Тёмный

267: ሰብ ኣይፈርሓኩምን፣ ፈሪሁልኩም’ዩ - Pitiful Bigots and Fanatics - لا خوفا منكم بل خوفا عليكم 

NEGARIT @negarit
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

@negarit
The dangers of fanaticism and bigotry in socially diverse, multiethnic countries.
The Opium war between Great Britain and China
Describing the predicament of Eritreans.though the spoken words
ክንዮ’ቲ ጎቦ
መሬትን ሰማይን ዘጣበቐ
ባና ወገግ ኢሉ
ወጋሕታ ከበሰር ጸልማት ዝሰንጠቐ
በቲ ቀዝሒ ክንዮ’ቲ ግመ
ጩራ ወጋሕታ ዝቀደዶ
ጸሓይና ተቀልቂላ ተኾሊዓ
ኣብ ልዐለና ምስ ዘምበየት።
መቋሒ የለ ተመቋሒ
ኣይ ንሳንድያ ኳና በት ማእሰርቲ ዘፍረሰት።
ስምብራት መከራና ክሓዊ
ገጽና ዝደወነ ማዳ ክጸሪ፣ ክእለ።
ዝቀየደና ሰንሰለት ክበጣጠስ
ኣእዳዎም እቶም ቀይድቲ ክለምሰ።
እቲ ኣብ ፍቆዶ ጎልጎልን ሰንጭሮታትን
ኣብ ዓዲ ጓና ዝሓየረና
ፋሕ ዘበለና ዓመጽ፣
ዘይእለ እንድዩ መሲሉና ነሩ!
ግን ከእለ’ዩ ክብቅዕዩ ‘ቲ ወጽዓ፣
ከእለ’ዩ ምስ’ቲ ሃሩር ምስቲ ረመጽ
ምስ’ቲ ዝባንና ዘጠልቀየ ረሃጽ።
ሃገረይ:
ለካስ ኣይበጻሕናን ኢና ነርና
ኣብቲ ዝባሃግናዮ ዘመን ሰላም
ዘመን ሓጐስን ዘመን ባህታን
ኣብ ሃዋሁ ደዩ ተዘርዩ ነሩ‘ቲ ሕልምና፧
ሕልሚ ትማልን
ሕልሚ ሎምን
ሕልሚ ጽባሕን።
ዘይተራኸብና’ኳ ምስቶም ዝሓለፋ፣
እቶም ናይ ትማሊ ምስቶም ናይ ሎሚ ወለዶ!
ዘይተራከቡ!
ክብሪ’ኳ ዘይረከበ’ቲ መብጻዓታት!
ሓጋይ ምስ ከረምቲ ምስ ተጠለምና እንዲና ሓሊፍናዮ!
ዘይተራኸቡ’ኳ
እቶም ዝሓለፉ
ምስቶም ጸማልያ ዝመስሉ ናይ ሎሚ
ምስቶም ሂወት ዘለዎም …ዝመስሎም
እቶም ፍርቂ ምዉታት ብክልተ እግሮም ዝኸዱ
እቶም ገና ዘስተንፍሱ ዘለዉ ስዉኣት!
ኣይ ንሶም እንድዮም ዘሻቕሉ
‘ቶም ተጠሊምና ‘ሎም ወትሩ ዘስተማስሉ
እቶም መሬት ብሰገኦም ዘስብሑ
እቶም ብደሞም መሬት ዘጨቀው
እቶም ዝኽርታቶም
ኣብ ፍቆድኡ ዝዘረው፣ ኣይ ንሶም እዮም ዝሻቅሉ።
ሃገርናስ ወሪድዋ:
ኣይገፍዐትና
ኣይበደለትና
ኣየዋረደትና
‘ቶም ወሑዳት እንድዮም ግዲ
እቶም ወሑዳት ዝዓንደሩ
እቶም ወሑዳት ብስቃይና ዝዓንተሩ።
እቲ ዋጋ ዘይክፈሎ ተሰፉ እንድዮም ኣሕዲጎምና
እቲ ህያብ ኩሉ
ብርሃን ጻሓይ ከይተረፈ እንድዮም ከዊሎምልና
እሞ ኻኣ እታ ብኢድና ዘምጻእናያ ጸሓይ
እታ ኣብ ኢድና እንኮላ ደሊና ዝሳኣንናያ ጸሓይ?
