▶ ኣብ ኣመሪካ ስደተኛታት ድምጾም ክህቡ ይኽእሉእ'ዶ?ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ክመርጹ ይኽእሉ’ዶ? እቲ መልሲ ክሳብ ዜጋታት ዝዀኑ፡ ኣይፋል’ዩ። ሓደ ስደተኛ ናብ ዜጋ ንኽሰግር ድማ በበይኑ መስርሓት ክሓልፍ የድሊ። ንሱ ድማ ፈለማ ንናይ ነባርነት ወረቐት ክሕዙ የድልዮም።
Развлечения
13 май 2024