Тёмный

🛑 ድሕሪ 4 ግዘ ደሮን መዉቃዕቲ ብሂወት ዝተረፈት ዋዕሮ ጀግና ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ 

ገድሊ Plus
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

ንተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0949201008 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus

Развлечения

Опубликовано:

 

13 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 96   
@Gedli_plus
@Gedli_plus Месяц назад
ንተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0949201008 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@a.a210
@a.a210 Месяц назад
አነ ካብ ኩሉ ክትምስገን ዝግበአ እዛ ቺናልን ብፍላይ ሄለን ቃላቴ የብለይን I hope ብዙሐት ይሕግዙ ይህልው. Keep up the good work you're doing Helen you are angel I swear.
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe Месяц назад
ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Месяц назад
ዋዕሮ ሓፍተይ ጅግና😢❤🎉
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei Месяц назад
ዋዕሮ ትግራይ 💯
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Месяц назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ🙏❤
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን❤❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Месяц назад
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ❤❤❤
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Месяц назад
ዋእሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Месяц назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍፍክልና ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እዛ ሂወተይ ብጣዕሚ ክባር እያ ኣነ ንክነብር ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ሳላኩም እዩ ሂወትኩም ፣ኣካልኩም ሂብኩምና😢 ዋላኳ ግቡኡና ተዘይፈፀምና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
@jonatandavid9136
@jonatandavid9136 Месяц назад
Nti kulu meswaeti yekenyelna edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Месяц назад
እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 20 дней назад
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኺ ማዓረይ❤❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Месяц назад
ዋዕሮ ትግራይ 🦁👸💛❤️✊
@wesd4841
@wesd4841 Месяц назад
ጀግና ❤❤❤❤❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ቁስሊ ከልቢ ይግብረልኪ ንንእ ስነትክ.
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 Месяц назад
😭😭😭😭😭😭ሓይቆ ዶበልኪ ዝሓወይ ትፈልጥዮ ዶኾን ነይርኪ ትኮኒ😭😭😭😭ብፃይኪ ዶነይሩ ይኮን ኣብኡዶኾንዩ ተሪፉ ወድነይ ውዕሎኡ ዝነግር ሰብ ሰኣንኩ😭😭😭😭
@salamas2118
@salamas2118 Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭
@gullala4624
@gullala4624 Месяц назад
አጄኪ ማዓረይ
@user-we4ny7oe3o
@user-we4ny7oe3o Месяц назад
እንቛዕ ብህወት ተረፍክ ሚሊ ሓፍተይ ዝፈትወክ ብፅተይ❤❤❤❤
@BirrrFinancialContents
@BirrrFinancialContents Месяц назад
አቦይ ብድሮን'ዩ ተሰዊኡ ኢሎም አርዲኦምኒ💔 ብሂወት ዘትረፈኪ ልኡል እግዚአብሔር ይመስገን🙏
@gullala4624
@gullala4624 Месяц назад
አጄኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ንወላዲና መግስተ ሰማያት የዋርሶም
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
ኣጆኽ ሑቡየ❤❤
@ZufanZuzu-rr8ev
@ZufanZuzu-rr8ev 9 дней назад
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki Месяц назад
ዋዕሮ ትግራይ ጓል ሐራስ ነብሪ ኢኪ ንኾርእልኪ ኢና አጆና ከኹሉ ክሐልፍ እዮ: ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤
@ghch5195
@ghch5195 Месяц назад
jgna waerona enkae bHiwet terefklna 😢😢😢😢😢❤❤❤❤
@ElsaKibreab
@ElsaKibreab Месяц назад
ጅግና ❤
@HagossBerihu
@HagossBerihu 18 дней назад
Mulue mihret yewridelki fetari zehaftey🙏🙏🙏💔🥰🥰🥰
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Месяц назад
Our TDF hero- Rahuwa Negasi - defender of Tigray and its people. Thank you. Tigray the Land of Heroes. Our TDF heroes the most heroic forces of all times in world history.
