Тёмный

10 (ዓሰርተ) ኣሕዋት ተጋዲልና ፡ ሓወይ ኣብ ቅድመይ ተሰዊኡ ፡ ሰበይተይ ኣጋጣሚ ኣብ በረካ ረኪበያ - ተጋዳልይ ኣርዓዶም ኪሮስ 👉 0904603203 

Desta ደስታ Show
Подписаться 72 тыс.
Просмотров 70 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
10 (ዓሰርተ) ኣሕዋት ተጋዲልና ፡ ሓወይ ኣብ ቅድመይ ተሰዊኡ ፡ ሰበይተይ ኣጋጣሚ ኣብ በረካ ረኪበያ - ተጋዳልይ ኣርዓዶም ኪሮስ 👉 0904603203
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

20 окт 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 357   
@melitube7785
@melitube7785 7 месяцев назад
እንኳዕ ምስ ህልዋት ገበረካ ተመስገን ከደራይ ወዲ, ርግዕ ዝበለ, ፍሽኽታኡ መደንገጺ, ፈዳዪ ሕነ thank u for ur service all my TDF
@milli12354
@milli12354 7 месяцев назад
ኣገላልፃኺ ደስ ክብል ጓል ዓደይ ❤እወ ከደራይ ምልኩዕ
@melitube7785
@melitube7785 7 месяцев назад
@@milli12354 Thank u ማዓረይ
@netsanettigray7984
@netsanettigray7984 7 месяцев назад
ኣብ ገጽ እዙ ጅግና ተጋዳላይ ብዙሕ ነገር ተንብብ። ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!
@user-ph2zm1xs8u
@user-ph2zm1xs8u 7 месяцев назад
ማዓረይ እወ😢😢
@mili12619
@mili12619 7 месяцев назад
ብሳላኩም እና ርእስና ኣቅንዕና እሞ ክብሪ ንዓካትኩም ይኩን ብሂወት ንዘለኩሙን ንዝተሰዉኡ እሕዋተይ ንሱኩም ተዘይትህሉዉን ንሱኩም ተዘይ ትስዉኡን😢 ከዚ ንዘለና እዉን ኣይምሃለናን ነርና Tdfye my knig❤🙏
@merkebtasew6216
@merkebtasew6216 7 месяцев назад
ወዲ ኹምር ዘሎ ይመስለኒ ነይሩ ኣየ ኣያታትናም ለካ እናገደፉና እዮም ገራሚ ፅንዓት ይሃብካ 😢😢😢😢😢
@RgbeRgbe
@RgbeRgbe 7 месяцев назад
ኣጆካ ወዲ ዓደይ ኣካእሎ ይሃብካ ክብርን መጎሰን ንሰማእታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝብና 😢😢😢😢
@LeakeTeklehaimanot-fs5ol
@LeakeTeklehaimanot-fs5ol 7 месяцев назад
ወዲ ኹምር! ተባዕ ተጋዳላይ! ድፍረቱ፣ ትብዓቱን ሓሳባቱን ፍሉጣት እዮም።
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 7 месяцев назад
ኣክ ህዝበይ ደም ጎሲዒና ብመላምል ጀጋኑና መስዋኣቲ ግን ኣብ ትግራይ ዓደይ ዘይተገብረ ግፍዕን ሞትን ኣይነበረን ሞ ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ን
@mdy-hp9qp
@mdy-hp9qp 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ኣራዓዶም
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 7 месяцев назад
ጀጋና ሓውና ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኻ ኣይዘኻ❤😢😢😢😢😢😢😢
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 7 месяцев назад
ኣጀካ ዝሓወይ ፅንዓት ያሃብካ ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭😭
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 7 месяцев назад
ነፍስሄር ወዲ ኹሙር ዝፈትዎ ጭራዋጣ ነይሩ አርዓዶም ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብሰላም ረእናካ 💪 ❤💕💕💕💕💕🙏🙏🙏
@selamselam9188
@selamselam9188 7 месяцев назад
ላይክ የለ ኮሜንት የለ ተጋሩ ናታቱኩም እንዶ አተባብዑ ሸይሩዎ ባች ታይ ጉዱ❤❤❤
@STAMA123
@STAMA123 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብካ ብልቢ ጅግና ኢኻ ዘርእኹም ይባረኽ ደቅኽሙር❤
@selam801
@selam801 7 месяцев назад
አብ ትግራይኮ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን አኽአሎ ይሃብኻ ጅግና ሓወይ😢❤
@rakiraki8823
@rakiraki8823 7 месяцев назад
