Тёмный

“ክበልዕ ኢለ ተበሊዐ” መንፈሳዊ ኮሜዲ ቑፅሪ ሰለስተ:: 

Omega TV  ኦሜጋ  ቲቪ
Подписаться 19 тыс.
Просмотров 27 тыс.
50% 1

Omega TV: መንፈሳዊ ኮሜዲ ቑፅሪ 3

Опубликовано:

 

17 окт 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 216   
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 2 года назад
ናይ በሐቂ ከንደይ ትምሕርቲ እዮ እንማሐር ዘለና እድመን ጥእናን ይሐብኩም🙏🙏
@asfffdasahahahayay331
@asfffdasahahahayay331 2 года назад
አሕዋት ኣብዚ ዓብዪ ድራማዉን መንፈሳዉን ት/ቲ ይስራሕ ኣሎ እግዛብሔሄር ብፀጋን ብጥዕናን ይሓልወልና ተጋሩ በይዛኹም ኦሜጋ ሚድያ SUBSCRIBER ግበሩ 🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊🕊🕊💘💘💘
@selimselimweqlovr6647
@selimselimweqlovr6647 2 года назад
ትክክል
@tgjjtfjj3417
@tgjjtfjj3417 2 года назад
ባሓቂ ❤❤❤
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 2 года назад
Tekkl 😯🤲🤲
@TG-qp1vt
@TG-qp1vt 2 года назад
ትኽክል ነዞም ናይ ሽዋ ፈለስቲ ትገልፅ መንፈሳዊነዠ ድራማ👏👏👏👏
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 года назад
ብትክክል
@user-tb9cp6om5m
@user-tb9cp6om5m 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት መምህርና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-iy2vt5bt1v
@user-iy2vt5bt1v 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅን ምሃርን አዩ ቃፅሉሉ
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 2 года назад
ብሓቂ እግዝኣብሄር የክብረልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻
@HhHh-qw5tr
@HhHh-qw5tr Год назад
እግዚአብሔር መሰተውዐል ይዕድላን በሐቅ ቃል ሂውተይሰመዐልን መምህረን
@tetasolomon7107
@tetasolomon7107 2 года назад
ብሓቂ ፀጋኡን በረኸቱ የብዝሐልኩም ክቡር መምህርና & ክብርቲ ሓፍትና ማሃሪት ብሓቂ ኣብ ሰደት ዘለና እያ ትምልከተና ብጣዕሚ ዝገርም ብስሩ ኮ ክንደይ ሞ ዘይተገበረ ዘይተነገረ እምበር ሕዚ ግን ተነጊሩ ናይ ስደተኛታት ሂዎት ብኸምዚ ክንደይ ሙሉጭ ኣቢሎሞ እህም
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የርመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕና ይሓልወልና ኣየይ ጓል ራያ ሓላል ከመይ ድኪ ኣስሊ😁😁😁 መምህረይ እውን ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርት ዩ ቀፅልሉ ኢኩም ክቡራተይ❤❤❤💗💗💗💗💗
@berayassddss6938
@berayassddss6938 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና ክብር መምህርና
@tewahdochannl
@tewahdochannl Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም❤
@user-sf2qd6cg9i
@user-sf2qd6cg9i 2 года назад
እውይ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልኩም
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ ቀጹሉሉ
@jastavms2119
@jastavms2119 2 года назад
ብሓቂ ክንደይ እና ተምህርና ክቡራተይ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ ንኩለኩም
@selam801
@selam801 2 года назад
ብሓቂ ክንደይ ደሰ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ እግዚአብሄር ጸግኡ የብዘሐልኹም
@birhangebremariyam3954
@birhangebremariyam3954 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ዘመንኩም ይባርከልኹም🙏
@samram7959
@samram7959 2 года назад
⛑️⛑️⛑️⛑️⛑️⛑️⛑️⛑️
@samram7959
@samram7959 2 года назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-lj9yh7fd6y
