Тёмный

"abune selama documentary 12 ማየ ጸሎት ኣብ ሓደ ገዳም፡ ናይ ዘመንና ስቓይ ኩሉ ዝፍወሰሉ'ዩ፡ ናብ ኩሉ ነብጽሓዮ። ዓዲ ቀይሕ 

HIRUT TV
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 58 тыс.
50% 1

ንዝኾነ ሓበሬታ ናብዞም ኣቦ ናይዚ ገዳም ምድዋል ይከኣል፡
ኣቦይ ግርማይ ቴለ፦ 07374849

Опубликовано:

 

8 ноя 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 280   
@datlove
@datlove Год назад
07235809 aboy tewelde. 07374849 aboy grmay bmbal nezom abotat bmdwal hagezkum kteberktu tkelu ikum
@handd4215
@handd4215 Год назад
እቲ ኣድራሻ ብልኽዕ ኣይተረዳንን ከባቢ ዓዲ ቀይሕ ኣበይ ቦታ እዩ
@hawsenu6087
@hawsenu6087 8 месяцев назад
እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።ኣድራሻ እባ ጽሓፍልና ሓወይ ብሩክ፡
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 Год назад
ኣሰይይይይይይይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ከምዚገርኩም ተርኡዩና ዘለኩም ንዓና ክኣ ተሳተፍቲ ናይዚ በረከት ይበለና🙏🙏🙏❤❤❤
@aaisha2510
@aaisha2510 Год назад
አሜን አሜን አሜን ኣስይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ኣይ ስደት ረሰሕ ብዓይን ሪአና ንፊወስ ይግበረና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጌልግሎት ዘመንኹም ፈጣሪ ይባረኸልኹም 💘💘💘
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Год назад
ኣሰይይይይይይይይይይይ እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕለቱ ክንደይ ተዓዲልና ነዚ ክንሰምዕን ክንርእን ዘብቀዓና በረከቱ ይሕደረና ኣብዚ ምስላምን ምሕጻብን የብቀዓና❤🙏❤🙏❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ኣርሴማ ተካፈሉ
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ኣርሴማ ተካፈሉ
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Год назад
@@qdstarssiemaq.a439 እሺ ማዓረይ ቅድስቲ ኣርሴማ ትሓልወና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
@@danaiteyob7456 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርት ሓፍተይ
@tsinatmichael8962
@tsinatmichael8962 Год назад
ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ሎምን ንዘልኣለምን ንእግዚኣብሄር ይኹን,,, ጸግኡ የብዝሕ ዳት ሓወይይ ናይ ዚ ጥንታውያን ገዳማት በረኸት ተካፍለና ዘለኻ!!!
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ተሳተፉ እደይ እድካ ንበለላ እዛ ቻነል ክትምዕብል
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Год назад
ስለ ኩሉ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ፡ በረከት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይሕደረና ኣሜን
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሓዳስ ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓዶን ንቅዱሳን
@merawaliku3182
@merawaliku3182 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
ክብሪ ይሃብካ ክቡር ሓውና ንቁሕ መንእሰይ ድ.ዳት ትገብሮ ዘለኻ በሓቂ ብዙሕ ደስ ዝብል ኣስተዋጽኦ ኢዩ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ!
