Тёмный

ALEDA MEDIA / ደረቐኛ ሕቶታት / ምዕራፍ 3 / ምስ ስነጥበባዊ ሸለላ FS2 

ALEDA MEDIA
Подписаться 92 тыс.
Просмотров 182 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 857   
@adiamyared7100
@adiamyared7100 Год назад
ድንግል ማርያም ንዓይ ዝዓበየት ህያበይ ናይ ሐጥያተይ ዋሕስ ናይ ጉዞይ ምርኩስ እያ🙏🙏🙏❤❤🥰😍💕ሳሚ ሓወይ ደስ ዝብል አገላልጻ👏🏼👏🏼👏🏼💒💒
@Abitanatan
@Abitanatan Год назад
ካብ ግምተይ ኣይወጻኩን በቃ ።ኩሉ ግዜ ከምዚ ዓይነት ሰብ ምካንካ እየ ዝሓስብ ነይረ ።ዘይድገም ስነጥበበኛ በቃ❤❤❤❤❤❤❤
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
አብ ሃይማኖቱ ዝፀንዕ ወዲ ካብ ልበይ እየ ዝፈቱ ሸለላ ሓወይ አብ ዝኸድካዮ እመብርሃን ዋሕስ ትኹንካ የድንቀካ እየ ሰላም ልትግራይ ወኤርትራ🙏✝️
@KisanetTklit
@KisanetTklit Год назад
ኣሜን(3)
@kibram6805
@kibram6805 Год назад
Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ Год назад
አሜን❤❤❤❤
@amenamen8983
@amenamen8983 Год назад
Askuti agame Ezi nay Eritraweyan eyu
@edenabrehac5950
@edenabrehac5950 Год назад
ናይ ሃጥያተይ ዋህስ ናይ ጉዘይ ምርኩስ እመብርሃን❤❤❤ ብታሚ ደስ ትብል ኣጋላልጻ
@rggfggffc
@rggfggffc Год назад
Ya you. Are right
@YosanEritrea
@YosanEritrea Год назад
ውውው ሳሚተይ አመ ብርሃን ምሳካ ትኩን
@nattymekseb778
@nattymekseb778 Год назад
Btaemi
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 Год назад
ኣቢት ትዕድልቲ ሳሚ ሓወይ ❤❤❤ተዓዶልካ ኢኻ ወዲ ድንግል ማርያም ዝኮንካ (ኣቤት ሃኒ ሓወይ ካብዚ ዝዓቢ ስጦታ የለን )❤
@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
በስመኣም ዘላካ ትሕትና ልቦናን ብጣዕሚ ተገሪመ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እመብርሃን ኣብ ዙርያካ ትኩን ብሩክ ሓወይ😊 ❤
@samibrhane92
@samibrhane92 Год назад
ንሳን ወዳን ናይ ብሓቂ ናይ ኣምላኽ ሰብ ድንግል ማርያም ዓስብኻ ትኽፈለካ ❤❤❤❤❤❤❤❤ 𝑖 𝑙𝑜𝑣𝑒 𝑦𝑜𝑢 𝑑𝑒𝑞𝑖 𝑒𝑟𝑒𝑦𝑦𝑦𝑦❤❤
@mahfuza4866
@mahfuza4866 Год назад
❤❤❤❤❤
@rahwa141
@rahwa141 Год назад
❤❤❤
@zebuasmerom4733
@zebuasmerom4733 Год назад
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey Год назад
ቅድሚ ዝኮነ ነገር ስም እግዚኣብሄር ምልዓልካ ቀዳምነት ክትህቦ ዘለካ እሱ ሂወትና ሓይልና ብሂወት ምንባርና ንሱ ስለዝኮነ እዩ እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን
@habunati4796
@habunati4796 Год назад
እወይ ከምዚኣ ጌራ ዝመስጠትኒ ቃለ ምሕትት የላን ፍቅሪ ዝኾንካ ሰብ ❤❤❤ቀኒአ ን እመብርሃን ከምዚ ናትካ ጌረ ዝውድሰላ መዓልቲ ይሃበኒ ኩሉ ግዜ ምሳኻ ትኹን ኣብነታዊ መንእሰይ ፍረ ተዋህዶ🙏🙏🙏