@salvato7665
@salvato7665 8 дней назад
ራህዋ ግን ሓንቲ ረሳሕ ፍጥረት ኢኪ ንሱ ከማን ክቀለኪ ክሕግዘኪ ዝበለኪ ሰብ ፅዩፍ አነዋሪ ቃላትን ፁሑን ትፅሕፊ መሕፍሪ ዘይብልኪ ስዲ ጓሕፍ ኢኪ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 Месяц назад
Jegna waerona❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Месяц назад
እንካዕ እስከ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮዋይ😢😢❤❤
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Месяц назад
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf Месяц назад
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጀግና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj Месяц назад
ብፂት ራህዋ ጅግና❤❤❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Месяц назад
JEGENA WAERO GALE ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY 💪💪💪💪ENKA BE HEWET TERRFKI ❤❤
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 Месяц назад
መዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፈኪ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@genetmelkam435
@genetmelkam435 Месяц назад
Bejakum meseletini belu mesetegna ayetebelu 💔💔💔💔😭😭😭
@biniyamberhe8530
@biniyamberhe8530 Месяц назад
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ✊✊✊
@genetakiliu3819
@genetakiliu3819 Месяц назад
Thank you. For your service, beautiful God, please.❤
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 Месяц назад
ተመስገን ፣ጀግና፣ አካራሽን ።
@Mqnay
@Mqnay Месяц назад
ዝገርም ጥንካረ ❤❤❤❤
@AlemqDesu
@AlemqDesu Месяц назад
❤❤❤❤❤warona😢😢😢😢
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b Месяц назад
❤❤❤❤ዋዕረና😢❤❤
@FggCg-ek9dg
@FggCg-ek9dg Месяц назад
jigna waerona amlak enkae beselam awutseaki zahaftey so ezgabiher atsebiku mhret yewurdelki🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Месяц назад
ራህውሽ መማህርተይ😘😘😘እውይ
@samiates5057
@samiates5057 Месяц назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@user-rb3fk6uy7t
@user-rb3fk6uy7t Месяц назад
ጀግና ብፂተይ❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Месяц назад
Ak. Ahwatey. hsbena. Tigray. ☝️😢🙏🙏🙏
@tigraweti6377
@tigraweti6377 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@selu816
@selu816 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@user-nx8kt4qm3j
@user-nx8kt4qm3j Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 Месяц назад
ክንድ አየናይ ፅንዓት እዪ ይገርም
@user-km2cb4cc4d
@user-km2cb4cc4d Месяц назад
አቤት ጅግንነት
@user-jr4od7qb8t
@user-jr4od7qb8t Месяц назад
Edmen tenan yhabiki jignana
@HiwetWedikeshe-cp6xj
@HiwetWedikeshe-cp6xj Месяц назад
respectly waro❤❤❤❤❤e
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Месяц назад
👏👏🥺✌️👍👍✊✊💪💪
@Burke698
@Burke698 Месяц назад
😢😢❤
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or 20 дней назад
❤❤❤😢😢😢💔👍
@gdushsgsushs4212
@gdushsgsushs4212 Месяц назад
❤❤❤❤😢😢😢
@user-rb3fk6uy7t
@user-rb3fk6uy7t Месяц назад
ሚሊየ ብፂተይ ❤😢😢
@aezmrigthftj9716
@aezmrigthftj9716 Месяц назад
🙏❤
@user-vk2vz8iy6j
@user-vk2vz8iy6j Месяц назад
😢😢
@alemalem4421
@alemalem4421 Месяц назад
😢😢😢
@KdstiAtsbeha-nf5dr
@KdstiAtsbeha-nf5dr Месяц назад
🫵our hero 🥰
@Mqnay
@Mqnay Месяц назад
❤❤❤❤
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
tdfy❤❤❤❤😢
@adwsdas25
@adwsdas25 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 Месяц назад
🙏🙏❤️❤️😭💔
@aasaas7284
@aasaas7284 Месяц назад
🙏🙏🙏❤❤❤😢😢😢
@user-jp3cq6od5z
@user-jp3cq6od5z Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r Месяц назад
🎉🎉🎉🎉
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
1.5 እናሞትካ da1.7ሰንክልካ ድኣ?
