Тёмный
No video :(

ATV: ህይወትና፤ ዝርርብ ምስ ነባር ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ፤ 2ይ ክፋል 

ATV asena
Подписаться 284 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 85   
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Much respect Gigna Harbegna. Tegadalay Tesfay Temnewo . Assenna & Amanuel great 👍 interview
@fithinkulu7154
@fithinkulu7154 5 лет назад
Thank you ኣሕዋት! ሓርበኛ ተስፋይ ብሓቂ ሰነድ ናይ ቃልሲ ታሪኽ: ንበረልና ምኽንያቱ ጌና ክፍተሽን: ክዳቐቕን ዘሎዎ ብዙሕ ጉዳያት ከም ዘሎ ብሩህ እዩ:: ሓው ኣማን: ብጣዕሚ ብጽቡቕ ነዚ ቃለ-መሓትት ኣካይድካዮ: ንዕኡ ብዘይ ብዙሕ ምቁራጽ ክዛረብ ምግዳፍካ::
@joehatu7130
@joehatu7130 5 лет назад
10000% Respect ✊🏼 & LOVE!!!
@musek04
@musek04 5 лет назад
The truth shall prevail, the unity of Ertreaian people's for the benefit of all individuals Ertreaian people's, our unity is our medicine!!!!!!
@user-bb8fu3zu5j
@user-bb8fu3zu5j 5 лет назад
long live ጅግና ኣቦና
@mickaelegzam7810
@mickaelegzam7810 5 лет назад
አንጀራ ኣለም በላ ተስፈኣይ ተምኖዎ አታ ሀኪ ኣበካ አዩ ዞሎ ሳልካ አዩ አዚ ከሉ ስብ ተአብራበሩ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
ዝከበርካ ኣቦና ኣያና ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ቅድሚ ኩሉ ሰብ ኣቃሊዕካዮ ኔርካ ኩሉ ተረዲእካ ንሕና ግን ኣይስዓብናካን ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፣፣ ኣብ ኣገልግሎት ከለናውን ከምታ ትብላ ዘለካ ኣንጻር ምሁራት ንቁሕ ሰብ ክሳብ ንወጽእ ካብ ሃገርና ከምኣ እያ ኔራ ፣፣ ሕጂ ግን ክብሎ ዝደሊ እታ ሕብእቲ ሰልፊ ክሳብ ሕጂ ኣላ ምቅይያራት ተጌርላ እንበር ከም ብሓድሽ ተዓራርያ ትሰርሕ ኣላ ርግጸኛ ኮይነ ዝዛረበሉ ዝፈልጦ ምስ ጭብጡ ኣለኒ ፣፣ ኣብ መወዳእታ ዝብሎ ተለኒ ይኣክል እንታይ ንግበር ሃገርና ብኢንፍጅን ትከይድ ኣላ ዘረባ ተሪፉ ስጉምቲ ዝውሰደሉ መንገዲ ይናደ በሃላይ እየ ፣፣ ዓወት ነቲ ጻምኡ ዝሰኣነ ውጹዕ ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ ።
@efriemzere451
@efriemzere451 5 лет назад
Woow, what a great story.
@yosiefabraha9519
@yosiefabraha9519 5 лет назад
Great job
@asmeracity8784
@asmeracity8784 5 лет назад
Grate interview
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 лет назад
ሙሴ ተስፋምካኤል ጅግና ነፋሪት ጨዊ ካብ ኤትዮጵያ ጨዊ ናብ ልቢያ ዝእተወ ቲቪ ኤረ ግን ኣምጻቶ ኣይፈልጥን።
@redwoodkdskhd6059
@redwoodkdskhd6059 3 месяца назад
Baelom ziqeteliwo ezom kihadti Entay elom kemxiwo nay beal wuchu da yemxiuu eziomus resahat
@abrahampeace8083
@abrahampeace8083 5 лет назад
አብ 2013፣ ከባቢ 2014 እየ፣ ምስ ረድዮ ወጋሕታ ዝገበርካዮ፣ ቃለመጠየቅ፣ ብሚሞሪ ሰሚዕናዮ፣ መን ዳውን ሎድ ጌሩ፣ ዘርጊሕዎ አይፈለጥኩን፣፣ ግና ኤርትራ ከይንና ፍትሒ ንደሊ ንዝነበርና፣ ሰባት ፣ ካልእ ታሪክ ነጌርካና፣ አእምሮና አስፊሕካዮ ኢካ፣፣ ስለዘይነፋዕና ግና ንሕና ውን ናብ ስደት አምሪሕና፣፣ ብዝኮነ፣ ፍትሒ ምስ ነገሰ ካብቶም፣ አብ ልቢ ህዝቢ ወትሩ ዝዝከሩ፣ ጅግና አቦ ኢካ። መጽሓፍካ ግና ሲኢንናያ፣ አለና፣፣ ዳሃይ መጽሓፍካ ሃበና ኢካ።
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 5 лет назад
ኣብ semayat.com ክትረኽባ ኢኻ።
@abielvaccero8944
@abielvaccero8944 5 лет назад
We LOVE you God BELLS YOU 🎩❤👏👍👏✊👏👏👏👏👏👏👏.
