Тёмный
NEGARIT @negarit
NEGARIT @negarit
NEGARIT @negarit
Подписаться
Negarit was established to promote liberal thinking and create awareness about the rights and obligations of citizens. Its content is varied focusing on education, and promoting enlightened, rational thinking. Its core messages is to pave the way for social and political reconciliation through knowledge-based dialogue.

Negarit is an affiliate of awate.com (established in 2000 to pursue the same goals). Both promote peace justice and freedom for the Horn of Africa.

Negarit content includes book reviews, select regional and world history pertinent to the Horn of Africa to learn from the experiences of other nations.

Saleh "Gadi" Johar, is the founder of of both Nagarit and awate.com; both are self-funded with the help of our supporters and fans.

You can support Negarit and awate.com through the following;

1. Paypal: Awate.com
3. Bank Transfer: Awate.com, Bank of America: Act #: 29570 76732, Swift ID: BOFAUS3N
4. For other ways to support, please contact us at: support@awate.com
2024 fundraising reminder
1:28
2 месяца назад
266፡ EriSat as an exhibit
23:18
3 месяца назад
ብተስፋልደት ሰብ ወሓደ
2:50
5 месяцев назад
Комментарии
@EriCoralo24
@EriCoralo24 7 минут назад
ንስኻን ጉጅለኻን ግብረጸይቃዉያን ድኣ ከመይ ጌርኩም ክትሑጎሱ ብዓወትን ጽቡቕን ኤርትራን🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራን🇪🇷? ዳስን ኣኼባን ኤርትራዉያን እንዳኣፍረስካ ዶ ብህዝቢ ኤርትራ ክትሓስብ ትግደድ ዲኻ? ኢንሻአላህ ኣብ ጀሒም ትኣትዉ ያ ጸሊም ተመን ዋሒድ።
@EriCoralo24
@EriCoralo24 17 минут назад
ንስኻ ትጽይቖ እምበር ንስኻ ትምህሮ መንእሰይ ኤርትራ🇪🇷 የለን ያ መራሒ ኣድጊ ንሓመዱ። ሳልሕ ኣብዘይሳልሕ ስዲ።
@EriCoralo24
@EriCoralo24 23 минуты назад
ኩስቶ🤔 ትዛረቦ ፍለጥ ሃለዉለዉ ገዲፍካ። ኤርትራ ብሳይክል ጥራይ ትስዓር እየ ዝብል እምበር ብኻልእ ትስዓር ኣይብልን እየ ዝብል እንታይ ማለት እዩ? ያ ጸያቒ ዳስ ዓብይ ዓርጌን። ፈቲኻ ጸሊእካ ቢንያም ግርማይ ኤርትራዊ ስለዝኾነ ብሽም ኤርትራን ባንዴራ🇪🇷 ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን እዩ ክተባባዕ ዘለዎ። ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤረና👑 🌿🇪🇷🌿🕌❤⛪️🌿🇪🇷🌿
@user-nb5ul8cg5l
@user-nb5ul8cg5l Час назад
ونتو لا قرابييت ولا حرخام
@user-cz8sf7fz7y
@user-cz8sf7fz7y 15 часов назад
Hey Aya shalhi hope u are fine and i like your jokes as always. Bini's performance in the Tour de France showcases his incredible talent and dedication to cycling. We should celebrate his achievements and the pride he brings to Eritrea and Africa with his remarkable skills on the road. It's important all of as to recognize his parents, as he mentioned in an interview that his family trusted and invested in him; no one can take more recognition than his family. Let's marginalize the toxic ideologies that persist on social media, pumped by immature people. Bini's success is a source of joy and inspiration for all of us, transcending discussions about nationality or heritage. I wish him many more victories ahead! 🚴🏿‍♂️🏆
@NEGARIT
@NEGARIT 14 часов назад
Succinct! To the point comment. The best so far. Thank you. Can you make your comment contagious, maybe our brutes might learn some decency? Thanks again