@njrksa116
@njrksa116 Месяц назад
❤️💔🙏🙏🙏
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Месяц назад
ኣነ ዘሕምመኒ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ እንትርፊ ሓደ ሓደ ተጋደልቲ ዳርጋ ኩሉ ትግራዋይ ዋላ ተጋደልቲ ኩነታት ምስ ኣጋጠመ ድሕሪ ኩነታት ግዛዕ ምዛዕ ክብሉ ብጣዕሚ መሕመሚ ቃል እዩ ኩነታት እንታይ ማለት እዩ ? ድሕሪ ወራር ፀላእቲ ቅድሚ ወራር ፀላኢ ኣብ ግዜ ወራር ዘይንብል?
@hayha4307
@hayha4307 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ናፓል ኣስድ ኣ ይኮነን.
@TtTt-jp4hd
@TtTt-jp4hd Месяц назад
💔💔💔💔💔💊💊💊💊😢😢😢💔💔💔💔💔💔😢😢
@kingjo7100
@kingjo7100 Месяц назад
እቲ ዘገርመኒ ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ኣሲድ ደፊእላ ኢሎም ዋጭ ዋጭ ዝብሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ተጋሩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ....ንምንታይ መንግስቲ ከም መንግስቲ ን ህዝቢ ከም ህዝቢ ሙሉእ ኣሲድ ብድሮናት እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣፍሲስሉ🤔 እዚ ኣዙ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ፉፁም ዘሕርርን እዩ ተኪእልኩም ቆልዑት ህፃዉንቲ ኣሲድ ብኣብይ ዝተደፍኣሎም ስለዘለዉ ኣቅርብዎም ተገደደ ተገደደስ ህዝቢ ኣፍልጦ ይረክብ...ብዛዕባ ቲ ዝተፈፀመ ዘስካሕክሕ ጭካነ ዝተፈፀመልና☝️!
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Месяц назад
ክንድዚ ዘኣክል መስዋዕቲ ተኸፊሉ ዋዕሮ ተጋዳሊት ራህዋ ነጋሲ ትግራይን ተጋሩን ንኽብርኺ ንተጋድሎኺ ንጅግንንተኪ ነዓኺ ዝምጥን ዋጋ የብሎሙን ናትኪ ዋጋ ሃገረ ትግራይ ምስ እትገሃድ እያ ።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ባንደጅ ዘይብልኪ ሓቅዕም ወዳጀ ሓኪም?
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Месяц назад
ሚድያታት ትግራይ ንልምዓትን ምዕባለን ሰላምን ትግራይ ዶስ‘ንውደወቀትን ጥፍዐትን ትግራይ ? ኣብዘመነ ዲጂታል ሚድያታትክልተ ብልሒ ኣፍ ዘለዎን ሰይፊ እየን ዝምሰላ /Digital media the Double-Edged Sword ብኣገባብ እንተደኣ ጠቂምካሎምን ብስትራቴጂን ትልመ‍እን ብሰብ ሞያን እንተደኣተመሪሆም ካብፀላእቲ ኣብ እዋን ሰላም ይኹን ዂናት ኣንፃርሀገርን ሕዝብን ንዝፍነዉ ጉጉያት ናይ ሓሶትን ፀለመንፕሮፖጋንዳታት ተረኻት Narratives ከም ሓደ ናይ መከላኸላኸሊመሳርሒ ኾይኖም የግልግሉ ከምኡውን ማሕበረሰባዊ ፖለቲካዊምዕባለ ንኽፈጠር ዝለኣለ ተራ ይፃወቱ ፣ ብኣንፃሩ ድማ ብዘይኣገባብን ስትራቴጂን እንተተመሪሆም ድማ ንባእልኻ እዮምቆራሪፆም ዝድርብዩኻ ፣ናይ ሕዝብን ሀገርን ብሄራዊ ናይ ፀጥታንድህነትን ናይ ስግኣት ሓደጋ ይኾኑ ።