Тёмный

Gize ግዜ Media-ምስጢር Interview with Tesfay Temnewo 

Gize ግዜ Media
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 4,5 тыс.
50% 1

#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica#GizeMedia# #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here ru-vid.com/show-UCRkZ... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2023 Copyright_Gize ግዜ Media

Опубликовано:

 

27 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Год назад
Thank you Tesfay Temnow
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Год назад
ሰላም ኣዳለውትን ኣቕረብትን ናይዚ መደብ ሰላምኩም ይብዛሕ። እዚ ናይ ስውኣትን ኣሰዋውኦኦምን ዕላማ መስዋእቶምን ኮነ ኢሉ ክዕሉቕ ዝደለየ ከሓዲ እንተዘይኮይኑ ይዕበ ይንኣስ ኤርትራዊ ነዚ መስዋእቲ እዚ ዝኽሕድ የለን ንኣብ ኩሉ ሸነኽ ዝተሰውአ ኤርትራዊ ማለተይ እዩ። ኣብቲ ኣገባብ ቃልሲ ድማ ኣብ ቅድሚ 74 ዝነበረ ጉዕዞታት ከም መብዛሕትኡ ተቓላሳይ ብታሪኽ እየ ዝፈልጦ ክህልወኒ ዝኽእል ሚዛን ስሚዒታዊ ካብ ምዃን ክሓልፍ ኣይክእልን እዩ። እንተ ድሕሪ ኩናት ሕድሕድ ወከዛግር ክሳብ 80 ዝነበረ ግዜ ግን ብመጠኑ ናተይ ተመክሮ እውን ስለ ዝነበረኒ ናተይ ሚዛን ከቐምጥ ይኽእል እየ። እቲ ኹሉ ኤርትራዊ ካብ መወዳእታ 74 ጀሚሩ ንሜዳ ዝወሓዘ ነቲ ኣብ መንጎ ክልተ ውድባት ዝነበረ ናይሕድሕድ ምቕንጻል እንዳረኣዮ ግን ብልዕሊኡ ሃገራዊ ነጻነት ዝብል ስምዒት ሒዙ እዩ ንሜዳ ወጺኡ። ኣብ ተግባራዊ ቃልሲ ዘጋጠመ ግን ብኣይ ወገን እቲ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝተሰሉፈ ንስምረት ክልቲኡ ሓይልታት ብዕምቆት ክካታዓሉን ክሰርሓሉን ከሎ( እቲ ኑጹህ ተራ ተጋዳላይ) ብሸነኽ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ተጋዳላይ ግን ትዕቢት ትምክሕቲ ጽልኢ ብዝመልኦ ነቲ ከምኡ ብረት ዝሓዘ ተጋዳላይ ከይተረፈ ክንዕቕን ክዝልፍን እየ ዝርእዮን ዝሰምዖን ዝነበርኩ። ኣብታ እዋን እቲኣ ዝተሰመዓትኒ ድማ በዚኦም ትመጽእ ናጽነትሲ ኣይትምጻእ እየ ዝበልኩ። እኖሆ ከኣ ንርእዮ። ንሕና ኣንታ ኑዑ እንዶ ብጉዳይ ሃገር ብጉዳይ ስምረት ንዛረብ ንብሎም ንሳቶም ድማ ክዝልፉና ከምኡ ኢሉ እቲ ቃልሲ ቀጺሉ እቲ መርዛም ናይ ሕጂ ህግደፍ ኣብ ተሓኤ እውን ኢዱ ሰዲዱ ንወያነ ወሲኹ ነቲ ዓርሞሽሽ ውድብ ካብ ሜዳ ኣውጺኡ ንሜዳ ንበይኑ ክዕንድርን ኑጹሃት ተጋደልቱ ክህልቕን ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ድማ እነሆለ ንህዝብን ሃገርን ከዲዑ ከምድላዩ የህልቖን የከላብቶን የብርሶን ኣሎ። ስለዚ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሻዕብያ ዝዓበየ ገበል ንኽዓቢ ሻዕብያ ገፊሕ መዓንደሪ ባይታ ሂብኩሞ ኢኹም ኣዕቢኹሞ እየ ዝብል። እቲ ክንውሕጦ ዘለናስ ንዋሓጦ እሞ ኣብዚ እዩ ኔሩ ጉድለትና ኢልኩም ነዚ መንእሰይ መሃርዎ ክብል ይደፍር። ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 месяца назад
አዚተስፋይተምኖ ዝብሉዎሰብ ፓምፐሩ ቀይሩዘየዕርፍ አንታዩወሪዱዎ መጻወቲዘን ቻነላት ዝኸዉንዘሎ ገጹትርሓቕዱሁል
@cheikantadiop
@cheikantadiop Год назад
The irony: Fihira's, " wu-tsu hafash..." revolution inspired - couldn't be, more pertinent now. More so, Now !
@aronabay9521
@aronabay9521 9 месяцев назад
ኣየ ተስፋይ ዕደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ኣገልጊልካሲ ከም ገዲም ኬንካ ተዕልል ኣለኻ
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 2 месяца назад
ኣብ ቃልሲ ካብ መዓስ ክሳብ መዓስ ነይሩ ?
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ኣብ ኣዲ አውራት ሃባላት ይመርህዎ ? ቃል ሳዲስት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ንአቀት ነቲ ዝመርሆ ዘሎ ምሁራት ተጋደልቲ ፥አዚ ቃል ኢሰያስ ገና ከይገበለ ተመን ኣብ ኣሪትራ ዝተፍጥረ ሰላይ ኢትዮፕያ መንጸፍ ናይዚ ህዝብና ክቱር ጽልኢ ዘለዎ ሰብ ንአኦም ኣታሊሉ ህጂ ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ አሉል ጊሂላ ብኣንተቡኡ ክአለ ዝነበሮ ክቱር አምነትን የዋህነት ህዝብና አዩ፣
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 Год назад
@crow2lio972
@crow2lio972 Год назад
Boring same history
@samimoha2027
@samimoha2027 Год назад
Kabaka yhayshi aboy temnowo.niska Tarik zeybilka hadama nay libya
Далее
Eritrean Tv. Demtsi Hezbi 9 February 2013
1:00:59
Просмотров 98 тыс.
Gize ግዜ Media-ዓሊ ስዒድ ዓብደላ
16:14
Просмотров 4,5 тыс.
Tesfay Temnewo- ሕልሚ ስለዝነበሮ ቓልሲ
51:21