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 Год назад
ሳሚ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዘይድገም ስነጥበበኛ ኢካ እመ ብርሃን ኣብ መንገድካ ኣብ ጉዕዞካ ምሳካ ትኩን ኣብዛ ምዓልቲ እዚኣ ብሓሳብ ተጨኒቀ ከለኩ የ ሃንደበት ነዛ ናትካ መደብ ምስ ረኣክዋ ተስፋ ጌረ ተሲአ ይብገስ ኣለኩ ካብ ልቢ የመስግነካ እግዚኣብሄር ሰላም ፍቅሪ ኣካክቦ ይፍጠረልና ኣሜን
@alganeshtewelde96
@alganeshtewelde96 Год назад
No matter the situation, never give up. Stay strong. God be with you !!🙏🏼
@haylaebfkadu963
@haylaebfkadu963 Год назад
ቡሉጸይ እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ካብ ኩፉእ ታሓልኻ!!! ሙቁራተይ ሓቀኛ ፍቀሪ ባ ንፋቀር ስሙዑዎ ባ ፍቅሪ ዝኾነ ሰብ
@selumehari2213
@selumehari2213 Год назад
ሳሚ ሽኮር ኣድኒቀካ ብኹሎ ንፉዑ ኢኻ ብፍላይ ኣብ ሃይማኖትካ ዝለካ ተገዳስነት ። ንእመ ብርሃን ዝፍቅር ወዲ ብጣዓሚ እየ ዝፈቱ እግዚአብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habunati4796
@habunati4796 Год назад
ሃኒ ሓውና ዕድለኛ ኢኻ እዛ ብርኽቲ ኣደ ተዋሂብካ ❤❤❤❤❤ቀኒአ ቅዱስ ቕንኢ ሳሚ ሓወይ ስደድላይ እባ ❤❤❤
@AklilTeame-hw5ur
@AklilTeame-hw5ur Год назад
ሳሚ ሓወይ ጀማሪ ዘይኮነ ፈጻሚ ክትከውን እመ ብርሃን ትደግፉካ
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 Год назад
እውይ ቀኒአ እምበር ኣብ ሃይማኖትካ ዘልካ ጽንዓት የቅንእ ኩሉ መንእሰይ እንተዝምሃር ኣብ ሃይማነቱ ኣብ ቃል ኪዳኑ ኣብ ሰብ ዘለዉ ክብረት ብዝያዳ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘልና ምኮና ግን ዕድል ኣይገብረናን ኣይተማሃርናን ዝተማህረ ሰብ ይምህር ንንብሱ ይመርሕ ኮታስ ኩሉ ❤❤
@iopo6877
@iopo6877 Год назад
ፅቡቅ ፍጥረት ብዘይ ምክንያት እየ ዝፈትወካ ነይረ ሕጂ ሞ ፍትወት ብዕፅፊ እየ ፎትየካ ኣቤት ትሕትና ኣቤት ልቦና ፍሽክታ ከምቲ እምነትካ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ህይወትካ ስራሕካ ፅላል ይኩንካ ሓፍትካ ጋል ትግራይ 🙏❤❤
@selambirhane
@selambirhane Год назад
እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን
@danielhabtay7355
@danielhabtay7355 Год назад
Kbur seb meten nebsu eyu zekbreka ,kebret yehabki keberti hafti
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤ dingl mariyam misweda thalka ziyada hawey.
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 Год назад
Kubur seb kubur hasab yhasb .
@wskn7283
@wskn7283 Год назад
መግለጺ የብለይ ሓፍትካ ካብ ሃገረ ትግራዬ❤ባዓል ሕልና
@fretaweldu8657
@fretaweldu8657 Год назад
ወዲ ሓትነይ ቅጭን ኣዚዩ መሳጢ ዕላል ኔሩ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ.
