Тёмный
No video :(

🛑 ተዋሳኢት ገሬ እሙን ሮዳስ(ርግኣት)ምስ ተዋሰኣይ እንዳ ትሕሽ የማነ(ገብሩ)ዝገርም ፃንሒት። 

Lwa Tube
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

share..like..subscribe ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

Опубликовано:

 

14 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 237   
@user-gi1ly3uv1l
@user-gi1ly3uv1l 10 месяцев назад
ብሓቂ ስደት ሕማቅ እዩ እስኪ ኣምላኽ ስደትና የሕፅረልና ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 👏♥️
@mmpp7573
@mmpp7573 11 месяцев назад
ናይ ባሓቅ ስደት ኹፉእ እዩ አብ ስደት ዘለና ብሰላም ናብ ገዛና ይምለሰና እግዚአብሔር አምላክ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 11 месяцев назад
ሮዳሰይ ኣነ እውን ኸምቲ ናትኺ እየ ዝምነ ነዚ ሓላል ህዝበይ ኣምላኽ ሙሉእ ሰላም የውርደሉ🙏😌
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 11 месяцев назад
ርግኣተይ ሓሳብኪ ልብኪ የስምረልኪ ብሓቂ ተመሲጠ ሰሚዐኩም ገብሩዋይለ ብልፅ ኢካ ኣጆኩም ብጣዕሚ እየዝፈትወኩም😘❤️❤️💙
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 11 месяцев назад
ስደት የጥፍአ አወ 😭😭አሞ ዓድና ክንምለስ ንደሊ ኣፍደገ ሲኢና ድምጺ አንዶ ኩኑና
@user-iy3jv5ok6w
@user-iy3jv5ok6w 10 месяцев назад
ተጋሩዋኒ ኩሉ ግዜ ሳሓቅለይ❤❤ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና❤❤❤
@rozar227
@rozar227 11 месяцев назад
ርግተይ ለባመይ ሃፍትምኻስ ንፁጉማት ምርዳእ ሓቂ ይሃብኺ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fjb5157
@fjb5157 11 месяцев назад
ስደት ዝሞከሮ እዩ ዝፈልጦ በተለይ ናይ ሱዑዲ መንገዲ ልፀላኢኻ ኣይሃቦ ዋንኡ ብሰላም ዓድኻ ኣቲኻ ናብዚ ምብፃሕካ ተመስገን እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 11 месяцев назад
ገብር ዋ ሰደት መፅእኻ ነብርኻ ድኻ ሰደት ክፍእ እዩ 😢❤❤❤🙏
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 11 месяцев назад
በሓቂ ስደት ክፉእ አዩ😢
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 10 месяцев назад
ብሓቂ ሰድት ክፍእ እየ😢
@user-bp1ue6fx4w
@user-bp1ue6fx4w 11 месяцев назад
ቡሉፃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 11 месяцев назад
ኣሜን ብሰላም ይምለሰና ንሰኹም እውን ብሰላም ፅንሑና ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 месяцев назад
ገብሩዋይ ድኣ ሓፀልፀል ኣብ ዓዲ ዓረብ እንዲኻ ፈሊጥካያ 😄❤️ ርግኣተይ ሽኮር ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ❤️😘
@fanafani2638
@fanafani2638 11 месяцев назад
ሰብ ኮይኑ ንስዕዲ ዓረብ ኣይሰደት ወገናተይ😢ዘለናዮ ባዓልና ንፈልጥ 😢
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 10 месяцев назад
❤❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 11 месяцев назад
ርግኣተይ ንምንታይ ጠፊእኪ ፅብቅቲ ሓፍተይ💚🌻 ገብሩ ብሉፅ ሰብ🌻😍
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 11 месяцев назад
😢እዋይ ስደት ረሳሕ መፅኻ ነርካ ድኻ ገብርዋይ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ስደት ከብድ እዩ ናዓና ዉን ከማኻ የማስለና ናዓድና ክንኣቱ😢😢😢
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ገብሩዋኒ❤❤❤❤
@fayaz3598
@fayaz3598 10 месяцев назад
ኣነለ 80ዓመት ብድኽነት ክነብር ይሐሸኒ❤
@meryemm2193
@meryemm2193 11 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ስደት ረሳሕ እዩ ግን ኣለና ዓዲ ዓረብ ❤❤❤❤❤❤ክሳብ ዓድና ናኣቲ ብናፍቆት ሞይትና ኣለና ግን ኣምላክ ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ዝሃበና ፈጣሪ❤❤❤❤
@sweetbrhanu9661