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ
@merihthomas5318
@merihthomas5318 Год назад
እዋይ ተመስገን እንቃዕ ኣብዚ ቁዱስ ስራሕ እዚ ንምስታፍ ኣብቀኣኒ ተመስገን እዚ ዘርአ ካኒ ኣቡነ ሃራ ድንግል ኣቦይ ምስ ኩሎም ቁዱዳንኩም 🙏ኣቦይ ግርማይ ድማ እንቃዕ ገጽኩም ኣርኣየኒ
@user-wl4he2gu4x
@user-wl4he2gu4x Год назад
ምስጋና ነቲ ልዑል ፈጣሪ ይኹን ብጣሚ መሳጥን ኣገራምን እዩ ክሳብ ክንድዚ እዩ ሃብቲ ናይ ገዳማትና ኣምላኽ በረከት ናይዚ ቅዱስ ኣቦ ተሳተፍቲ ይግበረና ንዓኻ ዉን ኣምላኽ ጸጋ ይዓድለካ ድይቆን ሓወይ ብጣዕሚ እና ነመስግነካ የቀንየልና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
በረከት ተሳተፉ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነ እያ እሞ ብዙሕ መንፈሳዊ ህይወት ክስደዳ እዩ እሞ ቤት ሰድ ክኑ
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜንንን ነዚ ቅዱስ ገዳም ክንረግጽ እዝግብሄር ቁዱስ ፍቃዱ ዩኩነለና❤❤❤❤❤❤❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ጎይታ ይባርኽኩም ብሓቂ ኢኹም ንፉዓት ኣብ ኩሉ ኣድባራትን ማየ ጾሎታትን ብምኻድ ውቁብ ቦታታትን ኣድባራን ኤርትራ ሃገርና ኣብ ምልላይን ህዝብና ውን ኣብ ኡ እናኸደ ኽሕጸብ ምሕረት ኪረክብ ኪሓዊ ቡኡ ኣቢሉ ድማ ምስ ኣድባራትናን ማይ ጾሎትናን ኪላለ ብኽብሪ ኪሕዞምን ሓገዝ ንዘድሊዮም ኪሕግስ ዝዓነዉ ኣድባራትና ክሕደሱ ምስሕብ ነጋዶ ውን ኪኾነ እንተዳኣ ኮይኖም ኪጽገኑ ከም ባሓዲሽ ኪስርሑ ምምሕያሽ ንዘድሊዮም ውን ምምሕያሽ ኪግበረሎም መባእታዊ ቀረባት ክጣጥሓሎም እንተኺኢሉ ኪሉ ነጋዳይን ተሓጻባይን ድማ ንዝተረፈ ብመጠን መብጻዓ ህዝብና ኪሰርሖም ስለ ዝኾነ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት እናሰራዕካ ምትዕርራይ የዲሊ ኢዩሞ በቲ ንስኻትኩም ትገብሩዎ ደለኹም ሰናይ ግና ኣብዛ ሓላፊት ዓለም ንዘይሓልፍ መንግስተ ሰማያት ቦታ ትሻየጡ ብምህላውኩም ደስ ስ ይበልኩም ቀጽሉዎ ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኩም ዞም ኣሕዋተይ።
@kasay67
@kasay67 Год назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዓብይ በረኸት ይሃብኩም። ሓደ ምዓልቲ መጺና ክንሳለሞ ፍቃዱ ይኹነልና።
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ደቅ ተዋህዶ ብስም ቅድስት ኣርሴማ ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ
@samiresomsami912
@samiresomsami912 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነዚ ቁዱስ ገዳም ክንረግጽ እዝግኣቢሄር ቁዱስ ፍቃዱ ዩኩነለና❤❤
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 Год назад
ኦ'ምላኸይ ንዓኻስ እንታይ ይሳኣነካ 🙏 ናብ ዚ, ጸበልካ ክንሕጸብ ክንፍወስ ፍቓድካ ይኹን ጎይታይ 🙏💐💟 ንኹልኩም ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ🙏 ጸግኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏💒💒💒☘️☘️☘️
@samuelzemickael2120
@samuelzemickael2120 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መጻኹም ።ዝተፈተኹም ኣሕወተይ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቐኩም።ቃለ ሂወት የስማዕልና በረኸት ናይ ኩሎም ዶሞ ይሕደረና ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልኩምን ይባርኽኩምን ።ወትሩ ካኣ ኣይትፈለዩና
@Ninotes17
@Ninotes17 Год назад
ስድራናን በረኻናን ዘራክሙና ነመስግን ❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
በረከት ተሳተፉ ሓዳስ ቻነል ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ኣይትሕመቁ ብዙሕ መንፈሳዊ ዝስደዳ እዩ
@isachailemariam460
@isachailemariam460 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ረድኤት ኣማላዳነት ናይ ኣቦና ሓራ ድንግል ኣይፈለየና
@HeppenheimBensheim
@HeppenheimBensheim Год назад
Amen Amen kale hiwet yesmalna
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Год назад
🌹🌻እግዚአብሔር ይመስገን 🌻🌹 አሜን (3) ቃለ ሂወት ያሰማልን ክቡራን አባቶቻችን 🙏 በጣም ደስ የሚል ገዳም ክብር ምስጋና ለቅዱሳን አባቶቻችን .በረከታቸው ይደርብን 🤲🌻🌹🤲🌷🙏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ በረከት ተሳተፉ ደቅ ተዋህዶ እደይ እድካ ንበል እዛ ቻነል ክትምዒብል
@eritreanyem
@eritreanyem Год назад