@user-yy4op1mf5x
@user-yy4op1mf5x 19 часов назад
ፖለቲካ ቐደም ተሪፉ !ብትግርኛ እንታይ ከምዝበሓል ኣይፈልጥን እዬ። ''የብሽሽቕ'' ፖለቲካ እዩ ዘሎ። ሓውና ሰላሕ ጋዲ
@NEGARIT
@NEGARIT 12 часов назад
መትከኽ በላ😀
@eliaskidane391
@eliaskidane391 21 час назад
ያ ዓሚ ሳልሕ ጆሃር ቓዲ እዛ ፋሱ ክትበልሕ ልጽይ ልጽይ የብለና ኣሎ ክብል ጸኒሔ ካብታ መደሽቶ ኢልካ ጀሚርካ ክሳብ ሓሊመንተል ትበጽሕ 😂😂 ርእሰይ እናሓዝኩ 😂😂፡ ደሓር ግና ዓሪቕካና 😂😂። እንተ እቲ ዓወት ናይዚ ኮኾብ ኣፍሪቃዊ ዝኮነ ውልዶ ቢኒ ግና ፡ ኣበይ ደንበ ኣሎካ ብዘየገድስ ክንጽንብል ጥራይ እዩ ዘሎና። ኤርትራዊ ኪሳብ ዝኮንካ እቲ ኦኣወት ቢኒ ኦኣወትካ እዩ ። ወረ ኣነ ደኣ ኣፍሪቃዊ ኪሳብ ዝኮንካ ምባል እየ በጺሔ ዘሎኩ 😂😂። ተማሒርካ ኣሎካ ። ትርጉም ናይታ ፍንጌር ከኣ ኣብ ዝመጽእ መደብካ ከተብርሃልና ይሓተካ ። thank you.
@NEGARIT
@NEGARIT 10 часов назад
ፍንገር Odd ማለት እዩ ዝኾነ ነገር ዘይቅበል አሉታዊ ደፋር ክትቀርቦ ዘይትደሊ ሰብ።
@drardrar7665
@drardrar7665 День назад
Thank you for your analytical presentation. But when we go to the "pfdj" they try to take any positive outcomes or results of the society to their advantage and try their best to exploit the outcome as if they are the ones who broght it.
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 День назад
ህግደፍ ን ኤርትራን ዝፋላለ ኣይኮነን።
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 День назад
ንጽቡቕ ጽቡ ንሕማቕ ሕማቕ ምባሲ ማዓዝ ኢና ካባኻ ንሰምዕ??? ህግደፍ ብብርቱዕጻዕሪ ንስፖርቲ ኤርትራ ከምዝሰርሓሉ ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ?
@kibromnega1947
@kibromnega1947 День назад
እዚአስ ሸሪብካ ከለኻ ኢኻ ሪኮርድ ጌርካያ። ወላ ወላ መትሐዚ ሲኢነላ እዛ ዕላልካ።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 День назад
Thank you Negarit.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties День назад
HasoT Gizie BeLiiU BeLaYi Iyu!
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties День назад
So, Saleh go to your country and be a political advisor. We need you, positively. Trust me. EPFDJ needs you more than us. Don’t Fool yourself! With respect, Wedaje.
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
Thank you. But what makes you think they want me back to live let alone as an advisor? Do you really believe those hard headed creatures accept advices? You kind, very kind.
@adulis73
@adulis73 День назад
ቁማር ተተበሊዕኻ: ሃለውሳ ይገብረልካ’ዩ።
@sirajmohammed7807
@sirajmohammed7807 День назад
Use the best I had Mario you’re my brother
@wowo9142
@wowo9142 День назад
Congra-Bini
@redwannurredin530
@redwannurredin530 День назад
13:59--14:36 Like kgebr teankife wedike neyre
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
ኣባይካ፣ በሰንኪ ላይክ እግረይ ተሰረ ኣይጽብቅትን። ሓቀይ ዶ?😀
@abuahmed9307
@abuahmed9307 День назад
ሰላም ሰላም እዝተዝ ሰሊሕ♥️♥️♥️🌹🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@mstf1783
@mstf1783 День назад
finger malt kollo gize folloy srah araeya ngrat zgber by negative folloy malet
@asterkidane3093
@asterkidane3093 День назад
እዛ ዓወት ቢንያም ከመይ ኢላ ናይ ህግደፍ ኮይና እቲ ሕዝቢ ኤርትራ አብ አሥመራ ክሕጎስ ከሎ ህግደፈ ማለት ድዩ እቲ ሚህር ጽልኢ ወልፊ ኮይኑ እቲ ጽረፊ
@open795
@open795 День назад
ሳልሕ ንመጀመሪይ ግዜ ኣፍቃሪ ብሽክለታ ሙኹዋንካ ገሊጽካልና ። እሞ ከም ገለ ንጎይታ vivaio black , ተጋዳላይ ትሓኤ ነበር ኣይትፈልጥን ? እዚ ዝብለካ ሰብ ንብሽክለታ ብጽፍሪ እግሩ እዩ ዝዝውር ነይሩ ክምዚከማኻ ። ቢንያም ግርማይ እውን ብጽፍሩ እዩ ንጉስ tour de france ኮይኑ ። ኣፍቀርቲ እሰያስ ክሳብ ዝሃለዉ ለውጢ ቀውጢ !!!