ሃገርና፥ ኣይ ንሳ’ንድያ ዜማናን ደርፍናን
ንናፍቆ’ንዲና እታ ፍትውቲ ዓድና
ተዘርጊሑ ዶ’ይነበረን ’ቲ ጽቡቅ ወረ
ከይተጠልመ አንኰሎ።
ንፋስ ንዒቁ ናብ ግመ ከይተቀየረ
ወጻዒ የለ ተወጻዒ ተባሂሉ እንድዩ፥ ተነጊሩ
ሃገር ክትድበሰ ቃል ተኣትዩ እንድዩ፥ ተኣዊጁ
ሰላም ከነቋምት ኣይተረበጽናን ዲና
ቀንፈዘወ ዶ’ይበልናን ኢና
ንዕርቂ ኣይበሃግናን ዲና
እንታይ ድዩ ዳግማይ ሰውራ ሰውራ ሰውራ ሰውራ ዘበለና?
ከላእ የሳውሮ።
በሉ--
ናይ ፈጣሪ “ሞ እንድዒ
ናይ’ቶም ዘይምሕሩ ጨካናት፥ ኣይፈልጥን።
ምስ ረኸብኩሞም ሕተትዎም
እንተሰ ብወገነይ--ተማሒረኩም ኣለኹም።

Опубликовано:

 

28 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 3 месяца назад
ጹቡቅ ማዕዳ ሓዉ ሳልሕ፡እዛ እዝንና እንታይሞ ዘይሰምዔት እንተኮነ ህዝብና ብቡዙሕ ተሞክሮን መከራን ሰለ ዝሓለፈ ተሞክሮ ይኮኖ እምበር ኣይፈላለን እዩ።
@Pawleto9450
@Pawleto9450 3 месяца назад
ኣዚዩ ዝብላዕ ማዕዳ ምኽርን ምዃኑ ጥራይ ዘይኮነስ ናዚዩ ነዊሕ ወሎዶታት እንዳራኣኣኻ ህዝቢ ብዝተፈላለዩ ምንቀኛታት ብ ሰፍ ዘይብል ዋጋ ዝመጸት ሃገር ንንፋስ መእተዊ ዝኸውን ነቓዕ ካይከፍት ምስናይ ኣብነታቱ ጌርካ ምምጻኣካ ኩቡር ሓው ነመስግነካ። ክብረት ይሃብካ ኣምላኽ። ኣገናዕ።
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 3 месяца назад
Thanks God ኣብዚ እዋን ኩሉ ዝለበመ ይመስል! Including you! ምኽንያቱ ምዞም ኣብ ዓለም ዝወደቁ ህዝቢ መኺርካ ነቲ ዓንዲ ሃገርና ንቅንቅ ዘይብል ገረብና ምዞም ቶኳናት መኽርካ ከተውድቆ ፈቲንካ!
