Тёмный

🫡ን ሑቢ ዘጸለለ ፍሉይ ህያብ ነዚ ኢለ ኔረ ኣብ ዘሓለፈ ቪድዮ 🎁Gift✅️ 

*NZM* FAMILY ❤✍️
Подписаться 84 тыс.
Просмотров 64 тыс.
50% 1

#family #natuhubi #tigrignacomedy #eritrea #tigray #love #tigrigna #tigrignamusic #eritreanmovie #neshneshtv #habeshatiktok #gift #surprise #wife

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 323   
@gjdrfush1649
@gjdrfush1649 Год назад
ዞም ገዛ እዚኦምስ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበዮም ኣለዶ ኣሰይይይ ፁሩያት 🥰🥰🥰🥰
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
ኣነ ኣለኩ😍❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
ኣታ ኣነሰ ሰነ ሰርዓትኪ እዩ ማሪኹኒ ብሰሩ ብፍላይ ኣከዳድናኺ ኩሉ ግዜ እየ ዝሪአኪ እሞ ቀፅልሉ ሓፍትኺ ኃል ትግራይ ❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል እናታችን ቅድሰት ኪዳነ ምሕረት እናቴ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
Amen🙏
@nzmfamily
@nzmfamily Год назад
✝️🙏🙏🙏
@luwamkiflemariam2721
@luwamkiflemariam2721 Год назад
Amen Amen Amen
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
አሜን አሜን አሜን
@furtunatsgab6666
@furtunatsgab6666 Год назад
Amen amen amen
@tsegezeababraha8697
@tsegezeababraha8697 Год назад
ሑቢ ጽርይቲ ቀንዲ ዝሰሓብክኒ ኣፍልብኪ ከይሰደድኪ ምውዳእኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓዳርኩም ይባርኽ ፡lovely family
@user-us3iw8mf6p
@user-us3iw8mf6p Год назад
ብሓቂ ደስ ክትብሉ ከም ናትኩም ዝበለ ፍቅሪይ ይዓድለና ኩለን ፅቡቃት እየን ❤❤❤
@masuii9267
@masuii9267 Год назад
ዋውው ገለ ዓይነት ህያቨ እየ ፍቅረኩም የብዛሓዮ ዝፈትውኩም እንዳ ናቱ❤😍
@abitvtube6823
@abitvtube6823 Год назад
ናቱ ሓወይ ብዓል ጹቡቅ ራኢ ፍቅርኩም ያብዛሓልኩም ፈጣሪ ዝዓርከይ ማዓረይ፡ሰላምታ ኣይረሳዕኩን❤
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
ናተይ ገንዘብ ደኣ መን ከ ይጸልእ ዋላ ናዓይ ከምሃብካኒ ዘይምጸላእኩ 😆😊 ብዝኮነ ፍቅርኩም ይባረክ ፍትዋትና ኣብዚሐ እየ ዝፈትዎኩም❤😍
@yordakerenjesuslord3387
@yordakerenjesuslord3387 Год назад
ሑቢ ሹኩር። ስሓቂ ብጣዕሚ ከፍ ኣለኪ። ንተዋሳኢት ሱዶና ረዳኢ ኢኺ ተዘክርኒ😇💜👸
@titigaltigray3403
@titigaltigray3403 Год назад
ዛናይ መጀመርያ ፅብቅቲ ሑቢየይ ብማይ ይወዳእ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ፁሩያት ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ
@user-hf4vb2hi8z
@user-hf4vb2hi8z Год назад
ኣቲ ሕቢ ዓይነይ ናቲ ክደይ የስሕቀካ እዩ ትዘረቡኡ ከምዚ ዝበለ ሰባኣይ ፍጠረለ ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይባርኮ🥰🥰
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 Год назад
ክብር ሰብ መጠን ነብሰ ዩ ዘክብረካ እሞ ፈጣሪ ብዘውፅእካዮ ይተካእልካ ዝሓወይ ንሕቢየይ እውን ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመልኪ ኩሉ 100%
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Год назад
ሰላም ዝፈትወኩም ዘክብረኩም አና ደስ በሃሊ ስጦታ አዩ አና ምስ ይቅርታ ማዕተብ ግበሩ በተለይ ሑቢ ጥራሕኪ ማዕተብና ኣርማና ምልክት ክርስትናና ስለ ዝኮነ ናይ ናቲካ ብዙሕ ኣይረአን ክሳድካ ይቅርታ ስለ ሪኢቶይ ካብ ኣክብሮት አየ።
@SARASARA-qi8dv