@user-lj9yh7fd6y 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንሓሰውቲ ነበያት የቃልዐልና መስተውዐሊ ልቢ ይዓድለና እግዚኣብሔር የክብረልና ክቡር መምህርና ከምኡ ውን ክብረቲ ሓፍትና
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ነዞም ሽዋ ዓባይ መድሓኒት ክቡር መምህርና መጋቤ ሓዲስ ቡረክ ሓፍትና ጓል ራያ ቀፅልሉ
@jyy7434
@jyy7434 2 года назад
በሓቂ ቃል ሂወት የሰማዕልን
@user-eq6wc4mk8t
@user-eq6wc4mk8t 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሕ እግዚአብሔር አምላክ
@lulbahri
@lulbahri 2 года назад
Amen Amen tebareku. 👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌹🌺🌸🌸🌺🌹🌷🌷❤️❤️❤️💜💜
@romanabba5145
@romanabba5145 2 года назад
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@user-bq5vo8wj6l
@user-bq5vo8wj6l 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@user-ns5ej1jq4z
@user-ns5ej1jq4z 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 года назад
ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏3+✝️⛪️💖💖💖🤲🙏🙏🙏ኣሰይ ብጣዕሚ ምሃሪ ዝኮነ ኣርእስቲ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ኩቡር ኣቦናን ክብርቲ ሓፍትናን 💖🙏ልቦናና ይክፈተልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ኣሜን 3+🙏🙏🙏
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ተክለ ማርያም መሲሎም ተሲዐምኒ ይቅርታ እምበር መምህረይ
@muludesta1912
@muludesta1912 2 года назад
ክክክክክክክክ ኣነ እዉን ክሙኡ መስለኒ ክክክክክ
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህረና ብጣዕሚ ፅቡቅን ምሃርን እዩ ቃፅሉሉ መምህረና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@ghgh8248
@ghgh8248 2 года назад
ባሕቂ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ምሃሪ ድራማ ቀጽልሉ
@user-xd5os6in7j
@user-xd5os6in7j 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና መጋቤ ሃዲስ ብሩክ 😆😆
@muludesta1912
@muludesta1912 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐለኩም ክቡራተይ ኣሲተይይይይሽ ኣባዋይ ንተክለ ማርያም መንፍቅ መስለኩም ክክክክክክ ወለተ ትንስኡ ሓፍተና እዉን ፀጉኡ ይብዘሐለኪ እግዚአብሔር ኣምለክ ክብርተይ
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 года назад
ናይ ብሓቅ ኣነውን መስሉን እዩ ነይሩ ግን ኽዳኖም ድዪ ወይስ ፈላስ እዪም ሓዳስየ ቻናላ ኣይትካተተልክዋን
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም✝️መጋቤ ሓድስ ብርክ ክዳንኩም ናይ ተክለ ማርያም ኣምስልኩምዎ ክክክክ_
@selamgalemebrhan9668
@selamgalemebrhan9668 2 года назад
Kkkkkkk namnki
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
ክክክክክ😁😂ሜዲ ሞይተልኪ ብሰሓቅ
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 2 года назад
ክክክ ናስሓቕኩ ኮአየ
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s 2 года назад
ናይ ብሓቂ ክብርተይ
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 года назад
ብሓቂ ዋላ አነ ንዕኡ መሲሎም ክብል ጸኒሐ ክክ
@user-ed5ic4so5s
@user-ed5ic4so5s 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመአልና ክብርቲ ሓፍትና ቀፅልሉ ዝያዳይ ❤️❤️❤️
@jamelahasan8626
@jamelahasan8626 2 года назад
ቃሌ ህይውት የስመዕልና ፀጋ የብዘሐሎም
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰማዐልና ክብር ኣቦና ክብርት ሓፍትና ድማ ቃል ህይወት የሰማዐልና
