Тёмный

🛑 ናይ ትማሊ ዲያስፖራ ናይ ሎሚ ኮማንዶ ተ/ጋ ኣሉላ ፍሉይ ምድላዉ በዓል መስቀል 

ገድሊ Plus
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 70 тыс.
50% 1

ንተጋዳላይ ኣሉላ ወልዱ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914427671 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus t.me/Gedli_plus / gedli_plus / @gedli_plus
For More Videos / @

Развлечения

Опубликовано:

 

27 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 369   
@Gedli_plus
@Gedli_plus 8 месяцев назад
ንተጋዳላይ ኣሉላ ወልዱ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914427671 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@hyabGebre-im6zd
@hyabGebre-im6zd 8 месяцев назад
ተጋሩ 1k like ጥራሕ ግጨዩኒ🤗
@user-qi6hy5zg3p
@user-qi6hy5zg3p 8 месяцев назад
ኣቤት ለመና😉👍🤣
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 8 месяцев назад
ተ/ጋ ኣሉላ ጅግና እንዃዕ ብሰላም መጻኻ ስለቲ ኩሉ ነገር ዝገበርካዮ ከኣ የቀንየልና ክቡር ሓወይ👏💛❤😍
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 8 месяцев назад
እዞም ተጋሩ ክትፍተዉን ጀጋኑ መን ከማኹም : እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ጀግና ::
@yonashabteslassie5192
@yonashabteslassie5192 8 месяцев назад
Tegombahalom kkkkk
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 8 месяцев назад
@@yonashabteslassie5192 ዋይ ታይ ትባኩዕ መፂእካ ገዛ ጀጋኑ ቡሱሩካ ናብ ዝይትኣትዉዎ ኣሎዶ በቃ ጠዉሎቅ ከም ሃመማ😁😁😁
@user-jk6wq1uv6h
@user-jk6wq1uv6h 8 месяцев назад
ኣፅቢ ኣደይ የዋህ ህዝቢ ኣሉላ ሓወና እዉን ኣንኳዕ ሰላም መፁኻ🙏❤️💛✊
@user-mx5fx1bi3t
@user-mx5fx1bi3t 8 месяцев назад
መግለፂ ቃላት ስኢነሉ ጅግና ፣ተባዕ ትግራዋይ ❤❤❤❤
@hg2540
@hg2540 8 месяцев назад
ገድል plus ዝፈትዎ ብፍቅሪ እዩ ጀጋኑና ተቕሪብልና ስለዘለኺ ሄለን ክብረት ይሓበልና ብጣዕሚ ነምስግነኪ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 8 месяцев назад
እፉ ጎይታዋኒ ዙናይ ገፁ ዘሎ ፍሸክታ ጦሙይ የዕነገሊ እንኾዕ ብሂወት ተረፈካ❤❤
@fultoneth9869
@fultoneth9869 8 месяцев назад
ይህ ትውልድ ሊጠና ይገባል ❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 8 месяцев назад
TYKIKELEY
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 месяцев назад
ሰለቲ ዝገበርካልና ኩሉ ብልቢ እየ ዘመሰግን 🙏 ኣነ ብወገነይ 💖💖💖💖💊👈
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 8 месяцев назад
ኣንቱም ጀጋኑ እስኪ እግዚአብሔር ይሓግዘና ጀጋኑና
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 8 месяцев назад
እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና ክቡራተይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ክቡር ሓውና ብሓቂ የሐዝን እዩ ምስትውዓል ይዓድሎም ቶምካምኡ ዝገብሩ ዘለዉ 😢😢😢
@user-qi6hy5zg3p
@user-qi6hy5zg3p 8 месяцев назад
ኣሉላ ሓወይ እንዃዕ ብሂወት ተመለስኻልና 🙏💜😊
@selamangesom2536
@selamangesom2536 8 месяцев назад
ተጋዳላይ ፍልይ ልበለ ክብሪ እዩ ዝግብኦ በቲ ዝኾን ዘሎ ልብና ተሰይሩ እዩ😭💔
@almaz.8056
@almaz.8056 8 месяцев назад
We proud of you bro 💪 Thank you for your service Our hero’s TDF forever. We love you all so much for your service ❤
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 8 месяцев назад
❤❤❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 8 месяцев назад