@SARASARA-qi8dv Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@shiwayeenter7035
@shiwayeenter7035 Год назад
ኣሰይ ታዓዲልኩም ሽኮራት ሳሓቅ ናይ ሑቢ ማራ አዩ ዝምቸኒ ፅብቅተይ
@trhasss7328
@trhasss7328 Год назад
አስይ ፅርያት ፍጥረት ናትየይ ፅሩይ ሓዳርኩም ይባረክ አነ ዝገረመኒ ግን እታ አፍ ልባ ከድና ብምምፃአ እድብቲ ከም አዴታታ ናትየይ ለባም
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 Год назад
ዋውውው ገለ ዓይነት ህያብ ሑቡየ ፅርይቲ ፍጥረት ኩለን ፅቡቃት እየን ማራ ከዓ እታ ፀላም እና ፍቅርኩም ይዛይድ
@solomunashebrsolomunshebr4901
Des etiblu family nikulom ABI sedat zelowu sebi hadar kabakum kimeharu tesfa yigebir tanks
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
*_እንኳዕ ብስላም መጻአኩም ምቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ናስሓቅኩም የንብሩኩም ዝፈተወኩም ስድራ🥰♥️🦋_*
@tesfaarsu
@tesfaarsu Год назад
ዋዉ ገለ ዓይነት ህያብ ናቱ ኣስሊ ኣብ ሓዳርኩም ፋቅርን ሰላምን የምብረልኩም ፈጣሪ ፉሉይ መቀረት ኣለኩም ብፋላይ ስምረት ፋሽኽታኹም ማራ ኬፋ ኣለኩም ♡♡♡♡♡♡
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Год назад
ደስ ትብሉ ስድራ ኢኩም ክፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ምስ ምጭውቲ ጓልኩም❤
@herujunta4777
@herujunta4777 Год назад
ደስስስ ክትብሉ እንተሲሒቕኩም ምሳኩም እየ ዝስሕቅ ካብ ዝገርመኩም ሶ ፍቕርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይይ🙏😘😍😍😍
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ ሙራኤል ምጭውቲ ብጥበቡ የዕብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዛጋለይ 😘😘😘😘😘
@mehariaraya9547
@mehariaraya9547 Год назад
Kemaka sebeytom zehegusu ybzhu hadarkum medhanalem abzhu ybarkelkum higusat bmkankum fulutat kulu gize sehak ayflyekumn
@samuelabraha4114
@samuelabraha4114 Год назад
ናቲ & ሕቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ምቅርቲ ጋልኩም ዝፈትወኩም ስድራ
@user-kj5jo7ei1s
@user-kj5jo7ei1s Год назад
እሰይ ሙቁራት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️♥️
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Год назад
ፍቅርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🫶🙏🥰 ይባርከልኩም ዞም ኣሕዋተይ ኩሉ ግዜ እና ሳሓኩም ንበሩልና❤️‍🩹🙏
@wedisoyra8403
@wedisoyra8403 Год назад
እታ ናይ መጀመርያ ተጸብቐልኪ ግን ክመርጽ ናቱ ናይ ብሓቂ
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f Год назад
መስቀልኪ👌 እሰሪ እምበር ቆንጄ ኢኺ ሑቡየይ ምቅርቲ😘😘😘
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Год назад
ኣሰይ ምቅራት ፍቅርክም የብዛሓዮ ፈጣሪ🥰 ታክዳን እማ ታናይ መጀበርያ እያ ፅብቅቲ🥰
@gjcg6332
@gjcg6332 Год назад
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ኣሕዋተይ ደስ ክትብሉ🙏🦋🥀
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Год назад
ኣነስ ክፍትውኩም ምቅሪትይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏💖💗💖
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ኣሰይይይይ ሑቡየይ ናትየይ ዝፎትወኩም ስድራ ፍቕርኹም የብዘሐዮ ፈጣሪ ሑቡየይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ምስለይ ማዓረይ💞💞💞💞💞💞❤❤❤💋