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 Год назад
ሸለላ እንድዒ ኩሉ ነብስካ ከማካ ፍርሃት ኣምላክ ዘለዎ ክቡር ለባም ዘይተበከለ ጥዑይ ሰብ ኢካ ኣብ ሂወትካ እመብርሃን ጽላላ ተንብረልካ ካባካ ኣይትፈለ እግዚብሄር ኩሉ ዝገብረልና ብምክንያት ምካኑ ካባካ ተማሂረ
@tuan2023-
@tuan2023- Год назад
Behki ezim Ethiopian rekusat ayrkbewo tray kula eko pente koyna
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝHዬየ
ሳሚዬ ሓወይ ትሕትናኻ ኸቅነአኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድነቀኻ አብ መንፈሳዊ ህይወት ዘለኻ ብርተዐ ቃፅለሉ ❤😍
@teberharefayne4614
@teberharefayne4614 Год назад
ኣብ ሃይማኖቱ ጽኑዕ ወዲ ክብረት ዘለዎ ደስ ዝብል ንዓኻ ትመስል ይሃብካ
@ne21imariam
@ne21imariam Год назад
ንሳን ወዳን ሸለላ ትብል ሽም ሲ ሎሚ ያ በሪሃትለይ እሞ ባዕላ ትኹን ዋሕስካ❤❤❤
@wedibashay4038
@wedibashay4038 Год назад
ሳሜ ሓወይ ናይ ብሓቂ ከምቲ መሰረታዊ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዝብሎ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካሞ እመ ብርሃን ምስ ፍቁር ወዳ ምስ ኩላትና ትኩን
@ፍቕሪክርስቶስ
@ፍቕሪክርስቶስ Год назад
ሳሚ ሓውና ብሉጽ መንእሰይ ናይዚ ዘመን እዚ፡ ኣምላኽ ኣብ መፈጸምታ የብጽሕካ፡ ሓዳር ክትሓስብ ከለኻ ድማ ሱባኤ እቶ፡ ኣምላኽ ቅድስቲ በዓልቲ ቤት ይፍጠረልካ፡
@selamabrhe3853
@selamabrhe3853 Год назад
@Shewittigraweyti
@Shewittigraweyti Год назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መድብ አዩ ቀፅልሉ ድንግል ማረያም ወላዲተ አምላክ ምሳኩም ትኩን ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰
@zebiblove4057
@zebiblove4057 Год назад
ለከ ብምክንያት እየ ከይሰልቸየኒ ክሪአ ፀኒሐ ብምክንያት እዩ ወላዲተ ኣምላክ ወትሩ ኣብ ዙርያካ ትኩን ማዓረይ
@nagesetkahasay5404
@nagesetkahasay5404 Год назад
ሳሚ ሸለላ ናይ ብሐቂ አድኒቀካ ናይ መጀመሪያ ጥበብ ፍርሀት እግዚአብሔር እዩ'ሞ ስም አምላክካ ብምቅዳምካ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ እመ አምላክ ጽላላ ተንብሰልካ ዕድመ ምስ ጥዕና አብ ኩሉ ስራሕካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ ።❤❤❤🇪🇷 ቅሰን ወድ ኤረይ አብዘለካዮ ዓወት ንሐፋሽ !
@sebyumekseb4939
@sebyumekseb4939 Год назад
እታ ሕቶ ግን መን ይሓምቅ ብጣዕሚ ከባድ ያ ግን ብጣዕሚ ጓራሕ ዩ ንሃኒ ብምባሉ ካብ ቅርሕንቲ ድሒኑ ሃኒ ሓወይ ቀጽሎ ኣጆካ ብካልእ ክንጽበየካ ኢና❤
@haile2334
@haile2334 Год назад
ቀዳማይ እየ ላይክ ሃቡኒ ብስም ቀዳም
@nardoshabtom4578
@nardoshabtom4578 Год назад
ከም ❤ይ ድንግል ማሪያም ወትሩ ኣብ ዙርያካ ትኩን ብመላእትታ ትዓጅብካ መዓረይ 🙏🙏🙏
@አንቲውእቱተስፋሁላአዳም
እፍፍ ልዕሊ ኩሉ ህያብ ናይ ቀራንዮና ቅድስቲ ቅድሳን ድንግል ማያም❤❤❤❤
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Год назад
ሳሚተይ ለባም ሰብ ብሓቂ ኣብ እግዚአብሔር ዝኒኤካ ክብሪ ደስ ክብሉ የፍፅምኻ ለባመይ 🙏❤️
@abiytassew219
@abiytassew219 Год назад
የኔ ቆንጆ ስለ ድንግል ማርያም ሳወራ የበለጠ ወደድኩት ❤ አድናቂህ ነኝ ክ ኢትዮጵያ
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Год назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መደብዩ ቀፅልሉ እመብርሃን ወላዲተ ኣምላክ ምስ ፍቁር ወዳ ምሳኩም ትኩን❤❤❤
@BrhanaTkabo
@BrhanaTkabo Год назад
ክቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ብሓቂ ደስ ዘብል ሓዳር ይሃብኩም ኣምላኽ ደቂ ኤሪ ሽኾሪናታት እመብርሃን ኣብ ኩሉ ጉዕዘኹም ትሓልኹም❤❤❤❤
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 Год назад
ሳሚ ሓወይ ብሓቂ ለባም ትሑት መንእሰይ long life with our family❤❤😊😊
@MerkebMerkeb-ur1qq
@MerkebMerkeb-ur1qq Год назад
