Тёмный

TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment'' 

abolentertainment
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 106 тыс.
50% 1

Abolentertanment " brings New Eritrean entertainment " New eritrean movie" comedies, "New eritrean film" "New Eritrean drama" New eritrean music " video clips " ethiopian music" we bring the Art together for you to enjoy ....
welcome to "Abolentertainment".we are here for you to "relax your mind and make your time quality" SUBSCRIBE NOW" NO NEED TO WAITE! for the latest entertainment videaos . have your coffe and enjoy !!!
Copyright @Abolentertainment 2022
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is stictly prohibited.
ⓒAll rights reserved.

Развлечения

Опубликовано:

 

24 дек 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 395   
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n Год назад
ኣሜን ቶማስ ሓወይ ናዓካ እውን ሩሑስ ባዓል ይግበረልካ🙏
@user-gw1ur3qd2l
@user-gw1ur3qd2l Год назад
ሃገርና ሰላም ዝከነሉ ህዝብና ዝህንገለሉ አብ ስደት ዘለና ናብ ሃገርና ንምለሰለ ወልድን ውልድን ዝተሓቃቅፈሉ ይግበረና ፈጣሪ ኩሉ አለም አሜን (3) ቶማስ ሰይ እና ዮናስ ሓወይ ብጣዐሰሚ እየ ዝፈትወክም 💟
@natsi617
@natsi617 Год назад
ቶሚ ምዓረይ ከማኻ ለባም የብዝሓዮ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ 😍🙏
@hfhf526
@hfhf526 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ሓውደ ንዓካ ከኣ ሰላም ንምነየልካ 🙏🙏❤️❤️❤️💊❤️
@hiwetengda9750
@hiwetengda9750 Год назад
Thomas shikor kezlo nfu acter keep it up.
@salamsalam6156
@salamsalam6156 Год назад
ቶሜ ሓወይ ብምክንያት እየኮ ዝፈትወካ ትግራወይቲ ሓፍትካ እየ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰሰናዩ ይሃብካ ዝማዓረይ💛❤
@user-wn5ly5hh5j
@user-wn5ly5hh5j Год назад
ቶሜ ክቡር ሓዉ እንሕና ዉን ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኩብር ሰብ መጠን ነብሱ የክበረካ ካብ ሓፍትካ ጋል ትግራይ ❤️😘👏👏👏
@tgstbrhane
@tgstbrhane Год назад
ኣሜን ቶሚየ ሽኮር ርሑስ በዓል ይግበረልካ ንዓካ ውን መአረይ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድቀካን❤💛
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 Год назад
አሜን አሜን አሜን ተማሰይ ዘድንቀካን ካብ ትግራይ😘😘😘💊💊💊
@user-uh7pf4vq3e
@user-uh7pf4vq3e Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ሓወይ ርሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ንህዝብ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ድማ ናይ ሰላምን ፍቅርን ዘመን ይግበረልና ኣዜ ካብ ዘድንቀካ ትግራወይቲ
@user-tc9br2vs5x
@user-tc9br2vs5x Год назад
ኣሜን ንዓካ እውን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ ቶሚየ ማዓረይ ማራ እድየ ዘድንቀካ ኔረ ሐጂ ክዓ ዚያዳ ፈትየካ እንታይስካ ንትግራይ እንኮዕ ኣብፀሐኩም ዝበልካ ልባም ተባርኽ ዝሓወይ🙏👏♥️
@khanvai1509
@khanvai1509 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቶማሰ ሓወይ ንዓካ ከኣ ሰላም ንምነየልካ ሓፍታካ ጓል ትግራይ ❤️💛❤️🙏
@sndug3394
@sndug3394 Год назад
ኣሜን(3) ቶሚ ሓወይ ንዓካ እዉን ርሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ ሰላም ቅሳነት ዝዓሰሎ ዘመነ ራህዋ ይግበረልልና ኣድናቒትካ ካብ ትግራይ😘❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
ኣሜን ቶማሰይ ያ ሰላም ናፍቅ ኣለኩ ንመላኣ ዓለም ፍቅሪና ሰለምን የዋርደልና ፈጣሪ
@abaaba5962
@abaaba5962 Год назад
ቶሚ ሓወይ ኣሜን ዝሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh Год назад
@Miz junta ንስኺ ኢኺ ሎቅማጽ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Год назад
@Miz junta tsere selam
@user-kb1ru9ft2w
@user-kb1ru9ft2w 9 месяцев назад
ፎካስ😏
@asugaltigray1659
@asugaltigray1659 Год назад
amen ቶሜ ሓዉና ንዓካ ዉን ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ክኮነልካ ንምነ🙏❤
@reir2557
@reir2557 Год назад
ቶሚሚሚሚሚሚሚሚሚ ንቅድሚት ❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘 ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ 👏👏👏💗💗💗💗💗💗👍👍👍👍👍
@salamkahase8342
@salamkahase8342 Год назад
ኣሜን ቶሚ ሓወይ ናዓኻዉን ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ ፍቕርን ሰላምን ቅሳነትን ዘልዎ ዓመት ይግበረልና ባሕቂ ስደትና የሕጽረልና ኣሜን❤❤🙏🙏🙏
@user-ii6ym2fy1r
@user-ii6ym2fy1r Год назад
ኣሜን ቶማሰይ ለባም ዝፈትወካን ዘድንቀካን 🙏💜🥰
@user-jc2cn4wx3r
@user-jc2cn4wx3r Год назад
ንቀደም እንኳዕ ኣብፀሐኩም ካብኡ ኽኣ ሙሉእ ህዝብ ትግርኛ ሰላም የውርደልና ንውልቀ መራሕቲ ክብሃል ዝተፈላለየ ህዝብ ኤርትራን ትግራይን ናብ ሓደ ልቢ ይመልሰልና
@user-cr5qd3rn9j
@user-cr5qd3rn9j Год назад
🤨😏
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
💗💗
@asma11asmara
@asma11asmara Год назад
Amen 🙏
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Год назад
Amennnn
@yoazeasefaw6663
@yoazeasefaw6663 Год назад
Welki melaki zebhal yelen Selam zemri fezaz
@GBM835
@GBM835 Год назад
ቶሚየ ብሉፅ ፍትውውው በቃ የኔ ኣስተዋይ እንቛዕ ኣብፀሐካ ብሩክ ሓዱሽ ዓመትን ኣውደኣመትን ይኩነልካ♥️⛱⛱💊💊♥️♥️
@user-ii6cv9df8k
@user-ii6cv9df8k Год назад
ኣሰይ ቶሚ ሓወይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ መባልዕትካ ዓመት ይግበረልካ ቶሚየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎካን ዘድንቀካን ብሉፅ ተዋሳኢ ።
@Mahigulwukro8387
@Mahigulwukro8387 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ሓወን ስላም ንምነየልካ💊💊💊💊❤❤❤❤
@mebrahtehagos4398
@mebrahtehagos4398 Год назад
ቶምየ ለባም ናይ ብሓቂ ብጣዕም ብዝበለፀ ኣድንቀካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜይ ጥዕናይ ይሃብካ ዝሓወይ ንዓኻውን ርሑስ በዓል ሽኮር ቶማስየ 🌹🌹
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Год назад
I am so Happy when you said Peace for Eritrean and Tigray people good job Tomi i am proud of you other actor Learn form Tomas we need peace
@yordanosandetsion5932
@yordanosandetsion5932 Год назад
Way he don't tell to Ethiopia 🇪🇹 he said tigray. Tigray is kelel is not a country okay
@akiaki4783
@akiaki4783 9 месяцев назад
@@yordanosandetsion5932 because the people Tigray is very kind.