@sweetbrhanu9661 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንስኻ ዉን ሰላምካ ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 11 месяцев назад
እወ ስደት ስደት ረሳሕ ኣሕዋትና ወዲኣቶም 💔💔💔💔💔💔💔💔😢💔😢💔😢💔😢
@Hareg675
@Hareg675 11 месяцев назад
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ስደት ረሳሕ እወ ከመይ ከም ዝኣተና ንድሕሪት መሊሱኒ😢 መን ይርደአካ እሞ ክንደይ ህፃውንቲ ፎቆዶ በረኻ ይተርፉ ኣለው ኣዲኦም ትቁፀሮም😢 እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣኸልና🙏
@user-sh4ox5pt6u
@user-sh4ox5pt6u 11 месяцев назад
ሰላም ኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ማዓረይ 🌼ታይ ድኣ ርግኣተይ ጠፍእኽ እንካዕ ብሰላም መፃእክ 🌼 🌻 🌼
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 11 месяцев назад
እውይይይይ ሰደት መፂኻ እሞኻዓ ንሰዕዲ 😢😢😢ኡይይይይይ በል እንዃዕ ብሰላም ተመለሰካ የናብዛ ብርኽቲ ዓድኻ 🙏💖💖
@Selu-dg2cj
@Selu-dg2cj 10 месяцев назад
ርግኣተይ ምቅርቲ ደስ ክትብለካ ሰሓቃ ❤ተጋሩዋይ ላሰሓቅኩም ንበሩለይ❤
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 11 месяцев назад
እንዃዕ ዳሕና መፃኡከ ተጋሩዋይ ብጣዓሚ እየ ዝፈተወኩም ሓሳብ ልብኪ የሰመረልኪ ዝያዳይ❤❤❤
@user-ox6ce2vf7t
@user-ox6ce2vf7t 11 месяцев назад
ተጋሩዋኒ ፅርያት ❤❤❤❤ኣጆኹም ኩላትኩም ጎብዛት ኢኩም
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 11 месяцев назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ገብሩይ ሓፀልፀል ርግኣተይ መታኽንት ቤት ሃይላይ ፍቕሪኹም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ሰሱኑለይ_
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤
@rozar227
@rozar227 11 месяцев назад
ገብሩ ለባመይ ተመዛብልቲ ናብ መረቦቶም ክምለሱ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 10 месяцев назад
ብሓቂ ስደት ረሳሕ እዩ 😢እና ሰላም ንዓኩም❤❤❤❤❤
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-wr5bb1qk6y
@user-wr5bb1qk6y 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ🎉❤
@dswfdawr8570
@dswfdawr8570 10 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ሰድት ሕማቅ አዩ😢😢😢
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 10 месяцев назад
tegarway❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-js6mb9zd3h
@user-js6mb9zd3h 11 месяцев назад
ፅሩያት ብሓዱሽ ክቴመፁና ተስፋ ንገብር
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l 11 месяцев назад
ባሓቂ ገብሩ ስደት ከርተት እዩ😢ከማኣ እለ ኣትየ ሕጂ ኣብ ሰደት ይረከብ😢
@SarahAbirahim
@SarahAbirahim 10 месяцев назад
በዛኹም ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኣሕዋትና ን ህፃውንት ኣደታት ድምፅ ንኹኖም
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl 11 месяцев назад
ጎቡሩን ርጋኣትን ክፈትወኩም ኣነስ ❤❤
@qedamihuleqal3608
@qedamihuleqal3608 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 10 месяцев назад
ገብሩ ሽኮርርርር ክፈትዎ መዓረይ ❤️❤️❤️❤️❤️🥰
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 месяцев назад
ረግኣት ለባም ሃልዩካ ሰናይ ሰራሕ ገይርካ ምሕላፍ❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 3 месяца назад
❤❤❤❤
@user-zv5zp3rr9l
@user-zv5zp3rr9l 4 месяца назад
❤❤❤ይመቻኩም ምቁራት
@tsgeselamyoutube8746
@tsgeselamyoutube8746 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-js7dx7dh1k
@user-js7dx7dh1k 11 месяцев назад
ኣይይይ ናይ ስደት ነገር ዘርዚርካ ኣይወደኣን ግን እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ❤❤❤
@Sosial3187
