ኤምባፔ ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ይጽንበር ኤምባፔ ንፈለማ እዋን ማልያ ሪያል ማድሪድ ተኸዲኑ ናብ ስታድየም ሳንቲያጎ ኣብ ዝ ኣተወሉ ኣስታት 80,000 ተዓዘብቲ ኣብቲ ስታድየም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ’ሎ።ኤምባፔ ምስ ሪያድ ማድሪድ ናይ 5 ዓመት ኮንትራት ምፍራሙ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩ።
16 окт 2024