ጎይታዋይ ዋላ አንሕና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣፅቢ ዓደይ ሓላል ህዝቢ❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤😊
@user-tm5dk8dd7q
@user-tm5dk8dd7q 8 месяцев назад
ጅግንነቱኩም ቃላት ኣይጎልፆይ ክብሪ ናዓኩም Tdfy❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 8 месяцев назад
ብሓቂ ኣሉላ ሓወይ ተጋድልቲ ክብሪ ይግበኦኩም እምበይ ከምዝይ ኣይግቦኦኩሙይ ነይሩ ዞም ኣሕዋተይ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን እዞም ብሂወት ዘለዉ ኣሕዋተይ ክብሪ ክስእኒ ክርኢ ከለኩስ ዞም ዝመቱ ኣሕዋትና ይሐሹ እየ ዝብል ኩሉ ግዜ እፍፍፍ ኣረ ተጋሩ ክብሪ ንሃቦም ባዕልና ንባዕልና 😢😢😢😢
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 8 месяцев назад
አሉላዋይ እንኳ በሰላም መፃእካ ክብር ንአኩም ሳላ እሰካትኩም tdf ❤❤❤ አታ በላኢ መንእሰይ ትግራይ ጀነራል ዮሀንሰ ገብር መሰቀል ናይ ታሪክ ሀተላ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 8 месяцев назад
❤❤❤❤ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ናተይ💋💋💋♥♥♥♥♥♥TDF my king ንስኩም ዶ ትብደሉ እህም😢😢😢
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤የተለየ ህዝብ ❤❤❤ ጅግናና ነምስግን እንዃዕ ብሰላም ተመለስካልና ማዓረይ
@user-im4px3sh1k
@user-im4px3sh1k 8 месяцев назад
አጆኻ ንስኻ ሓላፍነትኻ ተዋፅእኻ እኻ አካለ ስንኩል ተጋዳላይ ዝፀልእ ተሃልዩ ንሱ ክስምዖዝግብኦ አጆኻ አምበሳ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 7 месяцев назад
ትግራይ ዓዲ ትወልዲ ጀጋኑ ግን እንታይ እሞ ይኸውን ምመሊስኪ ትበልዕዮም 💔💔😭😭😭 ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 месяцев назад
ጅግንነትካ ብጣዕሚ እዩ ዘሐጉስ ሓወይ መዓረይ ❤❤❤❤
@michotturuneh3814
@michotturuneh3814 8 месяцев назад
ጅግና ትግራዋይነት ምችው ንሮ ዘይኮነስ ሰላማዊ ንሮ ዝደሊ ትርጉም ሰላም ኣዝዩ ዝተረደኦ ጅግና ፍጥረት እዩ🙏❤💛
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ክብር ሓወይ❤❤❤ ቃላት ሲኢናልካ
@gideyberhane2123
@gideyberhane2123 8 месяцев назад
እንዃዕ ነዚ መዐልቲ ዘብፀሕካ ወዲቶም ሰረሕቲ ቅያ ጅግና TDF ቃላት ይሐፅረናሎ ንኽንገልፀካ አሉላዋይ ።👌👍🙏❤️💛❤️
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 8 месяцев назад
ኣምላኽ ፈረ ፀዕራኩሙን መስዋእትኩምን ገሁድ ይኩን ህዝብና ግን ክሕደት የረኢ አሎ አረ ደም ዘከፈለልካ ከምዚ ኢሉ ከመረር የሕዝን
@fisihatadessetesfaye9877
@fisihatadessetesfaye9877 8 месяцев назад
ሐቅኻ አታ ጀግና ሐውና ካብ እግዝአብሔር ቅድስት ማርያም ቅዱሳን መላእክት ቅዱሳን ሰማእታት ቃፅልካ ንአኹም እዩ ነይሩ ሙሉእ ኺብሪ ድግበኦኩም።ግን አይትገበረን።ትሐዝን
@medimb4269
@medimb4269 8 месяцев назад
እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ከምኡውን ኣሉላ ሓውና እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ንበሩልና ጀጋኑና ሄሉ ሓፍተይ ሃይልሽ ክራር እባ ኣቅርብልና እንተሃሊዩ ❤❤❤❤
@Tglove--
@Tglove-- 8 месяцев назад
ናይ ኩሉ ግዜ ምስነብሰይ ዘዕልሎ ነገር ሃይሉሸይ ይህሊ ዶ ይኮን🥺🥰
@galtgiray9595
@galtgiray9595 8 месяцев назад
ኣምላከይ ሃይልሸይ ሓንቲ መዓልቲ ክርኦ በቃ ይፅበ😢 ክፈትዎ ❤
@Tglove--
@Tglove-- 8 месяцев назад
@@galtgiray9595 ዋላ ኣነ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅብቅ የስመዐና ኣቢቲ ጭንቂ ግዜ ተስፋ ዝኮነና ዝነበር ጅግና ሃይሉሸይ🥰🥺
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 месяцев назад
ይበል መደብ አቅራቢት ምስ ክቡር ጋሻ ❤ ናይ ታክሲ ነገር ብጣዕሚ እዩ መሕመሚ 😢
@lulaweldelchel8502
@lulaweldelchel8502 8 месяцев назад
Alula is a hero and an honest young man.God bless you! Peace ✌️ for people Tigray! Honer and hero so we should respect you I believe that explanation! Viva Tigray!
