Тёмный

ቑ1. ርእሲ ኮምፒተር - ብጣዕሚ በሊሕ ኮምፒተር ዝተገጠመሉ ዝመስል ትግራዋይ ቆልዓ!!! 

Wushatena Media
Подписаться 117 тыс.
Просмотров 439 тыс.
50% 1

ጌታቸው ዘማርያም - ወዲ 13 ዓመት ብጣዕሚ ፍሉይ ተፈጥራዊ ውህብቶ ዘለዎ ሒሳብ ንካልኩሌተር ውን ይቕድማ!!!!
ቑ2. ርእሲ ኮምፒተር ኣብ • ቑ2. ርእሲ ኮምፒተር - ሂወት ጌታ... ኣለኩም።

Опубликовано:

 

30 дек 2018

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@setetapp1945
@setetapp1945 4 года назад
እዚ ተኣምር ክሰርሕ ብእግዚኣብሄር ዝተለአኸ ስብ እዩ! ማህጸን ትግራወይቲ ይባረኽ🙏!
@kidist1955
@kidist1955 Год назад
ኣሜን 🙏🙏🙏
@trustworthyhonestly815
@trustworthyhonestly815 5 лет назад
ኣቱም ኣሕዋት ኣነ ኤርትራዊት ኢየ ግን በጃኹም እዚ ቆልዓ ንሓግዞ ገለ ንግበር ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rakitube21
@rakitube21 5 лет назад
ናይ ባሓቂ
@user-sl3bx5un5k
@user-sl3bx5un5k 4 года назад
ጌቸ፣ሰዋት፣ፉቀረ፣ሐሉሉይ፣ንይ፣ሐመሙይ
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 года назад
ምቅርቲ ፍጥረት ሰላም ናዓኪ
@tigrayforever9256
@tigrayforever9256 4 года назад
እቲ ቅንዕናኺ ይኣክል ወለላይ
@AR-gf2re
@AR-gf2re 4 года назад
Trustworthy 7mmm v jnmhnjg nmn bju m kinnnm mjk kmnmm mkmm m m 9imnmm
@mebrhiyemane8623
@mebrhiyemane8623 4 года назад
ሉኡኽ ፈጣሪ ኣዳ ከይኮዉን እንበር ከምዝዓይነት ርእሲ ኣሎ እለ ኣያምንን።
@awenbr9204
@awenbr9204 5 лет назад
I am Eritrean and I would like to say that he is So smart he would have a genius record if he were from America or Europe ,the government should help and care him . I am so proud to be part of you Tigrinya people .
@almaz6270
@almaz6270 5 лет назад
ጀግና ዝወለደስ ይታሓጎስ ድኣ ወላድ ብርሃን ይግበረልኪ ዳርጋ 100 ዝወለድኪ
@inewa1
@inewa1 5 лет назад
Al Maz Abey eyu zenio nehgezo bezakatkoum
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
ጌታቸውዋይይ ጅግና ማርያም ፅዮን ምሳካ ትኩን
@waterfall9624
@waterfall9624 5 лет назад
ንፉዕ ዒጎ ዩ ዝ ቖልዓ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@waterfall9624 በጣዓሚ ጅግና እዩ ውዲ እሉላ እባ ነጋ ናይ ጅጋኑ ዘሪኢ
@waterfall9624
@waterfall9624 5 лет назад
@@HaniGualFikrHani ኣሉላ ደኣ ምኒሊክ አንድዩ ድአዝዞ ኔሩ ፡ዘርኢ ኣሉላስ ኣይግበረሉ አዚ ምስኪን ቆልዓ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@waterfall9624 ስለ ሚኒሊክ ስፊሪ እኔ ምን እገባኝ
@waterfall9624
@waterfall9624 5 лет назад
@@HaniGualFikrHani ኣምሓርኛ ይጽናሓልኪ ኣቲ ሰብ።
@ambesajirlegese5680
