Тёмный

🛑 ን3 መዓልቲ ብእምኒ ተዋጊእና ድፋዕ ሴርና፡ ን43 መዓልቲ ምግቢ ኣይፈልጥን፡ 6 ጊዘ መውቃዕቲ ኣጋጢሙኒ ፡ ተጋዳላይ ዳዊት (ወዲ ዒላ) 👉 0992848792 

Desta ደስታ Show
Подписаться 72 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ንሰለስተ(3) መዓልቲ ብእምኒ ተዋጊእና ድፋዕ ሴርና ፡ ን43 መዓልቲ ምግቢ ኣይፈልጥን፡ 6 ጊዘ መውቃዕቲ ኣጋጢሙኒ ፡ ተጋዳላይ ዳዊት (ወዲ ዒላ) 👉 0992848792
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

25 окт 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 299   
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 7 месяцев назад
ናይ ወዲ ዔላ ጅግንነት ብሓቂ መገረሚ እዩ። ናይ ትግራዋይ ጅግንነት ሱቅ ኢሉ እዩ ዝገርመካ። እዚ ጅግና ወለዶ ጥዑይ ኣመራርሓ እንተዝረክብ ኣዶ ትግራይ እናነብዓት ኣይምነበረትን።
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 7 месяцев назад
@@piealpha795 ዓስካሪኸ እንታይ ኣእተወካ ኣብ ዘይመረባኻ? እቲ ትማሊ ዝዓስከርካሉ ኣብዪ ይመፀልካ ኣሎ ጉዳይካ ግበር።
@saramengst1309
@saramengst1309 2 месяца назад
@@piealpha795Denkoro shaiebya nat amharu bariya serahka generi
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 8 дней назад
Adgi zerie banda get out of here .
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 месяцев назад
😢😢😢😢ኣይ😢ናትኩም😢ዉዕሎ😢መን😢ይክእሎ😢ፀዋራት❤ነኣኩም❤ዝገልፅ❤ቃላት❤የለን❤❤❤ጀጋኑና❤❤❤ቀደማኩም❤❤❤❤❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@awetafera2102
@awetafera2102 7 месяцев назад
ብዕድመ ንኡሽተይ ለባም ኩሉ ኣብ ውሽጥኻ ብደገኻ ፍሽኽዶ በልኻ ሕድሪ ብፆትኻ ዘይጠለምኻ ሙሉእ ጥዕና ክኾነልኻ ይምነየልኻ🙏🙏🙏🥰😘
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑ TDF ሰማእታትና ይኹን መንግስተ ሰማያት ሃገረ ህይወት የዋርሰልና🙏 ክብሪ ይግባኣኩም እዩ ጀጋኑና ሳላኹም ፅሓይ በሪቁልና ክብርን ሞጎስን ንዓኻቱም ይኹን TDFይ🥀🥀💛⭐️❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@kidangebregiorgis1322
@kidangebregiorgis1322 7 месяцев назад
​@@piealpha795ኩሉ ከማኻ ይመስለካ
@kidangebregiorgis1322
@kidangebregiorgis1322 7 месяцев назад
ስብቆ እናሰተኹ እንድዩ ዝብለካ ዘሎ ኣታ ሓወይ ።እዝኒ ግዲ ዳሕና
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 7 месяцев назад
ሰውአት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ !!!
