እዚ ትምህርቲ’ዚ ብምኽንያት በዓል ሕዳር ጽዮን አብ 2014፣ ”ኩሎም ወለዶ ብጽእቲ ክብሉኒ እዮም ! “ (ሉቃ 1፣48) ብዝብል ኣርእስቲ ፣ ስለ ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክብርን ዕቤትን ዝገልጽ፣ ስርዓቱ ዝሓለወ ናይ ኦርቶዶክስ ትምህርቲ እዩ፣፣
7 окт 2024