Тёмный

🛑 መንግስቲ እዮ ኩሉ ዝህበና።ደጊማ ንዕዱማት ዘስሐቀትን ዘዘገረመት ደጊምና ዘቕረብናያ ተፈታዊት ህፃን ኤልካን ዓወት።part 22 

Lwa Tube
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

share..like..subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ መደባትና ይከታተሉ።

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 333   
@selamawit6916
@selamawit6916 7 дней назад
ናይ ተጋዳላይ ጅግንነት እማ ኩሉ ክፈልጦ ኣለዎ ዘም ህፃናት ክዓ ሓቆም እዮም ንተጋዳላይ ዘይተደነቐ ዘይተመስገነ ንመን ይምስገን ኣነ ብጣዓሚ ይፈትዎም የድንቆም ይሕበነሎም 💛❤💪ይፈትወከም እዩ ሕማቅ ኣይትርከቡ ሓፍትኩም ሰላም ነባሪት ሱዑዲ ዓረብ 🎉🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
@@selamawit6916 ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 7 дней назад
ደምርኒ🎉
@selamawit6916
@selamawit6916 7 дней назад
@@WejeratAdey ok
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 6 дней назад
የቀኔለይ እባ ኣምፃልና ናፍቐየ ኣነ ናፍቐየ ዘክረየ ናይ ኣልማዝ ዝደረፈት ጅብዕቲ ቆልዓ ካብዛ ዓይነይ ሙኹዋል ኣባትኒ ቡኡነት ኣብ ዛበየ ዳረጃ በፅሓ ክርኣ እየ ዝደሊ ምስ ዓበየት ባሓፈሻ ኻኣ ኩሉም ህፃናት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ያብኩም❤
@user-id4kh5mv9m
@user-id4kh5mv9m 7 дней назад
እስይ ምቅርቲ የዕብይኪ ፈጣሪ 👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@dgstu5765
@dgstu5765 7 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ህፃነይ❤❤
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h 7 дней назад
ጅብዕቲ ዝኮነት ቆላዓ❤🎉
@WejeratAdey
@WejeratAdey 7 дней назад
ደምርኒ🎉
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h 7 дней назад
@@WejeratAdey ገይረለኺ ማኣረይ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 7 дней назад
እሰይ ምቅርተይ❤🎉 የዕብይኪ ተጋርዋይ እስቲ ልዳኒ ነበሳታተዐዮ ❤🎉
@hierantekle3091
@hierantekle3091 7 дней назад
ጉቦዛት ቀፅሉሉሉ ደቂ ትግራይ ሓላል ኢፍራታ 3ይ ዙር ተተምፀአልና ብጣዓሚ ጎቦዝ እያ ❤
@user-ul3th3gc7e
@user-ul3th3gc7e 7 дней назад
እሰይ ምቅርቲ ዝኸነት ቆልዓ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ👏❤
@AlemGereziher
@AlemGereziher 7 дней назад
50k ኣብ 2ተ ማዓልቲ❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 дня назад
ኣይ ጀብዕቲ❤❤❤ከማኪ ጀብዕቲ የዉልደኒ ❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 5 дней назад
ሃናፃይ መደብ እዩ ቐፅሉ መድብኩም ፅቡቕ ተስፋ ዝህብ እዩ❤❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 3 дня назад
ብጣዕሚ ንፋዓት ዝኾኑ ቆልዑ❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 7 дней назад
አሰይ ምቅርተይ የዕብይኪ❤❤❤❤❤❤❤
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 7 дней назад
ጅብዕቲ የዕቢኪ ዛጓለይ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 дней назад
እዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ዘሕለፎ መስገደላት እማ ህፃናት ኾላይ እዮም ክፈልጥዎ ዘለዎም።ጥዑማት ሰገናት ትግራይ ሰሱንልና መፃኢኹም ብሩህ ይኹን🥺🌹👑💊💝💊💝💝💝👏👏👏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 6 дней назад
ይበል ፅቡቅ መደብ ❤💛❤💛
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 7 дней назад
ሽኮረይ ዕብይ በሊ ፅቡቕ ግዜ የምፅአልኪ ዛጓለይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
@@hanayemaryam12 ደምርኒ ዝያዳይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 7 дней назад
ደምርኒ🎉
@shewithagos798
@shewithagos798 7 дней назад
ኣሰይ ምቅረተይ የዕቢኪ ፈጣሪ💋🥰🥰
@user-lh6pt7ts1i
@user-lh6pt7ts1i 5 дней назад
ጅብዕተይ❤
@user-kp3fb6fy8l
@user-kp3fb6fy8l 4 дня назад
ጀብዕቲ
@aishaais8070
@aishaais8070 5 дней назад
❤❤❤ፈጣሪ የዕቢኺ❤❤❤
@user-gy3lg4rf1b
@user-gy3lg4rf1b 5 дней назад
ቃሕሕሕሕ ምባላ ፅርይተይ❤❤❤❤❤
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 7 дней назад
ኣሰይ ጅብዕተይ❤❤❤❤❤
@solinasoli-kz3xm
@solinasoli-kz3xm 6 дней назад
ኤፍራታ ኣምፀአለና❤😘
@bege8567
@bege8567 5 дней назад
ኣሰይይይይይ ሙቁሩት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pp5em3bf5q