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ንስኻ ዝገበርካዮ ክነግረካ ዶ? ጠቀነ ዘይፈቱ እንድየ ኮይነ😀 ክትከስ እነኮለኻ ብመረጋጺ ኣሰንዮ ዳኣ ጸለመ ቀለቡ እንዲኻ🤮
@Abi-hero
@Abi-hero 3 месяца назад
Thanks USTAZ SALEH እታ ግጥሚ ጽብቅቲ ነራ። ግን mic clear አይነበረን👍👍💙🌿💙🌿👍
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Look for the transcript in tigrigna in the description box below the video m.facebook.com/story.php?story_fbid=pfbid07ZP9vhom1GRpGYF5Fm3YnZcTGnzGpSen5KqLvjkJmzvRT4yYwmEPnFNPqBRmMtYXl&id=1185966892&mibextid=v7YzmG
@amurisied7438
@amurisied7438 3 месяца назад
Tack hawey Natey
@youloose2001
@youloose2001 3 месяца назад
100%... We need a washer and dryer for the thoughts
@husseinjime9289
@husseinjime9289 3 месяца назад
استاذ صالح لك التحية والتقدير والاحترام .❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ولك الاحترام والتقدير
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 3 месяца назад
ኣዋጅ ናይ ሰላም ንኹሉ ሰብ ሰላም ሰላም ሰላም ንቐርኒ ኣፍሪቃ። ይእኸሎ እዚ ህዝቢ። ኣምላኽ ሰላም በጃኻ ሰላም ኣውርደልና ንመራሕትና ልቦና ሃቦም።
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 3 месяца назад
የቐንየልና ለባም ዝኾነ ማዕዳ👍። ድሓን ሕደጎም ይዓንድሩ ክሳብ ዝርደኦም እቲ መብዛሕቱ አርትራዊ ግን ዝተረደኦ ይመስል። መሲልዎም እምበር ብቋንቋ ዓለት ወይ ሃይማኖት ተኣኪብካ ዓብሊልካ ክትነብር ኣብ አርትራ ኣይከኣልን'ዩ። ንዐኦም ምሕረት የውርደሎም ንዓና ክኣ ንፋሶም ኣይጽለወና።
@Esunosamsom
@Esunosamsom 3 месяца назад
I admire and would like to encourage you. Keep it up.
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Thank you, I will
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w 3 месяца назад
አነ ዝብል ብሓቂ አሰያሰ ዕርቂ ይገብር ኢልካ ትሓሰብ ምህላዉካ አየ ዝገርመኒ ልዕሊ 20 ዓመት ተቃሊሰካ ይገርመኒ አብ ናይ ኮሮና ግዜ ምሰ ተወሸብካ ጠጠዉ ኢልካ አለካ ሓዉና
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ንስኻ ኸ? ካብ ቅድሚ ኮሮና ዝነበረካ ሓሳብ እንታ ኣማዕቢልካ ሕሰብ ናተይ ካብ ነዊሕ ዝመጸአ ስለዝኾነ ዘከራኽር ኣይኮን። ኢሳያስ ኣሚንካ ዝበልካዮ ቁንጭል አቢልካ ኢኻ። ብምሉኡ ተረዳኣዮ። ሓንቲ በሪዝካ ዝተረዳእካያ መርገጸይ ስለ ዘይትገልጽ። ምእንቲ ቅንዕና።
@amurisied7438
@amurisied7438 3 месяца назад
❤❤❤❤
@hagerawizete3390
@hagerawizete3390 3 месяца назад
ልባዊን ሃናጽን ነቀፌታዊ ደገፌታ ንዘንጠልትን፡ ኣገናዕ ንበላ ነዛ ለባም ጋልና።
@ben5115
@ben5115 3 месяца назад
On the other it was also aimedcto take away personal feeedom, Liberty, hard earned wealth of knowledge
@brottekle5301
@brottekle5301 3 месяца назад
Jigna mestewali hawu N Arkey Hussein memahrtey.
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Anta Brot! Hussein Arkekha’we gn nAysi mnasey Hawei beqiqkaley 😀 stay well my dear
@why3781
@why3781 3 месяца назад
Memerey thanks eta gitimi ab dimxi yearika digemelna pls memihirey❤
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
እቅረታ። እቲ ቃላት አብቲ ዲስክሪብሸን ገረላ”ለኹ አብዚ ውን ምስ transcription ኣላትካ m.facebook.com/story.php?story_fbid=pfbid07ZP9vhom1GRpGYF5Fm3YnZcTGnzGpSen5KqLvjkJmzvRT4yYwmEPnFNPqBRmMtYXl&id=1185966892&mibextid=v7YzmG
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤شكرا ❤❤استاذ ❤❤صالح ❤❤❤❤❤
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Thank you
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors 3 месяца назад
@@NEGARIT 🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@hayatjahar836
@hayatjahar836 3 месяца назад
🌹🌹🌹🌹🌹
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
🌺
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 месяца назад
Thank you.....