@joehatu7130
@joehatu7130 5 лет назад
Tesfai you are the HERO of the Century 🌹🌹🌹
@originalasmerawi9441
@originalasmerawi9441 5 лет назад
Tesfay temnewo One of the true Eritrea heroes , thank you for the true narrative
@woredeimam6966
@woredeimam6966 5 лет назад
እቲ ታሪኽ ኪምቂር. እንተኾይኑ. ካብ ኣዶብሓ ኪጂመር ይግባእ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 лет назад
ታሪኽ ኔሄልካ ከይነከኻ ከይወሰካ ተሰፍይ ተመኖ ሓርበኛ ተገዳላይ። ኢሳያስ ማሓስእ ሳሕል ዳበልኤ አብ ተንኮል ስልጣን ዩ ዝነብር ኔሩ።
@user-ke2yl4cj8l
@user-ke2yl4cj8l 5 лет назад
ታሪክስ ወዲ ተምነዎ ዳኣ ይግለጾ ኣየ ሰብኣይ ጅግና
@user-kn2qt6pr6m
@user-kn2qt6pr6m 5 лет назад
ኢሰያስ ናትና መሲሉ ሓንሳብ ከም ኣዉራጃዊ ኣብ ኣዉራጃ ሓንሴብ ሃይማኖታዊ ኣብ ሃይማኖት ሓንሳብ ከም ዉድብ ኣቃልሲ ኤርትራውያን ሓንሳብ ከም ኤርትራዊ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ከም ነፋሒቶ ሕብሩ እናቀየረ 58ዓመት ተጻዊቱ ኣስላማይ ክርስቲያንን ብግርህነት እና ቶጋዓዝ ንሱግን ደምና እናሰተየ ይነብር አሎ ናትና ሕመቅ ድዩ ናቱ ቶንኮል?
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 5 лет назад
kubur Abona tesfay temnewo ,nateqrbo zeleka astemhro degimna anamesgenna ,awetn asalton ymneyelka,,,,ms selamta,,,
@rufaelrafae3724
@rufaelrafae3724 5 лет назад
Edmen tenan yhabka
@zetamful
@zetamful 5 лет назад
Em please ask them about Isaias. About his background, his target. Hoe is Isaias. I"m so curieus
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 4 года назад
Good job asena tv.
@meharieaf2035
@meharieaf2035 4 года назад
⚘⚘
@photoroom1
@photoroom1 5 лет назад
Ato Tesfai tells that part of our history which I agree with, having been told similar narratives from several fighters.
@mahmoudismail1443
@mahmoudismail1443 4 года назад
This is the true history which Isyass and his fellow Agazian and Some people (colourless and root losers) trying to cover for their Ugly purposes.
@abielvaccero8944
@abielvaccero8944 5 лет назад
May respect to tesay temnewo 🎩🎩🎩🎩 thanks .