@Sosial3187 10 месяцев назад
ጎብሩ ከመይ ገይሩ አዩ ዝጥምታሎ 😅😅
@asteralemseged281
@asteralemseged281 4 месяца назад
ሓቢዋ እዩ ዝመስል ምድፋር እዩ አቢዎ😁
@destagmeskel8412
@destagmeskel8412 10 месяцев назад
ደስ በሃሎ ደቂ ዓደይ ገብሩ ኣነጋግራኻ ደስ ኢዩ ዝብለኒ
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 10 месяцев назад
ሰደት ሕማም ሞት ጭንቀት 😢😢እዩ ኣምላክ ሰደትና የሕፅረና❤❤❤So ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@tfjgghhhghhhjhg5770
@tfjgghhhghhhjhg5770 10 месяцев назад
አሜን/3❤
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h 10 месяцев назад
እወ ናይ ብሓቂ ስደት ኩፉእ እዩ ግን ስደት ንህይወትኻ ብናተይ ወገን ብጣዕሚ እዩ መምህሪ😢😢🥰🥰💊💊💊
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 8 месяцев назад
🎊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jge7tye640
@jge7tye640 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ ፃሓይ ገፆም ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ሮዳሰይ ምቅርቲ❤❤❤❤🎉
@rozar227
@rozar227 11 месяцев назад
ገብሩ ስደትና የሕፅሩ ዓድና ይመለስና ብሓቂ ስደት ብጣዕሚ ሕማቅ እዪ ተትክዮ እዪ
@user-xn4yx2wx3z
@user-xn4yx2wx3z 10 месяцев назад
ብትክክል ናይ ተመዛበልቲ ጉዳይ
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 10 месяцев назад
ሰብ ኮሞኒቲ ግን ናይ ገዉሩ ኣጣማምታ ከመይ ኢሉ እዩ ዝጥምታ ዘሎ ትቡሉ ተፈጥሩኡ እዩ ዝመስል ደስ ክበለካ ባባ ገውሩ❤❤❤ ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ፍትውትው❤❤❤❤❤❤
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 11 месяцев назад
ሮዳረይ100%ጎበዝብወገነይ'ውን(40)ነቢረ ንዘንት እለት ዝዝከር ቅዱስራሕ መሰራሕኩ።
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 10 месяцев назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩም! ብፍላይ ሮዳስ(ርግኣት)ብጣዕሚ ጠፊእኺ ብሰላም ድዩ?
@edenaraya9795
@edenaraya9795 11 месяцев назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ 🙏❤️
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv 11 месяцев назад
ሽኮራተይ❤💐💊
@qq88ppp32
@qq88ppp32 10 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ስደትና የሕፅሪ ስደት ሕማቅ😢😢😢😢
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 11 месяцев назад
Regeat shekor betami rogedeki mearey kensey dea mearey
@bortokala2241
@bortokala2241 10 месяцев назад
ሰደት ሰዲ😢😢😢😢😢
@mirimiri4140
@mirimiri4140 11 месяцев назад
ኣነሰ ክፈትዋ❤ ንርጋዓት
@betegaltigray1989
@betegaltigray1989 11 месяцев назад
ብሰላም ምፁን ንሕና ውን ንፅበየኩም ብሃረርታ ንበሩልና ❤❤❤❤ትግራይ ንዘለኣለም ትነብር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetkidane4266
@hiwetkidane4266 10 месяцев назад
ኣሰይ ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ❤❤
@borhanborhan1453
@borhanborhan1453 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤ዋኣዉ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-qo9zi6ug2r
@user-qo9zi6ug2r 11 месяцев назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤wawww rodasy ❤❤❤
@user-li4oz5lf5c
@user-li4oz5lf5c 10 месяцев назад
ገብሩ ንገቹ ንሓንቲ መዓልቲ ወንበርኻ ሃቦ ንበሎ😢😢
@user-of7qy5cf1d
@user-of7qy5cf1d 10 месяцев назад
የምየይ❤
@hushgwyy1916
@hushgwyy1916 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤ des bahalti