@user-nf3jp4fh7s
@user-nf3jp4fh7s 9 месяцев назад
O
@siemsimaw495
@siemsimaw495 Год назад
ኣሜን ቶሚ ሓወይ ንዓካ ዉን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣብ ስራሕካ ዝያዳ ኣሳልጦ ይግበረልካ 2023 ብ ዝያዳ በርቲዕካ ክትመጻና ንጽበ
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘደንቀካ ካብ 💊 ሓፍትካ
@merigaltigray8904
@merigaltigray8904 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ማዓረይ ናዓካ ካዓ ኣብ ስራሕ ኣሳሉጣ ይግበረልካ
@user-nb2gq1wt2q
@user-nb2gq1wt2q 9 месяцев назад
ኣሜን ቶሙየ ፅቡቅን በሊሕን ክምቲ ዝፍቶ ውዱእ ወዲ በቃ ሶ ፍትው እየ ዘብለካ ማዓር ኣዲኡ🥰❤❤
@user-ib6qk9sl6s
@user-ib6qk9sl6s Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ እቱ ዘይውዳእ ምሕረቱ ይላኣከልና❤❤❤
@tdf9673
@tdf9673 Год назад
ኣሜን ቶሚየ ምዓረይ❤😘ፍልምኻ ምፍታወይ ኣሐጊስኒ❤
@risbzdhdjf3454
@risbzdhdjf3454 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐና ንክላትና ቶሜ ሓውና❤🙏❤
@almazt3763
@almazt3763 Год назад
Tommy &yoni Sihak zimolo amet ykbrelna Aseyyyyy Aseyyyyy ❤🙏🍾🥂🎉🇪🇷
@nigisegebiretenisay454
@nigisegebiretenisay454 Год назад
አሜን አሜን አሜን ተሜ ሓወይ ኣጀካ ካሓልፍ እዩ💊☑️💚❤️💙💝
@hfhd2156
@hfhd2156 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ሓውና ንዓካ ከኣ ሰላም ንምነየልካ
@jimmyhabesha2.917
@jimmyhabesha2.917 Год назад
ቶማስ ሓውና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ትምስገን ዝግበአካ ክቡር ሓወይ ኢካ። ሰላም ኮይኑ ድማ ምስ ተጋሩ ኣሕዋትካ ስነጥበባውያን ብሓንሳብ ትሰርሓሉ ግዘ ከምዝመፅእ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። 💊💟💟💟💟💟💟💟💟💟
@user-tx9ic7ys2v
@user-tx9ic7ys2v Год назад
🙄🙄🙄🙄
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 Год назад
ኣሜን ክብሩ ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ
@abaditkahsu8898
@abaditkahsu8898 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሜ ሓወይ ማዓረይ ንዓካዉን አብዘለኻዮ ሰላምኻ ብዝሕ ትርፍ ይበል ልባምይ
@mohamnerahmef5739
@mohamnerahmef5739 Год назад
ቶማሰይ ኣሜን ንሕና እውን ንፈትወካ ኢና ❤💛
@AaAa-nm6cm
@AaAa-nm6cm Год назад
ካብዞም ኣድስ ዘለዉ ኣርትስት ኣርትራወያን ንስኻ ርእየ ሰላም ደላይ ቶምየ😍😍እቶም ካሎኦት ቀንድ ፀላእት ህዝብ ትግራይ እዮም😏😏
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
ስቅ በለ በጀኪ ሰላም ሰላም እዩ ጥዕም
@yoazeasefaw6663
@yoazeasefaw6663 Год назад
Tegagik Selam zemr teray
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 Год назад
@@user-zs1rr4bo6c ሓቂ እንድያሞ ተዛሪባ ንስኪ ሱቅ በሊ እምበር
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
@@fgchffhfh9256 ሓሰዊቲ ሓደ ምጽዩ ከሙኡ እንተ ዝብል ካብ ኩሉም ንሳከ ደላይ ሰላም ምበሉኩኑኣ መሽክን መንጨብጨቦ ሓደ ሰብ ሰላም ሰለ ዝበለ ሰላም ኣይክዉንን ብኣብሪኡ ኣምላክ ኣሎ ኤራትራ ንኤርትራ ትግራይ ንትግራ ሓደ ወዲ ኤርትራ እንታይ ኮይኑ ትግራይ ዘይብል ኣይትበላ
@user-yg1tj6xh6e
@user-yg1tj6xh6e Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሚየይ ለባም😘🙏
@senayhaile7052
@senayhaile7052 Год назад
ኣሜን ቶማስ ሓወይ ንዓኻ ለ ናይ ሰላም ዓመት ይኹንውልካ
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i Год назад
ኣሜን ቶሚ ለባም 🙏የቀንየልየልና ክቡር ሓወይ♥️♥️ ሶ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልካ 🙏
@salamasa3794
@salamasa3794 Год назад
ኣሜን ቶምየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ማዓረይ💘💘💘💘💘