@ambesajirlegese5680 5 лет назад
ኦ ፈጣሪ ነዚ ዕሸል ኮምፑተር ዝኾነ ርእሱ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ሃበለይ ።ደቂ ትግራይ ክኣ ብፍሉይ ክትከናኸንዎ ይምሕጸነኩም ሓውኹም ካብ ኤሪ ።
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ።ሰላም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ትግራዋይ ኩን ኤርትራዊ፡ኣነ ካብ ኤረትራ ሓውኩም እዩ።ናይ ብሓቂ እዚ ቆልዓ እዚ ምሽ ንትግራይ ወይ ንኣፍሪቃ ንዓለም እውን ኣገዳሲ ሰብ እዩ።እዚ ናይ ብሓቂ ብእግዚኣቢሄር ንወላዲቱ ጊፍቲ ዝተዋህበ ሰብ እዩ።ስለዚ ካብ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ወጺእና ሓደ ታሪክ ንስራሕ።እዚ ቆልዓ ዋላ 5 $ ሕሳብ ባንኪ ከፊትና ምስ ነዋጺሉ።እሱ ድማ ብሓዊ ይብለኩም ካብቲ ሕጂ ንገብረሉ፡ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ከም ዝገብሮሉ ኣይጠራጠርን እዩ።እቲ ኣገዳሲ ድማ ብዙሓት ህጻናት ብናይዚ ህጻን ኣብነት ክፍጠሩ ከም ዝክእሉ ኣይጠራጠርን እየ።ስለዚ ኢደይ ኢድካ ንበለሉ።ኣብዚ ሓሳብ እትሰማመዑ ብፍላት ዓበትቲ የሕዋትና ኣካውንቲ ክትከፍትሉ ይትሕትና ይሓትት።
@rakitube21
@rakitube21 5 лет назад
nay bahaki hawna
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ሓውና!!!
@lundkhwar9084
@lundkhwar9084 4 года назад
ፅቡቅ ኣለኻ ኤርትራዊ ሓዉና
@user-vr5fy6uh3k
@user-vr5fy6uh3k 5 лет назад
ና ኣምላኽ ውህብቶ አዩ ድኽነት ናይ ሰብ መምዘኒ ኣይኮነን
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas 5 лет назад
I am from Eritrea..what I would like to say, pls Ethio people open your eyes and try to help to this little brillant brother. He is very smart👈 Go head lovely little bro, Poverty can not a problem of our teaching..He is also very hard working man😍
@sikusiku3895
@sikusiku3895 5 лет назад
Aseyyyyyy edmen tenan yhabka fetari
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas 5 лет назад
@Everything gonna be all right So woman no cry ክቡር ሓው ወዲ ኩን ጋል………ብጀመርያ ኩሉ ሰሰናዩ እንድየ ዝምነየልካ ካብ ልሳንካ ዝወጽእ ኩሉ ናትካ ሓሳብ እዩ። ብዝኮነ ውራይን ዘይውራይን ኣነበሮን ክምዚ ክትጽሕፍ ኣነ ብዝተሰምዓኒ ብልሒ ዚ ህጻንን መነባብሩኡን ክነብዕ ኣኪእልኒ እዪ። ንስካ ከኣ ኣብ ኮመንት ኣድሂብካስ ከምዘይ ውራየይ ክትነግረኒ። it's your mind.. የቀንየለይ !!!
@israel8104
@israel8104 5 лет назад
@Tg የ ማርያም ልጅ you are correct and smart i like you my sis
@abeltekleab6448
@abeltekleab6448 5 лет назад
Everything gonna be all right So woman no cry 😂😂😂😂 ata wediza resah lemani... tigraway kea af awxika ms eritrawi kitdafer jemirka melhaska axri ata togar kernae gexkum terhak ... kondafat...