@user-pp5em3bf5q 5 дней назад
ምቅሪት❤ 🎉🎉🎉🎉❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 7 дней назад
አሰይይይይ ምቅርተይ የዕብይኪ❤❤❤
@merytigraweyti
@merytigraweyti 6 дней назад
yene mkrti❤❤❤
@user-eq6nb8no2z
@user-eq6nb8no2z 7 дней назад
ዝፈትዋ ቆልዓ ትውዳእ እና በለት ትውዳእ ኣቢላትኒ ኣሰይ ዛጋለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏 ዳንየይ የቀኒየልና ኣብ ዝኸድኻዮ እግዛብሄር ይካተልኻ ግን መንፈሳዊ ሕውስ ናበልኻ 🙏🙏
@mahratamere4399
@mahratamere4399 6 дней назад
አሰይይይ ፅረትይ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 7 дней назад
ብጥበብ ኣምላክ የዒቢኪ ሚጣየይ❤ቀፅለሉ ደኒየይ ሽኮር❤🎉
@user-zm1ir5li8v
@user-zm1ir5li8v 5 дней назад
እስይይይ ምቅርተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 7 дней назад
❤❤❤ዕድመን ንጥዕናን ያሃብኪ ምቕርቲ
@hanasa7929
@hanasa7929 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 6 дней назад
ቅርቲ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@richochewa1640
@richochewa1640 7 дней назад
Shekorinatat ❤❤❤❤❤❤❤
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 7 дней назад
ኣብ ገሊኡስ ሕቶ ኣይተክብደሎም ህጻውንቲ መዐቀኒ ሲ ቴርሞ ሜትር ኣበይ እላቶ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ❤❤❤
@hiwilove19
@hiwilove19 7 дней назад
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 7 дней назад
አሰይ ምቅርተይ❤❤❤ህፃናት እማ ናይ ተጋደለይ ውዕለቱ ክፈልጥዋ አለዉም❤❤
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 5 дней назад
❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 дня назад
ምቅርቲ የዕቢኺ ዳኒ ግን ሕቶ ሓቲትካዮም ክጋገዮ ተለው እቲ ትክክለኛ መልሲ ንገሮም ንኣብነት ናይ ትግራይ ከተማ ኢልካያ መቐለ ፣ኣዲስኣበባ ፣ውጪ ኢላ ጌጋ ምኳኑ ክትነግራ ይግባእ ነይሩ ብዝተረፈ ደስ ብሃሊ መደብ እዩ ቀፅሉሉ ❤💛❤💛❤🙏🙏🙏
@letayknfu946
@letayknfu946 7 дней назад
አሰይ ሽኮርይ ቆልዓ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣረይ አሜን ሳብስክራይብ ግበርልይ ተጋረዋይ አሺ ሓፈትክ ለተሹዋይ አየ😜❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉💊💊💊👑👑👑👑🥰🥰🥰
@TsegayNigus
@TsegayNigus 19 часов назад
ቃዕሞም ሕተቶም
@user-xi9en4qu3c
@user-xi9en4qu3c 7 дней назад
እሰይይ ጎቡዝልና ህፃናተይ ግን ሙዝቃ ኣይታምህርዎም ምኽንያቱ መዝቃ ብጎይታ ውግዝ ስለ ድኾነ ፅቡቅ ኣይኾነይ መዝሙር ምስጋና ይላማመዱ ብህፃውነቶም ላሃለዩ ቃል ቃል አምላክ ተተማህሮም ድወደፉቱ ቆንጆ ይኡ የእውነት ኣብዛኛኡስ ህፃናትስ በቃ ብና ጓይላ ሰይጠን ድመለአ ኣይይይ ፈጣር መስተወዐል ልቦና ያሃበና ድኹልና እስክ😌❤❤❤❤
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 5 дней назад
ትክክል 🥰🥰
@alemfitsum2227
@alemfitsum2227 6 дней назад
ስላም ዳኒ መደብካ ጽቡቅ ኢዪ ግን ድምጽካ ቁሩብ ረባሺ ኢዪ መስልን ስለዚ ድምጺ ተቀነስካ ይሓይሽ ❤
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 7 дней назад
ጅብዕቲ ዝኮነት ፍጥረት 💗😘
@samrtss9936
@samrtss9936 2 дня назад
🎉🎉
@user-tz6nl3hu8u
@user-tz6nl3hu8u 7 дней назад
አስይይይይ ምቅረተይ የዕብኪ ፈጣሪ ♥️ 🙏♥️
@dhrjfsjirf4437
@dhrjfsjirf4437 7 дней назад
አሰይይይ የኔ ማአረ❤❤❤ የዕቢክይ
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 6 дней назад
አሰይ ምቅሪቲ❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 5 дней назад
❤❤❤❤
@user-ip6co5pv6z
@user-ip6co5pv6z 11 часов назад
❤❤❤❤❤🎉
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw 6 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-co1vi1uq7c
@user-co1vi1uq7c 7 дней назад
ቀፅልሉ ኣቱም ሓበን ትግራይ❤❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 7 дней назад
ተጋርዋይ ፅርያት❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 7 дней назад
አጆካ ዳኒይ ብርተዕ ዝያዳይ❤❤❤❤❤ኩላትና እስኪ ንትባብዓዮ ኩላትና
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ur3xs8dn4b
@user-ur3xs8dn4b 6 дней назад
💖💖💖💖💖💖👍👍👍
@user-of7rm7pr5z
@user-of7rm7pr5z 5 дней назад
በጃኹም ህፃናት ብደርፊ ዘይኮነስ ብመዝሙር ንህነፆም
@hushgwyy1916
@hushgwyy1916 5 дней назад
❤❤❤🎉
@user-zs8hh1xt4x