@Firenguse
@Firenguse Год назад
ኣሜን ቶሜ ሓውና ነዕካለ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ❤️🙏
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ቶማሰይ የኔ መልካም ባዓል ኑፁህ ልቢ ስሰናዩ👑🥰
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ኣሜን ቶሚ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ❤
@user-vd2qb2sp3b
@user-vd2qb2sp3b 6 месяцев назад
ኣሜን//3//ቶማሰይ ንዓካ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 💖💖💖
@nahomekidane
@nahomekidane Год назад
ጅግና ኤርትራዊ ኣብዚ ንሀለካ ዉዱእ ናይ ርእሲ ዝፍትዎን ዝድንቆን ቶሜ
@user-re4kr7fz3f
@user-re4kr7fz3f Год назад
ኣሜን(3) ቶሜ ሓወይ🙏❤
@Paris-sh3qm
@Paris-sh3qm Год назад
ኣሜን ቶማሰይ ኣነሰ ካብ ዓነተዉይ ዉን ክፍተዉካ ማዓተየ💛❤🙏🙏🙏🙏
@mulughetamesfin8173
@mulughetamesfin8173 Год назад
Amen amen God bless you guys 👏👏👏👏🙏🙏🙏 Merry Christmas and a happy new year
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
ቶማሰይ ለባም አሜን አሜን አሜን💊🇪🇷🙏 ናይዛ ፅቡቕ ዝተዛረባ ሳብስክራይብ ገይረ አለኹ
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 7 месяцев назад
ንስካ ውን ርገፅለይ
@saralove7966
@saralove7966 Год назад
(ኣሜን )ልመጀመርያ ግዜ ቶማስ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይ ክብል ሰሚዐ ሶ እንካዕ ኣብፀሐኩም
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 8 месяцев назад
ኣሜን ዝሓወይ ካፍቶም ዝፈትዎም ቶሚ ለባም❤
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ቶማሰይ ፍቅር Tomas yemane abera 💋💋💝💝💛❤የኔ ሰናይ tomas ሓላል ሰብ 💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@danayttsegay9822
@danayttsegay9822 8 месяцев назад
ቶማሰይ❤❤❤
@YonasMhari-wi2lo
@YonasMhari-wi2lo 8 месяцев назад
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ፍቂርኩም ይሰሰንሊኩ ምቁራት ቶሜ ጢኑ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
አሜን ፫ ቶማሰይ ናዓካ እውን ሩሑስ ብዓል ልደት ይግበረልካ/ኹም ደቂ ተዋህዶዋይ❤✝️🕊
@jftwrwsw5001
@jftwrwsw5001 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቶማሰይ እግዚአብሔር ንኩላትና ሠላም ይግበረልና
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j Год назад
ኣሜን ኣሜን ቶሜ bro👏❤️
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤🙏❤ ቶማሰ ❤ ናዓካ እውን ሩሑስ ባዓል ይግበረልካ ❤❤❤💊❤✅
@user-sp6pl1ub4p
@user-sp6pl1ub4p 10 месяцев назад
ተሚየ ሽኮር ኣሜን ኣሜን እንካእ ኣብፀሐና ንኩልና እንድመን ጥእናን ይሃብካ ❤❤❤
@kailulove
@kailulove Год назад
ኣሜን 🍀❤️
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Год назад
ኣሜን ቶሚ ሓውና ሰላምን ፍቅረ የውርደልና ፈጣሪ
@user-if8pv1jg5p
@user-if8pv1jg5p Год назад
አሜን አሜን አሜን ቶማስ ሓወይ🙏🙏
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 7 месяцев назад
ቶሚ ቶሚ ያሆ መስተር ናይ ሕቶታት ኢኻ እካ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ ወዲ ኤረይ ወዲ ሪመይ❤❤❤
@user-jt5ud2ot5k
@user-jt5ud2ot5k Год назад
አዝየ ዝፍትወ ስነ ጥበባው ቶማስ የማነ አሜን አሜን አሜን እሕናውን አዝና እና ንፍትወካ ሽኮርይ
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 Год назад
ኣሜን ቶሚ ሓወይ ❤❤
@gffrfg832
@gffrfg832 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቶሚ ሓውና ሓሳብ ልብኻ የስምረልኻ🙏🙏🙏
@Senu2211
@Senu2211 Год назад
Tom he is respectful,God bless you guys