ሰለዚ እዘን ብሸም ትግራይብተጋሩ ተጣየሸን ዘለዋ ሚድያታት ናይ ዩቲቭ ቻላት ስትራቴጂካዊናረቲቭ ሓንፂፀን ንብሄራዊ ረብሓን ድህነትን ሕዝቢ ትግራይ ዶይነጥፋ ኣለዋስ ብኣንፃሩ ? እቲ ፍርዲ ንኣኹም ኸገድፎ ። ብዙሓትተጋሩ ዝገልፅዋ ሓንቲ ኣባሕላ ኣላ ፀላእትና ብሚድያ እዮምበሊፆምና ይብሉ እታ ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያ ብልጫ እንታይ ምዃናግና ኣይገልፅዋን ።ከም ናተይ እምነት ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያብልጫ ካብ ናይ ተጋሩ ናይ ሚድያ ሰትራቴጂን ምሕደራንዘይምሕላው ካብ ሕመቕ ዝተገበሰ እዩ።ንኣብነት ካብ ቀዳማይንካልኣይን ሳልሳይን መኸተ ሕዝቢ ትግራይ ዝነበሩ ናይ ትግራይ ናይሚድያ ኣጠቓቕማ ስትራጂታት ንመኸተ ሕዝቢ ዝጎድኡ ኣብ ሓደጋዘውድቚን ወታደራዊ ሚስጥራት ዘባኹኑን ብዘይምንም ቁፅፅርካብ ፕረዘደነት ጀሚሩ እሰካብ ተራ ኣባል ኣብ ማይክሮፎን እናቐረቡሕድሕድ ናይ TDF ወታደራዊ ስልትን ጥበብን ስትራቴጂን ናይሕዝቢ ትግራይ ሚስጥራዊ ስለያዊ ተሳትፎ ኸይተረፈ ዝርግፍኣቢሎም ብዝርዘ‍እር ንፀላእቲ ነጊሮሞም እዮም ፣መራሕቲ ትግራይካብ’ቲ ቅድሚ ዂናት ፅንተት ዝፈፀምዎ ናይ ሚድያ ስትራቴጂጌጋታት ከይተማሕሩ ኣብ እዋን ፅንተትን ሕዝውን ይቅፅሉ ኣለው።ፀላእትና እደለኛታት እዮም ምንም ኸይደኸሙ በዘይ ወፃኢ ካብናይ ትግራይ ሚድያታት open sources intelligence gathering information ብምእካብ ናብ ወታደራዊ ረብህኦምኦውኢለሞ እዮም ሕዝውን የውእልዎ ኣለው።ሓደ ናይሚድያንፀጥታ ተመራማሪ እንትገልፅ how media endangering the national intelligence security ,threat actors can utilize social platforms for psychological warfares,social engineering,intelligence gathering,open sources intelligence is most important in today’s world. ኣብ ሕግን ስርኣትን ዘለወን ሀገራት ኣሽንኻይዶ ኣብ እዋን ዂናት ኾይን ኣብ እዋን ሰላም ከይተረፈ ወታደራዊተንከፍ ዝኹኑ ሚስጥራት ብሚድያ ንኸይቐርቡ ዝኽልክል ሕጊኣለወን ።ዝኾነ ስልጣን መዓርግ ይሓልዎ ተራ ወታደር ይኹን ኣብኣገልግሎት ይሓሉ ኣብ ጥሮታ military rules code of conduct for military members ዝብሓል ንዂሉ ብማእረ ዝምልከትዝኾነ ይኹን ወታደራዊ ሓበሬታ ኣሽንዃይ ዶ ንሚድያስንስድራኻውን ኽትዛረብ ኣይፍቀድን ። እስኪ ናብ ትግራይ ንመለስኣብዝሕዚ እዋን ትግራይ ኣብምንታይ ኩነታት ኣላ ኹሉ ዝፈልጦሓቂ እዩ እሞ ከም ተጋሩ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ? ሚስጥረዘየዕቍር ሕማም ዶ ሒዙና ይኸውን ?