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 месяцев назад
አስይ አነስ ናይ ተጋደልቲ ቃል ምሕተት ደስክብለኒ አና ተጋዳላይ አሉላ ጀግና ኢካ ብሓቂ የቅኒይልና ኩቡራት ተጋደልትና ጀጋኑና ክብሪ ናዓኩም ❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 7 месяцев назад
ጅግና ተጋዳለይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ንዞም ብእንቲ ብጃ ህዝቢ ትግራይ ክብር መስዋእቲ ዝከፈሉ ክብርን መጎስን ይግበእም ብሓቂ ስለ ጀጋና ተጋድልቲ ከሓስብ ከለኩ ስቅ ኢለ እየ ዝግረም ብቃ ብዝኮነ ቃላት ተጠቂምካ ክትገልፆ ዓቅሚ ይስእን ብሓቂ ናይ ጀጋኑ ጅጋኑ ኢኩም ❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏 ክቡር ሓው ❤❤❤
@AskalAyayi-vy4tz
@AskalAyayi-vy4tz 8 месяцев назад
ፍሉይ ፍጥረታት ተጋሩ እንኳዕ ካባኩም ፈጠረኒ 🙏❤
@kekobmelesmeles1889
@kekobmelesmeles1889 8 месяцев назад
Ale Arkey sile zireakuka bitaemi eyu des eiluni ziarkey I prude you 💪💪💪
@hadish6221
@hadish6221 8 месяцев назад
ኣሉላ ጅግና ኣሰርካ ክንክተል ኢና ዝሐወይ ኣጆና ጥራሕ እቲ ቃልሲ ተጀሚሩ እንበር ኣይተወደአን
@BrtuBrtu
@BrtuBrtu 8 месяцев назад
የቅንየልና ጅግና ሓውና ንህዝቢ ምዕራብ ድምጺ ስለ ዝኮንካ ብሓቂ ኢካ ምንጪ ሃፍቲ ትግራይ ምዕራብና እያ ብዘይ ምዕራበይ ትግራይ ዋጋ የብላን
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 8 месяцев назад
ናይ ትግራውስይነት ጅግንነት ክስነድ ኣለዎ ብፍላይ ናይዚ ሓዱሽ ወለዶ ጅግንነት ❤
@samigebre7828
@samigebre7828 8 месяцев назад
ጅግና ሓውና ❤❤❤ መደብኩም ፈቲናዮ ንፍትሒ እውን ኣምፅእልና በጃኹም
@user-wz8mj5fx6o
@user-wz8mj5fx6o 7 месяцев назад
ይግርመካዩ አቦይ 77አመተምህርት ተዋጊኡ አዋጊኡ ሰዒሩ ሰላም አምጺኡ ዉጉእ ሓጻውን መሊእዋ ኣእጋሩ ጡራታ ወጸዩ እዚ ኩሉ ክንግራና ግን ፊሊሚ ይመሰላና ነይሩ😢ለከስ ታኣምር እዩ ብዓይኒ አሚነሉ ሕዘወን ከውሪይካ አቦይ ኢሉ ወጸዩ ሓወይ ዓወት ተሰዊኡ ብጃ ትግራይ😢 ክብሪ ናዓኩም❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 7 месяцев назад
ብሓቂ ዋላ አነ ባባየይ ከዕልለኒ ከሎስ ምንም ዘይመስለኒ ብረቱ ታዓጢቀ አብ ገዛ ይቅልድ ጥራሕ ኔረ ሐዚ ግን ብዙሕ አስተማቂረ😢
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 8 месяцев назад
ቅድኻ ድኣነ ትላዛኡ ኣንደበቱ ዞም ጀጋኑና ንtdf ክብሪ ዘይህብ ትግራዋይ ተልዩ ገደል ይግባእ👏♥️❤
@HdtTee2
@HdtTee2 8 месяцев назад
ጎይታዋይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ትግራዋይ ማለት እኮ መግለፂ የብሉን ኣቤት ጀግንነት ፅላኢ ዓይነኩም ይደፈን
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ተጋሩዋኒ ምቅራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና😢😢
@jadnawfal3534
@jadnawfal3534 8 месяцев назад
እንኳን በሂወት ተረፍክ ንግግርክ ቢያስቀኝም በዛው ያሳዝናን ቀረሃብ ያጣናቸው ታጋዮች አሉን❤❤🙏
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 8 месяцев назад
ሓቦኡ ደሰ ክብለካ አሰይይ ፍሸክትኡ ማዓረይይ❤❤❤❤
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 8 месяцев назад
❤❤❤T D Fይ ዓለመይ😢😢 ቓደመኩም❤❤
@LETUSHHADERA-ec7qt
@LETUSHHADERA-ec7qt 8 месяцев назад
መግለፂ ቃላት ስኢነሉ ጅግና ብፃየይ ፣ተባዕ ትግራዋይ
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 7 месяцев назад
TDF deserves the highest respect. Thank you for your service, and God bless you for giving your life to protect the people of Tigray ❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 8 месяцев назад
ብትክክል ገድሊ ደስ ዝብል ስቓይ እዩ😢😢
@user-pz2tk1oh6y
@user-pz2tk1oh6y 8 месяцев назад
