Тёмный

1ይ ክፋል ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ተጋድሎ ሓርነትን ብሓፈሽኡ ኣብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዘተኮረ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሞኮነን ዓንደሚካኤል ክህልወና እዩ። 

TV Meley
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

website; melley.org/
you tube; / tvmeley
facebook; / hadne.er #ሓድነት_ኤርትራውያን_ንፍትሒ
ክቡራት ተኻታተልቲ ቲቪ መለይ መደባትና ብቐጥታ ክትካታተሉ ምስ ትደልዩ, subscribe ግበሩ ከምኡ ውን share/comment/like/ ኣብ ቲቪ መለይ-

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@rabraham2547
@rabraham2547 4 года назад
ጋዘጠኛ ኣይ ግዲን ፡ ኪትሓትት ከለካ 1respect የብልካን 2 ሕቶካ ኣይትሓዋውሶ፡ኪትሓቶ ከለካ ማለተይ የ 3 ኣካልካ እንበር ብሓሳብ ምሱኡ የለካን ፡ተስጊል ኣለካ
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 3 года назад
ትንባኾ ድኣ ኣንጢርካና፡እምበር ዘረባኻስ ቆሎ ጥጥቆ ኢዩ፡ቋንቋስ ንኸይ ሓሚኻ ኢኻ ትመሃሮ፡ዘገርም ኢዩ
@Andom885
@Andom885 3 года назад
ርኢቶ ካብቲ ብዙሕ ዝበሃል ብኸፊል ! ሰላምታ ነዚ መደብ እዚ ። ቀጺለ ከኣ ነዚ ዛንታ ናይ ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነበር ተጋዳላይ ክብሮም ፡ ምስ ኩሉ ኣውንታውን ኣሉታውን ጎድንታቱ እቲ ዘዘንተዎ ዛንታ ማለተይ ኢየ ፡፡ ግና ከኣ ዛንታ ናይ ኤርትራዊ ዜጋ ጉዕዞ ኣብ ንእስነቱን ከም ምኳኑ መጠንን ምስ ናይ ዕድመ ጸጋ ስለ ዝተጠናነገ ናይ ገዛእ ርእሱ ነዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ዛንታ ጉዕዞ ቃልስኻን ቃልሲ እቲ ተዘንትዎ ዘለኻ ዛንታ እቲ ህሞተ ርሑቕ ሎሚ ኩርናዕ ዘለዎ ኢዩ ። ግና ካብ ዝገረመኒ ጉዳይ እንተልዩ ሓደ ዓቢ ጸገም ናይ ኣዛናትዋ ታሪኽ ናባኻትኩም ናብዞም ዕድሜታትኩም ጠወርነቱ እናወድአ ዝኸይድ ዘሎ ፡ ንሰነደ ዛንታ ንኣዛናትዉኡ ዝምልከት ኢዩ። ሎሚ ንሕና እዞም ድሒርና ዝተወለድና ሎሚ ከኣ ፡ክንጽሕፍን ሰነዳት ወሎዶታት ከነንትዕን ከነፈልፍልን ክንትንትንን እንደልን ፡ ካብእቲ እተቕርብዎ ጉዕዞ እቲ ዘይተዓወተ ተሓኤ ግን ምስ ቂም ዝነብርን ፡ ማለት ብዘይ ምዕዋቱ ግና ናይ ሓለፍቱ ጉዳይ ፡ሓለፍቲ ተሓኤ እንበር ንኻልእ ሰውራን ውልቀ ሰባት ዘይውንዘፍ ካባኹም ናባኹም ኣድሓርሓሪ መሪሕነትን መስፍናዊ ፈላላዪ ኣተሓሳስባን ዘቑጸልጸሎ ውድብ ብምንባሩ ኢዩ ። ግን ከኣ ኣኣላፍ ኤርትራውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣያታትናን፡፡ ኣሓትናን ኮታ ሰውራ ኤርትራውያን ከም ጀማሪ ውድብ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ብብዝሒ ቁጽሪ እቲ ናይ እቲ እዋን ወሎዶ ዝስዕብዎ ከም ዝነበረ ግና ኣይዝንጋዕን። ይኹን እንበር ኣነ ከም ኤርትራዊ ዜጋን ኣብ ምጽሓፍን ምስናድን ታሪኽ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ፡ ንስኻትኩም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነበር ፡ ነቲ ሎሚ ማለት ካብ 1981 -2021 ናይ 40 ዓመታት ኣቢሉ ዘሎ ጉዕዝኡ ዝተቖጽየ ሰውራኹም ፡ ሎሚ ኣብ 2021 ገና ኩራታትኩም መወዳእታ ዘይብሉን ነቶም ክንጽሕፍ እንደሊ ዜጋታት ዛ ሃገር ብሰንኪ ተዳጋጋሚ ሓደ ዓይነት ደርፊ ኩራ ዘየቀራርብ እተቕርቡን ፡ ንሻዕቢያ ክትከሱን ክትጸርፉን ትነብሩ ብምህላውኩም እዚ ናይ ሎሚ ሰናዲ ወይ ጸሓፊ ታሪኽ ሰውራታት ኤርትራ ንነቕፈኩም ኣለና ። እዚ ከኣ ቀሊል ዘይኮነ ሓበሬታ ወይ መልእኽቲ ከም ዝኾነ ነዚ ዝጽሕፎ ዘለኹ ርኢቶ ብጥብቅን ብኣንክሮን፡ብምግንዛብ ነዛ ዘቕርባ ዘለኹ ጽሕፍቲ ኣንብብዋ ይብል። ብድሕሪ ምንባብኹም ከኣ ንዛንታኹምን ውዕሎኹምን በቲ ቁኑዕ ወፍርታቱ ፍረ ጽሑፍ ናብ ልሳን ኣንበብቲ ንኽበጽሕ ፡ ኣታናትናን ንጌጋታትኩም፡ብምእራም ከኣ ፡ ነዚ ሃገር ዝወለደ ህግሓኤ ካብ ምኽሓድን ምጽላምን የእዳውኩም፡ብምሕጻብ ኣብ ናይ ሓባር ባቡር ምዕባሌን ሃገራዊ ልምዓትን ከሳትፍ ዘኽእል ስነ ሓሳብ ዓይኒ ማይ ፍቕርን ሓድነትን ክትስዕቡ ምደለኹ ። 1ይ ዕድመይ ወድኹም ምኳነይ ኢዩ ። ንዛንታ ጉዕዞኹም ቃልሲ ካብ ዝብል ስነ ሞጎት ብምብጋሱን ንናጽነት ዝናፈቐ ኤርትራዊ ሰብነት ብምንባሩን እቲ ሰነድ የገድሰኒ ። ግና ኣብ ዕድሜና ኤርትራ ናጽነታ ብህግሓኤ ክብራ ዝተሓለወት ሃገር ኢያ ። ስለዚ ካባኻትኩም ካብዞም ንህግሓኤ ክትጸርፉን ከተነኣእሱን እትውዕሉ ማለት ከምዚ ከማኻ ካብ ቃላትካ እትብሎ ዘለኻ ዘለፋ ፡ ዋላ ሓደ ንሃገረ ኤርትራ ዘምጻእኩሞ ሰናይ ነገር የለን። ከምተወሳኺ ተጋዳላይ ክብሮም ነበር ፡ ኩሉ መልስታትካ ንምጽላም ኢሳያስ ኣፈወርቅ ኣጀንዳ ዝገበረ ዛንታ ኢኻ ተዘንቱ ዘለኻ ። እዚ ከኣ እቶም፡መብዛሕትኩም ኣድረታት ጀብሃ ብዘይካ ክፋእ ናይ ኢሳይያስ ካልእ ትርጉናዊ ታሪኽ ኣይተዘብትዉን ኢኹም። ዘሕፍር ትንተና ታሪኽ ኢኹም ትምድሩ ። ኢሳያስ ሓንሳብን ነሓዋሩን ስዒርኩም ኢዩ ። ከብኪቡ ብረታትኩም ደርቢኹም ከኣ ሱዳን ከም እትኣትዉ ጌርኩም ኢዩ ። ካልእ ዝዝንቶ ታሪኽ እንተለኩም ዘይተዘንትዉ ። ስለምንታይ ኢኹም፡ተቓሊስና ኔርና ፡ ግና ብሰንኪ ዘይቑኑዕ መሪሕነት ጀብሃ ካብ ሜዳ ኤርትራ ብሰውራ ኣህዛብ ህግሓኤ ተጸፊዕና ከይፈተና ተበቲና ፡ ሕጂ ግና ህግሓኤ ደሓን ይእቶ ። ንዝተበገስናሉ ዕላማ ሃገር ናጽነታ ረኺባ ። ስለዚ ንህዝብና ብመብጸዓና ንኽሕስ ። ምስ ህዝብን መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ ኣለና ምሳኻ ዘይምባልኩም ፡እዚ ሓድሽ ወሎዶ ፈጺምና ናባኹም ንኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበርኩምን፡ ገና ሕኒን ትብሉ ዘለኹምን ከም ዘይ ንፈትወኩምሲ ይርደኣኩም ዶ ይኸውን ? 2ይ ስለምንታይ ኢኻ ኸ ኣብ እቲ ዘቕረብካዮ ዝርርብካ ፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ጾሮና ዚንጎታት ናይ ስቪል ቀንጢጡ ወሲዱ ዝብል ዘይነበረን ፡ መንግስቲ ኤርትራ ዘይገብሮን ፡ ነዚ ናይዛ ጃንዳ ዘተባብዕ ስኑዕ ሰነድ ተቕርብ? ግርም ኢዩ ኢሉኒ ። ካልእ ከኣ ኩሉ ግዜ ዛንታ ጦፍ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንዝክጽሕፍ ብዙሕ ተወኪሰዮም እሞ ፡ ኣብ ሓንቲ ሻዕቢያ ሻዕቢያ ኮለል ዝብል ሓሳብ ኢኹም ባዶ ኡኩብ ዝኾነ መልሲ ትህቡ ። ስለምንታይ ? 