@bsratbs6688
@bsratbs6688 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራትይ መምህርይ 😁ቀፅልሉ ጋልራያ ሓፍተይ ኣስይይይ ቃል ስናይ ይስምእና
@user-bn8th8qp3p
@user-bn8th8qp3p 2 года назад
እግዚኦ ከምዚውን ኣሎ ድዩ😢😢😢
@user-vc9ev5uy3w
@user-vc9ev5uy3w 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ በረከትኩም ይሕደረኒ ክቡራትይ⛪⛪🤲
@tdf9455
@tdf9455 2 года назад
ኣብ ስኡዲ ኣረብ ዘለዋ መሳኪን ገንዘበን ንዲደን ህዝበን የጨፍጭፋ አለዋ😢☝️ ፍጹም ዘይሰምኣ ፍቅሪ ሽዋ ዘጸለለን ቃህማማት
@user-jp8km5yr9c
@user-jp8km5yr9c 2 года назад
ትክክል
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስትዉዓሉ ይዓድለና
@user-ws8vo2cg3u
@user-ws8vo2cg3u 2 года назад
ብሓቂ ትኽክል እዩ እግዚኣብሔር አምላኽ አስተውዓሊ ልቢ ይሃበና ግን ከዓ ኸዓ ኹለን አይኮናን ነስተወዕል ኽቡሪተይ
@user-rc9bm8nt8z
@user-rc9bm8nt8z 2 года назад
ትክክል
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 года назад
ክፃርፋኪ እየን ዓገብ እንተልኪየን 😂😂
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 2 года назад
ብሓቅይ ክብር ኣበና ካማክም ዝበለ እዪ ዘድልያ መራሕቲ ሃይመናት ትግራይ ቃል ሂወት የስመአና
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መሃሪት እያ
@Tititube-bm4io
@Tititube-bm4io 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር አምላክ ክክክ ዋዛ ምስ ቁምነገረ
@lovetigray7773
@lovetigray7773 2 года назад
ዋይ ኣነግን ኣቱም ሰባተይ ብኣምላክ ቀልዲ ታኣዩ እስኪ መልሱለይ ኣሕዋተይ ብሓቂ ናብ ልብና ይምለሰና ድራማ ተኮይኑግን ብሓቂ እየ ክሓርቅን ክበክን😭😭😭😭😭
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 Год назад
ወዲ አበቲ ናይ አዲ ሠለስተ ሃይማኖት እኮ እዮም ዘር እዩ ዘለው ከምዙይ ናበሉ ንህዝቢ ዘታልሉ ትምህርታዊ እዩ
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
ክቡር መምህርና መጋቤ ሓድስ ህዝብና ኣኩቡልና ከምዚ ናገበርኩም እቲ ሓቂ እናቃላዕኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብናይ እመብርሃን/ቁዱሳን ጸሎት ኣጀና ኣሕዋተይ ክወግሕ እዩ ኩሉ።🌻🍃🕊 ክዉግዘአኪ እዩ ክክክክክክክክ ኣወጊዘኪ እየ ከይ ትዛረቢ በቃቃቃ ክክሀሀሀሀ 41 ትሰግዲ ገደደ ሌባ ሌቦ ተበልኩስ ልቦ ልቦ ዝበልኩዎም መሲልዎም እዩ
@hiadghg1487
@hiadghg1487 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና አዝዩ ምሃሪ ዝኮነ እዩ ቀፅሉሉ
@user-qn8bh9bz8p
@user-qn8bh9bz8p 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና
@user-hd2ff1gn9s
@user-hd2ff1gn9s 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር መምህርና ጓል ራያ ለ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ ፀግኡ የብዘሐልኪ
@Axumawit21
@Axumawit21 2 года назад
ክቡር መምህር መጋቤ ሓዲስ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርት እዩ ቀፅልሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዛሓልኩም ኩሉ ኢኩም ትክእልዎ ❤️💛❤️😍🌹👏
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጽቡቕ መደብ ዩ ቀይልዎ ። ግን ተጋሩ ንምንታይ ሳብስክራይብ ዘይንገብሮሎም ሚድያታትና ነዕቢ 7ሽሕ ጥራሕ ዲና ዘለና ?
@user-bq5vo8wj6l
@user-bq5vo8wj6l 2 года назад
ክክክክክክ ብጣዕሚ መሃሪት እያ ፀግኡ የብዘሐልኩም
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 года назад
በስመአብ ከምዚ ውን ዶ አሎ አምላክ ይቅረ ይበለልና መምህርና ጸግኡ የብዘሐልኩም ዓቢዪ ትምህርቲ እዩ ንዝተረደኦ ናይ ጓል ራያ ዘረባ ግን ከምዛ ናይ ብሓቂ መሲሉ ተሰሚዑኒ ተሳቂቀ
@ngstitigraykuwait3628
@ngstitigraykuwait3628 2 года назад