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ፍቁራተይ ሑቢ ሽኮር ኩሉ ኢዩ ዘጥዕመልኪ ናዓክስ ዋላ ካሻ ካምለበስኪ ኣይመክፈአልክን ናዓክስ ምቅርተይ ንኩሉ ስለትክእልሉ ኩሉ ኢዩ ዘጥዕመልኪ ምቅርተይ ማራ ኢየ መንፈስ ቅንኢ ዝቀንእ ብኣኪ ቡዙሕ ካኣ ይማሃር ካባኪ ምቅርተይ ብዘይቃላዓለም ካብ ልበይ ኢየ ዝፈትወኪ ብፍሽክታ ብደደስታ ኢየ ካኣ ዝሰምዐኪ ናዓካ ክሰምዕን ክጥምትን ካኣ ናቱ ታይ ካምዝብል ኣየስተውዕሎን ካብ ምፍታውኪ ዝተልዓለ ንስኪ መምህር መፃኢ ሓዳረይ ኢኪሞ ብደስታ ብሓጎስ ንበርለይ ኣብ ዝከድክዮ ወላዲት ኣምላክ ተከተልኪ ዛናተይ 🙏🙏🙏ናቱ ማዓረይ እዚ ዝሓለፈ ቫላንታይን ዶ ገለ ዝገብርዎ ዝነበሩ ካኣ ኣይተደንቅኩሉን ብጣዕሚ ኢየ ሓዚነ ነይረ ካብ ባህልና ውጪ ስለዝነበረ ብሓቂ ናዓኩም ግን ማራ ኢየ ኣድኒቀኩም ካምዚናትኩም ማንም ዝክእሎ የለን ተባረኩ ባሓቂ
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
ምቁራት ዋዉ ደስ ይብል ።❤😘 ፍቕርኹም ይሰስን ።😘 እዋይ ንሕና ኮ ብቅርሺ ጽዱፋት😂😂😂😂😂
@destatigray9547
@destatigray9547 Год назад
ፍውርኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ይግበረልኩም ፅቡቃት ስድራ።ሓደ ሓደ እንገብሮም ንገራት ንፅቡቅና እዩ ዝሓለፈ ብዘይ ምብዓልኪ ይሆው ፅቡቅ ገይርልኪ ኣሎ❤❤❤
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Год назад
ኣሰይይይ ደስ ዝብል ህያብ ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ🙏❤
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኤልሻዳይ ንጉስ ሙቁራተይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ❣️
@lulululu2675
@lulululu2675 Год назад
ናቱዋይ ሽም ጓልኩም እባ ንገረኒ ምርዳእ ኣብያትኒ ❤❤❤❤❤❤ መልካም ልደት ሑቢ ቆንጆ
@salm1910
@salm1910 Год назад
ሙራኤል እዩ ሽማ
@nzmfamily
@nzmfamily Год назад
ሉሊ ሓፍትና ከምዛ ሓቢራትኪ ዘላ እዛ ሓፍትና'ያ ሙራኤል❤️✅️
@lulululu2675
@lulululu2675 Год назад
@@salm1910 ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን እንታይ ኢዩ ትርጉሙ thank you kea
@salm1910
@salm1910 Год назад
@@lulululu2675 ሙራኤል መንፈሳዊ ፊልሚ አሎ ርኣይዩ ዝያዳይ ሰርች ገይርኺ
@nawnaw569
@nawnaw569 Год назад
@@lulululu2675 መንፈሳዊ ፊልሚ ኣላ ርኣይያ ቅድስቲ ሙራኤል ዝብል ብኣማርኛ ብትግርኛ ኣሎ
@rutahagos1514
@rutahagos1514 Год назад
👌👏🏻👏🏻Thanks my brother 🙏🏻 🌟God bless your family 👪 😘🙏🏻 keep strong 💪✌️
@yordanostesfazgi3615
@yordanostesfazgi3615 Год назад
Wawwww gele ayinet neameta ka bselam yexnehana em kabueu bzbelexe yihabki ane ka 1 des elatn
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
እንዳ ናቱ 🌸💐 ሑቢ እንቋዕ ደስስስ በለኪ🙏
@user-gw1zq1lk4z
@user-gw1zq1lk4z Год назад
ኣሰይ ለባማት ሰድራ ፍቅርኩም ይብዘሐዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ 😘🙏
@Tsgenay
@Tsgenay Год назад
Www des zebl eu natu hawey anes kfetwekum hubi sahaki yebzhayo❤🙏
@tirhasasgodom6365
@tirhasasgodom6365 Год назад
ኣሰይይይ ምቁራተይ.ደስ ክትቡሉ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን. የወተይ ❤❤
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s Год назад
ደስ ክብለካ ዝሓዳርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሙቁራተይ
@user-uu2yt7iz6t
@user-uu2yt7iz6t Год назад
ኣሰይ ደክትብሉ ሙቅራተይ ዓድመይ ጥዕናይ ያሃብኽሙ ኣምላኽ
@samera7043
