Тёмный
No video :(

ATV:ዝርርብ ምስ ተጋ ህዝባዊ ግንባርን ኣባል ምስጢራዊ ሰልፍን ነበር፡ የማነ ተኽለገርግሽ፡ ደራሲ `ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና?` 5ይን መወዳእታን ክፋል 

ATV asena
Подписаться 284 тыс.
Просмотров 119 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 390   
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ኣሰይ ኣሰና 6ይ ክፋል ይቀጽሎ ይቀጽል ትብሉ እስኪ ላይክ ጸቅጥ ኣብሉ ይቀንየልና ካኣ
@tedifish399
@tedifish399 5 лет назад
Freedpm Tv. Kibliti ya hasabka 6y kifal kitkixl alewa bahalay ye ane wn
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
ተዕቅፈኒ ዶ ኣለካ እሞ ክጸፍዓካ ዶ ኣቤት ለሚንካ ክትኽእሎ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
godim gidim kkkk
@user-xi1ri7jc4k
@user-xi1ri7jc4k 5 лет назад
ኣቶ የማነ ኩሉ እቲ ዘይንፈልጦ ስለ ዘፍለጥካና ክብሪ ይሃብካ ንሕና ካኣ ጂግና ሙካንካ ከነዘንትወልካ ኢና
@themars5452
@themars5452 5 лет назад
ጽቡቅ መግለጽ። ከም'ዚ ዓይነት ዘተ ቃለ መሕተተ ንህዝቢ ኤርትራ ጽቡቅ መብርህ 'ዩ። ኣሰና ጽቡቅ ትከዱ ኣሎኩም ኣብ መደብኩም፡ ስለ'ዚ ቀጽልዎ 'የ ዝብለኩም ኣነ ብወገነይ።
@user-sk8fg4xe6v
@user-sk8fg4xe6v 5 лет назад
ብመጀመሪያ ንኤማ ፍረ ጻዕርኻ ይሃብካ፡ ቀጺለ ካኣ የማነ ዝሃብካና መግለጺ ኣዝዩ ምስጢራትን ሑቡእ ኣጀንዳን ብምትንታንካ ናዓና ዓቢ ትምህርቲ ኮይንና ኣሎ ንመጻኢ ትውልዲ ካኣ መጠንቀቕታ እዩ የቐንየልና ።
@user-nr9mz9uk1j
@user-nr9mz9uk1j 5 лет назад
.
@zemen9194
@zemen9194 5 лет назад
ኩቡር ኣቶ የማነ ምስጢር ናይ ጠላምን ሓሳድን ኩፉአ ግብርን ዝኮነ ኢሰያስ ስለ ዝተዘረብካን ነዚ ገርሂ ዝኮነ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዘፍለጥካን ብጣዕሚ አዩ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ብልቢ ዘመስግነካ።
@user-bz9jk1ci7j
@user-bz9jk1ci7j 5 лет назад
👍
@efremtedla3580
@efremtedla3580 5 лет назад
Daniel Medhanie ዝገርም ነገር ኢዩ
@user-fe4du8xb8g
@user-fe4du8xb8g 5 лет назад
ክቡር ኣቦና ኣቶ የማነ ተኽለገርግሽ ዕዮኻ ብግቡእ ዛዚምካ ኣሎካ ኩሉ እቲ ክትገብሮ ዝግብኣካ ጌርካ ኣሎካ ከምዚ ንህዝቢ ዘገድስ ኩላቶም እንተዝህቡና ኔሮም ቀደም ሽግርና ምሓጸረ ብዝኮነ የቀንየልና።
@okbagabirmt5498
@okbagabirmt5498 5 лет назад
ንመጀመርታ ግዜ -ስርዓት ዘለዎ ዓይነት ኣዘራርባ ዝጥቀም ተጋዳላይ ርእየ
@yemanegere183gere2
@yemanegere183gere2 5 лет назад
ድሎ ብድሎ ኢሰያስ ንምዕላው ይባሃላሎ አብ ዓዲ ሃሎ
@user-bt8xo7fm1t
@user-bt8xo7fm1t 5 лет назад
መርሀባ እዝንን ድምጽን ውፁእ ህዝቢ ኤርትራ ንህናስ አቶ የማነ ጅግና ጀጋኑ ንአካ ዛንታና ከይጠፍእ ብተአምራት ፈጣሪ እድመ ድሀበካ ሰብ ኢካ ናቶም ብእርቃንን ብጥሜት ብሰሀይታ ቁሪ ክቡር ነዛ ሃገር ደረከቡና ስውኣትና ታሪክ ከይጠፍእ እዩ አማኑኤል እያሱ ናይ በሐቅ ብሱልን ተባእ ኤርትራዊ ኢካ የቀንየልና !!!!!!!!
