Тёмный
No video :(

ATV:ተዘክሮ ኲናት ከባቢ ባድመ ብዓይኒ መንእሰያት: ስታፍ ምልክት ከ/ብረት ሙልጌታ ተ/መድህን (ወዲ ሊያ)፡ ጋዜጠኛ ኪዳነማርያም ደስበለ - 1ይ ክፋል 

ATV asena
Подписаться 284 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com...
GoFundMe: www.gofundme.c...
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 103   
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 года назад
ብጣዕሚ ዝድነቕ ቃለ-መሕተት!
@joehatu7130
@joehatu7130 3 года назад
Wedi liya is amazing human being.. he is very smart and hero!!!
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@voxpopuli735
@voxpopuli735 3 года назад
I can't have enough of Wedi Liya! He is a great story teller with incredible memories . Thank you guys.
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 3 года назад
ወዲ ሊያ ጅግና አሰና ምምጻካ ብታሚ ነመስግነካ
@joemes6432
@joemes6432 3 года назад
Essiyas is the jehadest and number one hasawee.the father of all hasot
@moed1964
@moed1964 3 года назад
በትሪ ሓቂ ትዓብር እምበር ኣይትስብረን። የቐንየልና ኣሰና።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ህግደፍ ንህዝብና ብ ፕሮፓጋንዳ 03 ጌሮም ሓድሕዱ ከምዘይ ተኣማመን ጌሮሞ እዮም ኣስላም ክርስታን ሓድሕዱ ኣተፋኒነሞ እዮም ' ኮነ ኢሎም ባዕሎም ሕማቅ ይገብሩ ጡውይ ኢሎም ጅሃድ ኣስላም ጌሮሞ ይብሉ እዚ ስርዓት እዚ ኣዝዪ ሕሱም እዪ ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 3 года назад
Neskum felutkumo selezelkum nenhedhdekum tekararibkum hezbukum adkekum adehnu. "BAESYA MESE HAWEKA TETEMU KETERFEKA " ZEBHAL MESLA WELDENA ALO.
@dawithaile5747
@dawithaile5747 3 года назад
Wondeful mulugeta wedi liya and kidanemariam . You say it right and we are aware of the all the evil act ህግደፍ. Now it is our turn to turn the chapter. Thank you guys. Thank you radio Assena
@Tsere-Shabia
@Tsere-Shabia 3 года назад
Thank you guys for your unlimited effort!!!
@thisshallpass5031
@thisshallpass5031 3 года назад
Welcome Nice to see you Homie! 🙏🙏🙏 AKELILU 🙏🙏🙏
@redaezghihagos3126
@redaezghihagos3126 3 года назад
ናይ ብሃቂ ብሃቂ ዘገርም፡ወዲ ልያ am,happy to see,u again,ኣነ ኣባል 5ይ ዙርያ ታንከኛ 161 ምስ ወዲ ኣስፈሃ ዝነበርኩ የ፡ኣብ ጉልጅ ምስ ስዉእ ኮሎኔል ስምኦን፡መራሕ ጋንታይ ካብፕቴን ሰሎሞን ተባለ፡ኣብቲ ጊዘ ኣነ ናይ መስርዕ ጋርሳይ፡መራሕ ጋንታ ወዲ በርሀ ኔረ፡ዝገርመኒ ነገር ናይዚ ዘልዓልኩሞ ኣርእስቲ፡ዘይርስዖ፡ዝክሪ ኣለኒ፡ ኣነ ኣባላ ዝነበርኩ ታንኪ፡በይና እያ ብ በጣሕ ተጻዒና ናብ ኲናት ኣትያ፡ብዘይ ኣባላት መስርዓ፡ቅድሚ ዚ ጊዜ ግን፡ ኣስታት ክልተ ሰሙን ዝኣክል ሰዓት 4 ወጋሕታ እናተንሳእ ብታንኪ፡ናብ ደቡባዊ፡ምዕራብ ወፈራ ንገብር ኔርና፡ሰለስተ ኣባላት ምክልኻል ድማ ኔሮሙና፡ካርታ ዝሓዙ፡ክሳብ ናይ ምሸት ድማ ኣእሿኽ ናተወጋእና መንገዲ ናብ ትግራይ ዘእቱ ንጸርግ ኔርና፡ሃንደበት ግን፡ድሕሪ ክልተ ሰሙን ፡ትእዛዝ ብ ሬድዮ ካብ ባረንቱ መጽዩ፡እንድርያስ ዝበሃል ምልክትን፡ኣነን ኣብ ኣጉዶ መራሕ ሓይሊ ነበርና፡ማንማ ሰብ ኣይነበረን፡ስለዚ እንድርያስ ዝተቀበሎ መልእኽቲ ሒዙ፡ናበይ መጹዩ፡መራሕ መስርዕካ ኣበይ ኣሎ፡ታንኪ ኣድልዉዋ፡በጣሕ ትመጽእ ኣላ፡በለኒ፡ሰብ ከምዘየለ ነገርክዎ፡ኪድ ጸውዓዮም፡ቅልጡፍ በለኒ፡ብእግረይ ናብ ጊልጅ ከይደ፡ንመራሕ መስርዓይ ጸዋዕክዎ፡ብጉያ መጸ፡በጣሕ ካብ ባረንቱ መዝያ ድማ፡ንበይኑ ነታ ታንኪ ጽዒኖም ናብ ሻላሎ ከዱ፡ንሕና ሕቶ ፈጢሩልና፡ንምንታይ ብዘይ ኣባላት ትከይድ ኣለካ፡በልናዮ፡ንሱ ድማ ዘይምልከተኩም ኣይትዛረቡ፡ትእዛዝ ዩ በለና።