ኣሜን ካለሂወት የስምዓልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና፡
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 Год назад
አሜን አሜን አሜን ጸጉኡን በረከቱን ይብዝሓልኩም ክቡራት ኣቦታትን ፡ብሩኽ ሓውናን፡ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ዕድና ተመሊስና ተካፈልቲ ናይ ቅዱሳን ቦታታትን ጋዳማትን ይበለና ፈጣሪ አሜን
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ደቅ ተዋህዶ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ብስማ እያ እሞ በረከት ናይ ዛቅድስት ኣደ በረከት ተሳተፉ ሳብክራይብ
@Krstos_Semra_Adey_
@Krstos_Semra_Adey_ 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ ኩሉ ነገር ስም እግዚኣሄር ዝኸበረን ዝተመስገነንን ይኹን ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ይሕደረና ኣሜን ።
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Год назад
ዘብሄረ ዓዲ ቀይሕ ነዚ ገዳምና ባዕላትና ዝጎደለ ንመልኣሉ
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 Год назад
አድና ጥዑም ንስተማቅረኺ ግዜ የምጽዓልና❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhini7477
@medhini7477 Год назад
ክብር ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ነምስግስ ኣምላክ ይባርካ ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ኒዚ ቦታ ዝረግፆ ኣምላክ ስደትና ኣሕፂሩ ናብኡ የብቀዐና👏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ደቅ ተዋህዶ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራብ ግበሩለነ ብዙሕ መንፈሳዊ ፍርያት ከተፍር እያ እሞ
@habeshaboss
@habeshaboss Год назад
*One Love Eritrea and Tigray 🇪🇷🤝❤️💛*
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 7 месяцев назад
Amen amne amen ኩዶስ ፈቃዱ የቁን ኑኩሎ ከነሳለሞ ተምተይ
@meronabrhaley9181
@meronabrhaley9181 Год назад
በርለኸትን ረዲኤትን ቅዱሳን ኣይፈለየና ካልእውን ከተምጽኡልና ክንጽበ ኢና ኣሜን(3)
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኸይ ሓጥያትና ሓዲግኻ ማሓረና😭😭😭🤲🤲🤲🙏🙏🙏💒💒💒
@freweynifsehaye
@freweynifsehaye Год назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ሓራ ድንግልን ናይ ኩሎም ጻድቃናት ቁድሳን ሃዋርያትን ምስ ኩልና ይኩን
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y Год назад
አሰይይይ ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኹም በረከትኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቦታተይ🥰
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 Год назад
ኣሜን ጾሎቶምን ረዲኦቶምን ምሳና ይኩን
@user-zp1im5kv8e
@user-zp1im5kv8e 8 месяцев назад
Amennn amenn amenn bereketn redietn nay kdusan gedamatna ayfeleyena
@RHSTIGEBRAYHAILU-mu3sw
@RHSTIGEBRAYHAILU-mu3sw Год назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ በረኸት ናይ ቁድሳን ምስ ኩላትና ይኹን
@31antorey
@31antorey Год назад
እግዛቢሄር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን 💒💒💒
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 Год назад
Hayli Aemilak meskumu ykun aehwatey nexela aeytresa aehwetey
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Год назад
ብሓቂ ደስዝብል ናብዚ ቅዱስ ማጨሎት ናይ ሃገርና ኤርትራ ክንሕጸብ የብቅዓና ድያቖን ሓውና ነመስግነኻ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኸልኩም።
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓዶም ንቅዱሳን
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
ኣሰይ፡ኣሰይ፡ኣሰይ እዚ ትገብርዋ ዘለኩም፡ስራሕን፡ተግባርን ናይ ሓዋርያት ተግባራት'ዩ'ሞ ኣጀኩም ከጽልዋ ጥራይ። መ/ም ሄኖግ ገ/ሚኬኤል ብትገብርዋ ዘለኩም ስርሓት ብስም ኣዴና ቅዱሰ ቁዱሳን መወዳእታ ዘይብሉ ጸጋን፡በረከትን ይደዓልኩም ምስ መሳርሕትኩም። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ትንበር ክሳብ ምጾታት ዓለም!!!