ኣነስ ስም እመብርሃን ክላዓል ኮሎ መፈሰይ ይረግእ ሳሚ ሃወይ ንሳን ወዳን ጽላሎም ይብሩልካ🙏🙏🙏
@sjhd7690
@sjhd7690 Год назад
እፍ እግዚአብሔር ኣቦይ ከምዝ ዓይነት ወድ ሃበን ኣነስ ከምት ድልዮቱ ክኾኖሉ ነብረ ኣበይሞ😢❤❤
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Год назад
Hiii belyo😅
@AhmedMohammed-hh2em
@AhmedMohammed-hh2em Год назад
emo misay teqatebi 😁😁
@ALEXMicheal-kl7ql
@ALEXMicheal-kl7ql Год назад
Kakkkkkkkk ane alekulki mearey
@AhmedMohammed-hh2em
@AhmedMohammed-hh2em Год назад
@@ALEXMicheal-kl7ql entay tiqa xexeni heray kitbel qereba nera mesa 😬🙄🤨
@Hagerey.sebalewa
@Hagerey.sebalewa Год назад
እመብርሃን ኣደይ ዕጽፍን ድርብን ጌራ ትባርኽኩም ሳሙኤል ሓወይ ንሂወትካ ድንግል ትሕለፎ ❤❤❤❤
@rach7066
@rach7066 Год назад
ኣዝዩ ደስ ዘብል ባህሪ ኣለካ‘:: ክትስህቅ ከለካ ደስ ትብል:: ን ኣምላክ ምፍራሕ መጀመርታ ጥበብ እዩ ዝበካዮ ሃኪ::
@SelamGebrhiwet-jf5ys
@SelamGebrhiwet-jf5ys Год назад
ኣመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልካ ሳሚ ሓወይ ብልቢ ኣየ ዝፈትወካ ነቲ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ተጋዳስነት ድማ ካብቲ ዘለካዮ ንላዕሊ ክትብርትዕ ድማ ይምህጸነካ
@Evu7997
@Evu7997 Год назад
ዋው ደስ ዘብል መደብ ሃኒ & ሳሚ🥰🥰 . .ግን እቲ ዝዓበየ ህያብና ኣቦ (ኣምላኽ) ዝሃበና እቲ ምእንታና ካብ ዘማይ ዝወረደ ደሙ ዘፍሰሰልና ክርስቶስ እዩ . . .ጎይታና ንኣዴና ማርያም ውን መድሓኒኣን ህያባን እዩ. . . ኣዴና ማርያም ውን ኣብ ወንጌል ሉቃስ መድሓንየይ ኢላቶ ኣላ. . ስለዚ ንኩሉ ዓለም ዝተዋህበ ህያብ እየሱስ ጎይታና እዩ. .
@frehiwetfsehatsen742
@frehiwetfsehatsen742 Год назад
🎉🎉🎉🎉
@meksebey591
@meksebey591 Год назад
Haki haki 🎉🎉🎉
@starthegunners7089
@starthegunners7089 Год назад
ሻም ዝሓተትካያ ሕቶ ኣብ Comment መልሲ ይጽበ:: ካብታ ዘለኹሞ ጸበባ ሂወት ናይ ልብያ ድማ ድንግል ማርያም መዋጽኢ መንገዲ ትኽፈተልኩም 🙏🙏🙏
@afieafi
@afieafi Год назад
ስደትና ይሕጽረልና ምስ ስድራቤትና ዓድና ንተሓቃቆፍ ይግበረልና እምበብራሃን ኣደይ ምስ ኩልና ትኩን ክብሪን ምስጋናን ን ኣምላክና ተመስገን ፈጣሪ ስለ ቲኩሉ ዝገበርካለይ❤❤❤
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
እግዛብሔር ይሓልይኻ ኩሉ ነገሩ ምስ ኣምላክ ትታሓሐዘ ደንግል ማርያም ትሓልይኹሙ ❤❤❤❤
@natululi126
@natululi126 Год назад
እዋይ ክልብም እዚ ወዲ ዋውውው ኣሰይይይ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣምላኽ ዛኣምን ለባም እዩ ኩሉ ግዜ ከምትምኒትካ ይሃብካ ፈጣሪ ።ኣብነታውያን መንእሰያት ክሪኢ ዝስምዕቅኒ ሓጎስ መግለጺ የብለይን።❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እቲ ናይ መንፈሳዊ ቃላት ቀፅሉሉ ፍቅራተይ ብዙሕ ተማሂርና ኢና እመብርሃን ኣደይ ትሓልኩም ንኩልኩም ኣሕዋተይ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
ሳሚየይይይይይ ብሓቂ ቃላት ሲኢነልካ ንዓካ ዝቀልፅ ብሓቂ ብልፃት ብልፅ እመ ብርሃን ምስ ፍቅር ወዳ ምስካ ትኩን ኣብ ኩሉ ጉዕዝካ እመ ምሳካትኩን❤❤❤❤
@RigatBahlbi
@RigatBahlbi Год назад
ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ብኩሉ ስራሕካ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብሩከይ❤❤❤
@nasrabdu6277
@nasrabdu6277 Год назад
I have watched several interviews of Eritrean artists. Zbezhu wahzi kalat yeblomun especially ezom ab Adis zelewu for example Winta. the best interview I have watched is Suzunino’s. Then actor Tedros. Nay Shelela kea gele aynet. At this young age to find an actor with such maturity is mannnnn👌. We need such model artists. Kebiru zekbreka🙏. Edmen tiiinan yhabka brother.