3ይ ጀብሃ ንሜዳ ኤርትራ ረጥሪጣ ናብ ሱዳንን ኤውሮጳን ኣሜርካን፡ኣውስትራልያን ፡ ጀርመንን ካልኦት ሃገራትን ፋሕ ዝበለት ውድብ ዶ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ኣምጺኣትሉ ድያ ? ስለዚ ርሕቐትኩም ክይፈልጡ ኣይከኣልኩም ዕድመ ንሻዕቢያ ሃገር ኣምጺኦሙልና ። ንጃንዳን ባንዳታታን ካብ ገጽ መሬት ባዕላ ብገዛእ ኮልታ ንሂወታ ስጉምቲ ከም እትወስድ ጌርዋ መርገጺ ጅግና መንግስቲ ኤርትራ ። ንስኻትኩም ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣብዚ ናይ ሎሚ ሓድሽ ወሎዶ ኣይትፍለጡን ኢኹም ። ብፍላይ ጸሓፍን ሰናድን ኣዘንታውን ተንታንን ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ ኣይንፈልጠኩምን ኢና ። ስለዚ ክንፈልየኩም እንተኼና ፡ ምስ'ዚ ምስ ሃገርን ህዝብን መንግስትን፡ነዚ ኬባዕ እዋን ንምክቶ ዘለና ምሳና ኬንኩም ሽንተ መኪትኩም ግና ሰነድኩም፡ከድልየና ይኽእል። ብዝተረፈ ግና ሰነድኩም ካብዚ ዝብሎ ዘለዝኩ ብኻልእ ክግለጽ ጸግም ኢዩ ። ደራሲ መጽሓፍ ጦፍ
@petrostesfay5667
@petrostesfay5667 4 года назад
ሃካኛ ታሪኽ እዩ”
@helentekle2822
@helentekle2822 3 года назад
ሃወይ ጅግና ሞኮነን እድመን ትናን ይሃብካ ሞኮነን ኮኾብ ሃገረና ጅግና አጆና ክንዕወት ኢና
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
እዚ ሕልኩስ ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ሃገር ናይ ምሻጥን ምልዋጥን መሰል ሂቡዎ? እስከ ካብ ምቑዛም ሓሊፍና ኩሉና "መን ብዝሃበካ ስልጣን ኢኻ ንስኻ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ተሳራጥይ ዘለኻ?" ምባል ንጀምርን ንሕተትን:: ልጅ ኢሳያስ ኳ ሓደ ጦርቋሽ ጭራ ፍጥረት እዩ: ዘለዎ የብሉን ጃጃዊ እዩ: ከመይ ገይሩ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ? ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራ ተሓቢኡ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ እንዳ ተጋደለ ዘይኮነ እንዳ ተዋሰአ ዝነበረን ዘሎን ጠላም ሕልና ኣልቦ ዝኾነ ፍጥረት እዩ:: ንምኳኑኸ ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ነኽብሮን ንፈርሖን ጸኒሕና? ተዋሳኣይ ኢሳያስ ብስስዐ ስልጣንን ዕብለላን ሰኺሩ ብታህዋኽ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ምስ ጀመረ ኩነታት ካብ ቁጽጽሩ ወጺኡ ይርከብ:: ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሉታዊ ምዕባለታት ንኣስመራ ገጹ ይቐርብ ስለዘሎ ልጅ ኢሱ ስልጣኑ ንምዕቃብን ምስ'ዞም ሰብ ደምና ዝኾኑ ኣምሓራ ኮሸምሸም ክብል ግድነት ኮይኑዎ ኣሎ:: ብኻልእ ወገን ከኣ ተጋሩ ካብ ምክልኻል ሓሊፎም ናብ ፍጹም መጥቃዕቲ ይሻባሸቡ ኣለዉ:: ብልጽግና ከኣ ዝነበሮ ሓይሊ ጸንቂቑ ናብ ተጸባይ ሰራዊት ክልል ኣምሓራ ኮይኑን ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ ኣሎ:: ንግዚኡ ምስ ብልጽግና ደዉ ክብል ዝኽእል ሓይሊ እቲ ገለ ክፋል ናይ ኣምሓራ ጥራሕ እዩ። እንተኾነ ግን ኢሱ መድሓን ገጽ እንተኾነቶ ኢሉ ቅድሚ እቲ ክወርዶ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዉርደት ሰራዊቱ ምስ ክብረቱ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ክስሕብ ወይ ካልእ ናዕና መዐሸዊ ዝኸዉን ተዋስኦታት ከም ዝጅምር ኣየጣራጥርን:: ልጅ ኢሱ ዘይተረደኦ ግን ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኣተዎ ኣትዩ ክሳብ መጨረሽታ ጥፍኣቱ ክፋለሞ ቆሪጹ ከምዘሎን ነዚ ንምትግባር ከኣ ኩሉ ሕጋዊ መሰል ከም ዘለዎን እዩ። ምሽክናይ ልጅ ኢሱ ኣረጊት ዝብኢ ስስዐን ፍቕሪን ስልጣን መጥፊኡኡ ኮይኑ ኣሎ...
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ስርዓት ገይርዎ ብስርዓት ትሰምዩዎ ዘለኹም? እዚ ስርዓት ዘይኮነ ሓደ ሰብ ዝመርሖ ጉጅለ እዩ:: ቃላትና እንዳ ኣጻፈፍና ክንዛረብ ንጀምር ህግደፍ ዝብሃል ውድብ ወይ ስርዓት እንትርፎ ኣብ ርእስና ብኣካል ነይሩ ኣይፈልጥን እዩ:: ናይዛ ጉጅለ ቁንጮ ምስ ጠፍኣ ኩሎም ኣምለኽቲ አዛ ጉጅለ ቀንፈዘዉ እንዳበሉ ንጎረባብቶም ኢዶም ክህቡ እዮም:: ብሓቂ እዮም ጠርቋሻትሞ ንሕና ኣቶኩሮና ናብቲ ኣረጊት ዝብኢ ቁንጮ ጥራሕ ንግበር::
@SamsomSemere
@SamsomSemere Год назад
አነ ነቲ ሲርዓት ናይ አስመራ አይድግፎን ኢንዴ ግን ናትኩም ቫይረስ ኢዩ ድገርመኒ kkkkkkkkk ኡይይይይይይ ናትኩም ቫይረስ ግን መድሃኒት አይርከቦ ንዩ ክንዲ ኤሪትራ ኢንተ ትሓልዩ ኮንኩምሲ ንምንታይ ንምባል ኢዩ ኢዛ ብዲሕሬኻ ደላ ባንዴራ ፈደረሽን ጌርኩማ ደለኹም ቀዳሞት ሊዕሊ ኢሰያስ ጸላእቲ ህዝቢ ኤሪትራ ኢስኹም ኢኹም ባዴራ አይኮናን ጸጊምና ደሎ ሓርነትን ናጽነትን ኢና ሲኢና ደለና
@alemdebesu3440
@alemdebesu3440 9 месяцев назад
Ata hasawi Andnat neska eka neska neritra entai girkya Anta lkbat Hasawi
@Issunselam-bt1xk
@Issunselam-bt1xk 4 месяца назад
ሃሳዊ ሃሳዊ ሃሳዊ
@محمدعلي-و9ه1ذ
@محمدعلي-و9ه1ذ Год назад
حركه تأسسة في بورتسودان في عام 1958
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 года назад
Papa mokonen we really appreciate your history go ahead and do what you have to do we are so proud of you You are the one important person to eritreaweyan pls share to your parents your friends anyone
@alemelete
@alemelete 3 года назад
ብዝኾነ ብ 975 ተስሊፈ እዛ ኣልገጀርያ ትብል ኣብ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ብፍላይ ታሪኽ ሓሙሽተ ክፍልታት ሰምዔ ኣይፈልጥን።ታሪኽ ብጉቡእን ሓቅን ደኣ እምበር ወኒ ጽልእ መግለጺ ወይ ሕነ መፍደይ ኣይኮነን።ታሪኽ ኤርትራ እምበር ግዜ ስለዝነውሐ ጠምዝዝካ ብጽጽዋይ ልብ ወለድ ታሪኽ ኤርትራ ኣይተበላሽው።ናይ ቀረባ ሰማንያታት ምርሻን ተጋደልቲ ኣብ ብዓል ብርጌድ 69፣ 71፣ 72፣ ካልእን; ወራርን ምትሓዝ ነጻ ቦታን ክሕደትን ምብርካኽ ሰውራዊት ባይቶን ሓደጋታቱን ኩሉ ሓሊፉ ንነጻ ኤርትራ ብኽዳዓት ምስ ጭፍራ ዝበደሉን ብዙሕ ሓቂ እንከሎ እንታይ ጽጽዋይ ኣድለየ። 60 ታት ብኹሉ ዉዳቤታት ብዙሕ ዘይተፈለየ ኣገላልጻ እዩ ዘሎ።