@aradomweday9922
@aradomweday9922 День назад
ሳልሕ አነስ ሐሊመ ንከረን ከድካስ ወዲ 25 ጎበዝ ኮንካ ሪኤካ። እዛ ነገር ሕሰበላ ? ምስ ወገሐስ እዋይ አታ ዘይሞተ ሰብሲ ተስፋ አለዎ ማለት እዮ ኢላትኒ ጎረቤተይ ፡ ይማ ስዕዲ ። ረቢ ይግበረሉ ኢላትኒ እሞ። ረበና ይዓፊክ። 🎉❤🎉
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
መርሓባ፣ ድሕሪ ነዊሕ ምኽንያቱ ዘይተረዳኣኒ ጽልኢ ከምዚ ዝበለ ዘሑግስ ሕልሚ ክትሓልመለይ እንቋዕ ኣብዚ ኣብጸሓና። እምበር እንታይ ከምዘቀየመካ ውን ኣየገድስን። ጽቡቅ ለላ ይግበረልና🙏❤️
@Zemen80
@Zemen80 День назад
ዳሓን ዲኻ ሎሚ 😮 ሃተውተው ኣብዚሕካ
@Zemen80
@Zemen80 День назад
እሞ ብሽም ኤርትራ ዘይትሕጎስ ኒስኻን ከማኻን ግን ብሽም ኤርትራ ኣይትሕጎሱ ብሽም ኣቦኹም ኣይትሕጎሱ
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
ተጋጊኻ፣ ብሽም ኣባ ንሱስ እሕጎስ እየ😀
@snt5477
@snt5477 День назад
ናይ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን እዩ ናይ ኣኽላባት ዓረብ ኣይኮነን እዚ ዓወት ቢንያም. ስለዚ ኣይምልከተኩምን እዩ ዓብዲን
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
ከልቢ ንኸልቢ ይፈልጦ። ከይትጋገ ድማ 4 መሓውር እዩ ዘለዎ፣ ንስኻ ክንደይ መሓውር ኣለካ?
@snt5477
@snt5477 День назад
@@NEGARIT ከም ጸለምቲን ኣፍሪቃውያን መጠን ከምቲ ዝተዋሃብናዮ 2 እግርን 2 ኢድን እዩ ዘለና ከምኡ እዩ ከኣ ፍጥረትና. ነዓኹም ዓረብ ግና ኸመይ ከምዝረኣየኩም ኣይፈልጥን እየ.
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj День назад
​@@snt5477ቡቁዕ መልሲ : ግን ክልተ ቀርኒ ረሲዕካ : ከምኡ ድማ ሓንቲ ጭራ :: ንእግረ መንገድኻ ፎሲ ቅርሕንቲ እንተትናዲ ዘፍ ምበልካ : ምሓሸካ ድነበረ ይመሰል ::
@ddselam
@ddselam День назад
ናይ ባሓቂ ሓው ሳልሕ፡ሕማም እዩ። ምሕረት የውርደሎም።
@Dermas2024
@Dermas2024 День назад
ኣንቱም ሰባት፡ ጠንቂ ናይዚ ሰብዚ ዓጀውጀው እንታይ ምዃኑ ቁሩብዶ ሓሲብኩምሉ ትፈልጡ? ቅንኢ! ሕስድና! ይኣይ ካብኡስ ተኻኢሉለይ ተባሂሉ ነቲ ሓቀኛ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘለዎ ክቱር ጽልኢዘይከምቶም ከም ብዓል ተፈታዊ ዝኣመሰሉ ደቂ ገርሂ ልባ ስሕዋት መዓር ሓዊሱ ከስትየና? ወይ ጉድ! ለካስ ኣብ እርጋንካ ኣይጸይቐልካ ዝብል ኣዘራርባ ንብዓል ከምዚ ዝኣመሰሉ ኣብ እርጋኖም ዝዓበዱ ሰባቱ እዩ ተመሲሉ። ካብዚ ዝገድድ ከይመጽእ ካብ ፈጣሪ መኻይድ የቐላጥፈልካ ካብ ምባል ሓሊፍካ ካልእ ዝበሃል የለን።