@ghereruessom4568
@ghereruessom4568 10 месяцев назад
ኣንታ ገብሩስ ጎቦ ዓይኑ ሰሰሪቁ ኢንዳ ጠመታ ንሮዳስ ኣሸጊርዋ ብሓቂ ደጊምካ ርኣያ ኢዛ ቪዲኦ ዳኒ ክክክክክ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ካብ ብርጌድ ንሓመዱ
@fayaz3598
@fayaz3598 10 месяцев назад
ታይ'ሞ ይምልከተካ ጦሙሷቕ በርገር ንሓመዱ😏
@user-eq4jn7uy3f
@user-eq4jn7uy3f 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ሮዳስ ምቅርቲ ክፈተወኪ ምዓት❤❤❤❤
@abadiabadi7016
@abadiabadi7016 11 месяцев назад
❤💛💛❤💛❤💛💛❤💛❤
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 10 месяцев назад
Hade hade kalat amharina kalat thwsu ekum mearemta gberlu
@user-zv1cf6sw2x
@user-zv1cf6sw2x 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nigstimebrahtu4217
@nigstimebrahtu4217 10 месяцев назад
እንኳዕ ትግራይ ፈትኹም ደቀ ዓደይ ኩርዓተይ❤❤❤❤
@gvbh9715
@gvbh9715 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤
@user-qs1wf1bl3w
@user-qs1wf1bl3w 11 месяцев назад
እርጋት ውፍረት ሲያምርብሽ ዋው በጣም አሙሮብሻል ግን እየሞትሽ ነውና ሰውንትሽን አስተካኪይ ውፍረት ለዛውም በዚህ እድሜ ተይ ራስሽን ተመልከቺ ሽንቀጥቀጥ ነውጂ
@mobaramobarak5256
@mobaramobarak5256 11 месяцев назад
እሰይ ፅብቓተይይይ
@afgcg5271
@afgcg5271 11 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ስደት ሕማቅ እዩ😢
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 11 месяцев назад
ኣታ መንሞ ሰማዒ ሰደት ሕማቅ እዩ ኢልናንዶ ሰማዒ ሰኢንና 😯😯እምበርሰደት ዳኣ😢😢😢
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 10 месяцев назад
Wow ገለ ዓይነት ❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 11 месяцев назад
I love ❤️ it
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 10 месяцев назад
ደቂ ሓላል መሬት❤❤
@letslats9259
@letslats9259 10 месяцев назад
ቡርካተይ 😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤
@menkemtg6761
@menkemtg6761 11 месяцев назад
We love you all
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 11 месяцев назад
ኣይ ሰደት😢😢❤❤❤❤❤🎉🎉
@shewetabrah8475
@shewetabrah8475 10 месяцев назад
💘💘💘😘😘😘
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 10 месяцев назад
❤❤❤
@user-eh9js4ew5c
@user-eh9js4ew5c 11 месяцев назад
ድሕሪ ኲናት ሓታቲ. መምህር ተምሃሮ ትማሊ ኣበይ በፂሕና ነይርና? መለስቲ .ተምሃሮ ደብረ ብርሃን
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 11 месяцев назад
አታ እንታይ ጌርናኩም😂
@user-qk3is4qs4q
@user-qk3is4qs4q 10 месяцев назад
ኣነ ሃፍታም ይሓይሽ🤲🥰
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 11 месяцев назад
ንሕናለ ንፈትወኹም ኢና ❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 10 месяцев назад
ኣጋ መወዳእታ ኣዳናጊፅኩምና😂 ርግኣተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ❤
@biniamandegiorgis9803
@biniamandegiorgis9803 10 месяцев назад
Good job
@aotali8812
@aotali8812 10 месяцев назад
❤❤❤❤😊
@konjo-vq9bz
@konjo-vq9bz 10 месяцев назад
ጽቡቃት ደስ በሃልቲ ❤️
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 11 месяцев назад
😅❤❤❤des buelo ketellu
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z 10 месяцев назад
🎉❤🎉❤🎉❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 10 месяцев назад
ብሓቅ ስደት ሕሱም😢ዝፈተኖ እዩ ዝፈልጦ😭
Далее