@gmkidane9120
@gmkidane9120 6 месяцев назад
ክብሪ ንጀጋኑ ኣሕዋትና። ውድቀትን ሞትን ነዞም ስሱዓትን ብሱም ህዝብን ጀጋኑን ተጋሩ ዝቅልዱን ዝንግዱን ሓተላታት ህወሓትን ተጋሩን።
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q 7 месяцев назад
ጀጋኑ ሰረሕቲ ታርኽ አምበሳታት ደቂ ትግራይ❤
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q 7 месяцев назад
ዳዊተይ ጀግና ኢኻ ብሓቂ ዝገሪም ታርኽ
@genetkahsay4602
@genetkahsay4602 7 месяцев назад
እዋይ አነ ድፈእ ንበለሉኩም መእንታና ከትቡሉ ዶ ክበሪ ይገበእኩም እዩእቶም መእንታና ህወቶም ዘከፈሉ ክበርን መጎስን ንጀጋኑናስማእታት😢😢😢😢😢😢❤❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@Hareg675
@Hareg675 7 месяцев назад
እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ብ2+ ክፍል ተትገብሮ ፁቡቅ ነይሩ ጅግና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ🥰🙏 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ይሃብኻ ህዝበይ😢🙏
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@Hareg675
@Hareg675 7 месяцев назад
@@piealpha795 ውፃእ ግዳ ካብዚ ኣየእትወካን ሓሳዳት ፎእእእእ በቃ ኩሉ ንስኹም ኢኩም ትክእልዎ ዘይ ምዕናው ካሊእ ፍልስፍና ዘይትፈልጡ😥 ጨው እግሮም
@rahwahagos2531
@rahwahagos2531 7 месяцев назад
​@@piealpha795ጨናዊ
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 7 месяцев назад
​@@piealpha795ውፃእ ቆዳንፍ ኤርትራዊ ተረፍ ጣልያን
@dhcvfgfg9390
@dhcvfgfg9390 6 месяцев назад
ናትኩም ጀግኑነት መዓዝ ዩ ክውጋዕ ኣይይ ኣሕዋተይ መዓረይ ኣይዞኹም እስቲ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@najesthalu2883
@najesthalu2883 7 месяцев назад
እንካዕ ተረፍካ ጅግና ተጋደላይ ዳዊት
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 7 месяцев назад
ብምንታይ ቃል ክንገልፀኩም ጀጋኑና 😢❤
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤TDF ❤❤❤TDF ❤❤king ❤❤❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 7 месяцев назад
ተጋደልትና ጀጋኑ መዘና ኣልቦ ፈጣሪ ክብሪ ይሃብኩም ሰናይ ግዜ ይግበረልኩም♥️😘 ስውኣትና ኣብ ገነት ይንበሩ🕊🕊
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 7 месяцев назад
ሰላም ደቂ ዓደይ ቅድመኹም ጀጋኑ አሕዋትና ክንደይ መከራ ስቃይ ኢኹም ተፃዊርኹም ሓሊፍኹም የቅንየልና ክብሪ ንዓኹም 🙏ሰለና ዝከፈልኹሞ ዋጋ ንዘላአላም አብ ፅላተ ልብና እዩ ። ዳዊተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ 🙏🕊
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 7 месяцев назад
ደዊተይ ጀግን ምእንታና እዩ ዝኹሉ የቀንየልና ንኡሰይ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ጀግና ተጋዳላይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@medhinabadi6004
@medhinabadi6004 7 месяцев назад
ተጋሩዋኒ ብርኻት❤❤🎉🎉
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q 7 месяцев назад
ብሳላኹም ፀሓይ በርቑና ክብሪ ይግበአኩም ተጋደልቲ ተጋሩ🙏
@almaz.8056
@almaz.8056 7 месяцев назад
We love you forever Our heroes TDF❤
@user-fx3ce3wh4e
@user-fx3ce3wh4e 7 месяцев назад
አረ ከብደይ በላዕኩምንይ ሓተይ መዓረይ 😢😢😢
@user-jd2gu5jl8w
@user-jd2gu5jl8w 7 месяцев назад
ምስ እዝኹሉ መከራ ትግራዋይ ፍሽኽታ አመሉ❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@medimb4269
@medimb4269 7 месяцев назад
ናትና ጅቡዕ❤❤❤❤ ንበሩልና ተጋሩዋይ 😍😍😍😍
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 7 месяцев назад
ብምንታይ ክንገልጸኹም ጀጋኑና ሽምዓ ብርሃን ትግራይ ኢኩም ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ይኩን❤❤❤❤
@user-sh6pi1zr4l
@user-sh6pi1zr4l 7 месяцев назад
ደቅነዊይ ከምዙኣልኩም ትመፀስ ታይ ነይሩወአ ታርክ ክትነግሩና 😢😢😢😢😢
@Milnat64