@edrismussa3688
@edrismussa3688 3 месяца назад
Thank you Negaret.
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
You bet!
@berhanefesshaye1493
@berhanefesshaye1493 3 месяца назад
👍
@hayatjahar836
@hayatjahar836 3 месяца назад
😮👍👍👍🌹🌹🌹
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
🌺
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 3 месяца назад
Yigbero ❤🇪🇷🙏🏿🙏🏿
@davidharcot220
@davidharcot220 3 месяца назад
እወ ዝሕከኽ ዝሕግሓግ ናይ ሱሳ ዓመታት ረሳሓት ጎድፍ አለና
@user-rh2ib6ie8e
@user-rh2ib6ie8e 3 месяца назад
ክቡር ሐዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማዕዳ ቀጽሎ
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
የቀንየለይ
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 3 месяца назад
Thank you, SJ.
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
And thank you
@ben5115
@ben5115 3 месяца назад
On one side it was meant to corrupt, isolate and use as a scapegoat
@weldeabzerai9029
@weldeabzerai9029 3 месяца назад
❤🎉❤🎉
@saratowfik9611
@saratowfik9611 3 месяца назад
Right! Hurt people hurt people.
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
??
@ZerayElfu
@ZerayElfu 3 месяца назад
😂😂😮😂😂😅😮ata hasawi resah SDI hasawi hasewti aderash geza menewi 😢😢😂 zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 месяца назад
I wonder if he is going to give a master key to Debrexeyen as For Dr. ABYE Ahmed did ?
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
We will see if it turns out to be true
@salehtaha826
@salehtaha826 3 месяца назад
If we understand there's nothing forever that what goes up must come down
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Indeed only going down is what is expected of them-if there is anything lower than their current position
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 3 месяца назад
Selam selam salh❤❤❤
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
🤚
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 3 месяца назад
Questions to Saleh,Is the Tigrigna language banned in Eritrea topredispose to revolt,is it that they interpretea two states with one language, is it a war netween Tigringa dialects,Tigringa language war between farmer and Tigringa Azmarino or?why attcked Tigringa to Tigringa?.They close the "Guayla" and then they start dancing on the "Guayla".
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Good observation but they have to answer it, not me
@2tedros
@2tedros 3 месяца назад
I think I liked you after long time 🤔
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Better late than never😀 Glad you arrived at a favorable understanding. Thank you
@2tedros
@2tedros 3 месяца назад
@@NEGARIT your best gifted humour can not be denied at all.... Lol
@open795
@open795 3 месяца назад
ክልተ ዝኣፉ ተመን ካብ ዓዲ ሃሎ መቀለ ካብ መቀለ ( ዶርሶ - መልሶ ) እንክመላለስ ሑቊኡ ጥራሕ እዩ ተጎዝዩ እምበር እታ ርእሱ ግን ገና ዓጠቅ ኣይ በለትን ዘላ ። ኣጊኣዝያን / ትግራይ ቲግሪኚ ተመኪቱን ተለኽሲሱን እዩ ። ስለዚ ፡ እታ ሑቆ ወይ'ከ ፍሕት ፡ ንምጭፍላቅ ርእሱ ግን ነሕዋትና ኣስላም ዝተገድፈት ትመስል ።
@nosacurry4257
@nosacurry4257 3 месяца назад
Well come bro sempere numero uno not like Fiat Uno always engulefare😂
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Grazie, anche la Fiat uno e simpatica
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 месяца назад
የፊየል ወጠጤ ተረት ነው ወይም የጉራቄኝ?