@iceagestoneage8067
@iceagestoneage8067 День назад
😂😂😂😂
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
The political demagogue's mission is to over excite people's decency and fill it with arrogance and ignorance. Wejae-jae ktbl wu ilka: mshet abta zhilhl tbl gezaka::
@TT-rk4uy
@TT-rk4uy День назад
እዋይ ሀለዉለወ: ሐቂ ተዝህልወካ: ካብ ህግደፍ ኢልካ ብድፍኑ ትወቅሶም : እዚ ኢሎም እዚ ገይሮም ኢልካ : ብexample ዘይተቅርብ ሐቂ እቲ ትብሎ ዘለካ : ምስ ረጎደ :: እንተዘየሎ : አብ ሐንጎልካ እዩ ዘሎ:: ጥዕና ይሀብካ:: Just enjoy the moment, he is the proud of humanity.. ህግደፍ ሰብዚ ትብሎ ዘለኻ ጠቀነ ክንዲ ጣፍ ትኸዉን ወንጀል የብሎምን:: ሰብ ኩሉ ብድልየቱ እዩ ዝነጥርን ዝሕጎስን ዘሎ:: ዘመደ ሚኒሰተር sports and ባህልን እዩ:: እዚ ክኸዉን የብሉን እንተኾይኑ: ካልእ አርእስቲ እዩ: እሞ ካልእ ነገር ድለ:: መቃየቒ ነገር ተወዲኡካ እኻ ትመስል
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
ኣይፋሉን፣ ሓቂ ምስ ህግደፍ ጥራሕ እያ ዘላ። ደስ ዶ ኢሉካ?
@TT-rk4uy
@TT-rk4uy День назад
@@NEGARIT ንዓይ ደስ ኢሉንን አይኮነን እቲ ጉዳይ: ናይ በይነይ ቂምን ጽልእን የብለይን:: ንህገደፍ ክወቅስ ኢልካ ነቲ ኤርትራዊ መንነት ከተዳኽም ትገብሮ ትዉዕል ፓለቲካ እዩ :: ህግደፍ : ንኤርተራ ዝመርሕ ዘሎ : መንግስቲ እዪ:: ካበቲ ከባቢናን ዓለምናን ዘለዉ መንገስተ ዝበሃሉ: ዘይሰንፍ እዩ: ዋላ ምሰቲ ጉድለቱ:: ምሽ ፈቀዶ ሀገራት ዓረብ ዋላዉን አፍሪቃ : ዘለዉ ንስኻዉን ዝነበርካሎምን : መንግሰቲ እና ዝብሉ:: ብዝኾነ አወል ስዒድ መሊስሉካ አሎ:: ህገደፍ አይቀበጹኻን: አነዉን አይቀብጸካን::
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj День назад
​@@TT-rk4uyLick what you like, let others spit what they don't like. ኣነ ድጸልኣካ በታ ኣነ ድፈትዋ ደይትፈቱ ስለድኾንካ'ዪ :: ወይ ቅንዕና !