ኣይዞና ተጋሩ አዋይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋአትና ኣጆኩም ንሕበር ገና ጸላእትና ሕጂ አውን ከትፋኡና እዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ😢😢😢
@user-db2ss1ek7l
@user-db2ss1ek7l 7 месяцев назад
ኣየ ሰጋረይ ኩሉ ዝዓደኩም ፍቅሪ ሓልዮት ኮታስ❤
@samrawittafere3168
@samrawittafere3168 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ 😢😢😢
@user-jg8di9xb1e
@user-jg8di9xb1e 7 месяцев назад
የቅንየልና ከም ሽምዓ ነዲድኩም ንዘንበርኩምና ጀጋኑና ክብርን ሞገሰን ንሰምኣታትና
@user-mh1dv9sl7l
@user-mh1dv9sl7l 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኻ ሓወይ ኣጆኻ ፅጋበይ😭😭😭😭😭😭
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 7 месяцев назад
Hizbi Tigrayn hizbi Eritrean naxa zwexalu nay Mihretn Bereketn tinsae ygberelna bflay NTegaru yehwatey yakl ybelekum
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 7 месяцев назад
ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ❤❤ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና ፅንዓትን 😢ሓቦን ንህዝብና ኣጆና 🥹🤲ሓታቲ ግን ንተጋደልቲ ንመፃኢ ትግራይ እንታይ የድልያ ከይድገም ከ እንታይ ክንገብር ኣለና ነቶም ዝተሰዉኡ ከ ብምንታይ ንድብሶም ኮታስ ብዙሓት ሕቶታት ኣሎ ንስካ ግን ሕቶካ ብዙሕ ኣይኮንካን ኣብ ሕሉፍ ጥራይ ኢካ ትሓትት
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 7 месяцев назад
ክብሪ ንዓኩም ይኩን ጀጋኑና ብሳላኩም ሰላም ተሪኪቡ እዩ ሽምዓ ትግራይ❤❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ከኣ የጽንዓ ጅግና ሓውና😢😢😢
@tretre-br2fv
@tretre-br2fv 7 месяцев назад
ጎይታዋኒ ኣብ ገፁ ብዙሕ ይንበብ ኣሎ 😢😢 ኣጆካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ንሓውና እውን ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብሮ🤲🕯🕯✝️
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 7 месяцев назад
ጀጋና ሓወይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኻ ፋጣሪ❤❤❤💛💛💛💛💛💛💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊
@TDF16
@TDF16 7 месяцев назад
ጅግናና ማዓረይ ፅንዓት ይሃበልና ❤❤❤ ንዝ ኻሕዳም ህዝቢ ዘይኸፈልናዮ ዋጋ እኮ የለን ኣኽኽኽ 😢😢😢 ብሰላም ዕረፉልና
@gebrekidankidane7453
@gebrekidankidane7453 7 месяцев назад
ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑ ቃለ መሕትት ምግባርኩም አካል ደበስና ገይረ እየ ዝሪኦ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 7 месяцев назад
ጀግና ትግራዋይ ፈዳዪ ሕነ ❤🎉❤🎉❤
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 7 месяцев назад
ሕን ዝፈዲ እግዚአብሔር እዩ ምክንያት አጀካ ሕን ባዓለይ ክፈድይልካ እየ ሰለ ዝብል እቲ ቅዱስ ቃሉ ትግራይ ብእግዚአብሔር እያ እትምራሕ ሰለዚ ሕነ ዝፈድየና እግዚአብሔር እዩ ኩሉ ካኣ ክኽዉን እዩ ሙሉ እመንት አለኒ አነ❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 7 месяцев назад
@@user-wh5eg2ve7k ኣሸሓት ፀላእቱ ቀቲሉ ዝተመለሰ ሓውና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኮይኑ ሕነ ኣሕዋቱ ፈዳዪ እዩ።
@luciagebreab4470
@luciagebreab4470 7 месяцев назад
Kkkkkkkkkklk anda Motka s fedayi hane 😂😂😂
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 7 месяцев назад
