Тёмный

1. ካብ ውሳኔ ዝዕንቁጹና | ኣማራጺታትካ ዘይምፍላጥ 

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Опубликовано:

 

21 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 77   
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion 12 дней назад
ፍርቱና መምህር ሂወት። ብእትህብና ትምህርቲ ምስጋናይ ወሰን የለን !!! " ህይወት ዕጫ'ዶ ምርጫ "! ኣነ ከም ሓበን ዕጫ 10 %ክኸውን ከሎ፥ ምርጫ ከኣ 90% ይብል እዚ ናተይ ሓሳብ እዩ። ሰባት ህይወት ብዙሕ ኣረዳድኣን፡ኣተሓሳስባን'ዩ ዘለና። እዚ ፍልልይ'ዚ ምናልባት ካብ ኣተዓባብይና ወይ ውን ካብ ከባቢና እንወርሶን፡እንሰርጾን ክኸውን ይኸእል። ህይወት ዕጫ ድያ ምርጫ? ብ'እንነብሮ ናብራ፡ብዝተጓዓዝናዮ ጉዕዞ ሕጉሳት ዲና? ኣብ ህይወት ዕጉብ ሰብ ኣሎ'ዶ? ናይ ዘይዕግቡነት ስምዒታትና ንምፍዋስ ዝለወጥናዮም ልምድታት ኣለዉ'ዶ? ኣብ ህይወትካ፡እትደልዮም ዝበለ ንምርካብ ሓይሊ ክኾነካ ሕሰሙን፡ጣዕሙን ብዘየገድስ ብዘለኻዮን፡ዝሓለፍካዮን ዕጉብ ክትከውን ኣለካ። ሎሚ ወዲ 23 ዓመት እንተሃሊኻ፡ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ወዲ 26 ዓመት ሙዃንካ ዘይተርፍ'ዩ። ስለዚ ኣብዘን ዝመጻ ሰለስተ ዓመታት ዕብየት፡ዓወት ንምርካብ በተን ዝሓለፋ 23 ዓመታት ዕጉብ፡ሕጉስ ክትከውን ይግበኣካ። ህይወት ብምርጫና እንነብራ፡እንጓዓዛ፡ነስተማቅራ ጉዕዞ'ያ። ኣብ ህይወት እንትርፎ ንስኻ፡ገዲዱ ዘጓዕዘካን፡ፈትዪ ዘቋርጸካን ኣካል የለን። እትኽደኖ ክዳን፡እትበልዖ መግቢ፡ተፍቅሮ ሰባት፡ትርእዮም ፊልም፡ትሓስቦም ሓሳባት፡ትዛረቦም ቃላት፡ትዘናጋዓሎም ቦታታት…ወዘተ እትመርጾም ምበር ትግደዶም ኣይኮኑን። ብዙሓት ሰባት ህይወት ብምርጫኻ እትኽየድ ከይዲ ሙዃና እናፈለጡ፡ጌጋ ምርጫ መሪጾም፡ኣብ ጌጋ መንገዲ ክጓዓዙ ይረኣዪ። ብ'ጌጋታቶም ዝመጹ ስዕረት ከም ዕጮኦም ይቅበልዎ። ኣብ ሓደ ቦታ ክትህሉ ምኽኣል ምርጫ ምበር ግዴታ ወይ ዕጫ ኣይኮነን። ዘለኻዮ ቦታ እንተስ ኣብ ካልእ ንኽትቅጽል ባይታ ኮይኑ መሪጽካዮ፡እንተስ ካብቲ ዝነበርካዮ ዝበለጸ ነገር ኮይኑ መሪጽካዮ ምበር ምስ እትሓስቦን፡ክህልወካ እትደልዮን ነገር ዘይሳነ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣሜሪካን፡ካናዳን ዝለዓለ ጥርዚ ምንባር ኣይኮነን። ኣብ ዝሃለኻዮ ዕጋበት ክህልወካ ጸዓር ። ትማሊ ዝመርጽካዮ ጉዕዞ፡ነዚ ሎሚ ዘለኻዮ ሰሪሑ'ሎ። ሎሚ እትመርጾ ምርጫ፡ጽባሕካ ክሰርሕ'ዩ። ዘዕግበካ ህይወት ክትነብር፡ ምርጫኻ ኣጸብቅ። ዝበዝሐ ሰብ ኣብ ምርጩኡ ዘለዎ ንጹርነት ትሑት'ዩ። ዘይንጹር ምርጫ ዘለዎ ሰብ፡ከም ምርጩኡ ክነብር ወይ ድሌታቱ ክረክብ ዝከኣል ኣይኮነን። ርዱእ ንምግባር…ኣብ ሓደ ካፌ ኣቲኻ ምስ ኣዘዝካ ኢኻ ድሌታትካ ትረክብ። " ፈሳሲ " ኢልካ ምስ ትእዝዝ ዓይነት ፈሳሲ ኢኻ ትሕተት። ኮካ ኢልካ ምስ ትእዝዝ ኮካ ትወሃብ። ኣብ ጁባኻ ሓደ ቅርሺ ድዩ ዓሰርተ ቅርሺ ከሎካ፡ኣብ መንደቅ ሓደ ቤ/ት ምእመና ተጸጊዕካ " ዎ ኣምላከይ ገንዘብ ሃበኒ " ኢልካ ምጽላይ ማለት ወዲ 100 ዓመት ክንስኻ፡ዕድመ ሃበኒ ኢልካ ከም ምጽላይ'ዩ። እትደልዮ ዝበለ ሕተት፡እትሓስቦ ዝበለ ንምርካብ ቅኑዕ ምርጫ ምረጽ፡ምርጫኻ ጌጋ ምስ ዝኸውን፡ጌጋኻ ምቅባል ምረጽ ሽዑ ኩሉ ክትክእሎ ኢኻ። ሓደ ህጻን… ናይ ምፉሗኽ ግዜኡ ምስ ኣብቅዐ፡ብ'የእጋሩ ንምኻድ ታተ'ዩ ዝጅምር። ታተ ኣብ ዝብለሉ ግዜ ይወድቅ፡ይትስእ። ኣብ ዝወድቀሉ ይልሕጸጽ፡ይደሚ'ዩ። ብ'የእጋሩ ክኸይድ ስለዝደሊ ግን ንዘጋጥሞ ነገራት ከም ምርጩኡ'ዩ ዝቅበሎ። ንሕና ድማ ዕላማና፡ራኢታትና፡ሕልምታትና ንምውናን ንዘጋጥሙና ነገራት ከም ምርጫና ክንቅበሎም ኣለና። እትነብሮ ናብራ ውጺኢት ምርጫኻ'ዩ። ዘለኻዮ ዓዲ ውጺኢት ምርጫኻ'ዩ። እትኽደኖ ክዳን ውጺኢት ምርጫኻ'ዩ። ዘለካ ሓዳር ውጺኢት ምርጫኻ'ዩ። ምስ ሰባት ዘለካ ዝምድና ውጺኢት ምርጫኻ'ዩ። ፍርቱና መምህር ህይወት ናብ ሕቶታትኪ ክኣትዉ። ✅ዝሰርሖ ዘለኩ ስራሕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ፥ ስለዚ እየ ወትሩ ሕጉስን ኣዝዩ ዕግበት ባህታን ሩፍታን ዝፈጥረለይ!!! እመንኒ ሰኑይ ናብ ስራሕ ንኽከይድ ይናፍቕ። ዕላማይ ከኣ በቲ ዝተማሃርኩዎ Mental Health ንሰባት ምሕጋዝ እዩ። ሓንሳእ ኢኻ እትነብር፥ ነታ እትነብራግን፥ ብግቡእ ክትነብራ እንተኺኢልካ እኽልቲ እያ ዋና ነገር እቲ ካብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝተዋሃበኻ ጸጋ ምልላይ እዩ። ✅ንምንታይ ዕላማ እየ ኣብዚ ስራሕ ዘለኹ መጀመርታ ንነብሰይ፥ ንስድራቤተይ፥ ንበተሰበይ፥ ንሕብረተሰበይ፥ ንሃገረይ ድሕሪኡ ከኣ ንዓለም። ✅ኣብ ነጻ ግዜ ከይሓሰብኩ ብልምዲ ዝገብሮም ንጥፈታት…….. መጽሓፍ ምንባብ፥ ብሓጺሩ ናይ ዕብየት ለውጢ፥ ስነ-ጽሑፋዊ ሓሳባትን ታሪኽን ቮድካሳት ይሰምዕ። ✅ኣብ ሂወተይ ክገብሮም ዝደሊ ዕላማታት ኣለዉ……ንሱ ከኣ ግዜ እዩ ግዜ ማለት ነዓይ ሂወት ማለት እዩ። ግዜኻ ብግቡእ ክተማሓድር እንተ ኺኢልካ፥ ህይወትካ ንምምሕር ኣይክጽግመካን‘ዩ፥ህይወትካ ከምቲ ዝድለክተመሓድር እንተ ኺኢልካ ኣብ ትሕቲ እቲ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ፥ መጻኢኻ ኣብ ኢድካ‘ዩ።
@yordanoshailemariam4224
@yordanoshailemariam4224 12 дней назад
Btaeimi znaed hasab!!!