@mmepawer8412
@mmepawer8412 5 лет назад
ዋው አዚ ቆልዓ ብመንግስቲ ክሕገዝ ኣሎዎ ወረ ተሎፎኒ ሃቡኒ ባዕለይ ከተባብዖ አየ
@user-zy3od6kf3e
@user-zy3od6kf3e 5 лет назад
ዋውው ገና ትግራይ ዓደይ ብዙሓት ጌታቸው ክፍጠሩ እዮም ዕድመ ንጌታቸዋት ይሃቦም😍😍😍😍😍💖💖💘💘💘💘💪💪💪👏👏👏👏👏
@amanielakolom5747
@amanielakolom5747 5 лет назад
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 5 лет назад
ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሐወይ ናተይ ምሕረት የዊርደልካ
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 5 лет назад
ንስኻ አታ ጋዜጠኞ ውን ዕድመ ይሃብካ አምላኽ ተፈደዮ
@iloveyouethiopias3495
@iloveyouethiopias3495 5 лет назад
Wow
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 5 лет назад
ኩሉ ግዚየ ፈጣሪ ምስ ጽጉማት እዩ እሞ እሾኽ ኣይጋእካ ዝሓወይ።ተጋሩ የሕዋትና ከኣ ተኸናኸንዎ ቢኡኡ ኪትከሓሱ እኹም። እዛ ሕጂ ዓለም ትስሕቀኩም ዘላ ድኽነትኩም ሪኣ ቢኣኩም ክትግረም እያ ምሁር እዩ ናይ ለውጢ ሓይሊ።( ድኽነት ዕደ )
@imissmama3978
@imissmama3978 5 лет назад
ኣቱም ሰባት እዚ ብጣዕሚ ዘገርም ነገር ,ዩ በጃኹም ንሓግዞ ኣጆኹም ሓገዝ የድልዮ ኣሎ ንሱ ከኣ ኣብ ጉዳይ መነባብሮ ግቡእ ክእለ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ •√√√
@asdfasdd4061
@asdfasdd4061 5 лет назад
የጠላትህ አይን ይደፈን አይዝሁ ባባዬ አንድ ቀን እግዚአብሔር ለሁሉም መልስ አለው የገንዘብ ድህነት ችግር የለውም የጭንቅላት ደሃ አትሁን እንጂ
@teklithadish8623
@teklithadish8623 5 лет назад
ካልአይ ጌታቸው አሰፋ ረኪብና አለና በርትዕ
@user-kf1rg3yx9s
@user-kf1rg3yx9s 5 лет назад
ጌታ
@user-sl3bx5un5k
@user-sl3bx5un5k 4 года назад
ኣዋይ፣አት፣ሃመአኹ፣ዘበሉ፣ምኡት፣ሸሕ፣ይዋሉደን፣ዘዋዱይ፣ዋዉዉዉ
@user-sl3bx5un5k
@user-sl3bx5un5k 4 года назад
ጌትቸዋ፣ቀፀሉሉ፣ፈቀረ፣አሰይ፣ጀግን፣ትግረዋይ፣ሐቡቡቡቡ
@user-rs3sr5cw3t
@user-rs3sr5cw3t 5 лет назад
ናይ በሓቂ ንፉዕ ኣድኒቀካ ተስፋ ይገብር ኣብ መጻኢ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ። እቶም ዓቅሚ ዘሊኩም ሃየ ሓግዝዎ መጻኢኡ ካብ ብንእሽትኡ ይረኣየካ። From eri.
@fakelove56
@fakelove56 5 лет назад
ዋውውውውውውውው፡ እዛ ብርኽቲ ትግራይ ተስፋ ኣለዋ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ፡ እዚ ቆልዓ ኣብ ናይ ዓለም ሚድያ ኣብነታዊ ሙሁር ዕዉት ሳይንቲስት ናይ ዓለምና ኮይኑ ክሪኦ ትምኒተይ ወሰን የብሉን ። ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ ብሩኽ ሰብ ።
@swet8698
@swet8698 5 лет назад
ዋውውውው ከመዬይ ዝበለ ቆላዓ እዩ በጃኩም ዋውውው ዕድሜ ና ጥዕናን ያሀብካ ሽኮረይ
@user-zi8jm2no9d
@user-zi8jm2no9d 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@okubomhailu7511
@okubomhailu7511 5 лет назад
ፅጌሬዳ ገብረፃዲቅ swet ❤⛪🕌🍻
@zamzon1312
@zamzon1312 5 лет назад
Yeebka zwedey
@iloveyouethiopias3495
@iloveyouethiopias3495 5 лет назад
Amen Amen Amen 👐 betamiy zehram kolea eyou
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 3 года назад
እዙይ ካብ ሰመያዊ ኣምላክ ዝተውሃቦ ጸጋ እዩሞ ስለ ኩሉ ነገር ንእግዚአብሔር ምስጋና ይኩን አሜን ፫ ቃላት የብለይን ንክናገር
@kidist1955
@kidist1955 Год назад
ይዕበየልና🙏 ትግራይ ተስፋ ኣለዋ ኣባኻ😘😘😘
@user-rg2qx3sx4d
@user-rg2qx3sx4d 5 лет назад
እግዚአብሔር ያሳድግህ ትልቅ ደረጃ እንትምትደርስ ተስፋ አለኝ ያንተ መጨረሻ እንዳይ እግዚአብሔር ይርዳን
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 4 года назад