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 года назад
ወሸታም ልኩን የማውቅ ኣሳፋሪ የነጻነት በኣሉን ኣይወዱትም ያልከው ለምን ኣልደገምከውም ውሸታም
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 года назад
ሓታቲ ንድሕሪሕጂ ክትእረመሉ ዘለካ ኣኽብሮት ። ካልኣይ ኣይትኮላልፍ ክሳብ ዝወድእ ተጸብውዮ
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 года назад
Ata men Eyu Ezi gazetegna geriwo Entay xegem eyu wedey .gexu Tirhak .kurub temahar bejaka .Astewielika Hitet Huwuk Aytikun .Entay Yihitetin Ayhitetin Filet .bambula wahid kkk
@محمدعلي-و9ه1ذ
@محمدعلي-و9ه1ذ Год назад
مؤتمر ادوبحا كان في عام1969
@محمدعلي-و9ه1ذ
@محمدعلي-و9ه1ذ Год назад
الوحده الثلاثيه كان في عام 1968
@abedtesfa9991
@abedtesfa9991 3 года назад
abiet poletica iseyas afowerki selay nay Etiopia eyu neyru 😅😀🤣😂😆😁 ata aregit hasewi
@محمدعلي-و9ه1ذ
@محمدعلي-و9ه1ذ Год назад
حركه صح في عيلا انتهت في عام1962
@محمدعلي-و9ه1ذ
@محمدعلي-و9ه1ذ Год назад
انتهت في عام1962 في عليلا طعده
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 года назад
Pls next part 2 ask him a lot question I beg you
@ሚዛናውነት
@ሚዛናውነት 2 года назад
ሸፋቱ ኢኹም ኩሉኹም ሓደ
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 года назад
ከሓሚይዎ ከለው ምእንቲ ክሰምዖም ሲ ትግረን ዓረብን ተማሂሩ ክክክ ዲስላይክ ሂበካ ኣለኩ ሃጠው ቀጠው ዩ ዘረባኩም
@reduasli1472
@reduasli1472 3 года назад
Kemzi kitibil kelekas abu zineberka timesil
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 года назад
@@reduasli1472 ጋል ክንደይ ዓመት ኢኪ ኣይ ፈልጥን ተተመዛዚኒ ግን ጽቡቅ ዩ። ዘዝተዛረበ ስለ ዝእመን ዩ ሽግር ገፊሑ ደሎ ኣብ ኤረትራ ኣነ ኣብኡ ኣይነበርኩን እቲ ዝዛረብ ደሎ ንባዕሉ ኔሩ ዱ የጠራጥረካ
@sna6611
@sna6611 4 года назад
Meley
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 года назад
Ata Entay Ayinet Nefati seb gohaf Eyu Ezi gazetegna Respect yebilun .gunuf
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 4 года назад
ዋላ ሃደ ኣፍልቶ የብሉን ኣልዕል ኣቢሉ ኢዩ ሃለውለው ዝብል ዘሎ
Далее