@medahaneteweldebrhan9898
@medahaneteweldebrhan9898 5 лет назад
ተለቪጅን ኣሰና ብጥስዕሚ ደስ ዘብል ቃል መጠይቅ።ሃብታም ተመክሮ ናይ ኣቶ የማነ ተክለግርግሽ ምቅላዕ ዊዲት ስርዓት ኣጽናቲ።ፈላጥ ዝበሃል ፍልጠቱ ዘካፍል ኢዩ ነቲ ሕቡእ ምስጢራት ብምክፋልካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ታሪኽካ ነባሪ ኢዩ።
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ተጋዳላይ የማነ ብልቢ ነምስግን እቲ ኣጋላልጻካ ደስ ዝብል ንክትስምዖ ዝስሕብ ናይ ምዝካር ቶክእሎካ ዉን ላዕሊ ኢዩ ጀግና እምበር መስፍን ሓጎስ ክምዚ ናይ ኣቶ የማነ ተክለግርግሽ ገይርካ ተዛረብ ግለጾ ጽባሕ ንግሆ ህዝቢ ፎ ክብለካ ኢዩ ኩሉ ትፈልጦ ኣውጻዮ ክም ናይ የማነ እምበ ምስፍን ሓጎስ ምስጢር ኢሳያስ ክትሽፍን ህዝቢ ፎ ይብለካ ሎ ተዛራብ ተዛራብ :: ኣቶ የማነ ከምኡ ዉን ኣማኑኤል የቅንየልና ቀጽልዎ ክምዚ ናይ የማነ ኣፍልጦ ዘለዎም ዓድሙልና ኣብ Tv Asena. ::
@user-mb3yz4wi6n
@user-mb3yz4wi6n 5 лет назад
ዕላል ምስ ኣቶ የማነ ተኽለገርግሽ ዝምኖ ኣይኮነን ብዝኮነ ነዚ ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፡ኣማኒኤል እያሱ ምስ መሳርሕትኻ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ኣቶ የማነ ተኽለገርግሽን ኣማኒኤ እያሱን።
@alefmotivation5459
@alefmotivation5459 5 лет назад
ቅኑዕ ዝኾነ መልእኽቲ ኣቦና የማነ ጅግና።
@yosiefabraha9519
@yosiefabraha9519 5 лет назад
Good job Assena. thank you so much.