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 Год назад
አሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ተማስገን ስለ ኩሉ ነገር ስም እቲ ልዑል ፈጣሪ ይክበር ይመስገን ተማስገን 💒✝️🤲🏾🛐🙏🏾🌲🪴🌻🌼🌸✨🕯️♥️💓🙏🙏🏾🙏🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
@fyeriteame7623
@fyeriteame7623 Год назад
ኣሰይይይይይይ ናይ ኢግዚኣቢሀር ሰብ ነዚ ዘርኣኩምና ክብርን ምስጋናን ይብጻህኩም
@temesgen.m
@temesgen.m Год назад
Amen amen amen qal hiewet yesmealna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️⛪️
@selamangesom3096
@selamangesom3096 Год назад
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ገዳማትና ብጸሎት ቅዱሳና ኣብ ቤቱ የንብረና
@muludesbele817
@muludesbele817 Год назад
ኣሜን ብሓቂ ኣምላኽ ነዚ ባኣካል ናብዚ ቦታ ክንበጽሕ ፍቃድ ኣምላኽ ይኹነልና ። ስደትና የሕጽረልና ሰላም የውርደልና በረኸት ቅዱሳን ኣይፈለየና
@lichiaaraya6546
@lichiaaraya6546 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኦምን በረኸቶምን ናይ ቁድሳን መላእክቲ አይፈለየና
@robelokbay
@robelokbay Год назад
በረከት ናይ ኩሎም ቅዱሳን፡ምስና ይኩን ስደትና ይሕጺሩ ኣብ ገዳማትና ኬድና ክንፍወስ ናይ ኣምላክ ፍቃድ ይኩን
@HhHh-qw5tr
@HhHh-qw5tr Год назад
ወላዲተ አምላክ ከክፈ ዝብል ሓመም ፈውሰን መድህን አልምአሜን ኣሜን አሜን
@dtft5616
@dtft5616 Год назад
ጸጋን በረከትን ይሃብካ በረከቶም ምስ ህዝበ ክርስቲያን ይኩነ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሜን
@merontgraweyti5916
@merontgraweyti5916 Год назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 Год назад
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብፍቃድ ኣምላክ ክንበጽሖን ክንመሓረሉን ብጸሎትኩም ደግፉና
@tirhasabraham7869
@tirhasabraham7869 Год назад
ብተአሚ ጽቡቅ እግዝአብሔር ብምሕረቱ ይፈውሰና በዚ ተለፎን ተቀሚጡ ዘሎ ንበረከት ክንሰድድ ንክእል ዲና
@kiflaygebreslasie3719
@kiflaygebreslasie3719 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሐር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ይቀድስ ብረኸት ናይ ኩሎም ቕዱሳን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏
@merhawikidane5404
@merhawikidane5404 Год назад
Amen Amen betami ena nemesghn EG amelk tsegu yebzhlkca ab tekedo amelk meskca yekun tselot gedamat ayfelyna
@medhanitberhane2543
@medhanitberhane2543 Месяц назад
Amen(3) kale hiwet yesmaelna xegue berekit nay abonatna yekafilena❤❤❤❤❤❤❤
@natsnetbayray5760
@natsnetbayray5760 Год назад
Aseyyyyyyy Amen Amen Amen abuna hara dngl aboy redaeyey bereketom redietom nay abotatna kdusan yhderena .diyacon hawna nay agelglot zemenka ybark.....🙏🙏🙏💓💓💓
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 Год назад
Amen amen amen. Thank God for blessing our land with holy places. And thanks brother for making this video. It is such a soul healing to see such a beautiful and holy gedam.