ባጣዕሚ ዝግርም እዪ ዕደመን ጥዕነን ይህብኪ ዝሓዉይ ኣጆኪ ብዕለ ሙለእ ተስፍ እኪ
@muludn6255
@muludn6255 5 лет назад
እግዛብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሀብካ ምጭወይ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘👏👏👏👏👏
@shewitafewerki4939
@shewitafewerki4939 4 года назад
አምላክ ነዊሕ መዋእልን ጥዕናን ሂቡ መራሒ ዓለም ምስተአለም ንክትከውን ትፅቢት ኩላትና እዩ መዓረይ አዮካ ሽኮረይ
@user-oj9dn6wu6m
@user-oj9dn6wu6m 5 лет назад
እዚ ቆልዓ ዝጽውዖም ዝነበረ እንታይ ኢዮም ኣቁሕት ድዮም ዋላስ ቁጽሪ ኦኦኦ ገሪሙኒ 12 ወዲኤ እሞ ሰሚዐዮም ኣይፈልጥን ኣጋጣሚ ውን ኣተራኸብናን,በል ዕድመ ይሃብካ,ትደልዮ ኩሉ ይስመረልካ ዛወደይ
@alpalp8721
@alpalp8721 5 лет назад
ሽኮረይ ልበይ ውሰዶ ሕማቕ ዓይን ዝርአየካ ዓይኑ ይጥፋእ የዕብኻ
@user-td3xm9vq8d
@user-td3xm9vq8d Год назад
ኣበይ ኣሎ ይኩውኒ ከዚ ከ ኣምላክ ምሰካ ይኩን ማዓረይ መምህር ሙሉ ብሉፅ ሰብ ኣለሸኻ ኣመፀኢለና❤
@kibromabrha8737
@kibromabrha8737 5 лет назад
እዚይ ዳኣ ነቶም መምህራን ከምህሮም እምበር ኣይምህርወን ጎበዝ ኣጀካ ኣምላከ ምሳካ ይኩን
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 лет назад
ጅና ጌታቸወይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምልኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@solomontadele9166
@solomontadele9166 5 лет назад
We as Tigrian and the state government need to get this Children, so they can be effective Teachers to the rest of us,may God bless him Getachew, he is so intelligent, for good cause I am with you the media reporter, so please continue your good work. Thanks
@mercymercy8563
@mercymercy8563 5 лет назад
Oh my god😮 im from Eritrea. What an outstanding kid. Plzzzzz Ethio ppl specialy Tigray ppl help this kid.
@titinmla1206
@titinmla1206 4 года назад
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ብጣዕሚ ታሓጊሰ ናይ ኣምላክ እዩ እዚ እግዚኣብሄር ዝሳኣኖ የለን ክብሪ ንፈጣሪ ተመስገን
@user-zb2yt2lx3v
@user-zb2yt2lx3v 5 лет назад
ብሓቂ ኣድናቆተይ ምቁጽጻር ስኢነ ትግራይ ወላዲት ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ከማኻስ ብሓደ ማዓልቲ 1000 ይወለዱ
@Relaxingblog123
@Relaxingblog123 5 лет назад
Wowww He is genius he really need support God bless him
@yonasgoitom2177
@yonasgoitom2177 5 лет назад
ጎበዝ፡ነዚ ቆልዓ መንግስቲ ብጽቡቕ ክሕዞ ኣለዎ ናይ መጻኢ ለውጢ ክገብር ዝኽእል እዩ።from Eritrea
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 2 года назад
ብሓቂ ይገርም እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ጥበብ ምስትውዓል ይህብ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@1atsedemewatsion345
@1atsedemewatsion345 4 года назад
እሰይ ይዕቢኻ ብሓቂ ቃላት የብለይን
@teshomemehari9926
@teshomemehari9926 5 лет назад
From eritrean i feel sorry to his dad also I'm happy because of his party of my family
@simonnega5185
@simonnega5185 5 лет назад
ኢግዚኣብሄር ተኣምር ኮሊዓ ፈቲሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@meresaalemu6843
@meresaalemu6843 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዝሓይ ፈጣሪ እንታይ 'ሞ ይነበር !