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 11 дней назад
ዋውው ደስ ክክብል ጌርኻ ገሊፅኻዮ❤❤😊
@hebronaraya9838
@hebronaraya9838 10 дней назад
Amazing 👏 👏
@yonasamine9109
@yonasamine9109 2 дня назад
❤❤❤
@mihre1396
@mihre1396 8 дней назад
Gegna habty eki goyta ybarki
@IsaiasNguse
@IsaiasNguse День назад
Furti medebatkum aziyu iyu mehari yketatelo iye xbuq srah iyu. Hanti kem mebegesi netbi alielkum ktzararebula wey ktkateula zdeli Tay ala mesilki ab mongo tebitn ab mengo thtnan zelo flly asfh abilkum ktgelxulna mdeleku tanks.
@hadnetlovely2664
@hadnetlovely2664 2 дня назад
❤❤❤❤❤
@zebibest7362
@zebibest7362 2 дня назад
Kemaki yibzaha abay seb
@AmanuelYemane-cp5mz
@AmanuelYemane-cp5mz 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤ፍርተይ ብልጽቲ
@dawitmengs4838
@dawitmengs4838 7 дней назад
thank you btami tsbuq srah furt
@fafakahsay4427
@fafakahsay4427 10 дней назад
Very wonderful advice ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ I'm still fighting with those things it's not easy to change the lifestyle .
@FilimonAtobrhan
@FilimonAtobrhan 5 дней назад
ዋውውው ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምርቲ የቐንየልና ፍርቱና ሓፍትና❤❤❤
@muluniyat6414
@muluniyat6414 9 дней назад
Bravo habtey ajoki kexlyo ❤
@selam801
@selam801 8 дней назад
ዋው ከም ኹሉ ግዜ ብልጽቲ ፍርቱናዬ😊❤
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 11 дней назад
ዋው ደስ ክብል ትምህርትኺ ኹሉ ግዜ እየ ዝከታተለኺ❤❤❤
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae 11 дней назад
Thank you fortuna haftey መዓልተይ ሰሪሕክለይ
@teddyhaile-o4o
@teddyhaile-o4o 12 дней назад
መርሓባ ክብርት ሓፍት ብመጀመርያ ስለትኩሉ ኢትህብና ኣስተምህሮ ካብ ሊበይ ከመስግነክ ይፈቱ። ብፍላይ ካኣ ኣቦይ ኣደይ ክትብሊ ኮለኪ ኣዝክ ደስትብሊን ስለምንታይ ኣብዝ ግዜ ኢዝ ባባ ማማ ኢዮም ዝብሉ ግን ናብ ደቅክ ከሃልፍ ተስፋ ይገብር።
@adiam6166
@adiam6166 11 дней назад
Thank for your adive furti. U are blessed
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 12 дней назад