@samera7043 Год назад
ኣሰይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጋልኩም ፍትዋተይ🥰🥰🥰💞💞💞💞
@tomorrowcanbebetterthantod1179
Gyx elka mhdar hji😂. Bravo Natu, endey ab kereba u lben
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 Год назад
ሑቢ ምቅርቲ ሳሓቂ ደስ ክብል ሓዳርኩም እዝጋቢሄር ኣምላኽ ይባርኽ ጽቡቃት
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Год назад
ፍቅሪ ዝኾንኩም ስድራ ክፈትወኩም መዓት ኪዳና ምህረት አደይ ሓዳርኹም ትባርኸልኩም❤💕😘
@banakahsay1808
@banakahsay1808 Год назад
Aseyyy mukurateyyy des ktblu anes kfetwekum meat eiye kabti kdawunti kea eta xelam🖤mara feteya Natu kabey geziekaya eba please ngereni ❤❤❤❤
@ወዚጓልተዋሂዶ
@ወዚጓልተዋሂዶ Год назад
ፍቅርኹም የብዛሓዮ አግዚኣብሔር ኣምላኽ
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
ኣሕዋተይ ብሉፃት ኣሰይ ሑቢተይ ይግባኣ እዩ😘💋
@bereketgebrihiwet1917
@bereketgebrihiwet1917 Год назад
Nutu arkey egzabiher hadarkum yibarikelkum hubi ka happy birthday 🎂 🥳 🎉
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራተይ ኣሰይ ደስ ክተቡሉ ናቲየይ ልባም ሰብ እግዚአብሔር ፍቅርኩም ይባረክልኩም ኣሕዋተይ❤❤💘💘 ሑቡየይ ዝተረፈ ዕደመኪ ይባረክ እግዚአብሔር ዛሓፍተይ❤💘#
@belexetbelay3928
@belexetbelay3928 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@filmonissak4593
@filmonissak4593 Год назад
Kkkkkk mukuratey edmen tenan yhabkum fetri btaemi ye zfetwekum ❤❤❤
@banarahwa5346
@banarahwa5346 Год назад
ሑብየ ናቲየ ፒሩ ምቁራይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኩም ሑቢየ እንቆዕ ተወለድኪ ብምቅጻል ሑቢየ ሃቡ ክወሃበኩም ኢዩ እሞ ንናቲ በዘን ገንዘብ ፍሉይ ነገር ካብ ክዳን ጫማ ወጻኢ ከም ወርቂ ሰንሰለት ናይ ክሳድ ወይ ውን ዕብይ ዝበለ ናይ ገዛ ንብረት ብምቅያር ድዩ ኾታ ዝኾነ ዓቢ ነገር ንናቱ ውሽጡ ፈቲሽኪ ከሐጉሶ ይክእል ኢዩ ዝበልክዮ ህያብ ሃብዮ
@bsijdi7006
@bsijdi7006 Год назад
ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ 🥰🥰🥰🥰🥰💚💚💚💚💚💜💜🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚብሔር ኣምላክ ደቅኖዋይ💞💞💕💕💕💖😍😍😍
@lovelyfamily3622
@lovelyfamily3622 Год назад
Wawww shikorinatat edmen tenan yhabkum kabey geziewo fetyeyo website sdedulna
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ምቅራተይ😘
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r Год назад
ኣሰይ ሑቡየ ብሓቂ ሑቢ ምዕርግቲ ካብ ክሉ ታናይ ኣፍ ልብኪ ሒዝክያ ምስ መፀኪ ከመይ ድየ ኢለ ምቅርታ ከም ኣዲኣ
@abrehethabu2806
@abrehethabu2806 Год назад
Aseyyy shikorinatattt ahwatey edmen tienan yhabkum fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✅️✅️✅️✅️✅️💯💯💯🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰☘️🍀⚘️🪴🌾🌴☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🪴🌱🌷🌿🪴⚘️
@meriokuba9154
@meriokuba9154 Год назад
Aseyy xbukat edmen tenan yehabkum fetari 💋♥️⚘
@luwamyordanos8593
@luwamyordanos8593 Год назад
waw natu hawey the best gift nay 2023 xbukatey fkrukum ybarkelkum.
