Тёмный

▶️ ደቡብ ኢትዮጵያ -- 157 ሰባት ብምህማም መሬት ሞይቶም 

VOA Tigrigna
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 335
50% 1

▶ ደቡብ ኢትዮጵያ -- 157 ሰባት ብምህማም መሬት ሞይቶም
ኣብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ክልል ደቡብ ብዝሃረመ ከቢዲ ዝናብን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ምህማም መሬትን ብውሑዱ 157 ሰባት ምሟቶም ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ። ትማሊ ሰኑይ ብዝሒ ምዉታት 55 ተባሂሉ እኳ እንተ ነበረ መስርሕ ድልያን ህይወት ኣድሕንን ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን ግን ሎሚ ሰሉስ ብዝሒ ምዉታት 157 ምብጻሑ ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ኣቶ ዳግማዊ ኣየለ ኣመልኪቱ።

Опубликовано:

 

16 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@Wubalemmamo-y1h
@Wubalemmamo-y1h 2 месяца назад
😢😢😢😢😢💔💔💔💘💘💘
@aynfalaleeritrea7204
@aynfalaleeritrea7204 2 месяца назад
ሕማቕ ኣጋጣሚ! RIP! ንስድራ መወትቲ ጽንዓት ይሃቦም።
@ahmadAhmab-pe1ew
@ahmadAhmab-pe1ew 2 месяца назад
😢😢😢😢😢ያአላህ
Далее
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ
29:41
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Просмотров 3,8 млн
Cole Palmer Revenge vs Man City 🥶
00:20
Просмотров 2 млн
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ
29:41
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Просмотров 3,8 млн