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ በረከት ናይ ሰማእት ኣርሴማ ተካፈሉ
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 Год назад
እግዝኣቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ንገዳሙ ምርጋጽ የብቃና ክቡርሐው ጸጋ በረከቱ የብዝሐልካ በምዚ ጌርካ ገዳማትና ክንፈልጥ እትገብሮ ዘለካ ቅዱሳን መልአክቲ ካባካ አይፈለዩ ድንግል ማርያም ትወከልካ
@teheshmahari8843
@teheshmahari8843 Год назад
ፆሎቶም በረከቶም የሕድረልና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሐልካ ክብር ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በረከት ክንካፈል ሰለ ዝገብርካና
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 Год назад
ኣሜን (((3)))) ቡሩክ ሃወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረኸት ናይ ኩሎም፡ቁዱሳን ኣቦታትን ኣዴታትን ምስ ኩላህና ይኩን
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም ንኩልና ህዝበ ኽርስትያን።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Год назад
ጎይታ ይሓግዝኩም ኣጆኹም ኩሉ ሰብ ክዳጋገፈኩም ኢዩ። ሳኣን ኣፍልጦ ህዝበይ ይጠፋኣሎ ከም ዝብሎ ቃል ኣምላኽ!!! ህዝቢ ኤርትራ ውን ሳኣን ዘፋልጦ ኒኢትዮጵያ እናኸደ ዩ ካብ መላእ ኣውሮጳ ኤመሪካ ካል ኦት ክፍሊ ዓለማትን እንኸደ ዝሕጸብ ደሎ ሞ ሓደራኹም ከተፋልጥዎ ይብል።
@handd4215
@handd4215 Год назад
Amen amen amen xeguon bereketun yebzhalkum እቲ ኣድራሻ ብልኽዕ ኣይተረዳንን ከባቢ ዓዲ ቀይሕ ኣበይ ቦታ እዩ
@kokobhaile6001
@kokobhaile6001 Год назад
እዚ ቦታ ኣባሰላማ ዝበሃል ቦታ ኢዩ ከባቢ ዓደቐይሕ
@handd4215
@handd4215 Год назад
@@kokobhaile6001 thank you koki dewile hatiteyom adeyn hawey abue keydom alewu
@kokobhaile6001
@kokobhaile6001 Год назад
እሺ ብጣዕሚ ጽቡቕ 👍
@divorahaftey708
@divorahaftey708 Год назад
Amen tseletomn amaladnetomn ayfeleyena ,tsega bereketu yebzahalkum abzi qudus srah tseruhu zelekum 🙏🙏❤️❤️❤️💛✝️❤️
@tsegaabedom5348
@tsegaabedom5348 Год назад
ጸለቶምን በረኸቶምን ይሕደረና አሜን🙏🙏🙏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ደቅ ተዋህዶ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ እያ እሞ በረከት ተሳተፉ ሳብክራይብ ግበርይለይ
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 4 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ስሙ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሰይይይ እዋይይ ደስ ክብለካ 🙏
@estifanosgebrehiwot5303
@estifanosgebrehiwot5303 Год назад
እግዚኣቢሄር ይመስገን ጸጋ በረከት ናይ ኣቡነ ሃራድንግል ኣይፈለየና ኣብዚቦታ በጺህና ምሕረት ክንረክብ እግዚኣቢሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
@sabashamsabeto8642
@sabashamsabeto8642 Год назад
Amennnn
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ደቅ ተዋህዶ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ
@asmeretmichael6897
@asmeretmichael6897 Год назад
Temsgen amlak ab eza bruten kedistn hagerna kemzi aynet maychelot mhlawi nizamene kulu mihret zehb xegeu yebzhalkum burukat abotatna 🙏🙏🙏
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 Год назад
Tsega nayzi kbur gedam tekafelti ygberelna, tselotkum aygadefena kburat abotatna .Ab tseletkum zekurni😭🙏
@segenasfaha7694
@segenasfaha7694 Год назад
Berkutkum yhderna abotatna kudusan kdane mhret enateye✝️💕🙌
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Год назад
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብራት ቅዱሳን ጻድቃን ኣቦታት ጸበልሎም ክንሕጸብ ክንፍወስ ፍቃዱ ይኩን።
@Erilove8102
@Erilove8102 Год назад
Kbrn msganan neti luel fetari ykuno Egziabher meriet adna ys'emena hagerna ybark
@debesaymengstab1525
@debesaymengstab1525 Год назад
ኣሜን ስለቲ ኩሉ ውዕለቱ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ጾሎት ኩሎም ቅዱሳን ምስ ኩላትና ይኩን ተካፈልቲ ናይዚ በረከት ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና ኣሜን ንሓውና ድያቆን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዝሕልኩም
@efiteykm3832
@efiteykm3832 Год назад
Wawwwww thanks a lot mhret yehabena n kulatna .