@Milnat64 7 месяцев назад
ብሳላኩም ጀጋኑነ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 месяцев назад
ብርሃን ሂብካ ብርሃን ዝሃብካና ጀግና ወድህዝቢ ንኣኩም ንምግላፅ ቃላት የብልናን እሞ ኸዓስ ሕጉሳት
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንስለ ህዝቦምን ዓዶምን ዝተሰዉኡ ጀጋኑና ክብር ንኣኩም ብሩካተይይ😢❤❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@selam801
@selam801 7 месяцев назад
tdfy ንሰኹም እኾ ፍሉያት ኢኹም ንዓኹም ክርኢ ኸለኹ ብታሕጓሰ ንብዓተይ ይቅድመኒ😢❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 7 месяцев назад
ጀግና ወዲ ሐራስ ነብሪ ኢካ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አጆካ
@ksaaksaa6222
@ksaaksaa6222 7 месяцев назад
ክብር ሞጎስን ንጀጋኑና ክብር ንዓኹም ምእናታና ❤❤❤❤❤
@Saber-eu2qf
@Saber-eu2qf 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ምእንታና ሂወትኩምን ኣካልኩምን ዘበጀኹም TDF ሃገረ ትግራይ❤
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 7 месяцев назад
ኡነት ከምስምካ ዳዊት ፈጣሪ እንካእ አትረፈካ 🙏🙏🙏
@letaytesfu8078
@letaytesfu8078 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ተባዓት ቆራፃት መናእሰይ ትግራይ ማዓርዋኒ እንኻዕነይ እግዚአብሔር አትረፈካ ጅግናና እካሞ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 7 месяцев назад
ፍሽክ ንስለ ዛ ፅንዓት ጅግና ሓዉና ❤😊
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 7 месяцев назад
ተጋሩዋኒ ጀጋኑ እንካዕ ሰላም ተመለስካልና ጅግና ማዓረይ 💛❤🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 7 месяцев назад
ጀጋኑና ኣምላክ ሓይልይ ጉልበትን ያዓድልኹም ክብር ናዓኹም
@fortune8949
@fortune8949 7 месяцев назад
ሀወይ ማአረይ:: ዘረባካ ኩሉ ክጥም:: እንኳ በሰላም ፀናካ ጀግና ሀውና
@yffejd7267
@yffejd7267 7 месяцев назад
@genetkwt6461
@genetkwt6461 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና💕💕💕💕💕💊💊💊💊💊💊💊
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 7 месяцев назад
እንኳዕ ብህወት ተረፍኻ ንዓኹም ዝኾዉን ቃላት ይሓፅረን👌 ♥️♥️😘🥰🌿
@asmelashbaraki1959
@asmelashbaraki1959 7 месяцев назад
ዳዊት ወዲ ጀጋኑ እንዃዕ ትግረዋ ኮንኻ!ክብርን ሞጎስ ምስ በፆትካ ይግበአኩም። መፃኢካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ብሩህ እዩ። መንግስተ ሰማይ ንሰሜእታታ ትግራይ።
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@sabiya123sook2
@sabiya123sook2 7 месяцев назад
ወፃአ ህግደፍ💊💪💪✊
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c 7 месяцев назад
ጀጋኑ ኢኩም ንዓኩም ዝከውን ቃላት የብለይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ተመስገን ክብርን ምጎስን ንዓኩም ጀጋኑና ተሓቢና ብኣኩም❤❤
@hiwotrobins6818
@hiwotrobins6818 7 месяцев назад
ጀግና ሓውና እንቋዕ ብሂወት ጸናሕካ ዳዊተይ❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 месяцев назад
❤❤❤ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወድነይ💋💋💋💋❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥TDF ዓለመይ ንስኹም ዶ ትብደሉ ዘይናኢድኩም😢😢
@letaytesfu8078
@letaytesfu8078 7 месяцев назад
Amen zehaftey❤
@user-ni4dm8hu9t
@user-ni4dm8hu9t 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ብሩኸይ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ማዓረይ❤❤❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@muzeyleul1813
@muzeyleul1813 7 месяцев назад
Eway anaeshtey hatey nakum zeytkewen Gize metset eba 💔💔💔🥰🥰🥰
@teddyabadi
@teddyabadi 5 месяцев назад
We love and blieve you Forever our TDF braves.