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ Год назад
ሳሚ ግን ኣብ ቃልክዳኑ ክፀንዕ ካ ከማካ ዝበለ ሰባኣይ ይፍጠረለይ እስኪ😋😋
@AhmedMohammed-hh2em
@AhmedMohammed-hh2em Год назад
kemaki yideli aleku zey niqe rareb
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh Год назад
@@AhmedMohammed-hh2emኣታ ዓስታኽ ጀልጃል ኣብቲ ላዕሊ ዝጸሓፍካዮ ኮመንት ንሓንቲ ትግራዌቲ ዝጸረፍካያ ሪአዮ እየ መታለሊ ናይ መን ደኣ ክትወስድ መሓመድ ርኹስ ሰብኣይ እንበር
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 Год назад
ሂኒባል ግን ነዛ ንኹሉ ኣብ ኣዲስ ዘሎ ሰብ ወኪላ ምዝራብ ጌጋ ኾይና እያ ትስማዓኒ። ኣነ ብወገነይ ቅብልቲ ኣይኮነትን እየ ዝብል ምኽንያቱ ንኹሉ ሰብ ኣይትፈልጦ ስለ ዝኾንካ። ንነብስና ወኪልና ተተዛረብና ወይ ካኣ ንትፈልጦ ሰብ ክትንእድ ትኽእል ኢኻ ብ ኣልማማ ንኹሉ ሰብ ኣብ ኣዲስ ዘሎ ከምዚ እዩ ኢልካ ክትዛረብ ግን ጌጋ እዩ። ምኽንያቱ ተኸታተልቲ ውን ናትና ሚዛን ስለ ዘለና።
@asmerakitchen7501
@asmerakitchen7501 Год назад
Hi ሀኒ ሐወይ የቐንየለና ንሳሚ ከአ ዕድመ ጥዕና ይሐብካ እመብርሀን ምሳኻ ትኹን ከምዛ ዘለኻያ አብ መርገጺኻ ጽናዕ ድንግል ማርያም ትደግፍኻ መፈጸምትኡ የጸብቕልካ በለለይ ሀኒ ከአ ቐጽሎ ቐጽሎ
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey Год назад
ብጣዕሚ እግዚኣብሄር ሓደ ዝገበሮም ሰብ ኣይፍለዮም ዝብል ቃል ኢካ መሪጽካ ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ምርዓካ የርእየና ጽብቅ ትምኒት ይምነየልካ
@tirhaspetros1915
@tirhaspetros1915 Год назад
ናይ ዝሓረኻ ኣይኮነን ሳሚ ሕያወይቲ ሰበይቲ ካብ ኣምላኽያ ❤❤❤❤❤❤❤
@HeavenChris-p6c
@HeavenChris-p6c Год назад
ብሓቂ ቃላት እምበር ስኢነልካ። በል ስከ እቲ ንድንግል ዘፍቀር ኩሉ ግዜ ፍተና እዩ ዝገጥሞ እንተስ ሰይጣን ብመናፍቃን ጌይሩ እንተስ ብካሊእ ክፍትነካ ክነብር እዩ እመብርሃነይ ኣይፍለየካን እያ ካብ ኩሉ ዘበለ ፈተና ትሓልኻ🙏🏽♥️ ሉቃስ 21፥49 እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም 1 ሉቃስ 45: እቲ ኻብ እግዚኣብሄር እተነግረላ ቓል ኪፍጸም እዩ እሞ፡ እታ ዝኣመነት ብርኽቲ እያ። 19 ዮሃንስ 26: ኢየሱስ ነዲኡን ነቲ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙርውን ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ምስ ረኣየ፡ ነዲኡ እንሆ ወድኺ፡ በላ። 27: ነቲ ወደ መዝሙር ከኣ፥ እንሃ ኣዴኻ፡ በሎ።
@mengismulue5443
@mengismulue5443 Год назад
ዋው ሳሚ ሓዊ ፍቅየ ድካ ሓው ፍቃዱ አንተ ኮንካ ድኣ ናይ መን ድኣ ክትወድ ልክዕ ከም ሓውካ ናይ ሓውካ ወሲድካ ብጣዕሚ ዓቢ ሰብ
@oneofakind3231
@oneofakind3231 Год назад
ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ ብሩክ ሓው ከኣ መርኣያ ትሕትናካ እዪ . ኣምላክ ልዕል የብልክ . ነቶም ብጶትካ ክኣ ከማክ ልቦና ይሃቦም
@berye9830
@berye9830 Год назад
ካብ ልቢ ቀኒኤልካ ሸለላ ሓወይ ወትሩ ኣብት ትሕቲ ጽላላ የንብርካ።❤
@Wawa61919
@Wawa61919 Год назад
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ🇪🇷 ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ብጣዕሚ ዝከታተለኩም ሕቶ ግን ኣለኒ ካብ ሞት ኣደኻ ዶ ትድሕን ኣቦኻ ኢልካስ ይሕተት ኣነ ሸላላ ድንን ምስ በለ ዝነብዐ ዩ መሲልኒ እዚ ግን ሕቶ ኣይኮነን እንታይ ኢና ኸ መልሲ ክንሰምዕ ስለዚ ይሕዋተይ ሓደራ በጃኹም ኣብ ፈተና ኣይእትወና ፈጣሪ ስለዚ ከምዚ ዓይነት ሕቶ ይትረፈና ምናልባት ንገለና መቀረት ክልተ ወለዲ ዘይብሉ ይኸውን ምስ ኣቦና ንዓቢ ምስ ኣደና ኮይኑ ግን ወለድና እቶም ዝኸበሩ ዮም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዘለው ዕድመን ጥዕናን የሃቦም ንዝሓለፉ ድማ ኣብ ሰመያዊ ገነቱ የንብሮም ዎ ደሓንኩም ክቡራት ይሕዋተይ ስደትና ይሕጽረልና ጽቡቅ ድማ የስመዓና ፈጣሪ🇪🇷 ❤🙏