@Tefu-ms5pq
@Tefu-ms5pq Год назад
ዝኸበርኩም ኣሕዋት እግዚአብሔር ጻማኹም ይሃብኩም።ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ዘይንፈልጦ ቅዱስ ንጹሕ፥ ክቡር፣ ፈዋሲ ማየ ጽሎት ክም'ውን ገዳማትና ንምልላይ እትስርሕዎ ዘሎኹም ኩሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ውጽኢታዊ ስራሕ ኣጆኹም ተስፋ ካይቆርጽኩም ኣብቲ ዕላማ ብርግጽ ክትብጽሑ ኢኹም።
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 Год назад
ዲያቆን ሐዊና ኣነ ካብቶም ተኻታተልትኻ ኢየ ገዳማት ሃገርና ኣይንፎልጦሞን ነርና ህጂግን ብሳላኻ ምስ ኣብመላኣ ዓለም ከም ደቅዛግራ ፋሐ ኢልና ንዘለና ከም ኣነ ሃብታማት ኢናባ ትብል ኢሞ ዲያቆን ሐዊና ዕዲመን ጥዕናን ያሃብካ ብካ ፍጣሪ ኣጆኻ በርትዕ ኢዚኦም ኢከለዊና ናብ ጎሮባቢት ሃገራት ማጮሎት ንኽንሕጸብ ንኸይዲ ኣለና ካብዚ ንሶምዑ ዘለና ኢኮሎና ናብ ዓዲ ሃገር ዘኺይዲ የብልናን ኢሞ ሐደራ ገዳማትና ባዕሊና ነማዕቢሎ
@negshdebesay1147
@negshdebesay1147 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዳት ሓወይ ቃል ህይወት የስማዓልና
@rusomkahsayembaye1643
@rusomkahsayembaye1643 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና
@mussiehaile9558
@mussiehaile9558 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩላትና ይኹን!