@@luciagebreab4470 ብሂወት እዩኮ ዘሎ እዚ ጅግና ኣንታ ሙውት ሕልና። ከማኻ ተንቀሳቓሲ ሬሳ መሲልካ። 2 ዓመት ተኻሺሑ ብኣማኢት ዝቁፀሩ ባራዩ ወታደራት ኢሳያስን ኣብዩ ኣሕመድን ግምባሮም ዝበተነ ጅግና እዩ።
@nfreek5276
@nfreek5276 7 месяцев назад
​@@user-wh5eg2ve7kኣንቱም ኩቡራት. የሕዋት ፈዳይ. ሕነ. እግዚኣብሄር. ጥራሕ. እዩ. የሕዋት. እዚ. ኩናት ደይኮነ. ጥፍኣት እዩ. እሞ ካኣ. ኣብዚ ዘበ ን እዚ መንግስታት. ልቢ. ይሃቦም ንጸሊ. ኣምላኽ. ብርህራሄ. ልበኖም. ይቕይረሎም. ፈጣሪ
@__-wj7zq
@__-wj7zq 7 месяцев назад
_ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ😢😢😢_
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 месяцев назад
😢😢😢😢 ጀጋኑና😢😢😢ብምንታይ😢ኢና😢ንገልፀኩም
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 6 месяцев назад
ጅግና ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ😢
@yiitui5517
@yiitui5517 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 7 месяцев назад
ጀግና ትግራዋይ ክቡር ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢😢😢😢💔💔💔🖤🖤
@SiyeGebre-ms1rs
@SiyeGebre-ms1rs 7 месяцев назад
ንዓኻ ፅንዓት ይሃብካ ፣ንሓውካ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ።
@mulumulu3028
@mulumulu3028 6 месяцев назад
ክብሪ ንዓኻ ጀግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆኻ በርትዕ❤
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 6 месяцев назад
ትግራዋይነት ንሸሐት ዓመታት ካብ ውሉድ ወለዶ እንዳተሰጋገረ ዝኸይድ ናይ ጽንዓት ጅግንነት ፍትሐውነትን ኽብርታት ተላቢሱ ንብዙሕ መስገደላት እንዳተሳገረ ዝነብር ኩቡር መንነት እዩ።
@fregoitom6568
@fregoitom6568 7 месяцев назад
Tsineat n jeganu deki Tigrai eadey 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 7 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 7 месяцев назад
ፅናዓት ይሀብኻ እዝሓወይ 😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 7 месяцев назад
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣይዘኻ ፅንዓት ያሃብካ ይሃብካ ሓወይ
@user-gj8ex4rp4x
@user-gj8ex4rp4x 6 месяцев назад
ጀጋኑ ሓወይ ዕደመን ጥዕንን ይሃበኻ ፈጣሪ ኣምላክ🎉💔💔❤
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 7 месяцев назад
ጀግና እንካዕ ሃለካ ልክዕ ከምዚ ኸማኻ ንእሽተያት ንሃለው ናብ መከላከያ ኸይዶም 5 ወይ 6 ዓመት ኣገልጊሎም ድሓር ግን ትኹነታት ተረዲኦም ምስ ኣግለልዎም ተናዲዶም ንዓዶም ኣትዮም 4 ቖልዑ እዮም ዙ ሓደ መታዓቢይተይ ኣብታ መወዳእታ ብኽብሪ ተሰዊኡ ቶም ኻልኦት ግን ብሂወት ተመሊሶም ኣለው
@mebrhitkidanu6627
@mebrhitkidanu6627 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ እስኩም ዘሕለፍኩሙዎ መከራዶ ተዘሪቡ ይዉዳእ ክብሪ ንዓኩም የቀንየልና
@user-ne6vi8wp8y
@user-ne6vi8wp8y 7 месяцев назад
ክምዛ ጓልድይ ክልተ ዓመት ሙልእ ደብዳቤ ዘይፅሓፍትልና ሎሚይ ኣምላክ ይመስገን🎉🎉🎉❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 7 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ፅንዓት ይሃብካ ማዓረይ ዝተረፍኩም ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
@mulugigis8783
@mulugigis8783 7 месяцев назад
ኣጀካ ዓረዶም ሓወይ ንግርማይ ሓወና ክኣ መንግሰተ ሰማያት የዋርሶ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኻ እዚ ሓወይ ኽብሪ ንዓኹም 🙏🙏🙏
@hiboobi9757
@hiboobi9757 7 месяцев назад