መጀመርያ ኣብ ተምጽእዮም ሓሳባት ዘተባብዕ ዘረጋግእ ምስ ፈጣሪ ኣተኣሳስር ኣቢልኪ ተቅርብዮ ቃላት ጽቡቅ'ዩ ኣድናቆተይ ይገልጸልኪ። እዛ ኣብ ትሕቲ ሰብ ምስራሕ ግን እንታይ ይገበር ኣነ ብቁልቀይ ኣብ ስራሕ ከለኹ ብዙሕ ይሓስብ ግን ገለ መበገሲ እኮ ክህልዎካ ኣለዎ ሰሪሐ ስድራይ ነብሰይ ኪኢለ ይነብር ኣለኹ ግን እቲ ዓቢ ትሓልሞ ገዛዉቲ ሰሪሕካ ኣካሪኻ ዓቢ ካንሾሎ ዘለዎ ጋርተን ገዛ ዎኒንካ ድኻታት ከተስርሕ ቡሩኽ ሕልናዊ ሰብ ቤት ትምህርቲ ምህናጽ ብስምካ ምጽዋዕ ምዓት ሕልሚ'ዩ 😅ግን ኣብ ሞንጎ ሄይ ጌጋ ትሕልፍ ትሰርሕ ኣለኻ ይብለካ መሳርሕትኻ'ሞ ክላ እዚኽኣ ድምሱስ ኢልካስ ምልስ ግዝእ ብደሞዝ
@habeshastarchannel7303
@habeshastarchannel7303 11 дней назад
💯 werkawi habreta thank u 🙏🏽 😊
@user-je2kb5vp8q
@user-je2kb5vp8q 10 дней назад
ንስኪ ጅግና ኢኪ
@AtsedeGebremedhin
@AtsedeGebremedhin 12 дней назад
የቐንየልና ቅንቲ ሰብ ኢኺ ብናተይ ሪኢቶ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@angosomtesfalem1354
@angosomtesfalem1354 9 дней назад
Thanks you Btami tsbuk thzto ::
@TesfitHabtab-bx1sh
@TesfitHabtab-bx1sh 10 дней назад
Thank you furti habtey
@simongs21
@simongs21 7 дней назад
❤❤
@siemtesfay412
@siemtesfay412 12 дней назад
❤❤❤❤
@SnitMebrahtom
@SnitMebrahtom 9 дней назад
Kbret yhabelna furti aneqaqhi hasaba u 😍😍😍
@user-gu4oi6kh6m
@user-gu4oi6kh6m 12 дней назад
Furtey great idea👏❤❤❤
@jeremiah5707
@jeremiah5707 10 дней назад
Great lesson as always Furti keep it up interesting and exciting point ❤😊
@AtsedeGebremedhin
@AtsedeGebremedhin 12 дней назад
ሽኮርና ❗
@missmom4397
@missmom4397 12 дней назад
Yep 😊
@yordanoshailemariam4224
@yordanoshailemariam4224 12 дней назад
Btaemi tsbuk timirity furutuna, bzuh eina nimhar kabaki ketsiliyo.thank you ❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 10 дней назад
Fruti shkor Great Programm 😍😍😍
@user-cn3rc9cl9p
@user-cn3rc9cl9p 11 дней назад
Ata anes eza frtuna ktbelh enda belku eye zsemaki ❤so thanks fruti enjeraki ybzaha
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 12 дней назад
Thanks a lot ❤️
@tarikhadgu4413
@tarikhadgu4413 9 дней назад
ፖስቲቭ ሰብ ምኾንኪ፡ማዓረ፡ክንደይ ሰላም፡ሂብክኒ ክነግረኪ ኣይክእልኒ ወሳስኽና ዳኣ ገለ ተተዓረና ፉርቲ
@Agape2016
@Agape2016 12 дней назад
Thank you 🙏🏽
@hermonkidane1040
@hermonkidane1040 12 дней назад
Thank you
@esmailsaid5543
@esmailsaid5543 12 дней назад
Welcam ❤❤
@yemanegebreslasie7632
@yemanegebreslasie7632 12 дней назад
Keep up the great work Fruit ! I look forward to more of your content.