@ሪመይ-ጘ5ቘ
@ሪመይ-ጘ5ቘ Год назад
ናይ ሓጥያተይ ዋሕስ ናይ ጉዕዘይ ሙርኩስ ብጣዕሚ ቡሉጽ ኣጋላልጻ ስም ድንግል ማርያም ዝጽውዕ ኣይሓፍርን እዩ ።
@metkel471
@metkel471 Год назад
❤❤❤እቲ ኣዝየ ዝፈትዎ መንእሰይ ልቦኑኡ ከኣ ልዕሊ ትጽቢተይ
@SofanitTesfazgi
@SofanitTesfazgi Год назад
ማራ ትጭነቅ ባዓልካ ተካብዶ እቲ ሕቶ ሳሚ ኡፍፍፍፍፍፍ ኣብ እምነትካ ዘለካ 100 ቀጽሎ
@FnanNuguse
@FnanNuguse Год назад
ኣዙዩ መሳጢ መደብ❤❤❤እዚ ሓዉና ሳሚኤል ክኣ ኣዝየ ፈቲዮ ኣዝዩ ኣብ እምነት ዘለዋ ኣራኣያ ላዕሊ እዩ ❤❤❤ሃኒ ሹኮር ክኣ ኣዚካ ኢካ ኑፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ❤❤❤
@tasfutewolde6516
@tasfutewolde6516 Год назад
ከመይ ቀንኺም ደቂ ኤረይ ሓላላት ብጣዕሚ እዛ ሃገር ታዓዲላ እያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ሙቁራት ፍጥረት ሰሰናዩ አብ ካልእ መደብ ኸኣ ብዝለዓለ ንጽበ።💟🇪🇷💟🇪🇷👈
@sikeyyygrande
@sikeyyygrande Год назад
ሳሚ ሸለላን ኦርዮን ሳሊሕን ጥራይ ሪኤ ኣለኩ ናይ ዚ ጊዜ ዚ ጀነሬሽን ብሱላት መንእሰያት
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Год назад
Lulom Eritrean artists are intelligent and talented and well dispelled🎉❤❤❤❤❤
@hanibalsolomun8834
@hanibalsolomun8834 Год назад
ሸለላ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ እመቤተይ ትሓልካ ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@jftwrwsw5001
@jftwrwsw5001 Год назад
ሳሚ ሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ እመብርሃን ምስ ወዳ ምሉእ ሂወትካ ትባርከልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምቲ ትምኒትካ ድማ መድሃኒአለም የስምረልካ❤ ሃኒ ሓወይ ክኣ ካብዚ ዝዓቢ ህያብ የለን እሞ ወላዲተ አምላክ ቤትካ ትባርከልካ❤
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Год назад
_እሰይይይይይ ደስ ዝብል ልቢ ዝመልእ ኣገላልፃ ብፍላይ ካብ ሓደ ተዋሳኣይ ስነ ጥበባዊ ኣብ ክብሪ ኣምላክ ዘለዎ ሚዛናዊነት ኣረኣእያ ብጣዕሚ እዩ ዘደንቅ ብፍላይ ""ናይ እመብርሃን ንሓጥያተይ ዋሕስ ንህይወተይ ምርኩስ ብምባልካ ዓባይ ትምህርቲ እያ"" እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብካ ይፈፅመልካ ሳሚየይን ሃኒየይ ድማ ቀፅለሉ ኣዝዩ መሃሪ መደብ እዩ ከም ሎሚ ኣተሓጎስኩን እመብርሃን ዋሕስ ጠበቃ ትኩንኩም ፍቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤_
@astierbrhane3514
@astierbrhane3514 Год назад
ትሕትናካ, ኣገላልጻካ, ኣተኣላልያ ቃላትካ, ውህበት ውሽጥኻ ብዘይ መጠን ትምስገን ሓውና ኢኻ ከማኻ ይብዝሑልና🙏:: ንሳን ወዳን ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ምሳኻ ትኹን ኣብ ኩሉ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ኩሉና ሕብረተሰብ ካባኻ ብዙሕ ክንመሃር ኢና ለባም ሓው ደጊመ የመስግነካ🙏🙏🙏
@SamisamiSimon-vh7hh
@SamisamiSimon-vh7hh Год назад
ኣሜን ዝማሬማላኢክት ይስመዓልና ወላዲተ ኣምላክ ምስኩላትና ትኩን የቀንየልና ።
@asmeromasefaw8069
@asmeromasefaw8069 Год назад