ፅንተት እተዘይ ሚሕሩናእንታይ እንታይ እዩ ከምሕረና ? እሰኪ ከም ኣብነት እዘን ዝስእባ ናይ ዩቱቭ ሚድያታት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይቲ ‘ ንዓለምዘሰደመመ ናይ TDF ወታደራዊ ጅግንነት ናይ ቅደመ ግንባራትወታደራዊ ስልቱን ስተራቴጂዑን ብዘይ ምንም ቁፅፅር ንፀላኢንፈታውን ይዝርግፍኦ ኣለዋ ። ሕግን ስርኣትን ተዳልዩ ምስቶምኣዳለውቲ ምርድዳእ ብምፍጣር ብሱሩውን ብሕጊ ዘሕትት ውንሰለዝኾነ ናይቲ ወታደራዊ ታሪኽ በኣል ዋና TDF ስለዝኾነ እዞምቪድዮታት ብህፁፅ ወሪዶም ኣብ ክፍሊ ስነዳ confidential archives ክሰፍሩ እንተዝግበር ? ብኣይኒ ሓፍትን ንብረትን ውንብTDF እናተመሓደረ ናይ ትግራይ ሰላማዊ ኹታት ናብ ንቡርምሰተመለሰ ምሰ ዓለም ናይ ፊልም ካምፓንታት ብድርዳር ናብሚልዮናት ዶላር ቁጠባዊ ረብሓ ከውእለሉ ዝኽእል እድል ሰፊሕእዩ ።>> 1.TPM. 2.Tigray 3:Tigrai Tv 4.tigray Liberty Media 5.Dimtsi weyane Tv 6.TMH 7.Zara media 8.UMD media 9.Axumawuian media 10.reyot media 11.kezahta show 12..laza Tigrinya 13..Tigray press እዞም ዝስእቡ እዮም ቀይዲ በተኻት ናይ ተጋሩ ሚድያታት 1.Dedebit media Desta show RU-vid 118 videos Woyen ጋዜጣ RU-vid 738 videos Plot media RU-vid 88 videos Gedli plus RU-vid 165 videos Orya media 21 videos Seret media 50 videos Braketigrai RU-vid 486 videos Mihe entertainment 261 videos Lilay tv RU-vid 37 videos Natna forum 440 videos Rara media 4.2K videos ናብ @ኣመራርሓ TDF ናብ @ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ናብ @ ህውሓት ናብ@ ገረዓልታ ኢንሰተቲቱዩት ናብ @GSTS ናብ @SJTC
@MuluMulu-mm6ry
@MuluMulu-mm6ry Месяц назад
እንቋዕ ተረፍኺ ብፂት
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 Месяц назад
ንስኺ ትነስሊ ጽብቅቲ ዕምበባ ዶ ብባዓል ደበረጽዮንን መንጀሪኖን ዘበላሸውዎ ፖለቲካ ዋጋ ምኸፈልኪ
@user-dk4ww6yc3y
@user-dk4ww6yc3y Месяц назад
እወ ዶ ብሰንኮም ዶ ይመስለካ?
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Месяц назад
እንኳዕ ብህወት ተረፍኽ ሓፍተይ🙏ኣበይ ቃርዩ ይኾን ወድነአይ ሓደኳ ዉዕሎኡ ዚነግረን ከድረክብ ብለ ይምነሞ ግን😭😭😭💔😭😭
@birnihigotube9453
@birnihigotube9453 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Месяц назад
❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd Месяц назад
❤❤❤❤😢😢😢
@user-bc5le4xb6b
@user-bc5le4xb6b Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@melenadan1670
@melenadan1670 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
100❤️
0:20
Просмотров 62 млн
The Worlds Most Powerfull Batteries !
0:48
Просмотров 26 млн