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 6 месяцев назад
መእንታና ከትቡሉ ሂወትኩም ዘከፈሉኩም ክብሪ ይገበእኩም ጀጋኑና ክብርን መጎስን ንሰማእታት❤😭😭
@user-kl2mg9wh4u
@user-kl2mg9wh4u 7 месяцев назад
ዋይ ደቅነይ ዝኹሉ ስለና እዩ ጀጋኑና እንታይ እሞ ቃላት ኣሎ ነዓኩም ዝገልፅ
@soloare4855
@soloare4855 7 месяцев назад
ጅግንነት ትብዓትን ምስ ተጋሩ ተፈጢራን ተወሊዳን ኢያ።ብኣኻ ክግለጽ ከሎ ምምቃሩ።
@Ktekle
@Ktekle 7 месяцев назад
Tegadalay Dawit, really you are a true pride of Tigray. Thanks God for sparing your life. You are so inspiring young man and have paid tremendous prise to save Tigray. I wishing you everlasting happy life. Thank you for your service. Eternal Glory to our Martyrs!
@gebrekidanabiy4806
@gebrekidanabiy4806 7 месяцев назад
ጅግና አምበሳ እግድመን ጥእና ያሀብካ❤❤❤
@sahiyvms3191
@sahiyvms3191 7 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ ክብሪ ናኩለኩም ጀጋኑና ብምንታይ ቃል ንገልፀኩም🥺❤እፍ ክትዛረቡስ ክቀልል ስለና ክንደይ ሓሊፉኩም የቀንየልና 😢
@rosahaile445
@rosahaile445 7 месяцев назад
God bless you Brother ❤❤❤🙏🙏🙏
@lovefamily846
@lovefamily846 7 месяцев назад
ክብሪ ንዓኩም ይኩን ጀጋኑና🙏🙏🙏🙏 ታሪኽካ ብንዓት ወዲአዮ💔💔💔💔 ንኡሳተይ እዚ ኩሉ መከራ ንዓኹም ኣይግባእን ነይሩ እንታይሞ ጦብያ በላዒት መንፀፋ💔💔💔💔
@medimb4269
@medimb4269 7 месяцев назад
ምሕረት የውረደልካ ዝሓወይ ማዕረይ እዚ ኩሉ ከርተት ኣሕልፍኩም ገሌኩም መስዋእቲ ከፊልኩም ገሌኩምውን ኣካልኩም ሂብኩም ሃዋህብ ሰላም ዘምፃእኩም ክብርን ሞጎስን ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@user-jw7zo8es4b
@user-jw7zo8es4b 7 месяцев назад
ጎይታዋይ ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤
@user-gu4yx8hq7f
@user-gu4yx8hq7f 7 месяцев назад
ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 7 месяцев назад
እዚ ጀግና ታይ ዓይነት መነፀርዩ ዘድልዮ
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 7 месяцев назад
ቅድመኹም ክንደይ ድዩ ሓለፉ ወይ ያኣከለኹም በለና አምላክይ አንኻዕ ብሂወት ተረፈኻ ማዓረይ🙏🙏🙏♥️
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 7 месяцев назад
Anka terefka jegna wedi hzbi ❤❤❤❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 7 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ብሩኸይ❤
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 7 месяцев назад
ጀጋኑ ኣሕዋት ክብርን ሞጎስን ለኣካትኩም❤❤
@piealpha795