@user-if8fk2ez5p
@user-if8fk2ez5p Год назад
ኣሰይ ደስ ክብል ናይ ኣባ ሰላማ ገደም እቢ ኣርአና ምስ ሰናይ ይቅረታ
@ikkmii
@ikkmii Год назад
እዚ ኣቦ እግዚአብሔር ኣምላኽ በዓሉ ዚገበሮ ኣገልጋሊ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኢዪ
@astierweldekidan3447
@astierweldekidan3447 Год назад
Amlak bereketom nay tom melakitin kudusatin ykfelena ntom abau degelgilu dewlewu kiae tsegiau yebzhalom
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣምላክ ነዝ ክንርኢ ዘብቅዓና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ግበሩለይ ደቅ ተዋህዶ
@sikosilo7487
@sikosilo7487 11 месяцев назад
Luaul agziabihar amlak ,itebareken zitemesgenen ykun
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 Год назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
@EseyasAbraham9187
@EseyasAbraham9187 Год назад
ኣሰይይይ በረከቶም ናይ ኵሎም ቅዱሳን በረከቶም ኣይፈለየና ደስ ዝብል ገዳም አሎና ካብ ስደት ተመሊስና ናብ ዓድና ተመሊስና ናብዚ ገዳም ከይድና በረኸት ንካፈለሉ ዘመን ይሃበና ወስብሃት ለእግዚአብሔር ኣሜን አሜን አሜን ። ዳት ሓወይ ከምኡ ጌርካ ንከተርእየና ዝተበገስካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብዝደለኻዮ የብጽሓካ ምስቶም እትፈትዎም ስድራኻ ስሓቕን ፍቕርን ስኒትን ዝመልኦ መንብሮ ይግበረልካ ዝሓወይ መዓረይ የቐንየልና፦ ሕጂ ውን ቀጽለልና ።💚❤️💙🌹🇪🇷
@datlove
@datlove Год назад
my best wish ever xelot gbereley keu kKewn
@astierweldekidan3447
@astierweldekidan3447 Год назад
Kuburat yhwaty kiae edmen tsienan yhabkum tsegiau yebzhalkum
@tomashadgu7052
@tomashadgu7052 Год назад
Egziabiher may xelot qudusan abotatna nkafel sdetna yhxrelna 🙏🙏🙏
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 Год назад
Aye egziabhier teum kab gobo may tefelfl temesgen
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Год назад
በረኸቶም ኣይፈለየና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Год назад
ብሕቂ አብዚ ግዜ አዚ ክምዚ ዝገበሪ ዲያቆን ምህላው ብሕቂ ዝሕጉሲ አዩ አነ ወዲ ክቢቢ አየ ግና ክምዚ ዓይነት ብሪኽት ዘለዋ አመስልኒ አይነበረ አሙ ካልኢ ቅድስ ባታት ክተላላይና ተስፍ ንገብሪ ኩቡሪ ሕወይ ዲያቆን አምላኽ አብዝሑ አባሪኻ
@nigistiberhane9150
@nigistiberhane9150 Год назад
ተመሳገን አምላኽ ቃልሂወት የስማዓልና አቦና ከዓ ነዉሒ እድሜ ይሐብኩም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@furtunayifter8977
@furtunayifter8977 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ከምዚ ጌርኩም ነዚ ኩሉ በረከት ዘካፈልኩምና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 Год назад
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩልና ብስም ቅድስት ኣርሴማ
@astierweldekidan3447
@astierweldekidan3447 Год назад
Amen Amen Amen quale hiwet yesmaelina
@danielasgedom202
@danielasgedom202 Год назад
Amen amen amen kalehiwet yesmalna dyakon hawna bateqrbo medebatka aziye temahire ab gedamatna zeleka tebegso azyu zehebn eyu nay qdusan breketom rediatom ayfeleyena qale senay yesmalna💒💒💒
@semharmesfin3335
@semharmesfin3335 Год назад
Kale hiwet yesmalna agzabher ymesgen nezi gedamat zerakana hawna seguhu yebzhalka
@yafetsimon1011
@yafetsimon1011 Год назад
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ
@nebyatgebretiensae9421
@nebyatgebretiensae9421 8 месяцев назад
ደጁን ለመርገጥ አብቃን አባቴ
@fyoribayre6640
@fyoribayre6640 Год назад
Amen Amen Amen kale hawit yesmalen egzabirah xagu yabzahlekum naye ageloti ademkam yabarkelkam ademan tanen yahbkem 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@selamgh3379
@selamgh3379 Год назад
thanks lord for see this place god you for doing this video god bless you more and more 🙏🙏🙏
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 Год назад
Maytolot Abneharya Mahari eyumo Berketun mhretun aygadfena🙏🙏🙏
@endonis7595
@endonis7595 Год назад
Asey Asey kidey des zibil machelot enda amnahariya ezgabiher zitemesgene ykun!! Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@sam3beyan739
@sam3beyan739 Год назад
Amen amen amen nay agelglot zemenkum ybarkelkum fetari xelot kudusan ayfeleyena ahwatey
Далее