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 лет назад
ብሓቂ ኣቦ ሒሳብ ኢኻ ጌች
@user-gq4mr5bz7p
@user-gq4mr5bz7p 5 лет назад
አየ ድክንት ዓይንኪ ይጥፍእ አጅኻ ምዓሪይ
@muluasefa4296
@muluasefa4296 5 лет назад
ልክዕ ማረይይ ግን ባዓልተስፍ እዩ እና ጥዕና መቁራተይይ
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 5 лет назад
በጃኹም ምድናቕ ጥራይ እኹል ኣይ ኮነን በጃኹም ብሓለዋ ክዓቢ ዘለዎ ቆልዓ ኢዩ፨ ትሑት ውን ኢዩ። መላእ ህዝቢ ትግራይ ክሕብሕቦ ይግባእ ብሓለዋ ክዓቢ ዓግቦኦ ምድናቕ ጥራይ እኹል ኣይኮነን ፨በጃኹም ትግራይ ኣይኮነትን ኣፍሪቃ ምሉእ ከጸውዓ ኢዩ ።በጃኹም!!!!
@rakitube21
@rakitube21 5 лет назад
nay bahaki
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 года назад
Wowowowowo❤❤❤❤💛💛💛💛💛😍😍😍😍😍😍👍👍💪💪💪💔💔💔💔💟💟💟💟💟💋💋💋💋
@hadashaftu4673
@hadashaftu4673 3 года назад
ብሓቂ ኦ ፍጣሪ ኣብድክማት ዝለካ ጠምተ ክንድ እይ ክዓቢ እዩ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጠሪ
@hailehadigu7380
@hailehadigu7380 4 года назад
ወድሰብ ናይ ሓንጎል ድኻ ኣይኩን እምበር ድኽነትስ እግዚአብሔር ማዓልቲ ኣለዎ እዩ ፍታሕ ዘምፀእሉ ብዝኾነ ክንፈልጦ ዝግባኣና ብመከራ ብድኽነት ብገፅ ደቅሰብ ዝግረፍ ሰብ ክሕጎስ ኣለዎ መከራ ብርሃን የምፅእ እዩ
@banamulle836
@banamulle836 5 лет назад
Bhaqi bgenzeb khgez delewo kola agziabhier edmeka ybark ❤️👌 Kab Eri 🇪🇷🇪🇹
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 лет назад
ውይይይይይ ይገርም እዩ ዓስራይ ወዲአ እውን ካብ ሚሊዮን አይፈልጦን ጥዕና ይሃብካ ሙቁረይ
@hintsatewelde4886
@hintsatewelde4886 5 лет назад
ምግራመይ ወዲአስ ንነብሰይ ክወቅሳ ጀሚረ ን ዶክቶር ኣቢ ኣውሪድካ ነዚ ቆልዓ ትሰቅሎ ኣብታ ሕልፍነት።
@mnasealem3462
@mnasealem3462 5 лет назад
Hintsa Hawi Feben kkkkkkkkkkkkkkkkkk hakeka aleka
@Berhankulu2000
@Berhankulu2000 5 лет назад
ክቡር ሓወይ ህንጻ የእምሮን ልቦናን ክልተ ዓበይቲ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ኣይራኸቡን እዮም መራሒ ሓንቲ ሃገር ቁፅሪ ጸጊምዎ ኣይኮነን ሃገር ትበላሾ , ልቦና ክውሕዶ ከሎ እዩ እዞም ዓለም ዝዝውርዋ ዘለው መራሕቲ( ኢሉምናቲ ) ሒሳብ ጥርዚ ዝበጽሔ ፍልጠት ኣለዎም እቲ ጸገም ግን ኣብ ሕልና( ፍርሃት እዝግኣብሄር ዘይምህላው እዩ) እዚ ቆልዓ ግን ከምኦም እዩ ማለተይ ኣይኮንኩን , እንታይ ደኣስ ? መዔቀኒ መራሒሓንቲ ሃገር ብከምኡ ክርኤ የብሉን ማለተይ እየ:: I’m just giving you friendly advice, stay peace!!!