😃ብጣዕሚ ፅቡቁ ትምህርት እዩ ን ሽዋውያን ትገልፅ ኢያ ከሚድያን ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ቃል ህወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
በሰመ ኣብ ተክለ ማርያም መናፍቅ መሲልኩም ካብዚ ሰዉረና "መምህርና ናበቃደማይ ሰናይ ትክክለኛ ኣቦ ንዓኪ እዩ ዝደሊ ገንዘብኪ ኣይደልን✅✅✅
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 2 года назад
ዋላ ኣነ ኾአየ ንዑኡ መሲሎም ጰእናበልኩ ነይረ ብውሽጠይ
@user-xy8ip3uh2d
@user-xy8ip3uh2d 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ከቡራተይይይ
@reemal1725
@reemal1725 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ካብ ሀስተኛ ነብያትን መምህራን እግዚአብሔር ይሕልወና ሓፍትና ጋል ራያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@gullala4624
@gullala4624 2 года назад
🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂ቃልሂወትየስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ኩብር መምህርና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ
@gsfggfzgv2290
@gsfggfzgv2290 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዓልና ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅሉሉ
@yalembirhangebreyesus6660
@yalembirhangebreyesus6660 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏
@user-fo2tj2rh9o
@user-fo2tj2rh9o 2 года назад
እሰይ ደስ ክብል ትምህርቲ ቃፅልሉ ፀጋኡ ያብዝሐልኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏
@tdf9455
@tdf9455 2 года назад
ኣሰይይይይ ደቂ ሃገረይ 😘😘ፈጣሪ ብርኽ የብልኩም ኩቡር መ'ምረና ና ጋል ራያ ሽኮርርር🙏🙏
@smkifrelsaneytube2010
@smkifrelsaneytube2010 2 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና ክቡር መምህርና
@user-wc8xe7ix1z
@user-wc8xe7ix1z 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ብጣዕሚ ፆቡቅ ት/ቲ እዩ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ክብርቲ ሓፍትና👏👏👏
@abigaltigray7411
@abigaltigray7411 2 года назад
ናይ ባሓቂ ፈጣሪ ልቦና ያሃበና እንበር😭✝️🤲
@user-uy7cw1nv7z
@user-uy7cw1nv7z 2 года назад
ብሓቂ ቃልሂወት የሰመዐልና 👏👏👏ብጣዕሚ ማሃሪ እዩ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛብሄር ፀጋ አብርእሲ ፀጋ ይዓደልኩም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ኣየ ወያናይ ! ፡ ኣብዚ እኖሃልካ ናይ ኣቦታቶም ኣባሓጎታቶም ኣኖታቶም ዝወረሱ ጃጋኑ ኣናብስ። ተጋሩን ትግራይን ጥንታዊ ታሪኾም ፣ ናይ ወለዶታት ኣባሓጎታቶም፣ ደብሮም ፣ ቅርሶም ፣ ስርዓቶም ፣ መንነቶም ስለ ዘኽብሩ ንነብሶምን ህዝቦምን የኽብሩ። ካለኦት ምስሉያት ህዝቢ ግና ነቶም ኣንጻር ባዕዳውያን ቱርኪ ፣ ዓረበ ግብጺ ፣ ኢጣልያ ዝወደቑ ጀጋኑ ኣባሓጎታቶም ይንዕቁ ፡ ቋንቋታቶም ትግረ ትግርኛ ይፍንፍኑ ፡ ቅርሶም ዘፍርሱ ኢና። ነቲ ናትናን ክብርናን መንነትና ጳጳሳትናን ቄሳውስትናን ስለ ዘነወርናን ዘሕሰርናን፡ ኣብ ፈቐድኡ ሓሲርና ተዋሪድና ንነብር ኣለና። ብናይ ሓሶት ናይ ለቓሕ ናይ ክራይ መንነት ዝኸበረ ህዝቢ የለን። ስለዚ ፣ ንሕና ሓራ ክንወጽእ መንነትናን ዘኽብረናን እነኽብር ህዝቢ ንኹን።
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 2 года назад
ባህሎምን ክብሮምን ቃንቓኦምን ተዘኽብሩ ኔሮም እንታይ ኮይኖም ኣብ ዓዶምን መረበቶምን ብ ትግርኛ ዘይዛረብ ኣብ ዝኾነ ቤት ጽሕፈት ብ ኣምሓርኛ ክዛረቡ ዝግደዱ even ኣብ ትግራይ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