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 5 лет назад
ይገርም ኢዩ ያኢ ጀጋኑ ከምዘይ ብልናስ ንአብይ ኢስካ ምርሃና ኪብሎ ሱክ ኢልካ ኣዲካ ምራህ ኣቢይ ጀጋኑ ኣቦታት ኣለውና ኢሰያስ ኣይውኪለናን ኢዩ
@hoseatesfit7439
@hoseatesfit7439 5 лет назад
ብርቂ ስራሕ። ቁኑዕ መርገጺ ዘይተበረዘ ስነ-ሓሳብን ኤርትራዊ መንነት። ባና ብሩህ መጻኢ ዕድላቱ ዝኸሰረ ህልው ወለዶና። ንዓይ ኣብ ሰዓታ ዝተወልዐት ሽግ ሓርነት ኣዩ እዚ ቃል ምስክርነት። ስለ`ዚ ዕድመ ንመቓልሕና ራድዮና ኣሰና። ክብርን ሞገስን ንኣብ ድቕድቕ ጸላም ከውታ ለይቲ ደሃዩ ዘበሰረና ከም ሽሙ ንየማን ዝኣለየና ኩቡር ኣቦና የማነ ተኽለገርግሽ።
@crisheritrean9227
@crisheritrean9227 5 лет назад
I am speachless. Mr. Yemane you are amazing. Thank you
@foreverlove6331
@foreverlove6331 5 лет назад
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ተጋዳላይ የማነ።ልዕሊ ኩሉ ንኣምላኽ ዘይምርሳዕ እዩ።
@sole7719
@sole7719 5 лет назад
የቐንየልና ክቡር ኣቶ የማነ ተኽለገርግሽ ስለቲ ኩሉ ዕምቖት ዘለዎ ኣገላልጻኻ ውሽጣን ውሻጢኣን ኣውጺእካያ ኤማ ሓውና ከኣ ኣጆኻ ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡፡
@miliontesfagabr987
@miliontesfagabr987 5 лет назад
Anta enkae eba ayetfuelna nezi mexhaf wixua eritrea Nsle haki tarik mzrabu eske like gerna ngechbo
@abrahalegoitom1616
@abrahalegoitom1616 5 лет назад
mili one live behaqi hawey
@eriberhe5887
@eriberhe5887 5 лет назад
የቐንየልና ስለቲ ኹሉ መግለጺኻ የማነ ፡ኣሰና ብሌን ዓይንና ኸኣ ሰስንልና thanks!
@youtubetube5845
@youtubetube5845 5 лет назад
Thank you Ato kubur Yemane zeynfelto aflitkana. God blesse you!
@user-hj8ux8vj2u
@user-hj8ux8vj2u 5 лет назад
ኣቦና የማነ ጹቡቅ ሓበረታ ዩ ንተህበና መብሪሂ ድማ ኣዝየ የመስግን ነዚ መንእሰይ ናብቲ ናይ ባሓቂ ሲሚዒቱ ዝመለስካ ሓቀኛ ተቃላሳይ ኢኻሞ ቀጽሎ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 5 лет назад
ነዚ መደብ ዘዳለኻ ኣማኒኤል እያሱ ብጣዕሚ ነመስግነካ ከምኡ እወን ሕጅስ ደኺመ ኣሪገ እንታይ ገደሰኒ ከይበልካ ብትብዓትን ተወፋይነትን ንህዝቢ ይጠቕሞ እዩ ዝበለካዮ ኣብ ምጉስጋስን ምንቃሕን ትነጥፍ ምህላዉካ ብዙሕ የመስግነካ።መንእሰያት ናትና እዩ እቲ ታራ ኣጆና ንበራበር ።
@girmalemaraya2354
@girmalemaraya2354 5 лет назад
ኣሰና ሰስኑ ኣማንኤል የቀንየልና ብፍላይ ንኣቶ የማነ ሃገር ካባካ ኩሉ ዘድልያ ተገሩላ ኢያ ንሓድሽ ወሎዶ በዓል ዉዕለትና ኢካ። ሚስጥር ሒዞም ዝጠፍኡ ዘለዉ ከኣ ኩሎም ኣብ ግዜኦም ደሜኛታት ምዃኖም'ዮም ዘአንፍተልና።
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ኩቡር ኣቦና የማነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካባኻ ብዙሕ ፈሊጥና እሞ የቀንየልና ከምኡ ድማ *ኣሰና* በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ብስም ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ የመስግነኩም ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 лет назад
TV Assena is the mouth,ear and the main media outlet for all Eritreana at home and all need to support it now and be courageous to take risk for the sake of our beloved people. Do not let fear control us for fear begot fear of living life.
@zackzack2193
@zackzack2193 5 лет назад
I love you guys so important topic
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 лет назад
May God bless u Yemane and I believe u can play a big role in future eritrean politics and also helping the new generation lead a political formation now. We need people like as political mentors now.