selam fekurat ahwatay Tekatateli heto zesdedkum Kenhtet kelenas gedeb negberlu Kusto do yehsheka endabelka fetani heto entezay hatetena xebok. Meknyatu ne fekrom fetatni eyu Tewasetna ka be haymanot ketkenu. malet haymnotna kengdes alena
@hrytitsegai5535
@hrytitsegai5535 Год назад
ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ኣምላክ፡ ብኩሉ ነገርካ ውዱእ ወዲ ናይ ብሓቂ❤❤❤
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 Год назад
Eway eza jibeti wedi mexia. Kegorbteki ziserahkaya filmi eye nimejemerta reyeka. Bthaemi nifue eka qexilo.❤❤❤❤Hani hawey thank you bteqrbelna medeb egubat ena ❤❤❤ edmen tienans ndeqi Eri ❤❤❤❤❤ leli kulu gn menfesawi emnetka aziyu xunue etu goyta ab tikedo kulu ysabeka 🙏🙏🙏
@rutamsgna4458
@rutamsgna4458 Год назад
ሳሚ ሓወይ እመብርሃን ታሓልወና አሜን ❤❤❤❤❤
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Год назад
ብስለት ኣለካ ውሽጣዊ ብስለት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏
@kf4113
@kf4113 Год назад
ሓላላት ሰላምን ፍቅርን ቅሳነትን ናዓኹም ክቡራተይ❤❤❤❤
@selamselam6424
@selamselam6424 Год назад
ዋው ጸጋ ኣደን ወዲን ምሳኩም ይኩን❤❤❤
@denaitberhane8221
@denaitberhane8221 Год назад
ብጣዕሚ ወዲ ማርያም ክብረት ዘሎዎ ሰብ ስነስራዓት ዘሎዎ ድንግል ማርያመይ ምሳካ ቱኩን ሳሚ፡ሓወይ ኣዘይ አየ ዝፈቱወካ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemteklay8506
@alemteklay8506 Год назад
እሰይ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ❤❤❤
@AhmedMohammed-hh2em
@AhmedMohammed-hh2em Год назад
qomal agame sekiti gefah teref areb sekit
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh Год назад
@@AhmedMohammed-hh2emኣታ ጀልፋፍ ኣስላማይ ካባኻ ቀቢላ ንላዕሊ ንዓኣ ይቀርባ ብ መንተት ወዲ ዓስታኽ
@ADEYALEMAY
@ADEYALEMAY Год назад
​@@AhmedMohammed-hh2em ርእስካ ጽቡቕ ኣልካ ሓወይ
@KisanetTklit
@KisanetTklit Год назад
​@@AhmedMohammed-hh2em👎👎👎👎👎
@GeniGeni-uf7gc
@GeniGeni-uf7gc Год назад
ሰላም ሃኒ ሓወይ ኣብ ዘለክምዎ ሰላም ጥዕናን ይምነየልኩም ኣብ ኻልኣይ ዙር ንሳሚ ብጣዕሚ እየ ለድንቀካ ኣብ ኩሎም ትሰርሖም ስራሕትካ ብምቅፃል ሳሚ ሓወይ ኣብ ኤርትራ እዚ ክህሉ ነይርዎ ትብሎ ነገር ኣሎ ዶ
@NewPhone-y8h
@NewPhone-y8h Год назад
ሳሚ ሐወይናይ ባሐቂ ኑፉእ ብደቀንስትዮ ክብረት ዘላካ ክብረት ይሐበልና ነቶም ሕልና ዘብሎም አር ኣያ ኩኖም
@FithawitKifly-tr7bj
@FithawitKifly-tr7bj Год назад
Thanks for your hambe read the bible please all of us I love you dike Eri❤ read by love too this verse Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
@redaemichele-mj9lo
@redaemichele-mj9lo Год назад
መርሓባ ሳሜኤል ሓወይ ብጣዕሚ አጋላልጻ ኩሉ ትዉክልትካ አብ እግዚአቢሄር እዩ ይመለአልካ
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Год назад
ዋዉዉዉ ብሉጻት ተዋሳእቲ እንቋዕ ደሓን መጻኩም ሃኒ ምስ ሸለላ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🌹🥀🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Год назад