@efremberaki8237
@efremberaki8237 12 дней назад
thank you so much dear. Great insight
@MuzeyWakazi
@MuzeyWakazi 12 дней назад
As usual fantastic wel come mem ftwna thanks a lat
@user-ic2bz8fe2p
@user-ic2bz8fe2p 11 дней назад
Smart🧠 Intelligent girl 🥰🥰🥰u sis
@teweldeg1883
@teweldeg1883 12 дней назад
Welcome 🤗
@berrak3105
@berrak3105 12 дней назад
Welcome the best😊
@freweinisolomonsium9757
@freweinisolomonsium9757 12 дней назад
Furtuna shkor❤
@user-jj1cc2iz9t
@user-jj1cc2iz9t 12 дней назад
nay buhaqi kubrti Habuty tanxs so ane b tami aye zemesgnekiy🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@saraberaki3916
@saraberaki3916 12 дней назад
Behaki♥️♥️♥️
@natsnethagos7059
@natsnethagos7059 12 дней назад
I don't know how I reward ur will 42na I change ma mindset wen I start to see ur video. Thanks so much
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 12 дней назад
Welcome firtouna ❤ ንዓኺ ክካታተል እንከለኹ ብጣዓሚ መንጸሰይ ይሕጎስ 😊ሶ መምህር ሂወት የቀንየልና ብትገብርዋ ትምህርቲ ❤️🙏
@tedrostesfu8605
@tedrostesfu8605 12 дней назад
ሰለቲ ምስ ነብስኻ ዝዓርቅ መደብ ነመስግን 😊😊❤❤❤
@Gal_tgray
@Gal_tgray 11 дней назад
ምቅርቲ 😍 ይቅሬታ ግን ማዕተብ ግበሪ ብዝተረፈ ኩሉ እቲ ትምህርትታት ተሕልፍዎ ብጣዕሚ ደስ ባህሊ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤
@WediEma-ry8eu
@WediEma-ry8eu 12 дней назад
Thank you frtie gobz ❤❤❤ አዛ ምስላ ከኣ ዋላ ኣነ ክምዛናትኪ ሓሳብ ኔራትኒ ይሳማማዓላ አየ።
@habeshavisionary
@habeshavisionary 8 дней назад
🔴🔴🔴🔴ኣብዛ ቻነል ሳብስክራይብ ብምግባር ኣገዳሲ ሓበሬታታት ፣ ሓጸርቲ ታሪኽ ሂወት ናይ ዕውታት ሰባት ፣ ኣደነቕቲ ቦታታት ፣ ካልአን ኣብ ሓጺር ደቓይቕ ተዳልዩ ክትረኽቡ ትኸአሉ ኢኹም።✅✅✅✅
@betuabraha6543
@betuabraha6543 12 дней назад
Yqnylna furtye btaemi ye zmsgneki selti tmhryo Bzey zkone ye zqblon zmharlun tmhrtki furtey amlak hadarkum ybareb 🙏🙏qxlyi
@HabenHaylu-jy4mi
@HabenHaylu-jy4mi 12 дней назад
ተኪው ❤❤❤❤❤
@SmilingDiamondRing-ws1ud
@SmilingDiamondRing-ws1ud 12 дней назад
I feel safe when you talk
@SmilingDiamondRing-ws1ud
@SmilingDiamondRing-ws1ud 12 дней назад
And can define about mental illness please
@sem2906
@sem2906 12 дней назад
N Sebayki ba Ayttfa belyo zekrbom Medebat xbuk u
@user-lq5nq2ix6u
@user-lq5nq2ix6u 12 дней назад
Furti ❤ Abay seb qetslyo❤
@NahomTadese-zu9fr
@NahomTadese-zu9fr 10 дней назад
Haftey temxyom hasab des eyu zbleni ykaleki tekoynu wlkawi hto khateki bkemey krekbeki
@user-bt6pe9uc9v
@user-bt6pe9uc9v 12 дней назад