@Joe-pm8bj
@Joe-pm8bj Год назад
They’re all the same mendef there’s nothing they can learn from this guy
@abrhamtesfay7545
@abrhamtesfay7545 5 лет назад
Enkua bdhan mexakum deqi erey halalat selamn fqrn nhagerna Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@Mahari5965
@Mahari5965 5 лет назад
ኣታ ምርሑና ኣታ በጃኹም ኣሕሕሕ ናይ ዘረባ ኮይኑ በቃ ኤአትራዊ ኣታ ኤማ ነዞም መንእሰያት ዝመርሓና ሓደ ተባዕ ሙሁር ድለየልና በጃኻ ነቦና የማነ ከኣ ብስም ኩልና መንእሰያት ኣመስግነልና
@Mahari5965
@Mahari5965 5 лет назад
@@tsegai እሞ ዋላ ንሱ ብገለ ተድጥርንፈና እምበር ናይ ዘረባ ኮይና በቃ ። እምበር ኣነ ውን ብሱል ኮይኑ የ ረኣኪበዮ ኣለዉ ከኣብዙሓት ዓለም ከማኣሃድሩ ዝኽእሉ ተስፋ ቆሪጾም ተጸጊዖም ዝዕዘቡ
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 5 лет назад
ኣሕሕ በጃኹም ባ ኣበጉስና ሃገር እምበር እንዳረኣናያ ትጠፍእ"ላ!
@user-uq3xc3yq9p
@user-uq3xc3yq9p 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።
@somedpower6967
@somedpower6967 5 лет назад
#የማነ ጅግና፡ ውፉይ፡ሓርበኛ...ኤማ ከኣ እዚ ኹሉ ፍረ ጻማኻ እዩ፡፡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ግን፡ በዚ ሎሚ ናይ ሕጊ ግዜ ኣብ መንጎ መራሕቲ ክልተ ሃገራት ብዝግበር ስምምዕ ወይ ብወራር ጥራይ ማለት ብዘይ ናይ ህዝቢ ረፈረንደም ንሓንቲ ሃገር 'ክትጽንብራ' ሕጋዊ ባይታ ኣሎ ድዩ?
@amandahagos9699
@amandahagos9699 5 лет назад
የለን እንተኮነ ግን ሓንቲ ሃገር ብቁጠባ ወይ ብምሕደራ ንብሰይ ኣይክእልን እየ እንተ ኢላ ምስ ዝኮነት ሃገር ብግዛያዊ ምሕደራ ምስ ዝኮነት ሃገር ክትጸንሕ ትኽእል እያ ብድሕሪኡ ግን እንተስ ኣፍትዮም ብረፈረደም እንተስ ብሓይሊ ክትሕውሰካ ትኽእል እያ ምስ ሓንቲ ሃገር ብግዛያዊ ምሕደራ ዝከደት ዳግማይ ክትምለስ የጸግማ እዩ ወይ ሰውራ ክትጅምር ኣለዋ
@somedpower6967
@somedpower6967 5 лет назад
ሕራይ የቐንየለይ፡ ግን ሕጂ'ውን ብቑጠባ ወይ ብምሕደራ ዓቕሚ የብለይን ዝበሃል ብናይ ህዝቢ ድምጺ'ዶ ኣይኮነን ዝውሰን?
@basilosfseha1302
@basilosfseha1302 5 лет назад
very interesting!!! these episodes changed my mind totally regarding the whole SEWRA ordeal. thanks, radio Assena, and Mr. Yemane.
@onedayzeru4092
@onedayzeru4092 5 лет назад
ናይ ብሓቒ ማሃሪ ዓቢ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@semere8059
@semere8059 5 лет назад
Well done it’s really interesting amanuel thanks
@damhaliamsi3963
@damhaliamsi3963 5 лет назад
Kabtom ztahagoskulom hade seb eyu naybahaqi 👍 💪Eritrea for Eritrean
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 лет назад
My dear brothers and sisters ASSENA T.V. IS MAKING OUR MINDS OPEN BY BRINGING GREAT INFORMATION , THIS IS MY FIRST TIME I LOVE IT. KNOW WE MUST SUPPORT ASSEN T.V. ,BY CONTRIBUTING FINANCIAL. PLEASE PLEASE ALL ERITREAN.