@piealpha795 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሓሶት ዘይትግደፍዎ ካን ኣኺልኩም ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ፈኸራ ፣ ኣብ ብድሮን ዝተገብረ ምዕቡል ኹናት’ሲ ብደንጎላ ድፋዕ ሰይረ ይብለካ ኣሎ😂😂 ዳሓር ድማ 43 መዓልቲ ኣይበላዕኩን 😂😂 ሰብ ብዘይ መግቢ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣይሰርርን እዩ ፣ (ሳይንስ ተወከስ ) እሞ ኽ ‘ኣ ኣብ ኹናት ሃልኪ ዘለዎ ፣ ንስኻትኩም ደንቁር ስለ ዝኾንኩም ዋላ ዓመት ከማን ከማን ኣይበላዕኩን እንተ በለኩም ከም እት’ኣምንዎ ኣይጠራጠርን ፣ እቲ ካል’እ ግን መላገጺ ፣ መስሓቅ እይ ዝገብርኩም ፣ ኣይተ ደስታ ንስኻኸ ቁርብ ኣይትስከፍን ፣ ብዙሕ እኮ ዝመስልን ኣብ ባይታ ዝኾነ ዘነይት ነገራት ተገይሩ እዩ ፣ እዚ ዘይመስል ዶሮና ቶጎግ ቶጎግ ግደፍዎ ፣ ሰብ ኣይትዓብልኹ ፣ ዝመስል ተዛረብ
@axmawit21
@axmawit21 7 месяцев назад
ጎይታዋይ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ
@Ucsufufsys-zw5qi
@Ucsufufsys-zw5qi 7 месяцев назад
ጅግና❤❤❤❤
@fortune8949
@fortune8949 7 месяцев назад
ጀግና ኢካ እንኳን አቅሪብካልና❤❤❤
@user-te7ub1be7o
@user-te7ub1be7o 7 месяцев назад
ዉዕለታኩም ብዙሕ እዩ ጀጋኑዋኒ💙😢😢
@Burhan-hk7cp
@Burhan-hk7cp 7 месяцев назад
ጎይታዋይ ሓመድ ትብለዐኒ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ
@fretadesta7328
@fretadesta7328 3 месяца назад
Jigena hawena TDF egziabher mulu mehert yehabeka ezi kulu mentana u yeqenyelna🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 7 месяцев назад
😢😢😢ዋይ ኣሕዋተይ ሓመድ ትብልዐኒ
@Wedigebru1
@Wedigebru1 7 месяцев назад
❤❤❤ጂግና ተጋዳላይ
@user-gx5xf5bb7o
@user-gx5xf5bb7o 7 месяцев назад
ሰላምኹም ይብዛሕ ደቅ ሃገረ ትግራይ❤❤
@omkhaled6864
@omkhaled6864 7 месяцев назад
ሰለም ደቂ ዓዳይ ቅድመኹም ጀጋኑ አሕዋትና ፀላኢ ዓይንኹም ይደፈነ ያረቢ
@MengeshaYohannes-lu8tb
@MengeshaYohannes-lu8tb 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት እቲ ዝነበረ ኩነታት ብግልፂ የርእየካ ኩሉ ኩነታ መስዋእቲ ብፆቱ ከመይ ከምዝስመዖ ፍቕርን ሓልዮትን ብፆቱ ክሳብ ሞት ዳርቻ እዩ:: ታሪኽ ብፆትካ ንኽትርኽ እንኳዕ ተረፍካ ብተአምር እኻ ብሂይወት ተሪፍካ እሞ አጆኻ ! ደስትሽ እታ መነፀር ግን ዓይነታን ዓቐናን እንተትልእኸለይ ክብዘለኹዎ ምሰደድኩሉ
@user-jt9ge3bw2b
@user-jt9ge3bw2b 7 месяцев назад
❤❤❤ጨውታህይጣፍጣል 😢ተባረክ❤
@TdfTigray1221
@TdfTigray1221 6 месяцев назад
ጀጋኑና ♥️💛✍️
@saragezaw4834
@saragezaw4834 6 месяцев назад
እዋይ ጀጋኑ ደቅና ማዓርና ኣጆኩም ዓብ ኣለም የለም ኸማኩም ዝበለ ጀጋኑ ፉፁም የለን❤❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 7 месяцев назад
ጀግና አንኳዓ ብስላም ተመልስካ ክብርን ሞጎስን ናዓኩም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 7 месяцев назад
አየ አሕዋተይ ከርተት ምእንት ህዝብኩም እዩ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን ጀጋኑና ✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-zy8ej1ki7p
@user-zy8ej1ki7p 7 месяцев назад
ስልክ ቁፅሪ ባ ናይተን አዶ ዝተስወአ እቲ ሃደ ወደን 🙏❤️❤️