ሰላምምምምምም ኣብ ኣርሚ 11 እየ ነይረ ኢልካ ሓወይ እውን ኣርሚ 11 እዩ ነይሩ እንተኮነ ግን ድሃዩ ሲኢና😔 ብጣዕሚ ኣብ ሓያል ጭንቂ ኣለኩ በጃኩም ኣሕዋተይ ንኣሉላ ክረክቦ ሓጉዙኒ ክጥይቆ👏
@alemdesta454
@alemdesta454 8 месяцев назад
ስልኪ ኮ ኣለኪ ክብረተይ ኣምላክ ምስኡ ይኩን ናኩላትና እዮም ፅጋበይ❤😢
@bettyboo7783
@bettyboo7783 8 месяцев назад
እድመን ጢኢናን ይሀብካ ጀግና ወድቷም ጀጋኑ ተባረክ ኣንበሳ
@elfwgare6576
@elfwgare6576 8 месяцев назад
ቃላት የብለይን የቀንየልና ክቡር ሓዉና 🙏❤️
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 месяцев назад
ጅግና ሓውና ኣሉላ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ተባዕ ትራዋይ ብሓቂ ወድህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 8 месяцев назад
ኣሉላየይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ተጋደላይ❤❤❤❤
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤
@shewittesfay161
@shewittesfay161 7 месяцев назад
እንኳእ ቢሂወት ተረፍኳ ጎይታዋይ ኣነስ ጅግንነትኩም ክርኢን ክሰምእን ከለኪ ብጣእሚ እየ ዝቀንእ እንኳእማ ኣማእዴ ዝርኤኩም ኣይኮንኩ ❤❤❤❤❤❤
@user-uj4or5hn1w
@user-uj4or5hn1w 7 месяцев назад
ኣሌ ሓወይ ጅግና ሰራሒ ቅያ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 8 месяцев назад
ጀግና ወዲ ሐራስ ነብሪ ትግራዋይ ኢኻ
@Treettil
@Treettil 2 месяца назад
ጀግና ተጋዳላይ ወርቂ ❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 8 месяцев назад
ጅግና መዓረይ♥♥♥♥ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑዋይ ተጋሩ ጽሩያት♥♥
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 7 месяцев назад
ኣሉላ ሓወይ ጅግንነትካ መግለፂ የብለይን ጅግና TDF✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t 8 месяцев назад
ጀግና ሓወይ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ይእልሸካ ነይረ መድሕን ህዝቢ❤❤
@sabatadesse-lee618
@sabatadesse-lee618 8 месяцев назад
I always appreciate the young men and women of TDF. ❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 8 месяцев назад
አነሰ ክፈትወኪ ዛሓፍተይ ረጋዕታኪ ኣካዳድናኪ ብልፅቲ ኢኪ ዛሓፍተይ ቀፅልዮ❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 8 месяцев назад
Our hero TDF Alula- amazing heroism like your name. Thank you for defending Tigray and its people. Tigray the Land of Heroes!!
@user-qn8wn1hk2b
@user-qn8wn1hk2b 3 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ኣሌ ሓወይ
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 8 месяцев назад
My 👑 ❤️💛👌ቃላት ይሓፅረኒ እዩ TDF ክገልፆም❤️💛✍️
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 месяцев назад
ኣሉላ ሓወይ ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተመለስኻልና ተጋዳላይ ክንዲ ሽሕ ኢኹም ናዓና❤️💛😇
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግና ሓዉና ንበረልና❤🙏
@danielgebregergis2915
@danielgebregergis2915 3 месяца назад
እና እና እና እና ቢትግሪኛ እዶ ተዛረቡ ኒምስትኽኻል ዛኣክል ኢለ እየ። ግን ጅግና ናይ ጀጋኑ
@meleshailemariam
@meleshailemariam 8 месяцев назад
Thank you for your service brother respect ✊
@Negasi_Kokob
@Negasi_Kokob 8 месяцев назад
what a commitment! Thank you for your service my brother.