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Год назад
አሜን አሜን አሜን ቶምየ ናዓኻ ዉን ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን 💛💚💛
@FfgDdff-ko3bd
@FfgDdff-ko3bd 9 месяцев назад
ቶማስ ነቅየ ሰብ ፈጣሪ ዝሓሰብካዩ ይስምረልካ ❤❤❤❤
@gshgdh1030
@gshgdh1030 Год назад
ኣሜን ቶማሰ ሓወይ 😍😍😍🙏🙏🙏🙏✝️⛪️✅
@fyrt342
@fyrt342 Год назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@Kh-ox5ux
@Kh-ox5ux Год назад
ኣሜን ቶማሰይ🥰❤🙏
@meronteklit1592
@meronteklit1592 Год назад
Tomi hawey kabti zefetweka nlali feteka n Eritrea &tegray selam sle ztemeneka
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
ቶሚ ጅግና💗💗💗💗
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 Год назад
Tomas and Askie 😅😅 deki gezawtey tiravolo 😍😘
@eritrean8
@eritrean8 Год назад
Happy New year to everyone rhus hadisch amet amete selam yegberelna🙏🙏
@selam801
@selam801 Год назад
ቶማሰይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኻ ብፍላይ አብ ድንግል ማርያም ዘለኻ ፍቅሪ ዋው ድንቂ እዩ ሓላዊትኻ ትኹን
@yywywysye9974
@yywywysye9974 Год назад
ብስም ቶሚ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ ይመችካ ኣነን ማሓዛይን ሕጉስ ኢልና ብታ ዝተዛረብካያ ቃል ካብ💊🇪🇷🙏
@selamsemere6528
@selamsemere6528 Год назад
Tomi hawey edmen tenan yhabka fetari amen Amen Amen 🙏zebineka yebrike
@samirawittesifay4003
@samirawittesifay4003 Год назад
ኣሜን ቶማሰይ ሽኮር ክብሪ ናዓካ
@user-wp2yd5oo9u
@user-wp2yd5oo9u Год назад
አሜን፫ 🤲 ቶሜ ሓውይ😻
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 Год назад
Amen Amen Amen ❤❤❤temas hawey
@finoabrahale3579
@finoabrahale3579 Год назад
አሚን አሚን አሚን ቶሚ ሐወይ ዓቢይ ሰብ
@segengebredngl9295
@segengebredngl9295 Год назад
Amen Tomye selam zmelo amet ygberelna nkulna
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 7 месяцев назад
ኣሜንንንን❤❤❤❤ ቶሚተይ ማዓረይይይይ❤❤❤❤ በሰላም ናብ ብርሃኑ ልደቱ የብቀዐና❤❤❤
@merivkbg4788
@merivkbg4788 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቶሚየ ለባም🙏😍😍😍😍😍
@yordanosgalmemher3448
@yordanosgalmemher3448 Год назад
ኣሜን ቶሚ ሓወይ የቐንየልና
@gebrihiwettesfay483
@gebrihiwettesfay483 Год назад
Thanks Tomas nay behaki anbesa
@balibraw9346
@balibraw9346 Год назад
ቶሜ እንኮዕ ኣብፀሐካ 💚🍒
@HermonTewelde-qv2dj
@HermonTewelde-qv2dj Год назад
አሜን አሜን ❤❤
@shas3987
@shas3987 Год назад
amen amen amen ቶሚየ ሓወይ❤❤❤
@hiwetkidane4266
@hiwetkidane4266 Год назад
ኣሜን ቶማስ ሓወይ ፅሩይ ሰብ
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
ኣሜን ቶሚ ዓቢ ሰብ
@hayageday5091
@hayageday5091 Год назад
ኣሜን ቶሜዋ 🙏🥰🥰🥰🥰
@tsegahaile.
@tsegahaile. Год назад
Shikorina wedi amlak yhabkum good luck guys ❤
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi Год назад
አሜን ተማሰይ ❤❤
Далее
На фейсконтроле 💂
09:41
Просмотров 457 тыс.
БАТЯ И СОСЕД😂#shorts
00:59
Просмотров 2,2 млн
Agu 6/2024  Eritrea
16:09
Просмотров 6 тыс.
WINTA MOKENEN messages from abolentertainment''
24:19
Просмотров 140 тыс.
Опасный момент
0:23
Просмотров 3,3 млн
да ну нах…
0:14
Просмотров 2,9 млн