@gheribibi1369
@gheribibi1369 5 лет назад
ATV.asena,እዚ ቀሊል ዘይኮነ ናይ ኣቦታትና ታሪኽ ግዜን ሰዓትን ብዘይምምራጽኩም ይደራረብና ኣሎ፡ማለተይ ቁሩብ ግዜ እናሃብኩም እንተተሳናድእዎ፡ብኡመንጽር ከኣ ሰብ ብዘይ ምትሕውዋስ ክከታተሎ። ናይ ሰዓታት ዘይኮነስ ናይ ሓደ መዓልቲ ፍልል እተትገብርሉ፡ ካብ ቲ ተራ መደባት ኣብ ሰዓት ሰዓት ትዝርግሕዎ ነዚ በብኽፋል ዝቕጽል ተኸታታሊ ግቡእ ግዜ ሃብዎ፡ብፍላይ ናይ ኣቦና ወዲ ተምነዎ።
@user-ux3ci4gi1n
@user-ux3ci4gi1n 5 лет назад
Wedi temnewo jigna odmen tionaenn yhebika amlak
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 5 лет назад
ሓቂ ዂኖ ቃል ኣብ ገጽ'ውን ይንበብ'ዩ።ኣቦና ክብረት ይሃበልና።ዝያዳ ዝገረመኒ ግን ክሳብ ክንደይ ናይ ምዝካር ዓቕሚ ኣለዎ። ሎሚ ፖለቲካ ናይ እዋንና ብ በዓል ማዕበል ክፍላይ, ሄኖክ,ወዲ ሰውራ ክግለጽ ክትሰምዖ ከለኻ: ህግደፍ ንኽትከውን ብዘይካ ድንቁርናን ተሪር ልብን ወላ ሓደ ከምዘይድልየካ ጽቡቕ ጌሩ ይበርሃልካ። የቐንየልና።
@user-rn6sm4om9n
@user-rn6sm4om9n 5 лет назад
Kubur abona tesfay temnowo thanks gn hanti hto alatni men eyu melake tekle kdtnegrena do mkalka
@zerhansdebesay181
@zerhansdebesay181 5 лет назад
ኣማንኤል ጽብቅ ሕቶ ። ወዲ ተምንዎ ጽብቅ መግለጺ ኢዩ ግን ኣብዝ ሕቶ ኣለኒ በዓል ወልደንኪኤል ሃይለ ፡ወዲ ፍላንሳ ፡ወዲ ፈንቅል ኣብ ምንታይ ነሮም ኣብዚ እንተርቪዉካ ኣይ ትገልጾምን ኣለካ ።ኪንሰምዕ ከለና ግን ወዲ ሃይለ ኣብ መራሕቲ ሓይሊ ከም ዝነበረን ይቃዎሞም ከም ዝነበረን ኢና ንፈልጥ።
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 5 лет назад
Bsenki grhnetkum eba texawitulkum ezi wedi kelbi iseyas. Gn ajokum kuburat jeganu eritrawuyan.
@yhtedla35
@yhtedla35 5 лет назад
I read your book. There are inconsistencies in the previous interview, in today's interview and your book.
@meharieaf2035
@meharieaf2035 4 года назад
💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hanilove2167
@hanilove2167 5 лет назад
Eway enqea ko aymetka
@goitomhabte2616
@goitomhabte2616 5 лет назад
Beka bright future tewekes
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 лет назад
ኣዚና ኢና ንፈትወካ። ቅድሚ ኩሉ ናይ ኣቦ፡ኣያ፡ጠባይ ኢዩ ዘለካ ለውሃትካ ሕያዋይነትካን ጎሊሑ ኢዩ ዝረኣየኒ። ኣተራርኻኻ ኣዝዩ ርጡብን ንኽትርዶኦ ዘየሸግር ኢዩ። ዝገርመኒ እንተደኣ ሃልዩ ሰለሙንን ተወልደን ዘይሰማምዑ ኢዮም ኔሮም እንተደኣ ኢልና። ጴጥሮስ ሶሎሞንን ሃይለ ወልደትንሳኤን ውን ክሳብ 2001 ኣይሳማምዑን ኢዮም ኔሮም፡ ነዛ ኩላ ዝገብራ ከኣ ኣምባገነነ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኢዩ። ነዚኣ ክሳብ ሎሚ ኣይተረደኣትናን። ጴጥሮስን ድሩዕን ከኣ ኣብታ ኣጋ ምእሳሮም ኢዮም ተሰማሚዖም ዝርካባ ከኣ Plan B ከይሓዙ ንሀልካ እዚ ኮይኑ። ሎሚ ውን ክንሽፍኖ ንደሊ ከይንኸውን ምበር ብዘይካ ቲ ሃይማኖታዊ ዕርቂ ትብሎ ግሉጽ ኣውራጃዊ ዕርቂ ውን የገድሰናን ናይ ግድን የድልየናን ኢዩ። የቐንየልና ባባ ተስፋይ ሓደ መዓልቲ ግን ብዛዕባ መልኣከ ተኽለ ከኣ ተትትርኸልና ግርም ኔሩ።
@hagerey672
@hagerey672 5 лет назад
Abona tesfay abi mexhaf u.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 5 месяцев назад
ርኢኻ እታ ሕብእቲ ሰልፊ: ኣብ 1970: ኣብ ገደም: ብውዲት መስፍን ሓጎስን ኢሳያስ አፍወረቂን: ብዘየሎ ኣውራጃዊ: ኣብ ሞንጎ ኣከለ ጉዛይን ሓማሴን: ዝተኣልመ ሰበብ: ነቶም ዝነበሩ ምሁራትን: ሙኩራትን ተባዓትን ዉፉያትን ሃገራውያንን አጓንያ: ንዝተወሰኑ ምእዙዛት: (ደቂ ቀዪሕ ባሕሪ) ሓቂፋ'ያ ትምስረት። Thank you.