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 8 месяцев назад
Gedli Plus thank you for this amazing programme bringing our heroic TDF to your media. Keep the great job going. Bring more TDF heroes to your media. We support this media.
@user-mn3qc8vz9q
@user-mn3qc8vz9q 8 месяцев назад
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ።ክብረት ይሓብለይ ።ተጋዳላይ ሓወይ።
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 8 месяцев назад
አሉላ ሓወይ ወዲ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️enkuae ሰላም ተመለስካ ጅግናና
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 8 месяцев назад
ጀግና ወዲ . ጀግና የዒሰ!!❤
@galweyenti8890
@galweyenti8890 8 месяцев назад
Tdf ይ ❤️❤️❤️💪💪💪💪
@berekettesfahun9752
@berekettesfahun9752 7 месяцев назад
ቃላት ዊሒዱኑ እንታይ ኢለ ክገልፀልኩም አቱም ጀጋኑ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ❤
@samisaud4936
@samisaud4936 8 месяцев назад
ጅግና ኣገላልፃካ ብጣዕሚ ደስ ይብል 💚💚💚💚
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 8 месяцев назад
ጀግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ ❤🙏
@tsilove5031
@tsilove5031 8 месяцев назад
ደስ ዝብል ፕሮግራም
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 8 месяцев назад
❤❤❤መግለፂ ስኢናሉ ጅግንነትኩም አሕዋተይ ማዓረይ ሻላኩም ክሳድና አቅኒዕና ክንከድ ክኢልና ብጣዕሚ ካብልቢ ኢና ነመስግን
@sitiadam5780
@sitiadam5780 8 месяцев назад
Thank you for your service our hero 🥰
@lovelyhabesha4828
@lovelyhabesha4828 7 месяцев назад
TDF we proud to be safe ❤❤❤😢😢😢
@sratasrata5383
@sratasrata5383 8 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ወርቂ ❤💛❤
@user-vk6cr9kp4j
@user-vk6cr9kp4j 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፋካ ጅግና❤❤
@PoPo-gu1jk
@PoPo-gu1jk 8 месяцев назад
ክብር ሞጎስን ንአኩም ጀጋኑና❤❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 8 месяцев назад
ይበል ኣጋላልፃ ጅግና ወዲ ህዝበይ ኣሉላ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 8 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ አብፀሓና❤❤❤❤❤❤❤
@aaaall7364
@aaaall7364 8 месяцев назад
ጅግና ወዲ ትግራይ😍😍😍😍
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 8 месяцев назад
ያ ገድሊ puls ትፍለዩ ኢኩም ነዚ ንፎትዮ ጅግ ስለ ለቅረብኩምልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን💛🤲 ኣሉላዪ ጅግና በዓል ግርማ እንካዕ ተረፍካልና ዘልኣለም ለይሀስስ ታሪክ ሰሩሑኩምልና ኢኩም ብጣዕሚ ኢና ነክብረኩም ነፍቅረኩም ካብቲ ትሓስብዎ ንላዕሊ የቀንየልና ደረትና ነፊሕና ክንከድ ስለ ልገበርኩምና TDFይ ጎይታ ኩሎም love you👑❤️💛🦁🥺
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 8 месяцев назад
ጅግና ወድቶም ጀጋኑ አንኳዕ ብሰላም ተመለስካ🙏🙏🙏
@mahletweldy1645
@mahletweldy1645 8 месяцев назад
ተመስገን ካብ ህዝቢ ትግራይ ምፍጣረይ 🙏🙏🙏🙏
@user-by3py2qr6k
@user-by3py2qr6k 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና😢
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 8 месяцев назад
ጀግና ዉዱ ዋህዱ❤❤❤❤❤❤❤ VIVI TDF ❤❤❤❤❤
@wesenambaye1200
@wesenambaye1200 6 месяцев назад
May the lord be with you
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 8 месяцев назад
ብትከከል ኪብሪ ንጀጋኑና ይግቦ ❤❤❤❤❤❤
Далее
#kikakim
00:11
Просмотров 1,8 млн
А вы кто?😂
1:00
Просмотров 2,4 млн
Любой автомеханик 😂
0:34
Просмотров 2,2 млн
сколько мне лет
0:59
Просмотров 6 млн