@hintsatewelde4886
@hintsatewelde4886 5 лет назад
@@Berhankulu2000 ግርም ኣሎኻ ዝብሎ ምስጠፈአኒ ኢየ ከምኡ ኢለ ።
@amanam3532
@amanam3532 3 года назад
Ewnet bleshal kkkkkkk semay ena mdr eko nachew
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 5 лет назад
መምህር ሙሉ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ኣብዚሑ ይሃብካ ፈጣሪ ኣብሽየ እግዚአብሔር ብጥበብ የዕቢካ እግዚአብሔር እዩ ሂብካ ዘሎ እውቀቱ እግዚአብሔር ምሳካ ይኹን እዙይ ናይ እግዚአብሔር ድንቂ ዝኮኮኮነ ስራሕ እዩ ንእግዚአብሔር ነመስግን ወሲኩ ጥበብ ይሃብካ ጌቾ ዋ ገነት ተሳሓሒትኪ ዝሓፍተይ ናይ ኣዲኡ ፍርሒ ናይ ገንዘብ ድልየት ዘይኮነስ ካብ ዓይኒ ውላዳ ክትፍለ ስለ ዘይትደሊ እዩ ኣዶ ኩሉ ካባና ምንም ኣይትደልን ብቻ ግን ካብ ውላዳ ምፍልላይ ብጣዕሚ ትፀልእ እያ ወይኔ አነማ እስከ ላይኛው እኮ ተምሬ ነበር ኣይ ኣነ ከንቱ😃😃😃😃😃
@weldayhailu2078
@weldayhailu2078 5 лет назад
ዕድመይ። ጥዕናይ። ይሃብካ ሽኮርና
@almaz6270
@almaz6270 5 лет назад
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃፍቲ ዓድን መኣድንን እዩ ሓገዝ የድልዮ
@dahlak8721
@dahlak8721 5 лет назад
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kemaka dibele bluts yiab tigraway bimrayna tesfa alena
@senayeyumengedey2556
@senayeyumengedey2556 5 лет назад
wwwww wwwww God bless you amvesa
@andemariamzewelday4563
@andemariamzewelday4563 5 лет назад
ኣቱን ዲስ ላይክ ትህቡ ዘለኩም ርእሲ ድስቲ 3፥1 ብዘይ ፒሮን ጥራዝን ዘይትሓስቡ እኩም ነዚ ተኣምር እዚ ዲስ ላይክ ትህቡ ንነብስኩም ዲስ ላይክ ዘይትህብዋ! ዓሕ ድኽነት ዋያል ሰብ ትጻወተሉ ኣላ, ተስፋ ይገብር እዚ ቆልዓ ኣብዝልዓለ ደረጃ በጺሑ ክርእዮ, ኣምላክ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ,
@yonassami2075
@yonassami2075 5 лет назад
Haki tezaribka akmi rasom ayu zahawey dislayk nnebsom ayom hibema
@alemattekle5008
@alemattekle5008 5 лет назад
ገታቸው ኣጆኻ በርትዕ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን!!
@tekleweiniteweldemedhn5442
@tekleweiniteweldemedhn5442 5 лет назад
እዚ ቆልዓ ኣዚዩ በሊሕ እዩ ዝመስል ሃገር ኣይኮነን ንዓለም ውን ከማሓድር ይክእል ኢዩ። ብዘለዎ ሽግር ጽልዋ ከየሕድር ግቡእ ሓገዝ ክግበረሉ እንተዝካኣል ምስ ወላዲቱ ይምሕጸነኩም።
@asmarabela1994
@asmarabela1994 5 лет назад
Xbuq aleka ane wn kemiu a hasibe emo tfelto entekuanka eba gele habereta habena ember xehayn nfasn si eta tmrti kkeyd kelo ziharmo ykiaklo tselaiu enkilil ybel wedi bezi edmius kishikit enkilil kbl
@onenationoneloveerey7759
@onenationoneloveerey7759 5 лет назад
Nay bhaki hero eyu Ezi kolia .......hagez yedliyo eyu.......