@user-zs8hh1xt4x 7 дней назад
ኣሰይ ምቅርቲ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
@@user-zs8hh1xt4x ደምርኒ ማዓረይ
@user-fq1wt5le4n
@user-fq1wt5le4n 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 7 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹሙ ፈጣር ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 7 дней назад
ደምርኒ🎉
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq 6 дней назад
ቀፅለሉ ወድኖ❤
@user-jw7sr5ke8k
@user-jw7sr5ke8k 6 дней назад
ምቅርቲ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 7 дней назад
እሰይ ጅብዕተይ❤❤ ዕድመ ይሃብኪ ኩሎም ህጻናት ናይ ተጋዳላይ ውዕለትን ታሪክን ክፈልጡ ኣሎዎም❤
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-pp5em3bf5q
@user-pp5em3bf5q 5 дней назад
🎉🎉❤❤❤❤
@ethopietho398
@ethopietho398 7 дней назад
ያዕብኽ ምቅሪተይ ❤❤
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 6 дней назад
የዕብኪ ምቅርተይ ♥️♥️🥰
@AzebMehoni
@AzebMehoni 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@utsr5458
@utsr5458 6 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SaudfTsffg-mp7ko
@SaudfTsffg-mp7ko 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ngsti8856
@ngsti8856 6 дней назад
ደስ ትብል ቆልዓ❤❤❤❤❤❤❤❤
@LwamHagos
@LwamHagos 2 дня назад
አረ ደጊምካ ኣምጻኣያ❤😂❤❤❤
@user-xo9tv3pb8u
@user-xo9tv3pb8u 7 дней назад
ምቅረት ቆልዕ❤❤❤❤❤
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 7 дней назад
Sweet ምዓር አፋ።የዕብኺ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹💋
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 7 дней назад
አስይ ምቅርቲቲ ደስ ባሃሊት ቆላዓ 💖💖💖💖💖
@FwetDwd-rl8re
@FwetDwd-rl8re 6 дней назад
❤❤😘😘
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 7 дней назад
መዓሪተይ የዕብኪ 🥰🥰
@Raki860
@Raki860 6 дней назад
❤❤❤❤😘😘
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 6 дней назад
እሰይ ምቅርቲ አምላክ ብጥበቡ የዕቢኺ❤ ሳብ ግበሩለይ ኩቡራተይ❤🎉
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 дней назад
እሰይ ምቅርተይ የዕቢኪ❤❤❤❤❤
@user-um8ob3sw9d
@user-um8ob3sw9d 6 дней назад
🥰🥰🥰🥰
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 7 дней назад
ያዕብኽ ምቅሪተይ🎉❤
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 4 дня назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
1ይባዕለይ እቱም ሰባት ሳብስክራይብ ግበርለይ ብማርያምኩም❤
@fili9331
@fili9331 7 дней назад
ብ ማርያም ስለ ዝተባሃሎኩ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
@@fili9331 የቀንየለይ ወለላይ
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 7 дней назад
❤❤❤❤❤
@tgr817
@tgr817 7 дней назад
ምቅርቲ❤❤❤😊
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 7 дней назад
❤️❤️❤️🌹ሙቁራተይ 🎉🎉በርትዑ ❤❤❤🎉🎉🎉
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 дней назад
❤❤❤❤💊💊💊👑👑👑
@user-mp8ee5pl7g
@user-mp8ee5pl7g 7 дней назад
ዛጋለይ❤
@user-ff6fi9pg3w
@user-ff6fi9pg3w 7 дней назад
ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q 7 дней назад
ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ❤
@Glskjshw111
@Glskjshw111 7 дней назад
ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 7 дней назад
Esseeeyyyy shikor God bless you.🙏🏾🥰🥰🥰🥰
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 7 дней назад
አሰይይይ ምቅርተይ የዕብይኪ❤❤❤💖🥰🥰🌹🌹🌺😘
@user-gl3gd3rz6t
@user-gl3gd3rz6t 7 дней назад
Tegadalay ❤ ayeyyy tegadalay❤❤❤❤❤❤
@arddgtyhu
@arddgtyhu 7 дней назад
ማዓረይ❤❤
@Almi589
@Almi589 7 дней назад
ሰብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋ❤ ጀማሪት እየዋ🙏
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 7 дней назад
❤❤❤❤የኔ ውድድ
Далее