@mihirukflimariam9336
@mihirukflimariam9336 5 лет назад
Eritrean to eritrean
@awet2507
@awet2507 5 лет назад
ተጋዳላይ የማነ የቀኔልና ፡ ናይዚ በጋሚንዶ ኢሳያስ ሚስጥር ብምቅላዓካ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ናይምርባር ደወል እዩ ፡ህዝበይ ተጠርነፍ ፡አምላኽ ክሕግዘና እዩ ፡ሃገርና ኤርትራ አብ ዋጋ ዕዳጋ እያ አትያ ዘላ ፡እቲ ናይ ምድሓን ግዜ ሕጂ እዩ።
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
ኡአቀንየልና ኩቡር ሓው የማነ ስለ ዝሃብካና ታሪክን ምስጢርን ኣይትጥፋኣና ሰናይ ወሰላም ንዓካን ንህዝቢ ኤረትራን
@jakobmann9956
@jakobmann9956 2 года назад
ኣቶ የማነ የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ። ኣማኑኤል ውን የቀንየልና ሓላፍነታውያን Respect ✊🏾
@solo-eg6pn
@solo-eg6pn 5 лет назад
እዚ ውድብባት ናኣሽቱ ክመርሕዎ ኣለዎም። ምኽንያቱ ዝበደልዎ ስለ ዘይብሎም፥ ብርግጽ ኮሙ ክኽውን ኣለዎ።
@hirgigonetwork8316
@hirgigonetwork8316 5 лет назад
ኣቶ የማነ ኣነ ዕድልኛ እንተዝኸውን ጎረቤትካ ምኾንኩ'ሞ መጻሕፍትኻ ኣይመምበኩዎን፡ ምኽንያቱ ባዕልኻ መጽሓፍ ኢኻ።
@habtewe8914
@habtewe8914 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ጂግና ኣቦና ጸገም የሎን ጥራይ ንስኩም ከምዚ ጌርኩም ኣበራትዑና እምበር ብዛዕባ ና ግቡእና ክንገብር ኢና
@binyamnrayo5288
@binyamnrayo5288 5 лет назад
መሳጢ ቃለ መጠይቕ ኣቶ የማነ ንዘለካ ተመክሮን ዋሕዚ ኣዛንትዋን ብስለትን ብልቢ የመስግነካ ከምኡውን ኣማንኤል ንጻዕርኻ የመስግን። ኣብዝ ናይ ብራስለስ ዝነበረ ናይ ደለይት ፍትሕ ኢልካ ቅድም ሕጅ ኤማ ኣብ ዜና ዘምጻእካዮ ግን ሕጅ ኣቶ የማነ ነት ኩነታት ምስ ገለጾ ብጣዕሚ ሰምቢደ!! በዝ ካኣ ይነቕፈካ ኤማ መኽንያቱ ካብ ትግራይ መጽኦም ብዛዕባ ኩነታትና እሞ'ኻ ንዘለዎም ጸገም መደርቢ ክገብሩና ክዋዓዓሉ ነዝ ተዘይተቐቢልኩም ውዕል ኣልጀርስ ኣይንቕበሎን እዝ ዜና እዝ ሽዑ ከተቃልዖ ይግባኣካ። ኣብደገ ካኣ ብዛዕባ ክብሪ ልኡላውነታ ዋጋ ዕዳግ ዘሕዝን እዩ ።ሕጅውን ኣብ ደገ ዘሎ መመላእታ እምበር ወሳኒ ኣይኮነን ስለዝ እት ለውጥ ካብ ውሽጥ ዓድ እዩ ተጋሩ ኣብ ጉዳይና ኢዶም ክእትው ክፍቀድ የብሉን ወዳሓንካ እዝ ርኢቶ ናተይ እዩ።
@ATVasena
@ATVasena 5 лет назад
ሓው ቢንያም፡ እዚ የማነ ብኣብነት ዝጠቐሶ ናይ ዶር ክንፈ ዘረባ ብጉጅለታት ተኸፋፊሎም ኣብ ዝገበሩዎ ዝርርብ (round table) ዝተባህለ እዩ ኣነ ኣማኑኤል ድማ ኣብቲ ኮንፈረስ ብሓፈሻ ኳ እንተነበርኩ ኣብቲ ብጉጅለ ተኸፋፊሎም ብዝተፈላለየ ኣርእስታት ዝገበሩዎ ዘተ ኣይነበርኩን። እምበር፡ ኣሽንባይ ኣብ ብራስለስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኳ ሸለል ኣይምበልኩዎምን
@binyamnrayo5288
@binyamnrayo5288 5 лет назад
@@ATVasena የቐንየለይ ስለ መልስካ ክቡር ሓው ኣማንኤል ኣነ ቦኽር እዝነይ ኣብዛ ቓለመጠይቕ ስለዝሰማዕክዋ እየ ሰምቢደ። እምበር ብሃገራውነታካ መትከልካን ተጣራጢረ ኣይኮንኩን። ንትገብሮ ኩሉ ዓይነት ስራሕ እንዳድነቕኩ ኣሰና ድምጽ ዝታዓፈነ ውጹዕ ህዝብ ምንጭ ተስፋ ሓርነት ኤርትራን ህዝባን እያ እሞ ንዘላኣለም ተኾሊዓ ትንበር።
