎይ ትእቢት ልምንታይ ሀይለማርያም ደሳለኝ መራሂ ገበርዎ ህዳኦፍ ቴድሮሰ አድሀኖም እላሀለዎ ትብል ተለኻሰ ወደይ ሀይለማርያም ለኮ ፁሪ ኢትዮጵያዊ እዩ ወያ እሰኻቱም ዶኦ ብኢትዮጵያ አይትአምኑይ እበይ አቱም ግፍኦኞታት አብ ልእሊ ኢትዮጵያ ለፍሰሰኹምላ ውርደቲ መከራይ ኸዚ ትግራይ ትኽፈልላ ብሀምል ሀማኻ ልበሉ ጋህታናተረ አፍ እሰኻሰ አብጦርነት ግዜ አምሀራይ ተግነኹም ህረድዎ እላበልኻ ውቃበ ለለዎ ልመሰል ሰብ ተጉርእ ነበርኻይ ኸዚ ለለ ተገልበሐጡኒ በላ መቀለ ኸዚ ለለ ወያነ ዛትህግዙዎ ተሸንፍያ እላበልኻያ ልነበረት ሸፍታ ኸዚ ብጊደኦ ሀምልተጉርእ ገይራትካ ግፍ መልሀሰኹም ገና ልትግራይ ኻሊእ ጣጣ ፍንጣጣ እዩ ከምፀኦላ ኦርከዎ መለረሀሰኻ ኦደብ ግበረሉ ጨለ ዶ ምኽሪ ሀውኻ ብደውኻ በላ ደቅ ሰብኦደርታ ለይሙነ ፁወኦን
@ሚሚተካ
@ሚሚተካ 2 месяца назад
ናተጋሩ ሸጠጥ አየቀመረጢ ኢሉና ምኸርዎ
Далее
Angry bird PIZZA?
00:20
Просмотров 7 млн
የመርካቶ ሸማ ተራ የእሳት አደጋ
4:51
የመርካቶ እሳት አደጋ
5:27
Просмотров 7 тыс.