@@biniamtekie2716 ናይ ሓሶት ሓደ ህዝቢ ፡ ሓደ ልቢ ደቂ መን እየን ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ዕስክርና ዝበልያ፧? ደቂ መን እየን ኣብ ባርነት እስላማዊ ዓረብ ዝሽየጣ ፧? ንደቂ መን እዩ ሃገራዊ ዕስክርና ዘይምልከተን ፧ በዓል መን እዮም ምስ ኣርባዕተ ኣንስቶም ተሓቢኦም ቡን ክሰትዩ ዝውዕሉ ፧? ንመን እዩ ዓረባዊትን እስላማዊት ሸሪዓዊትን ኤርትራ፧ ብናይ መን ደም ስንክልናን ርሃጽን እያኸ እያ እትምስረት፧? ከም ቀደም ይመስለክን፡ ውሕጅ ይወስደክን። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-RHLAULEW-Ik.html
@user-hn1wm2ev6h
@user-hn1wm2ev6h 2 года назад
ባሓቂ ቃልህወት ያስማናል ባሒቂ ቲሚህርቲ ኡዩ ጋራያዋ ቀሳውን መስሎም ዘታሉሉ ድፍተራ ኣለው ጊን ናይ ክርስቶስ ኣግልግልቲ ኢና ኢዮም ዚቡሉ
@selamtesfamaryam5107
@selamtesfamaryam5107 2 года назад
የቅነኣልና ✝️
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና🤲😥💔☝️እግዝኦ መሐሪና ክርስቶስ ካብ ከምዚ ይሰውረና 🤔 መምህርና ይቅርታ ድኣ ግበርለይ እምበር ኣከዳዲናኩም #ተኽለ_ማርሃዲና መስልኩም ክክክክክ
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
ማራራራ ሃዲና ዝረከቦ ሰልጣን ክክክክክ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
@@Embaynesh1083 😂😂😁😁
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
😁😂
@user-pd9sz8ty9g
@user-pd9sz8ty9g 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@user-rn2ch7wl4y
@user-rn2ch7wl4y 2 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet yasemaln 😍😍😍😍🤲🤲🤲😍😍😍👌⛪
@hahayleyoutube9044
@hahayleyoutube9044 Год назад
ኦሜጋ በርትዑ
@awerubegom7346
@awerubegom7346 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና
@salamasalama1703
@salamasalama1703 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ህይወት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@senitsgaey7802
@senitsgaey7802 2 года назад
ቃለሒወት የስምእለና ክቡራት
@haftommeresa1199
@haftommeresa1199 2 года назад
ጉሩም ስራሕ እዩ ብሓቂ continue to be continued
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 2 года назад
Amen amen amen 🙏 tbareku ahwatey
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ምምህርና ሓፍትና
@gshbsbbshshsh2542
@gshbsbbshshsh2542 2 года назад
ብሓ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ብጣዕሚ መምሀረ ዝኮነ ትምህርቲ
@user-gc3os5tc4h
@user-gc3os5tc4h 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅን ትምህርትን እዩ ቀፅልሉ
@user-fs2qz9zp2f
@user-fs2qz9zp2f 2 года назад
ወይ አታ አምላክ ከመይ እዩ እዚ መጀመርያ ናይ ባዕልና ንረአ ደሓር ከኣ እዚ ክንዲዚ እዩ ህዝብና ዝረግፍ ዘሎ በረካን ስደትን ፋሕ ብትን እልና ዘለና ከምኡ ዝበሉ እንተሃለዩ ልባዕልቶም ገደዶም እግዚአብሔር አምላክ ይገስፀም እንተ አንሕና ?
@user-kq5ih8zd9c
@user-kq5ih8zd9c 2 года назад
ቃለ ሕይወት የስመዐልና መምህርና ጸግኡ ብዝሕ ።። ግና ኣይንፃረፍ ኩሉ ንገብሮ ብፍቅሪ ንግበሮ ምእንቲ የሕዋትና ኩሎም መፂኦም ክምሃሩ ።።
@user-fc8kj3rm5u
@user-fc8kj3rm5u 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ እውነት ሲሐቐለ ተሚሂረለ 😁እና ቀፅልሉ ክንደይ ሰብ እኒኦ ሳኣን ምፍላጡ ዝጠፍእ😥
@user-tz6ze3ly2m
@user-tz6ze3ly2m 2 года назад
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ደሰ ዝብል ትምህርቲ ቀፅልሉ
@user-yp2jt2tb3r
@user-yp2jt2tb3r 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና አነስ ብሳሓቅ ቀትልኩምኒ ክቡር ኣቦና ቀፅልሉ 😁😁😁🌹🌹🌹🌹🌹
@ghfghhg6295
@ghfghhg6295 2 года назад