@TT-rk4uy
@TT-rk4uy День назад
@@BusyLine-fw6oj ዘይተባህለን ዘይተጻሕፈን አይተንብብ:: ተጣባቂ ትኸውን ተደሊኻ ከም ድልየትካ : ግን ስቅ እልካ ከም ሀመማ ጦብሎቅ ካብ ትብል : እንታይ ተባህለብ እንታይ ተጻሕፈን ተረዲእካ እንትምለስ ይሐይሽ:: ህግደፍ ንመን እዩ : ሐደ ክዳን ተኸዲኖም ነቶም አባላቶም : አብዚ ናይ ብንያም ዓወት : ከም ናይ ህግደፍ ዓወት ክገብርዎ ተራእዮም:: እዚ እዩ እቲ ዝተባህለ ጠቀነ: ዉጹእ ሐሶት መርትዖ ዘይብሉ:: ዝኾነ ሰብ አብ public ወጺኡ ዝኾነን ዘይኮነን ክብልን ክጽሕፍን ከሎ: ክሕተትን : ክኽበርን ክዉቀስን ንቡር እዩ:: ስቅ ኢልካ አብ ሕልምኻ ዝረአየካ አይትብልን አይትጽሕፍን: መረጋገጺ ሒዝካ እዩ ክኸዉን ዘለዎ: ካብኡ ተሪፉ : ንዕቀት እዩ: ሰበይ ከይፈልጥዎ ወይ አበየ ከይበጽሑ ዝብል ትዕቢት እዩ::
@Abi-hero
@Abi-hero День назад
BINYAM ንኹልና ኤርትራዉያን አብ ሐደ ጠርኒፉና አሎ። ደለይቲ ፍትሒ ካብዚ እንታይ ንምሀር??💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿👍👍👍👍
@zerithadgu832
@zerithadgu832 День назад
💚💚💚💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Shidenyual-kz6ss
@Shidenyual-kz6ss День назад
እስታዝ ሳልሕ ሰላም ንዓኻ ይኹን ካብዚ ኩሉ ዝበልካዮ እታ ብዛዕባ ትግራዋይ ኢዩ ንዝበልዎ፣ ዝሃብካዮም መልስን ። ካላኣይ ኣብ መዕጸዊ ዝበልካየን ቃላትን ፣ዝረሳዕክዋ ካኣ ንህግደፍ ኣይተምልኹዎ በቃ ከምዝኾነ መንግስቲ ኢዩ ።ዘበልካየን ኢየን እተን ቁምነገር ዝብሎ ።ነዊሑ ትሕዝቶ ፈኺሱ ፣። ተማሒርካ ኣለኻ። 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael День назад
ክላእ ፉሹል ወድ ቀራቢት ሚ ግል ትብል ሓዘካ መክሩህ
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj День назад
ኣየ ቅንኢ : ኣየ ቅርሕንቲ !
@georgeson21
@georgeson21 День назад
Hiji eko tewerazika gele malet eyu kkkkkk
@NEGARIT
@NEGARIT День назад
Kem’ou diyu zkhewen zelo! Nskha tfeleT
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 День назад
ኦዞም ንቢንያም ከስግሩዎ ድሓስቡ ጥሪት ህግደፍ ከም ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ቅልውላው መንነት ዘለዎም ጓሓፋት ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ከዳኣትዮም ። ቢኒ ነብሪ ጎልጎል 😅😅😅😅
@Dermas2024
@Dermas2024 День назад
መንነተይ 'ትግራዋይ' እዩ እንዳበለ ከብቕዕ ብኢሰያስ ኣሳቢቡ ንተጋሩ ዝጸርፊ ብሃም! ንምዃኑ፡ ዓንጃል ብምዃንካ ክንደይ ከይርድኣካ'በር ኣብ ናይ ትግርይና 'ድሓስቡ" ዘይኮነስ "ዝሓስቡ" እዩ ዝጸሓፍ። ምዕንጅሉ፡ ተረዲኡካ ከኸውን ተስፋ እገብር!
@eri_ayt
@eri_ayt День назад
Thank you Saleh, today's episode was incredible, something special. Unfortunately, we have so many ignorant at the age of grandparents.
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u День назад
መስኪናይ, ኣብ ዓዘፍዘፍ ትነብር ሰብ መሰል ሰብ. ኣብዚ ህግደፍ እንታይ ኣምጸኦ ዓወት ግርማይ ዓወት ኤርትራ እዩ, ኤርትራ ባዕላ ህግደፍ እያ እንተ ኢልካ ግን ይኹነልካ. እንዳ ሃለውልው
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 День назад
Biniam's victory is a victory of parents and family. He did say that the victory is his parents. Why do u want to JOKE on this huge world's excitement.
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 День назад
መቸም ናትካ ነገር !!! ማዓስ ኢኻ ብቑምነገር ጀሚርካ ብቑምነገር ትውድእ ? ሃንሳብ ወሺ ትኸውን፡ ሓንሳብ ሸኽ ትኸውን፡ሓንሳብ ውኣስማሪኖ ሓንሳብ ገጠር ባክስር ሓንሳብ ኮርሳቶረ፡ሓንሳብ ፖለቲሻን ሓንሳብ ኮሚድያን፡ሓንሳብ ኣርካይዳ ሓንሳብ ሲ ኣይ ኤ፡ሓንሳብ ኢሰያስ ሓንሳብ ኣላሙዲ ወይ ናርካ ነገር ?
