ጀሚርካ ምውዳእ - ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት
(Personal Development course)
ኣብ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ፎርም ኣቲና ክንምዝገብ ንኽእል ኢና።
docs.google.com/forms/d/1h4W-...
ንሰለስተ ወርሒ ዝወሃብ - ጀሚርካ ምውዳእ - ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት
(Personal Development course)
• √ 5ይ ዙር - ጀሚርካ ምውዳእ ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት
• √ ዝጅምረሉ ዕለት 19.09.2024
• √ ዝጅምረሉ ሰዓት 7.30pm - London - UK
• ዋጋ $150 (ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ዝኽፈል)
• እዚ ትምህርቲ ብZOOM ኢና ክንመሃሮ።
ንይዝያዳ ሓበሬታ ብ kburhasab@gmail.com ርኸቡና።
16 июн 2024