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
እኔ “ንጃ😀
@ahmedosman3654
@ahmedosman3654 3 месяца назад
እታ ትሕንጊድ መራሕት ላም እታ ትህረም ዳሕረወይቲ ላም ከም ዝባሃል
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ድሕሪት ትተርፍ ዳኣ እንታይ ክትረክብ ብጀካ መህረምቲ
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 3 месяца назад
Kkkkk! ልቦና ኔሩ ግን ሃገር ንምፍራስ ተጠቂምካሉ!
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ፈሪሳ ድያ ዘይደለጥኩ! እሞ ከተፍርሳ ትምነ ኢኻ🍬
@wowo9142
@wowo9142 3 месяца назад
Civilization is living in peace with your neighbor. ኤረትራዉያን ምስ ኩሎም ጎራብትና ብሰላም ክንነብር ዲሌትና እዩ። ፕረዚደንት ኢሳያስ ንደብረፅዮን፣ ንምንታይ እዩ ንኹናት ትዳለው? ኢሉ ከምዝሓተቶ ይፍለጥ እዩ።You don't convince evil- you defeat it; hope Tigray accepts reality!
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 3 месяца назад
I Hope you’re not quoting Issu here . We need à third party witness.
@wowo9142
@wowo9142 3 месяца назад
Where does the ኣግኣዝያን string go? Mekele, London, and Israel - very similar to the Syrian civil war. Divide and rule, using old cultural differences. So who is planting the poppy seeds?
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
A lot of growers
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 месяца назад
ኣብ ግዜ ህግደፍ መን ኣሎ ዘይተበደለ :: ኩሉ ህዝቢ ኤሪትራ ተበዲሉ በደል መሪሩዎ ካብ ሃገሩ ሃዲሙ ናብ እግሩ ዝመረሖ ሃጽ ኢሉ ጠፊኡ ገና ውን ይጠፍእ ኣሎ :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት :: ናይ ኢዳ ኣይትስኣን ::
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 месяца назад
ተስፋጼን እንዳሉ ከምኡ ዝብል ኔሩ እሞ። ተስፋጼን ኣነ ከም ዝሰምዖ ገሊኦም ናይ ህግደፍ ልኡክ ይብልዎ፡ ገሊኦም ናይ ወያነ ልኡክ ይብልዎ። ኣነ ዘይቅበሎ እንታይ'ዩ፡ ምስቲ ናይ ትግራይ ዝነበረ ምድንጋጽ እንተኣርኣካስ ከምዚ ትግራዋይ ጌሮም ይቆጽሩኳ። ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ግፍዒ ቅቡል ኣይኮነን፡ ትግራዋይ ግን ኣይኮንኩን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ ነቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤም ትገብሮ ዘላ ግፍዒ ክኹንን ኣብ ትዊተር እየ ዝውዕል።
@user-cz7fj6gr5o
@user-cz7fj6gr5o 3 месяца назад