ኣይትስሓቅ ደስታ ኣብ ቅምነገር
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 7 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኢኻ ❤ኮሪዕናልካ
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 7 месяцев назад
ውይ ወዲ ኩምር ከ ሞይቱ ድዩ 😢ሎሚ ሰሚዐ በስመአብ ኣጆኻ ጀግና ሓውና ክብሪ ለኣኹም❤
@laylaal7008
@laylaal7008 7 месяцев назад
😢😢
@seblehagos9075
@seblehagos9075 6 месяцев назад
ፀፅንዐት የሀብካ ሐወይ በአካትኩም ሂወት ዘሪእና
@user-vf1ue7hs4e
@user-vf1ue7hs4e 7 месяцев назад
ሰላኩም ኢና ከቢርና እሞ ክብሪ ይዓድልኩም❤😢
@danielniguse5321
@danielniguse5321 7 месяцев назад
ኣጆካ ዝወደይ ጅግና ጽንዓት ይሃብካ 😢😢😢
@mabrhetmoh1967
@mabrhetmoh1967 7 месяцев назад
Marey wiyy deku nwedikumur ድዮም ወድምባስነይቲ ቡዙሓት አዩ ወልዱ ፅናት የሓብኻ
@tsadkantsadkan7125
@tsadkantsadkan7125 6 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብክ ዝሓወይ😢😢😢
@Shewittigraweyti
@Shewittigraweyti 7 месяцев назад
አጆካ ዝሓውይ 😢😢💔😭🙏
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 6 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ጅግና 😭😭
@meserettigraweyt7541
@meserettigraweyt7541 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ😢 ጀጋኑ ደቂ ጅግና ኣቦና
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 6 месяцев назад
Sineat yihabka jegna hawna tebae tkalasay li jegna hawka le adu li hizbi elu hiwetu ligebere ab genet yinberelna ❤🌷💐🌻🌹🌺🌹💐🌷
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 7 месяцев назад
ፈጣሪ ይመስገን ዕንኳእ ተረፍካልና ክቡር ተጋደለይ ወዲ ሕዝቢ ትግራይ ፅንዓት የሃብካ ሓውካ ውን ሓው ኩላትና እዩ ዝሓወይ ፈጣሪይመስገንዕንኳእተረፍካልክቡርተጋደለይወዲሕዝቢትግራይፅንዓትየሃብካሓውካውንሓውኩላትናእዩዝሓወይአጁ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 7 месяцев назад
ጅግና TDF እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ፅንዓት ይሃብካ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 7 месяцев назад
ስርኹም ደኣ ሪእናዪ ጀጋኑ 🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙
@merryorthodox2813
@merryorthodox2813 7 месяцев назад
ኣብ ገነት የንብሮም ኣጆኻ ዝሓወይ ወዲ ህዝቢ
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 7 месяцев назад
ጀጋኑና ምእንተ ህዝብኹ ኩሉ ጌርኩም ኣካልኩ ነብስኹም ኩል ወፊኹም ክብርን ሞገስን ነኣኹም ይኹነልና
@rtyh2341
@rtyh2341 7 месяцев назад
ጅግና ዝሓወይ ንመዋቲ ሓዉካ እዉን መንግሰተ ሰማይ የዋር😢😢😢😢😢
@tsadkantsadkan7125
@tsadkantsadkan7125 6 месяцев назад
ጅግና ሓወይይ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@user-qm2zf4ob8v
@user-qm2zf4ob8v 7 месяцев назад
ጀግና ትግረዋይ በሳል መስተዋዕሊ ካብዞም ደክቶራት ፕሮፈሰራት ልባሐሉ ብላእል ማቹርድ ትግራዋይ ነት ነት ኩራዓት!!!!
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ትመለስኻ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብኻ
@Bazien1324
@Bazien1324 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃበና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it 7 месяцев назад
Shema Hezbe 🕯️ Ekum Tegadelti !!!
