#tigray #eritrean #tigrigna #recommended
ኣያ ተኸስተ ቲክቶክ ጀሚሮም...ህፁፅ መልእኽቲ ቀልጢፍና ንብፀሓሎም
ኣብ ናይ ሎማዓንቲ መደብና
ንሰምሃል ጓል ዘርኣብሩኽ ኣደንጊፀያ ብዛዕባ እዚን ብዙሓት ዘስሕቑን ዘዘናግዑን ቪድዮታት ቀሪብናልኩም ኣለና ከምኡ ውን በቶም ዘስሕቑ እንዳሰሓቕና ነቶም ዓገብ ንዝበሃሉ ሓቢርና ዓገብ ንበል ።
ሰናይ ምክትታል!!!
#tigray #gereemun #tigrigna
27 авг 2024