ክቡር መምህርና፡እግዚኣብሔር ፀግኡ፡የብዝሓልኩም፡የከንየልና፡ብታእሚ፡መሃሪት፡እያ።ኣነ፡ንባእለይ፡ከምኡ፡ኣጋትሚኑ፡እዩ፡ተበልኤ፡ከርየ፡ፀበል፡ክንልእከልኪ፡ኢሎም፡ኣታሊሎምኒ፡ እንተዘኪረ፡ብታእሚ፡እዩ፡ዝገርመኒ፡ ኣነ፡ንመጀመርያ፡ግዜ፡ቲኡይ፡ሰብ፡ተረኪቦም፡እለ፡ኣሚነዮም፡መጨረሻ፡ግን፡እንሶም፡ባዕሎም፡ድዮም፡ዋላስ፡ንዕኦም፡መሲሎም፡ብስልኮም፡ዝትከም፡ስብ፡እንድኢ፡ኣይፈለትኩን፡ እታ፡ሓቂ፡ፈታሪ፡ትራሕ፡እዩ፡ዝፈልታ፡እና፡ኣነ፡ከኣ፡እታ፡ፍርዲ ንፈታሪየይ፡ሓዲገ፡ስክ፡ኢለ፡እንሄኩ፡፡
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 2 года назад
ብሓቂ ከምዝትታት የጋጥም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እምበር ኣሕዋተይ ጥዑያት ኣቦታት ክንረክብ እግዚአብሔር ኣምላክ ይፍቀደልና እምበር እና ኣጆኪ ኩሉ ንሰናይ እዩ ዛሓፍተይ እቶም ንሕዞም ኣቦታት ኣስተዉዒልና ንሓዞም
@user-ts2dm5ju3i
@user-ts2dm5ju3i 2 года назад
ቃፅሉሉ ቃለሂወት የሰመዐልና ሓፍትናን ወላዲናን
@user-nz7cv6rr8y
@user-nz7cv6rr8y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኩም ኣቦና ና ሓፍትና ክንደይ ደስ ይብል ትምህርቲኩም ደቂ ዓደይ
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 2 года назад
ዋይ አታ ዘይረአክዋ ነይረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና
@cvxbzfffh8940
@cvxbzfffh8940 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና
@user-jf7ts5wv6n
@user-jf7ts5wv6n 2 года назад
ፀጉኡ,የብዘሐልኩም,,መምህረይ,,ቀፅሉሉ🙏🙏🙏🙏
@albadr2531
@albadr2531 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ብዕድመን ጥዕናን የሓሉወልና ክክክክክክክክክ መ/ርና
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣነስ ኣገጥምኒ እዩ ዋ
@fnfjehrv3868
@fnfjehrv3868 2 года назад
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመአልና👏👏
@user-im7ch3gh4j
@user-im7ch3gh4j 2 года назад
ገምዚ ኣድላዪ ኣይኮነን መምህረይ እናፈለጥና እና ኩሉ ሕማቅ ንሰርሕ ሕማቅ ክንገብር ዝደፋፈአኒ ዘሎ ሩኩስ መንፈስ ብከመይ ከምነርሕቆ ደኣ ክትምህሩና ኣለኩም እምበር ስም ኣምላክ ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ኢሉና እዩ ጎይታ በቲ መንፈሳዊ መልክዑ እንዶ ኣይትምህሩናን ካብ ድራማስ ዋይ ጉድ
@leulnegash6197
@leulnegash6197 2 года назад
Gobez gobez nay behaki ane nbaeley btaemi eu gerimuni kulu coment enteanbebkwos kale hiwet yesmealna eu zbl btaemi eu gerimuni wa keshi wisqi enaseteye drama enteserihu ema etom artistat kea shigara enaseteu enteserihom aytehazomn mnm aymeslomun malet eu
@user-sw3fy1oc8k
@user-sw3fy1oc8k 2 года назад
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልክም 💘💘💘
@user-fv4yf1or1i
@user-fv4yf1or1i 2 года назад
በሓቂ ቃለ ሂይወት ነስመዕን🕊🕊🕊👏👏🕊🕊❤❤❤
@user-ob9bh7qh7c
@user-ob9bh7qh7c 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና
@lmatnguse3449
@lmatnguse3449 2 года назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡራተይ
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ኣብዛ ልበይ ዝነበረት ገሊጽኩምለይ የቀንየልና ክክክክክ
@adfadf1845
@adfadf1845 2 года назад
Kal hiwet yesmeaelna nay bahaki destbl tmhrti ketsllu
@Endrtaweit
@Endrtaweit 2 года назад
ቃለ ሰናይ የስማዓልና መምህር ፀጋኡ የብዝሕ kkkኮሞንቲ ከምብብ ፀኒሐ ተኽለ ማርያም መሲሎም ተይኮይኖም አለ ሰሓቅ ሞይተ💛❤ መምህር ብዛዕባ ሰግዳን አሰ መሃሩና
Далее
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 1 млн
РУБИН - ЗЕНИТ: ВСЕ ГОЛЫ
01:03
Просмотров 202 тыс.