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 День назад
ምናልባት ተጋግየ ከይከውን እምበር ንብንያም ግርማይ ባዕለይ ኢየ አሰልጢነዮ ኣቡኡ ምሳይ ይማሃር ነይሩ ኣዲኡ ድማ ጎረበትና ኢያ ነይራ ዝበልካ መሲልኒ :: ድሕረይ ኢዩ ተወሊዱ ዝበልካ ድማ ይመስለኒ :: አነ ኡካ ዳሓን ካብ ኣፍ መልሓስ ትዕንቀፍ ኢለ ዝበልካዮ ተረዲእኒ ኣሎ :: ካለኦት ከማይ ክርድኡኻ ተስፋ ይገብር :: ብገጋ እንተ ተረዲአካ ኮይነ ግን ደጊመ ኣይትሓዘለይ ይብለካ ::
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj День назад
ወ/ኪዳን ይትባረኽ : እታ መልሲ ወይ መተሓሳሰቢ ኣይሰሓትካያን : ኢልካያ'ሎኻ " ካብ ኣፍ ወይ ካብ እግሪ መልሓስ ትዕንቀፍ " ድነኣድ ምክትታል ::
@dddwww1948
@dddwww1948 День назад
ደቆቦይ ግደ ኩሉኹም ሓደ። ንህዝቢ ኤርትራ መጻወቲ ፖለካኹም ኢኹም ትጥቀሙሉ። ንስኻውን እኮ ንቢንያም ንመነወሪ ህግደፍ ትጥቀመሉ ኣለኻ። 😢😢😢
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 День назад
ምዒድካዮም ኣይሰምዑን እዮም ህግደፍ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 День назад
ወረ! ገለ ዩቱበራት ኣሉታዊ ዜና ኣብ ምቅራብ ዝህንጠዩ ኣለው፡ እዚ ድማ ሕማቅ ወረታት ኣቃልቦ ሰባት ስሒቡ፡ ዕዳጋ ከምዘለዎ ሊቃውንቲ የስተምህሩ🙏 🤝❤🕊 "If you don't read newspaper, you're uninformed. If you do, you're misinformed" Mark Twain
@user-cz4bh5rn4b
@user-cz4bh5rn4b День назад
ኣብዝኣስ ዋላሓደ እካ ህግደፍ ዝበለ ዘየለ ባዕልኻ ጎቲትካ ተእትዎ ዘለኻ ሕጂ ። ኩላ ጅግና ቢንያም ወድ ኤርትራ ትብል ዘላ እስከ ሓደ ኣምጽእ ብንያም ወዲ ህግደፍ ዝበለ። ከምታ ንመስተ ገዘብ ኣይከፍልን እየ ዝበልካያ ምዓስ ኢኻ ንሓሶት ውን ገንዘበይ ኣየውጽእን ትብል።
@tesfazghiredai4054
@tesfazghiredai4054 День назад
I wonder! I really, really wonder Why? Why? You build a very beautiful, constructive villa of opinion and message and then you stain and demolish it with unnecessary comments. The victory of Biniam Girmay is not a joking matter that you say; even jokingly, you were his trainer and by saying this you bellittle this miraculous sporting feat. Why mix and lump serious matters with such unsavory jokes and comments. It is with pain that I ask why and raise my voice against some one I deeply respect, admire, and consider a distant Mentor. Why?
@anngreen3106
@anngreen3106 День назад
Salute to the sacrifice you paid under ELF.
@anngreen3106
@anngreen3106 День назад
You collaborated with TPLF to sanction Eritrea. You committed treason. Your back ground is haunting you back from being straight As the late Memhir askined you " not to touch the Eritrean fabric" Which village in Eritrea are you from? Keren. Right. Keren is not a village to hide behind it.The Natives of keren are watching you like an eagle
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 День назад
Given the fact that Bini's dad is from Axum, he is an easy prey for Shabia vultures.
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 День назад
It doesn't matter where the hell the Champ hails from, the fact on the ground is he is MADE IN SAWA, product of the brave Warsay-ykealo, hence Shaebia has every right to claim credit for it. Well, you know, it's not like a deadbeat father who suddenly shows up upon hearing the success of his estranged child, that was raised by his welfare queen housemaid mother and brag about it
@asterkidane3093
@asterkidane3093 День назад
እቲ ሕማምኩም ሰለ ንፈልጦ አጋመ ቢንያም ኤርትራዊ እዩ መአንጣኩም ዶ ሕርር ኢልካ ሐሳድ