ሳልሕ ኣብ ሞንጎ ኣብ ክንዲ ኢትዮጵያን ኤርትራን እቲ ዕርቂ ኣብ ህወሓትን ህግደፍ እንትኮይኑ ሰላም የምጽእ ኢልካ ትሓስብ ? እቲ ፈትነ ይካየድ ኢዩ ክሰልጥ ዲዩ ክይሰልጥ ንርእዮ ግና ካብ ዕርቂ ህወሓትን ህግደፍ ን ዝሕሰ'ውን ኣሎ ኣብ ኢትዮጵያ መግስቲ ኣዲሰበባ ምናልባትውን ፋኖ ኣብ ኤርትራ ድማ እቲ ጅብሃ ዝመሰረቱ( ን ሰዓብቲ ጂ 15 ው' ን ይጠቃልል ) ክሕሰ ኢዩ . ምናልባትውን ንከይመልስ ካብ ፖለቲካ ኤርትራ ክእለ ኢዩ ኣነ ሰላም ኣይንምነ ኣይበልኩን ግና እቲ ሰላም ናይ ኩሉ ሰላም ክከወን ኣለዎ ምእንቲ ሰላም ዝክፍል ህድገታት ክህልወና ኢዩ ብፍላይ ካብቶም መራሕቲ መቸም ኣብ እንተታት እንዲና ንዛረብ ዘለና ግና ዝምጽእ ኣብ ቦትኡ ኣሎ . ግና ሳልሕ ክሓትካ ክለተ ሕቶ እዞም ኣግዓዚያን ዶ መንደፍ ዝበሃሉ ብዘይ ትግራይ ደገፍ ጠጠው ኣይብልኩን ኢልካ ትሓስብ ዶ ? ኣብ ኤርትራ ( ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኣብቲ መንግስቲ ፡ኣብቲ ቢሮክራሲ ኣብቲ ወታደር ሰዓብቲ የብሎም ኢልካ ትሓስብ )
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ተስፋ ቆሪጽካ እንተገዲፍካዮ ድማ ሓላፍነታዊ ኣይኮነን። እታ ዝኽእላ ክገብር ስለዘለኒ እየ። ትብሎ ዘለኻ ይርዳኣኒ እዩ። ግን ሰላም ግበሩ ምባል ጉድኣት የብሉን።
@ben5115
@ben5115 3 месяца назад
It really was an Ugly pilitics
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
It is.
@hermonpatros3
@hermonpatros3 3 месяца назад
😂😂😂😂 kedi eski akor
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
You are a genius 😩
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 месяца назад
Obviously , evidemment, oviamente .ጽቡቕ ዘረባን ምኽንዩን እዩ። ብኽብረትኩም ንኽብረትኩም ምእንታኹም ። ብል"ሕትራም። ካብ አካቢ ሽሕ ...! ያ ሲዲ ፣ ያ ሞውላና የስ ቦስ ። ጻድቕ እውን ጌጋ/ሓጦያት ዘን/ምቢ ዘይገበረ ስለ ዝኾነ አይኮነን ንገነት ዝምነያ ። መራሕቲ ህዝብን ሀገርን ከአ ቡዙሕ ፈተናታት ን ተአፋፊ ውሳነታትን ምርጫታትን ይብድሆምን የገድዶምን እዩ ። ብስም ደሞክራስን ፍትሕን ምዕባለን ቡዙሕ ሰንኮፍ አተሓሳስባን ወገናውን ስሚዒታውን ውልቃውን ድልየታት ኔሩን አሎን ዝቕጽል ከአ እመስል ። አይኮነን አብ ሀገርን ሕብረተሰብን አብ ሓደ ገዛን አብ መንጎ የሕዋትን እኳ ንድልየታትን ዘይምስምማዕን ሕድገታትን ምእንቲ ክብረትን ፈሪህካን ተፈራሪህካን እከአአል እዩ ። እቶም እዞም ካብ 1950+--1991--2024+ ንሀገርን ህዝብን ዝጠርነፉን ቃልሲ ዝጀመሩን ንቓልሲ አንፈት ዘትሓዙን ዘዐወቱን ንግሁዱን ዘይተጋህደን ብድሆን ዕንቅፋታትን ዝበዱሁን ዝብድሁ ዘለውን ከአ ሕድገታትን ፍርህን ክብረትን እግበኦም እዩ። They deserve respect even beyond this generation .
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
You are a gentleman.
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 месяца назад
@@NEGARIT Oww..Really Thank you.
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 3 месяца назад
ኣይፈለጥካ እሰያስ ስኑነኪሱ እዩ ሲሒቡ ወሲዱ! እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ኢሉዩ ሓቲትዎ: ንኹናት ንምንታይትቃራረቡ ኣለኹም! እዩ ክብል ሲሒብዎ: ስኑ ነኺሱ!!!