@danielwedishuk9748
@danielwedishuk9748 5 лет назад
ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ ናይ ብሓኪ ጅግና ተገዳላይ ነቲ ተኸዊሉ ዝነበረ ምስጥር ብምቅላካ ክብሪ የሃብካ ላይክ እስከ ሃቡለይ
@sonjameier164
@sonjameier164 5 лет назад
ኤማ ኤማ ኣጀካ ዝጻዕረ ክዕወት ግድን ኢዩ።
@mehariberhane1167
@mehariberhane1167 5 лет назад
አቶ የማነ የቀንየልና ክብረት ይሀበልና ♥
@MohammedAhmed-lu6ht
@MohammedAhmed-lu6ht 5 лет назад
Jegna Seby wallahi thank you bro
@ameerhas2393
@ameerhas2393 5 лет назад
Thanks a tv
@samararour8639
@samararour8639 5 лет назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ኣገላልጻ፡ Moedern ዝኮነ ኣግላልጻ ማራ ደስ ኢሉኒ ክቡር ኣያና የማነ ቀጽሎ።
@saras382
@saras382 5 лет назад
ባባ የማና ብልቢ ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@meronokubatsion264
@meronokubatsion264 5 лет назад
ጸሓይ ደለይቲ ፍትሒ ዝበረቀት ትመስል ተስፋ ኣለኒ ኣብ ትሕቲኣ ክንማሙቅ የቀንየልና ኣቦና የማነ።
@alemsegedyemane4438
@alemsegedyemane4438 5 лет назад
ኣማኑኤልን የማነን ነመስግን።
@salehsali6123
@salehsali6123 5 лет назад
selam selam deqi erey xada deleti lewti ajukum qeribna ena awetna
@maico1010
@maico1010 5 лет назад
Fruitful & real open interview that I've never ever heard before! Thanks guys. ...please keep the hard work.
@user-bb8fu3zu5j
@user-bb8fu3zu5j 5 лет назад
Yemane our hero ever!!!
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 5 лет назад
Yemane bel aythazelna ab zihalefe himak xihifelka neire ykreita. Nay bhaki bsul gelaxi tmhrti hibkana thanks alot
@antihgdef
@antihgdef 5 лет назад
welcome our heroes✌
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 5 лет назад
ኣነ ንፍስሃየ ጀርመን ባእለይ ኢየ ካብ ጀርመን ንሜዳ ኣፋኒየዮ ኣብ (ኣ ና ኣ )ኣሪትራውያ ናፆነት ኣብ ኣውሮፓ ብሃንሳብ ኔርና መጀመሪያ ካብ ኣዲ ታሊያን ንጀርመን ኣቲና ብታእሚ በሊህ ሰብ ኢዩ ነሩ አብ ናይ ኣለና መፆሀፍ ኣብ ኪናት ሰንኪሉ ካብ ካይሮ ምስ ተመለሰ መንካእ ተባሂሉ ተረሽኑ ብዛእባ ኣቀታትልኡ ዶ ምነገርካኒ
@habtomweldu4082
@habtomweldu4082 5 лет назад
Kdmi hji kab zsemaekwom. kemzi sebay geru zmeseteni yelen. ኣምላክ ይሓግዘና. Ajokum nfaker nhber)!