@DddddddddddAsas
@DddddddddddAsas Год назад
Hubi shikor happy birthday btaemi e zfetweki xbktey adnakiki eye ❤❤❤ zemenki ybarek
@yohannazaki
@yohannazaki Год назад
ኣሰይይይይይይይ ሙቁራት ፍኩሩቅም ከም ሕጻ ባሕሪ የብዝሕዮ 💋💋💋💋💋💋❤️💕💕
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ ምቁራተይ
@astertesfe5701
@astertesfe5701 Год назад
Aseyyy muquratey. Des kitblu ❤
@botaalekinezelialem3018
@botaalekinezelialem3018 Год назад
Kakkkkkk way way nati arkey ezi dey medey ilka endyu 😉gen dehan kab hji ketbilyo aleki hubi kea .kulkin malet yu ente dey balkinio kea dekone texbit dey blu kekwin alwo. kekwin alewo. So love you ❤️❤️🙏
@TsegaChannel21
@TsegaChannel21 Год назад
ፍቅርኩም መድኃኔአለም የሰስነልኩም ጥዑማት 💞
@sarasaraa1298
@sarasaraa1298 Год назад
ኣሰይይ ደሰ ክትብሉ ሙቁራተይ ሓዳርኹም የባረኽ
@maryammaryam885
@maryammaryam885 Год назад
ብዓል ጥዕናኪይ ይኩን ብማይ ይወዳእ ክቡራት ስድራ ።
@hailemichaelweldeghebriel5718
Wowwww des behalti kibri yhabka
@lileymehari8157
@lileymehari8157 Год назад
Ewishhh anes kefetewekum mara ekum des tebluni
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Год назад
ምቁራተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዛፀላም ቆንጆ
@sabiyasook9655
@sabiyasook9655 Год назад
ናሰሓኩም ንበሩ ቡሩካት ስድራ 💊🌿🌿🌿💚💚💚💖💖💖💚💚💖💖💖💖
@shheehhr7242
@shheehhr7242 Год назад
እንዳ ሑቢ ሙቁራት እድራ ደስ ብሃልቲ ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም 😍😍
@user-mi3eq4lj3e
@user-mi3eq4lj3e Год назад
እንዳ ናቲ እዩ ዝባሃል ነውሪ እዩ ማዓረይ
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Год назад
Aseyy mukurati edmen tenan yhabikum fetari
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ፍቁራተይ ናቱየይ😘ሑቡየይ😘
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትወኩም ብዙሕ ኮመንት ግን አይጽሕፍን ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርኽ
@user-oe3ry9lv8z
@user-oe3ry9lv8z Год назад
ክፈትወኩም ሙቂራት ፍቅርኩም ይብዛሕ❤💛❤❤❤
@user-gz1gt6no2y
@user-gz1gt6no2y Год назад
ኣስይይይይ ሙቁራተይ ከመይ ድየ ዝፍትወኩም ❤️💙
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 Год назад
ምጭዋት ፍጥረት💋💋❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha Год назад
ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕሕ
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m Год назад