@hanilove2167
@hanilove2167 5 лет назад
Please 3kfal
@tsegaynegash9454
@tsegaynegash9454 5 лет назад
ተስፋይ ተመነዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@goitomhabte2616
@goitomhabte2616 5 лет назад
Tegateti mexagmti eri tv
@andehaymanot10mengis82
@andehaymanot10mengis82 5 лет назад
ato tesfay temnowo nemesgneka bzuh zeynfelto tarik sleznegerkana.edmen tienan yhabka, ab lbi ertrawyan aleka
@ttek9180
@ttek9180 5 лет назад
ድሐን እቶ ወዲ ተመነዎ እንቋዕ አምላኽ ዕድመ ሃበካ
@kemmenbibu4205
@kemmenbibu4205 5 лет назад
ክቡር እቶ ተስፋይ ተምነዎ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ነዚ ሓቂ እዚ ደርጉሕካዮ ኢኻ ።ብዘይካኻ ነዚ ኢሰያስ ኣፈወቂ ዝፈልጦ ኣይነበረን የለን ከማን ክልተ ዓዋናት ሓማሴንን ኣከለጉዛይን ከይነቕሑ ከይመርመሩ ስጋብ ሕጂ ክጸላለሙን ክዋቑን መሪትን ህዝብን ኣጥፊኦሞ ይርከቡ። እዞም ክልተ ኣውራጃውያን ክመርሑ ኣብመሪሕነትውን ክወጹ ዘይብሎም እዮም ።ስለምንታይ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ክጠራጠር ንቲ ዝስራሕ ስራሕ ክቕበልዎ ስለዘይክእሉ።
@etcetera3282
@etcetera3282 5 лет назад
Ato Tesfay Temnewo n tarik'nan nezi dah'ray welodon abi w'elet aber'kitul'na...b'ta'emi k'misgen z'gb'om abo'na. Abi sh'l'mat wn y'gbe'om. Amanuel ke'a kem'e.
@eritreahagat3348
@eritreahagat3348 4 года назад
Hassawi Lekbat seraki
@ERENASTAR9
@ERENASTAR9 5 лет назад
Tarki nay sabe eba ngeruna
@erabtigron9002
@erabtigron9002 5 лет назад
ab Tv eri eu nai tegadelti himam wedi aker migdaf abiwom
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
ኣብ መንጎ እቲ ክልተ ዓበይቲ ኣውራጃታት ትብል ሲ ሰራየ ኸ ንእሽተይ ድዩ? ኣታ ሽፍታ ሰብኣይ ሎሚ ኤርትራ ወይ ብደቂ ሰራየ ክትምራሕ እያ ወይ ፋሕፋሕ ክትብል እያ።
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 3 года назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@Wedigerima-12
@Wedigerima-12 4 года назад
Etiom mhrat eka lbi yebyom mhrat sle zkonu seb aitfun eyom dekiwharestot entay yfelt weridwom gb ezi abti gize media ainebren ember isseyas ksab hiji aims xenehen
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 5 месяцев назад
ኢሳያስ ኣፍወርቂ'ስ: ነዚ ዛንታ'ዚ: ከዘንትዎ'ዶ ተሰሚዑ ይፈልጥ? ዘርክበሉ ኣይመስልን! ሓቀይ'ዶ? Thank you.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 5 месяцев назад
ዝገርም እኮ'ዩ: እታ ካብ መጀመርያ ኣትሒዙ ኢሳያስ ዝዓየየላ ናይ ተጋደልቲ ምግምማዕ ስልቲ: ኣብ ሞንጎ ሓረስቶትን ምሁራትን'ውን: ከምኣ ኢላ: ክሳብ መወዳእታ ቀጺላ: ኩሉ ድሒሩ ዝተሰለፈ'ውን ኣረኪቡላ። ብመሰረቱ ኢሳያስ ካብ ጀብሃ መፍለዪኢ'ውን: ንሱ ሙሉእ ብሙሉእ: ብመንገዲ ምስጢራዊ ሰልፉ: ዝቆጻጸሮ: ናይ ሓረስቶት ሓይሊ ንሙቃም: ሙኻኑ'ዩ ዝግለጽ ዘሎ። እዚ ናይ ምግምማዕ ስልቲ'ኮ: ምንም ዘነዳናግር: ዛጊት ብዝለዓለ ደረጄ: እናተዋራረሰ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ናይ ሽመት ብኣድልዎን ብምርጫን ጥራይ ምዕዳል'ውን: ንኣብነት ንሓረስቶትን: ንንቅሓት ዝጎድሎም ኣካላትን ምሕራይ: ኣካል ናይ'ቲ ምፍልላይ ይኸውን። Thank you.