@nataneley
@nataneley Год назад
This is very educational and informative thanks a lot!
@bisratamlesom2075
@bisratamlesom2075 5 лет назад
It was an amazing interview Amanuel Eyassu Jegna! Excellent questions and excellent answers from our Hero Mr Yemane! Thank you 🙏🙏🙏 Hope to hear the voice of jegna Tesfay Temnewo too.
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 лет назад
ኤማ ብሓቂ ብልቢ ንክቡር አያና የማነ ተኽለገርግሽ ምቕራብካ ምስጋና ይግበአካ ፣ በሃንቀውታውን ይጽበዮ ነቲ መቐጸልታ ቃለ መሕተት ናይ አያና የማነ ፣ ብሱል መልስታቱን ስነስርዓቱን የሕጉሰካ፣ ኤምዳድ ሓቅን ኒሕን ንነፍስወከፍ ስድራ አብጺሕኩም አለኹም።።።
@merontesfagabr7606
@merontesfagabr7606 5 лет назад
ዝኸበርካ ኣማኒኤል ደጊምካ ንከትርዮ ይምነ ምኽንያቱ ከምዚ ዓነት እተስሚኦም መብራህቲ የጥፍእዎ ኢዮም ስለዚ ኣዘንግዕ ኣቢልካ ደጊምካ ንኸትርዮ ዝሓሸ ኮይኑ ይሰዓኒ።
@eritrealove7359
@eritrealove7359 5 лет назад
Wellcome Deki Eritrea Love 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 лет назад
YEMANE means true word's YEMANE means Eritrean lover YEMANE means positiv fighter YEMANE means great mindset.
@pacifico5500
@pacifico5500 5 лет назад
ዕዙዝ ምስጋና ፡ናቦና ኣቶ የማነ ተኽለገርግሽ፡ ከምኡ ውን ቲቪ ኣሰና ፡ከሙ ውን ኣማኑኤል።
@jesusistliebe106
@jesusistliebe106 5 лет назад
tahnks ama and abona yemane ውዲት አሰያስ ከምዚ ገርካ ምግላጽካ
@Sabasabina2-
@Sabasabina2- 5 лет назад
ክብረት ያሃበልና የቀነልና ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ❤️🇪🇷
@amaneulteklay1295
@amaneulteklay1295 5 лет назад
ጅግና
@user-xh7gg2hu1b
@user-xh7gg2hu1b 5 лет назад
Dmxi wegahata simka aytfltn narka ab eritrea
@amaneulteklay1295
@amaneulteklay1295 5 лет назад
@@user-xh7gg2hu1b ኣይሰማዕኩን።
@sonjameier164
@sonjameier164 5 лет назад
ኣሰና ፕረዘንት ግበርዎ ክጣበቀልና
@asmeromtesfazgi7509
@asmeromtesfazgi7509 4 года назад
temekurokum gelistikumlina alekum Ente tetekimnalus Egziabiher yibarikum
@memumsganandnglmaryamyish4739
@memumsganandnglmaryamyish4739 5 лет назад
ኣቦና የማና ክብሪ ያሃብካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ asena tv ብእትገብርዎ ስራሕ ኣዝዩ ዓብዩ ዩ እሞ ኣጀኹም ንቅድሚት ጥራይ
@hagosgebar1648
@hagosgebar1648 5 лет назад
ዝኩነ ነገር እንታ ነገበር ዝምሓዋታይ ንድንጊ ኣለና እቶም ለበማት ኣክቡና እሞ ህዝቢ ይውዳእ ኣሎ እተን ውድባት ካ ሓዳ ማዕልቦ ክትገብሩ ኣለኩም ቢቲ ብቲ ክሳማኣስ ኢና ከምዚ ኢለና
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 5 лет назад
ተባዓት ኤረትራውያን
@natsanetberhe2369
@natsanetberhe2369 5 лет назад
You are absolutely right. Very smart man
@unity5113
@unity5113 4 года назад
Me. Yemane u r the hero, super fighter for the people who doesn’t have voice and power and those who have gave their lives for freedom. And I’m sure they are hearing you. God bless you
@fthi3585
@fthi3585 5 лет назад
Asena aseye dimsey dimsi hizbey selamkum yibzah igziabiher misakum yukun yemane kaa newih idmen tienan yihabka Amlak bhaki kulu hizbie iyu kisemeka nie asena zisbeya zelo
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 5 лет назад
Yemana you are bravery and hero God bless you.