@Max-ug3pv
@Max-ug3pv 5 лет назад
Wowww des yela zhwey
@hermonnegasi937
@hermonnegasi937 5 лет назад
እወ ሓገዝ ይገበረሎም
@yonassami2075
@yonassami2075 5 лет назад
Haki zereba
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 6 месяцев назад
ብሓቂ ታኣምር እዩ ካብዚ በላዕሊ እዩ ክሰርሕ ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ዘይውዳእ ወሲኩ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😍😍😍😍ዛሓወይ ዕሸለይ
@erapentertement1043
@erapentertement1043 5 лет назад
ውህብቶ እግዝኣቢሀር እዩ::
@user-vr5fy6uh3k
@user-vr5fy6uh3k 5 лет назад
ዋይ መብረቅ ፅናሕ ከይ ትቅድመኒ ክክክክ ካብ ዓይኒ የውፅ አኻ ፈጣሪ ይሓልኻ
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 5 лет назад
እዋይ ሐንጎል ናይ ባሐቂ ናይ እግዚአብሔር ህያብ እዩ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ቑ2 - ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ዘርኢ ቪድዮ - ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-HBFIqghF8ks.html
@miliftwi9019
@miliftwi9019 5 лет назад
ኣምላክ በቲ ውህብቱኡን ትዕድልቱን ኣምልክ ዘገልግለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ወላዲቱ ዛሊ ይግበሮ
@hanayirga4132
@hanayirga4132 4 года назад
ዝግርም እዩ ፈጣሪ ዕድምን ጥዕናን ያሀብካ ይዕብኻ አምላክ
@dawithalefom8600
@dawithalefom8600 5 лет назад
ናይዚ ቆልዓ ተውህቦ ፍሉይ እዩ ካብ ደቂ ሰባት ቀጽሎ ኣንበሳ ብጣዕሚ ንፉዕ ተሳታፍነት ሕብረተሰብን መንግስትን የድልዮ እዚ ቆልዓ ሓበን ትግራይ ጥራይ ደይኮነስ ሓበን ኣፍርቃ እዩ
@solomontadele9166
@solomontadele9166 5 лет назад
To our beautiful sister Genet, we're proud of you.
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 5 лет назад
ዋውውውውው ዋው ው ብተኣሚ ዘገርም ፍሉይ ነገር ዩ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበከ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን።
@tsegatesfaghabir280
@tsegatesfaghabir280 5 лет назад
I can tell his future is bright. He is such an amazing kid. God bless you and your family 👏👏😍😍
@user-tf1ns1go2f
@user-tf1ns1go2f 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኣቶሙሰባት ዝገሪም ኮዩኡ
@heritube3508
@heritube3508 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሙቁረይ ♥
@muluasefa4296
@muluasefa4296 5 лет назад
እግዚአብሔር ዝሓሰብካዮ ይፈፅመልካ ኣቦ መምህር ሙለር እግዚአብሔር ሰላምካ የብዘሐልና ቅኑዕ ስብ
@alemattekle5008
@alemattekle5008 5 лет назад
እዚ ቆልዓ ካብ ትግራይ ወጻኢ ክምሃር የብሉን!!
@samson1563
@samson1563 5 лет назад
Ajoka ezi woday bravo 👏🏻 from Eritrea 🇪🇷 we suport u one day I will come mekalea I found u bravoo
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 5 лет назад
ገነት እግዚአብሔር ይሃብኪ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡእነት ኣጆካ ወዲ ህዝብና ፍሉይ ፍጥረት ፍሉይ ቤትምህርቲ ክምሃር ኣለዎ
@tinsaeshinyasayenethiopia917
@tinsaeshinyasayenethiopia917 5 лет назад
ይገርማር እግዚአብሄር ይባርክህ
@abaditesfa1286
@abaditesfa1286 5 лет назад
በጃካትኩም ናብ ናይ ታለንት ሸው ናይ ዓለምና ኣፋልጥዎ።
@abebaasefa3300
@abebaasefa3300 5 лет назад
ውውውውውው ከመይ ዝብለ ቆልዓ እዩ ይገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወላድካ እውን ናትካ ውፅኢት ንምርአይ የብቀዓያ ዕድምውን ጥዐና ንወልዲቱ
@KhanKhan-wb1fs
@KhanKhan-wb1fs 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓርይ
@user-bd2dn5jn7n
@user-bd2dn5jn7n 3 года назад
ካብ ክፉእ አምላክ ያሓልኩም ክቡራተይ
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 5 лет назад
ብጣዕሚ ዘገርም ውህበት ዘለዎ ቆልዓ እዩ ነዞም ኸምዚኦም ዝመሰሉ ቆልዑት መንግስቲ ብፉሉይ ኽሕዞም ኽሕግዞምን ይግባእ ::
@binyam1578
@binyam1578 Год назад
ብሰላም ኣብ ሃገሩ ይምበረልና 🙏🏼💙🧸🌻☂️🔔🔔ደገ ከይወጽእ ሓደራ ሃብቲ ሃገር እዩ።
@mussoliniroma7875
@mussoliniroma7875 5 лет назад
He is absolutely awesome God bless you gechi mosses from eritrea
@user-st7ls2rq3o
@user-st7ls2rq3o Год назад
ፈጣሪ ይመስገን ናይ እግዝኣብሔር ውሁብቶ እዩ
@user-wy6co5cq6k
@user-wy6co5cq6k 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ እመቤት ትሓሊኻ
@Filipos610
@Filipos610 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ብጣዕሚ በሊሕ ቆልዓ!