ታልፈተኽ ያድስትልኣምላኽምሳካትኩምይኩንኣሜን
@azoabsh4473
@azoabsh4473 Год назад
ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ክብራትአሐዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@sabahabdu1205
@sabahabdu1205 Год назад
wawww des zbeleka 😍😘
@abigael7333
@abigael7333 Год назад
ደስ ትብሉ ጽቡቃት የሕዋት ሰሓቅ ወዲእካኒ ፡ሳብስክራይብ ጌረኩም ኣለኹ
@rutaalazar4389
@rutaalazar4389 Год назад
Fkrukum yebarek nezom awedat natna kea kemzi natka lbi yehabonm
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Год назад
እስይይይይይ ክንድይ ድስ ይብል ቃልት የብልይን
@letush
@letush Год назад
ደስ ክትብሉ እሰይይይ😍😍😍😍♥️♥️♥️
@user-uy7td9vg8u
@user-uy7td9vg8u Год назад
ኣሰይይይይ ምቹዋተይ ፍቅርኩም ብዝሕዝሕ ይበለለይ❤❤️❤❤️
@erk47
@erk47 Год назад
ቀጽልሉ 👌👌👌🙏🙏🙏 ፍትዋት ስድራ ከምዚ ናትኩም ንኹሉ
@medi7513
@medi7513 Год назад
ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ናቱየይ ሕቢየይ ምስ ጋሉኩም ፁሪያት ♥️🥀
@wedibashay9450
@wedibashay9450 Год назад
ፍቅርኩም ይብዛሕ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
ከም ናትኩም ፍቅሪ ይዓድለና ፍጣሪ ፍትዋተይ ❤❤❤❤
@aranshitesheme7949
@aranshitesheme7949 Год назад
Aseyyyy xbukateyyy nateyyy admen tanan yhabukum fetari
@feqereu1860
@feqereu1860 Год назад
ናቲ ሓወይ ብጣዕሚ ኢካ ለባም፡ኣነ ካኣ ንሰበይተይ በል፡ከምዚኣ ጌረ ሳፕራይዝ ክገብራ ክገርመካ ክዳዉንቲ ገዚኤላ ኣይፍልጥን ኢየ በጃካ ንገረኒ እዚ ክዳዉንቲ ካበይ ገዚኢካዮ ንገረኒ ተገዲስካ ሰበይተይ ሕጂ ኢያ ክትሓርስ እሞ፡ምገዛእኩላ በጃካ ❤
@nzmfamily
@nzmfamily Год назад
ሓወይ ክቡር ኣብዚ ዘለናዮ ዓዲ ሓደ ዓቢ ዱኳን ናይ እንዳ ኣፍጋኒስታን ኣሎ ካብኡ'የ ገዚኤዮ!!! ንሰበይትኻ ከኣ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትገላግላ ናብራኹም ይባረኽ🙏❤️✅️
@feqereu1860
@feqereu1860 Год назад
@@nzmfamily Amin nati arkey okay thanks olin mesiluni xenihu fqrkume yesasen zearkey
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
@@feqereu1860 ዓርኩ ካብ shein ወይ boohoo ክትገዝአላ ትክእል ኢካ 👌
@feqereu1860
@feqereu1860 Год назад
@@user-mi3uc5tl3j ብሓቂ ከምዚ ንዊሕ ክረክብ ይክእል፡ሕራይ በል የቀንይለይ ዝዓርከይ ❤❤
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
@@feqereu1860 ትረክብ ኢካ ሓወይ ብዙሕ መማረጺ ኣሎ እዩ ሰበይትካ ከዓ ብሰላም ትሕረሰልካ ኣደይ ማርያም ትቅረባ 🙏ጋዓት ከዓ ጸውዑና ኢኩም🤣
@almazshimangus5115
@almazshimangus5115 Год назад
Asey mukurat edmen tenan yhabekum fetari ❤️ ❤️ ❤️
Далее
ን ሑቢ ረስኒ ዝፈጠረት ኩነታት🫣
13:13
🔴 ሕጂ ዶ ይሓይሽ ❓
24:21
Просмотров 17 тыс.