@sbegge7121
@sbegge7121 6 месяцев назад
ፀናዕት. የሃብካ. ፈጣረ. ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 7 месяцев назад
💔😭ኣሕዋትና መግስተ ሰማያት ያዋሪሶም😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና🕯
@marym9462
@marym9462 7 месяцев назад
ክብር ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰውኣትና ፅንዓት ያሃብካ ኣዝኻ እሓወይ😢💔💔
@user-ql3rs2ow3o
@user-ql3rs2ow3o 7 месяцев назад
ጅግናና እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ንዝተሰዉኡ ኣሕዋትና ድማ መስዋእቲ ሃወርያት ይግበረሎም ንመላእ ህዝብና ድማ ነቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብሰልና ❤🙏
@user-kl2mg9wh4u
@user-kl2mg9wh4u 7 месяцев назад
ጅግና ሓውና ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብካ
@milli12354
@milli12354 7 месяцев назад
,ጅግና ትግራዋይ ቃላት የብልናን መግለፂ😢 ወድኽሙር መይቱ ድዩ ኣይፈለጥኩን ኔረ😢 ፈጣሪ ብየማናዩ ይቀብሎ😢ኣያ
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 7 месяцев назад
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ጀግናዋይ ብሓቂ ኮሪዕናልኩም ኣጆካ ድማ ፅንዓት ይሃብካ ❤
@teweldegidey5007
@teweldegidey5007 7 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ
@fretadesta7328
@fretadesta7328 7 месяцев назад
Sebeay jigena Tigraway egziabher edmen tenane yehabkum ❤ Ne seweatna dema egziabher nebsom ab atsedgent yenberlna🙏🙏🙏
@user-ph2zm1xs8u
@user-ph2zm1xs8u 7 месяцев назад
ኣጆካ የኔ ቆንጆ😢😢😢😢 ኣብ ገፁ ብዙሕ ይንበብ ኣሎ 😢😢😢እንካዕ ተረፍካ ዝሓወይ ሰላኩም ዛሃዋሁው ሰላም ረክብና❤❤❤ ንሓውና ኣብሑቅፉ የንብሮ 😢😢😢ንዓካለ ፅንዓት ይሃብካ የኔ ማር😢😢😢😢
@faalktbeia2725
@faalktbeia2725 7 месяцев назад
😭😭😭😭አነስ አይካአልኩን ተጋሩዋይ 💔💔😢😢😢🥰🥰🥰
@genetmelkam435
@genetmelkam435 7 месяцев назад
Ajona tsenaat yehabeka fetari 🙏🙏🙏Metom mot natsenet yegeberelena
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ሓወይ ተጋዳላይ ወዲ ኹሙር!!! መንግስተ ሰማያት የዋርሰልና ንስውኣትና!!!
@natikiros72
@natikiros72 6 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብካ ጅግና ሓውና አጆካ
@smretgebre4854
@smretgebre4854 7 месяцев назад
እፍፍፍፍፍፍ ጽንዓት ይሃብኩም ኩልኩም ተጋሩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-ui4xf1em2m
@user-ui4xf1em2m 7 месяцев назад
ገርሁ-ስርናይ (እገላ) ዝዓደይ ❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 7 месяцев назад
ተመስገን እንዃዕ ብህይወት ተረፍካልና ክቡር ሓውና ❤
@rfflm2917
@rfflm2917 5 месяцев назад
ጎታዋይ ጅግና ኢኪካ ባሓቂ ትምክርካ ዝበለኳ 🙏💐
@ngstihaileslassie9337
@ngstihaileslassie9337 7 месяцев назад
ኣጆካ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 7 месяцев назад
ጅግና እካዕ ብሰላም ተረፍካ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ጀጋኑ አብ አፀደገነት የንብሮም።
@eeee4739
@eeee4739 7 месяцев назад
አደ ጀካ ሓወይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😭😭😭😭😭💔
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 6 месяцев назад
ፅንዓት ያሃብካ ጂግናዋይ😢😢❤
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 7 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ጀግናና አጆኻ😢
@yanita7632
@yanita7632 7 месяцев назад
Ajoka ze hawey. Please Diaspora Tegaru Tegadeltna ezi hulu meswatnet jegnenet geiromlna alom yetref hulgize merea do timket do kendabelna zenkedeno shifon yetrefena nehagzom.
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 7 месяцев назад
Oooh 😢😢😢😢😭💔💔 may his soul rest in peace our great hero 🙏🙏💔💔😢😢💔 Tsenat yehabka jegena ahewna ajeka❤️❤️😍😍✊✊✌️✌️
@sahayabray5699
@sahayabray5699 7 месяцев назад
AJOKHUME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 7 месяцев назад
❤️❤️❤️ ሰላኩም ኡዩ ተጋደልቲ
@saffdsadsd50
@saffdsadsd50 7 месяцев назад
አጀካ ዘሓወይ ፅናዓት የሃብካ
@yonikiros9177
@yonikiros9177 7 месяцев назад
ጋዜጠኛ ሎሚ ፅቡቅ ኣቀራርባኻ ኣምሓይሽካ በርትዕ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 7 месяцев назад
Proud of you my hero's 🙏👍🙏👍
@user-lj7tz3ox8i
@user-lj7tz3ox8i 7 месяцев назад
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ
@fereyheyelom8898
@fereyheyelom8898 7 месяцев назад
ኣጆካ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ🙏😢😢😢
Далее
ATEEZ(에이티즈) - 'WORK' Official MV
03:15
Просмотров 13 млн
Смотри до конца 😻💔
0:44
Просмотров 1,7 млн
Смотри до конца 😻💔
0:44
Просмотров 1,7 млн
#saiho @EkaterinaKorea
0:13
Просмотров 1,3 млн