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
ንባዕላ እታ ምርባሕ ትብሃል ባዕሉ እዩ
@monamona2484
@monamona2484 5 лет назад
godim gidim kkk
@abrehaberhe8007
@abrehaberhe8007 5 лет назад
ንሪኦ ኣለና ፈጣሪ ይሓልኻ ወደይ ተድልየና እኻ ዓይኒ ጸለእቲ ኣምላክ ይሓልወልና ንደኡ ዉን ክብሪ ይግባእ ኡአኡአኡአኡኡአፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ድክነት ሑሱም የሕምምምም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ አኡአኡአኡፍፍፍፍ
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 5 лет назад
ዋውው አግዝኣብሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ንስኻ ደኣ ካብ ኮምብተር ንላዕሊ ከማን።
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 5 лет назад
I wish to give him a prize (car ) to excellence journalist Hailsellsa. Best journalist ever l seen !!
@MWG0122
@MWG0122 5 лет назад
ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ብሓቂ ዝድነቕ ቆልዓ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@maekeletekle6077
@maekeletekle6077 5 лет назад
He is gifted child please help the administration of tigray and GBU !!!
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
ዋው ካልአይ ጌታቸው አሰፋ ተረኪብ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ማዓረይ
@amerahagos3513
@amerahagos3513 5 лет назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ 😍😍😍😍😍♥
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
የቐንየለይ!!!
@user-wt7df6gj8m
@user-wt7df6gj8m 5 лет назад
ናይ ባሓቂ ነብዐ 😢
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 5 лет назад
ዳግም ትንሳኤ ታይ ኮንካ
@user-wt7df6gj8m
@user-wt7df6gj8m 5 лет назад
@@user-bk4dx1oi9z ሐ. መልሲ የለን 😁
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
@@user-wt7df6gj8m 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
@shegemebre6513
@shegemebre6513 5 лет назад
ኽታምኖ ዘጸግም!!! እግዛብሄር ኩሉ ክህብ እየ እብል ቃል ኣምላክ፥እዚ ቆላዓ ካኣ ሓደ ካብቶም እግዝኣብሄር ውህበት ዝዓደሎ እዩ።
@amanueldawit7235
@amanueldawit7235 5 лет назад
Mejemerya thank's kemzi aynet smart seb teredikum ab media zewsaekumo i am sure in the short Time he king i wish all the best getachew
@user-wp5sx1sx9n
@user-wp5sx1sx9n 5 лет назад
ማማዮ የንየ ማር እመአምላክ ተዕቢካ
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 5 лет назад
ህያብ ማሓሪ hiyab mehari ንኣብይ ክምህሮ
@user-ru6ym5wt2r
@user-ru6ym5wt2r 5 лет назад
*ፕእ ታይ ዓይነት* *ሓንጎል* እዩ ዘሎዎ 👍👍💯
@user-gv8kz8yh4h
@user-gv8kz8yh4h 5 лет назад
ኣሰይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩከይ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ...
@elfudeslang5820
@elfudeslang5820 5 лет назад
እግዝአብሄር የዕብይከ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ ካብ ዓይኒ ሓሳድ የውፅእካ ድካ አተሓሳስባ እንበር ድክነት መነባብሮስ ሓላፍይ እዬ አጆካ
@samsomwelday6180
@samsomwelday6180 5 лет назад
ኣምላኽ የዕቢኻ ዝወደይ ጸሊም ኣልማዝ ኢለካ ኣለኹ።
Далее
Incredible magic 🤯✨
00:53
Просмотров 4,6 млн
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
Просмотров 10 тыс.