ብፍላይ ኣብቲ ዓርኪ ኣላትካዶ ኢልካ ምስ ተሓተትካ🙏🙏🙏🙏
@jerryrezene5536
@jerryrezene5536 Год назад
እዛ መደብ ዋሪ ከቅርባ ኮሎ ይሓይሽ ሃኒ እኮ ንሶም ኢዮም ዝሓቱኻ ወይ
@teklitsahle8895
@teklitsahle8895 Год назад
❤መንፈሳዊ ሰላም ዘለዎ መንእሰይ ስነ-ጥበባዊ (ሸለላ)። ካብዚ ብዙሕ ክንመሃር ንኽእል።
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
ናይ ብሓቂ መገልፅ ቃልት ስእነልካ አነሳ ❤❤
@paulmccarthy8607
@paulmccarthy8607 Год назад
One of my favourite young actor you're brilliant 👏 artist I really love your movies I my favourite movie I agree with you I was crying the whole journey. TOO I love the little boy to he is brilliant actor and comedy 👏 God bless to my blessed Eritrean people's 🙏 ❤
@SofaniasSofanias
@SofaniasSofanias Год назад
ሳሚ ሓወይ ብሓቂ ለባም መንእሰይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elululey8979
@elululey8979 Год назад
Ma favorite artist des zebl Emebrhan kea ms kulna tkun ab tkedo msaka tkun Sami hawey 🙏🙏🙏
@eyobkibrom2378
@eyobkibrom2378 10 месяцев назад
Egzabiher Amlak xegu yebzhalka sami hawey betami deteblu
@selamteamr5697
@selamteamr5697 Год назад
ሳሚ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ከምኡ እውን ድንግል ማርያም ናይ ብሓቂ ፍርሃት ኣምላክ ዘለዋ ሰብ❤❤❤❤❤❤
@sabakebedom9670
@sabakebedom9670 Год назад
ድስ ዝብል መድብ እዩ ናይ ብሓቂ ደቂ ኤረይ ዕድመብ ጥዕናን ኣብ ዝሎክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ንዑንእግዚአብሔርነመስግኖ
የኔ መልካም ወንድም ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ ዝሓወይ ወዲ እመብርሃነይ መፈፀምታካ የፀብቅልካ
@ሂዋንጋልትግራይ
እመ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምሳካ ትኩን ዘሓወይ ናይ መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዚአብሔር እዩ ብሓቂ ናይ እግዚአብሔር ሰብ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
ደስ በሃሎ ሳሚ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ🥰🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
ናይ መጀመረያ ጥበብ ፍረኃት እግዚአብሔር እዩ። ቃል ኅይወት የሠመዐልና ሳሚ ሓወይ እመ ብርኃን ንዓካ ትኮን ደገኛ ሴት ትኃብካ እሰካብ መጨረሻ አብ ቃል ኪዳንኩም ፅንዕኩም ትጎዓዙ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ብሓቂ ጡዑም ነይሩ ትዛረቦ ቡዙሕ ት/ቲ ወሰደ ወይ ዙዑዱለይ ኣምላክ ግን ታይ ገይረዮ ላበልና ኢና ነማረር ግን ንስካ ግን ንኩሉ ብምሰጋና ከምዝሕልፍ ነገረካና ብጣዕሚ ነመስግን አመ ብርኃን ትሓልኩም ንኩላትኩም ንሳን ወዳን።🙏❤💊
@danielberhe
@danielberhe Год назад
samitey shkor nay bhaki meglexi sinelka bflay abu haymanotka eme brhan mis fker weda xegaka tebzehalka ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏💯
Далее
11 ming dollarlik uzum
00:43
Просмотров 1,1 млн
TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment''
20:31
11 ming dollarlik uzum
00:43
Просмотров 1,1 млн