@sarayan525
@sarayan525 7 месяцев назад
ክብሪ ንጀጋኒና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 7 месяцев назад
ጎይታ ምሳኩም ይኩን
@bizuabadi-wu8go
@bizuabadi-wu8go 7 месяцев назад
እንኳን ተረፍክ❤❤❤
@user-qe7sg4jr5s
@user-qe7sg4jr5s 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሃወት ተረፋኩ ጅግና
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 7 месяцев назад
ጎይታ ኢየሱስ ይፈውስካ ማዓረይ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 7 месяцев назад
Egziabher Amlak hiwetka sle zedhaneka Kibrn misganan ybxahayo NEGZIABHER
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 7 месяцев назад
Kubur hawna
@mekerettube7242
@mekerettube7242 7 месяцев назад
ማረይ ንፎትዎኩም ኢና ጀጋኑና ❤ ❤❤❤
@temarutekle6341
@temarutekle6341 7 месяцев назад
ጅግና ዝሓውና
@LwamAsmelash-st3sr
@LwamAsmelash-st3sr 7 месяцев назад
ጅግና ኢካሞ ክብሪ ይግበአካ ❤❤❤❤
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 7 месяцев назад
እንኮዕ ብሂወት ተረፍካልና ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 7 месяцев назад
Kibren mogase ne jeganehi tdf ❤❤❤
@HeluyeN
@HeluyeN 7 месяцев назад
ጎይታዋይ❤🥰
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 7 месяцев назад
ቃላት ይብለይን ብሓቂ❤❤❤
@TomVegas763
@TomVegas763 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኻ ዘድንቅ ታሪኻ አካፈልካና።Thank you for your service we proud our TDF
@netsaneta9349
@netsaneta9349 6 месяцев назад
yene jegna kiber ygebachwal 🙏😢❤
@DsfSrf
@DsfSrf 6 месяцев назад
ኣጆካ ወድነዋ እንካዕ ብሂወት ተረፈካ
@fderfeet7866
@fderfeet7866 7 месяцев назад
እህ ንስኹም ዶ ሽግርን መከራን ምረኸበኹም 🥺 ዝተረፍኹም ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
@zendozeray4267
@zendozeray4267 7 месяцев назад
ክብርን ይግበኣኩም❤👑
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 7 месяцев назад
❤❤❤zerebuu zeymno nius hawey thanks for your service 🙏 ❤❤❤
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 7 месяцев назад
መዘና ኣልቦ ጅግንነት ❤❤❤❤
@lulaweldelchel8502
@lulaweldelchel8502 7 месяцев назад
❤ Lovely hero brother God Bless you!
Далее
The Worlds Most Powerfull Batteries !
00:48
Просмотров 9 млн
Tragic Moments 😥 #2
00:30
Просмотров 2,6 млн
can you repeat it? #tatyanadiablo ##shorts
00:11
Просмотров 806 тыс.
Продавец года 😂
0:59
Просмотров 3,5 млн