@eyosahagos
@eyosahagos 3 месяца назад
ኣንታ ኣልሕያ ኣበይ ድኣ ከይርዳኣካ እምበር ኣግኣዝያን ኣብቲ ናይ መወዳእታ ናይ ስልጣን ምሓዝ እዩ ዘሎ ምናልባት ኣብዚ ክልተ ዓመት ብሂወት እንተጸኒሕካ እዛ ቪድዮኻ ክትድምስሳ ኢኻ፡ብዓቢኡ ዉን ትሕቲ ዕድመ ዝጋሰስ ሰብ ግድን እዩ ክርዕድ ስለዚ ምርዓድካ ካብ ባዶ ዝብገስ ኣይኮነን። ብዝኾነ ንስኻን ስነ ሓሳብካን ኢኹም ሞይትኩም እምበር ኣግኣዝያን ኣብ ናይ ቛሕ ሰም ናይ ስልጣን ርክብ እዩ ዘሎ ወይልኽን ጅሃዳውያን።
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
🤮
@Mhamedyenus
@Mhamedyenus 3 месяца назад
ደ/ፂዮን ናይ ክልል መራሂ ኢዩ። አይተጭበርብሩ። እሣት ሎኪስኩም ክትስሕኑ ፡ ከም አመልኩም ከኣ ማንካ ሹካ ክትሰርቁ ተሓዚልኩም ንክትመፅኡ ዘለኩም ሽጣራ ይፍለጥ ኢዩ። ምሳኩም ዘለና ጉዳይ ምስ ኢትዮጵያ ኮይንና ኢና ንርእዮ ። ብውጭ ጉዳይ ሚኒስተር ኢና ንራከብ ። ከም ኢትዮጵያውያን ምስ ኢትዮጵያውያን ብዛዕባ ሰላም ውሽጥና ንነጋገር አለና ኢና። ምስ ኤርትራውያን ግን ናይ ጎረቤት ሃገር ጉዳይ ክሳዕ ዝኮነ ከም ኢትዮጵያውያን ኢና ንነጋገር።
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
Selam zbl sm kaa Hizka! Hawi zlokeselka dle. M’enti selam ember zbhal bush alenni.
@Mhamedyenus
@Mhamedyenus 3 месяца назад
ደ/ፂዮን ናይ ክልል መራሂ ኢዩ። አይተጭበርብሩ። እሣት ሎኪስኩም ክትስሕኑ ፡ ከም አመልኩም ከኣ ማንካ ሹካ ክትሰርቁ ተሓዚልኩም ንክትመፅኡ ዘለኩም ሽጣራ ይፍለጥ ኢዩ። ምሳኩም ዘለና ጉዳይ ምስ ኢትዮጵያ ኮይንና ኢና ንርእዮ ። ብውጭ ጉዳይ ሚኒስተር ኢና ንራከብ ። ከም ኢትዮጵያውያን ምስ ኢትዮጵያውያን ብዛዕባ ሰላም ውሽጥና ንነጋገር አለና ኢና። ምስ ኤርትራውያን ግን ናይ ጎረቤት ሃገር ጉዳይ ክሳዕ ዝኮነ ከም ኢትዮጵያውያን ኢና ንነጋገር።
@NEGARIT
@NEGARIT 3 месяца назад
ክንደይ ከምዝሰረቅኩኻ እንተረጋጊጽካለይ ክኽሕሰካ። እንተዘይኮነ ዝሰረቀካ ዳኣ ድለ
Далее
This Stop Motion is Insane
00:39
Просмотров 8 млн
Я ВЕРНУЛСЯ 🔴 | WICSUR #shorts
00:57
Просмотров 1,5 млн
280: ስብርባር ዜና - Broken News
19:56
Просмотров 10 тыс.
266፡ EriSat as an exhibit
23:18
Просмотров 23 тыс.
This Stop Motion is Insane
00:39
Просмотров 8 млн