@wedigash1077
@wedigash1077 5 лет назад
ata amaniel nezom geleff etalkayom eka bgeka bisayas mzrab si antay alewom eu zey hafru
@amentube4610
@amentube4610 5 лет назад
✌🏽😋
@ሃብተ
@ሃብተ 5 лет назад
ኣብ ግዜ መሪር እዋን ጭሩኡ ደጉሉ ህዝቢን ውድብን ዝሃብዎ ሓላፍነት ረጥርጡ ዝተበቆጸ ዓፈል ክመይ ኣብሉ ብዛዕባ ናጽነትን ልእላውነትን ይዛረብ? ደም ሓላላት ብጾትካ ደፍእካ ውዳቅ ክትኣሪ ጾር ብጾትካ ዘካበድካ በትኪ ሎሚ ብሳላ ክምህ ዘይብሉ ሓርበኛታት ኣቦታት ዝተረክበት ሃገር ክትዋራዘየላ ኣይትሓፍርን ድካ? ባህሊ ነውሪ ሞራል ዝባሃላ ምስ ዝኮነ ክዳዕ ርእየየን ኣይፍልጥን`የ። ኤርትራ ውጽኢት መሪር ቃልሲን ምጽማምን እያ። ንእልፊ ለዘይቲ ህውታትያ ዝኮውን ግዜ የብላን። ወዲ ኣፌ ድማ ኣቦ ዘመናዊት ኤርትራ ተባህሉ ንዘላኣለም ብሓበን ክዝክር`ዩ። ወይለኩም እቶም ዝንገር ዘይብልኩም ባዓል ኣበተኹ
@awettewelde2171
@awettewelde2171 5 лет назад
Ane hanti heto alateni kemey gerom nay gebhan shaebyan ab kunat yelaleyo nerom mekneyatu tegrena alewo aslam alewo ab kulo ketahawawesu enkelwo ab weki. Zager.bejakum same one Tell me
@ramzifearon6611
@ramzifearon6611 5 лет назад
ewayi men kihafrelkum'uta university dma bexhka, ata seb eba ayineberon izi adi ezom kulom afro asmeran keren baxi mendefera teseneyi akurdet, ke da abeyenayi angolo ikum ashkiukumom, getere arkibnalkum eyina ab meada befnchakum kithariwom ikum Eritrea ayitedliyenan iya hne nfedyelu aremnea'mber mesheltt
@awettesfay9638
@awettesfay9638 5 лет назад
Eznka tkorex tay eti edka aserte sae ab eznka tgebro AMNUEL.