Selam furti kemey alki mes sedraki .. mes mesarehetki ka aweten tenan yemeneyelkum haftkum helen,bemekexal eza zemxakeya lomi xebkti eya, ane ezi zelekewo serah kab lebey ayfetewon eye gen keserh sele zeleni yesereh alku ,gen nemexae kekeyero yedeli gen hasabat tray koyne ,i don't know how so help me sis
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h 12 дней назад
ኣብዚ ዩ-ቲዩብ ዝናፍቀኩም ሰባት ሓንቲ ንስኪ ፉርቲ፡ ዳኒ ወዲ መምህር and ዉፍይ። ናትኩም ተማሃራይ እየ፡ ፉርቲ ግን ኣብ ሶሙን 2/3 ጊዘ እንተ ዝከዉን ክንደይ ጽቡቕ ንይሩ፡ ንምንታይ ሲ ኩሉ ጊዘ ኣብ ትመጽሉ ሓዲሽ ነገር የሃር እየ ካባኪ። Thank :)
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 11 дней назад
🤔 ኩላትና ሰባት ክንውስን ዝግባእ ብናትና ርድኢትን ፍልጠትን እምበር ብናይ ካልኦት ሰባት ፍልጠን ሐቤረታን ክኸውን ብፍጹም አይግባእን UNLESS ክትፈልጥን ክትርዳእን ዘይትኽእልን ዘይትደልን ምስእትኸውን ኤእ ናይ ካልኦት ፍልጠን ርድኢትን ከድልየካ እዩ ማለት እዩ ደሐርከአ 🙄እንድሕርደአ ብናይካልት ፍልጠትን ሐበሬታን እትነብር እንድሕር ኮይንካ ኮንካ ብሐቂ ነታ ምሳኻ ዘላ ነብሲ ብግቡእ ወይ ብዝበዘሔ ፍልጠት አይትፈልጣን ኢኻ ማለት እዩ ምኽንያቱ እስኻ/ኺ አነ ንተፈጥሮ መን ከምዝፈጠሮ እፈልጥ እየ አብ ሰማይን ትሕቲ ምድርን መንከምዘሎ ኸአ አፀቢቐ እፈልጥ እየ ኢልካ እንዳሀውተትካ ክነስኻ ንስለምንታይ ደአ ባዕልኻ ክትውስን ዘይከአልካ ? ብዝኾነ አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ ንዝኾነ ግን አይፈልጦን እየ በል ግንከአ ብፍልጠት ብአፍልጦ እውን ክፈልጥ እደሊ እየ ከአ በል 👍 መታን ንኽትፈልጥ ንኽጥዕመካ ንኸይእትጋጌ ጌጋ ውሳነ ወሲንካ ንኸይእትሳቐ ብፍላይ ብእምነት ክትውስን እንከለኻ አመና ሐደገኛ ስለዝኾነ ከመይሲ ነቲ እምነት እስኻ/ኺ እንታይ ሙኻኑ ስለዘይትፈልጦ የቐንየልና መምህር ፍርቱና ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
@mullerm9648
@mullerm9648 12 дней назад
Lomes comment kxhf subscribe mes gebrku si like gere ye zekid .betami des zebl medp ekum teqrbu darga kulu gize ye zerio wela tedmix nai kltekum refresh u zegbrka ❤ keep it up please 🙏
@user-li1sp2wk4t
@user-li1sp2wk4t 12 дней назад
Salam habtna sle eti thbna tmhrti yemesgin , kmehar deyle aleku kabti tmhrtkum eta telephone natkum b whatsApp tserh yelan ,kale telephone entehalikum abzi eba sdedley
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 11 дней назад
ሰላም፡ምናልባት ቁጽሪ ተጋጊኻ ከይትህሉ ንምዝግብ ስለ ዘለና በታ ቁጽሪ፡ደጊምካ ፈትና👇 00256707870242
@dc8625
@dc8625 12 дней назад
ምስ ህዝቢካ መዓት ደርጋ ካዓት። ዋላ ኣነ ክጸልኣ መዓት ኢያ ኣብ ሊብያ ከለና ማሓሩና ይብሎም ኔረ እዚ መዓት እዚኣ ከመይ ጌራ ኢያ ካዓት ትከዉን ኢለ። 😢😂
@Jhonfeta
@Jhonfeta 9 дней назад
❤❤❤
@Kibrom-sh8ej
@Kibrom-sh8ej 11 дней назад
❤❤
@Haimanot2024
@Haimanot2024 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@SemharRezeneTSD
@SemharRezeneTSD 10 дней назад
❤❤❤
@efremkatama4366
@efremkatama4366 12 дней назад
❤❤
@FnanBerhaneGebrekirstos
@FnanBerhaneGebrekirstos 12 дней назад
❤❤❤
Далее
1❤️
00:17
Просмотров 9 млн
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
Просмотров 74 тыс.
Personal Growth 18 | ሓራ ውጻእ
23:12
Просмотров 25 тыс.