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e 5 лет назад
This is real man to man discussion, with organic first hand story love it.
@zakariamera3601
@zakariamera3601 5 лет назад
Ajoka kexlo tagaday yemane mis asena yekenyelna msakum alena
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 4 года назад
Thanks
@temesgenhagos3489
@temesgenhagos3489 5 лет назад
ኣቶ የማነ በቲ ዝሃብካና መብርሂ ኣዚና ነመስግነካ GBU
@hmmoh286
@hmmoh286 2 года назад
Real Eritrean fighter
@user-bt8xo7fm1t
@user-bt8xo7fm1t 5 лет назад
ሞገስ ይሀብካ አማኑኤል እያሱ
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 5 лет назад
Yemane you are a turning point to all Eritreans, you have opened our eyes by exposing the dark side of the evil regime, wish u ,long life and u shall see the coming Eritrea. Downfall to EVIL !!!
@b.t7164
@b.t7164 5 лет назад
Welcome ASSANNA !!!
@ephremhabtu9420
@ephremhabtu9420 5 лет назад
BIG CREDIT VETERAN YEMANE. HOPE TO SEE ERITREA GOOD LEADERS LIKE YOU.
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 5 лет назад
ብጣዕሚ ጅግና ሰብኣይ ሰብኡት ቆራጽ በዓል መትከል ኣደ ወሊዳ ትምከን፡ ኣቤት ትብዓት ከምዚ ዓይነት ንጹር መልእኽትን ኣገላልጻን፡ ትዕቢት ዘይብሉ ብውሕሉልን ምቕሉልን ኣገባብ ከምዚ ጌርካ እቲ ትፈልጦ ሓቅታትን ተሞክሮታትካን ስለ ዘካፈልካና ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ጅግና ናይ ጀጋኑ ወዲ ህዝቢ እንጀራ ዓለም ብላዕ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@hmmoh286
@hmmoh286 2 года назад
You told the truth
@mussiesolomun9186
@mussiesolomun9186 5 лет назад
ኩቡር ኣቦና የማነ በቲ ዝሃብካና መብርሂ ኣዝና ብጣዕሚ ነመስግነካ
@hdhjsjns
@hdhjsjns 5 лет назад
Btami mehari interview neru . Bzuh feletna . Gin hiji Isayas kitehaz alewo . Entezey koinu Ertrawyan neber kinkewn ena .
@yonasandemariam2110
@yonasandemariam2110 5 лет назад
p
@hi5all
@hi5all 2 года назад
THANK YOU. I learned a lot.
@mantaras
@mantaras 5 лет назад
የቐንየልና ኣቦና የማነ ኤርትራውነት ዝሽትት ቃለ መሕትት።
@merhawifishasion2167
@merhawifishasion2167 5 лет назад
Thanks we now about our history Mr Yemane and aman
@zetamful
@zetamful 5 лет назад
You know what i think I will listen you again and again,,,,, With the feeling why most of us we don't know this all,,,at the same time wow this is great to know never late,,,, I mean your all interview from 1 too 5...So thank you so much,it is great, great interview !!!!
Далее