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
እንታዴኻ ይምልከተካ ወዲ ጃሱስ
@wedibarkatesseney7230
@wedibarkatesseney7230 4 года назад
ኢሰያስ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨውይዎ ዝብል ዘረባ ይሰማመዓሉ እየ: ንህዝባዊ ግንባር ግን መስራቲኡን ኣባት ነብሱን ስለዝኾነ ጨውይዎ ኣይትበሉ: ባዕሉ እዩ ፈጣሪኡ: copy right ህዝባዊ ግንባር መሰል ናይ ኢሰያስ እዩ:: ስለዚ እቶም ልዕሊ ኢሰያስ ህዝባዊ ግንባር ዝመስለኩም ወገናት ናብ ልብኹም ተመለሱ:: ህዝባዊ ግንባር ሽፍታ ውድብ እዩ:: ገለኹም ግን ኢሰያስ ጥራይ ሽፍታ ትብሉስ: ብሽፍታ ዝምሓደር ጡዑይ ውድብ ክህሉ ኣይክእልን እዩ:: ልክዕዩ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ብዙሓት ካብ ህዝብና ኣበርክቶ ጌሩ እዩ: ስለዚ እዩ ሽፍትነት ምኻኑ ምቕባል ዝኣብየና: እታ ሓቂ ግን እዝኣ እያ ስፈፍዋ:: ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ሽፍትነት ክንኩስኩ 50 ዓመት ኮይኑ:: ሎሚ ግን ይኣክል: ኢሰያስ ጥራይ ዘይኮነስ እቲ ንሱ ዝመስረቶ ውድብ ሽፍታ እዪ:: ኣርባዕተ ነጥቢ::
@susugidey8571
@susugidey8571 5 лет назад
esayas is buda metfei hizbin tegadeltin
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 5 лет назад
Zetefeshu
@eritreahagat3348
@eritreahagat3348 4 года назад
Kkkkkk
@aniesfamil1
@aniesfamil1 5 лет назад
ኣማንኤል ማንጡስ ስቕ ኢልኪ ስምዒ ጥልቕ ጥልቕ ኣይትበሊ ትፈልጥዮ የብልክአን
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
Sekt guahaf
@YkaaloGebreslasie
@YkaaloGebreslasie 5 лет назад
ተስፋይ ተምነዎ፡ መዓንጥኡ ምስ ተረግጸ ጥራይ እዩ ንዘሚክኤል ከተማ ዘልዕሎ፡ ዘይ ወዲ-ዓዱ ስለዝኾነ።
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 5 лет назад
Ykaalo Gebreslasie sekit ata bieray zemikel ketema kedae endyu nab amahara edu zehabe entay tarik alewo
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
Zmikiel abey dyu adu?
@amanueltecleberhan3848
@amanueltecleberhan3848 5 лет назад
እዚ ኣርእስቲ ሕጂእውን ኣየርብሓናን ኢዩ ታሪኽ መን ኢዩ ኣብርሃም ተወልደ
@habtombahta676
@habtombahta676 5 лет назад
Men eyu Abrham Tewelde you are very shit if u don't know Abrham Tewelde shat up and leave the channel mast You Know MANKi 🤔
@akremidris2341
@akremidris2341 5 лет назад
Issais kemzi geru kemzi geru tblu kulahkum abzia zmexakum nskum ke entay ekum tgebru nerkum kfakum balkum aytewxewo
@hkaraya73
@hkaraya73 5 лет назад
This fool are talking about a 20 year old boy, back in the days.
@ysgifuigggu9516
@ysgifuigggu9516 5 лет назад
Tesfay temnowo wakera donko ro zifelto zeyfelto hteftef zibl in ta aynet kolaa seb iu yexlaaka ash wedi Dbezan adgi resah sik ilu Akileguzay Hamasen indale naykasi yiliflif hasawi asha adg i iti sewra himak kemzinebere y isu zeynebere hasawi .Mesfn Hgos wn hasawi iliwo iu kidmi hiji zenebere keltifu genzeb me sarif na tegadelti seriku mis we di Giros Sudan hadimom izi ha dami hasawi . hasawi zey waal lo yezentu kelib weyane hasawi ,,,,,,,,...... awet nhafash.....,,,,,,,,
@tedroshaile6620
@tedroshaile6620 5 лет назад
ክልተ ኣክላባት ማዕከን ሓሶት ታሪክ ዝፈንፎኖም
@hagostesfamichael2939
@hagostesfamichael2939 5 лет назад
Suk bel kezab hgdeff hasawi nska dea belie SEB buda
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 3 года назад
Hahahahahahahaha
@hanilove2167
@hanilove2167 5 лет назад
Kkkkkkkk
Далее
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Просмотров 902 тыс.
Interview with Tesfay Temnewo - Part 37
45:37
Просмотров 101 тыс.
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Просмотров 902 тыс.