በዚ ከይዱ ገዲፉና፡ንጽባሒቱ ድማ ሃንደበት ናይቶም፡መኮንናት ሰሚዕና፡ኣብ ሳልስቱ ድማ ክተት መዝዮሙና፡በታ ክልተ ሰሙን ጸረግናዮ መንገዲ ድማ ብ መካይን ከይዶም፡ ናብ ኪናት ተጠቢሶም። ብሰፊሑ ከነዕልል ግን ክንራከብ ደስ ምበለኒ፡ካብቲ ዝገረመኒ ግን ፡መራሕ መስርዐይ ታንኪ ሒዙ ዝኣተወ፡ኣብቲ ኩነታት ከለና ሓደ እዋን፡ከምዚ በለኒ።" ረዳእ ፡ንሕና ካብ ኢትዮፕያ ኢና፡እዚ ኲናት ድማ ንኤርትራ ናብ ኲናት ክንመልሳ ዩ ተጌሩ"እዚኣ ኢሉኒ ርእሰይ ሓኪኩኒ ከይዱ፡ክሳብ ሎሚ ዕለት ድማ ሕቶ ኮይናትኒ ኣላ፡እዚ ሰብ ኣንቲ ኣሃዱ ኣዝዩ ተፈራሕን ተሰማዕን ከምዝነበረ ድማ ይዝክር፡ስለዚ ኣገዳስነት ተለዎ ዚ ሓበሬታ ፡ኣሰና ክንራከብ ንኽእል ኢና። የቀንየለይ ዓወት ንሓፋሽ፡ 00393512022359
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
EnkaE bhiwet wetsaka
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 года назад
ሓወይ ናተይ ንስኻ ክንደይ ዘሕለፍካ ቀሲንካን ተንደላቒቕካን ኣብ ሃገርካ ምነበርካ'ምበር ንኻዶ ንስደት
@jesuswept998
@jesuswept998 3 года назад
ኣይትርሰዓንን ታ መዓልቲ ካብ ብሎኮ ተሰነይ ወዲ ቃድር ፋይናንስ ብርጌድ ደሞዝ ክከፍል ንሰራዊት መጺኡ ነሩ ኣነ፡ምሰኡ ነረ ደሓር ክንምለስ ከሎና ሚሸት ከምቲ ዝበልካዮ ኣነ ምስ ሓንቲ ታንክ ዝጸዓነት በጣሕ ንሓለዋ ኢሎም ምሰሃ ሰዲዶምኒ ናብ እንዳ ብርጌድ (ብሎኮ ተሰነይ) ናበይ የን፡ዝከዳ ዘለዋ ምንም ኣይፍለጥን ነሩ መን፡ዩ ዝእዝዝ አን፡ኣይፍለጥን ኩሉ ክርደኣካ ኣይክእልን ውጺኢቱ ልዕለይ ንሳካ ትፈልጦ ድማ ኮይኑ ዘሕዝን እንዳ ታንከኛ የ ነረ 7ዙር
@mulughetahabtom6463
@mulughetahabtom6463 3 года назад
የቐንየል ዋርሳይ ወዲ ልያ እየ ።ኣብ ፍየስቡክ ክትረክበኒ ፈትን ፡ኣነ ዊን ክፍትን እየ።
@semita6254
@semita6254 3 года назад
Oh my God happy to see you and hear your voice Kidane Mariam it’s Simon studio 😇😇😍
@betizemen1637
@betizemen1637 3 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቃለ መጠየቅ አብ ፡ሰንዓፈ ፡ሻንብቆ፡ቶኾምብያ ዝነበረ መቃብር ሓርበኛታት ፡ህግደፍ እዮ አፍሪሱዎ እዚ ሽፍታ ጉጅለ ዘይ ገብሮ የለን እቶም ከደምቲ ከአ ወያነ አፍሪሶም ትብሉ ስምዑ ተማሃሩ
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 3 года назад
you guys are amayzing ....kidane ane wedi liya...
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ወዲ ልያስ ዕድመን ጥዕናን ደኣ ይሃብካ ንህግደፍ ዕርቃኑ ኣውጺእካዮ ብሓቂ ተባዕ ሃገራዊ ከምኡውን ኪዳነ ሓውና ብሓቂ በሊሕ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ብዓቢኡ ኣማኒኤል ጽቡቅ ስራሕ ኣጉደስቲ ሰባት ዓዲምካ ህዝቢ ተነቃቅሖ ዘለኻ ቀጽሎ ዘይፈለጠ ክፈልጦም እዚ ናይ ሓደ ሓደ ሰባት ኣሉታዊ ርእይቶ ኣይትገደሰሉ
@yonastewelde5211
@yonastewelde5211 3 года назад
ኣስላማይ ኣይሕስይን እዩ፣ እቶም ናይ ሓኒሽ ይኹን ናይ ተሰነይ ሸኻት ክዕልሉኻ ዘይደለዩ እቲ ሓቂ ካሊእ ስለ ዝነበረ እዩ።
@usalondon412
@usalondon412 3 года назад
YES FIYKA is Hero just like his hero brothers pure Eritrean 🇪🇷✌🇪🇷 he is still the same he never put him self first ✌there is lots of Heros like fyaka theire story is not told thank you journalist kidnemariyam for your winteness I hope you wrote this 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌✌👍👍
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 5 месяцев назад
ጂግና ወዲ ሊያ ቡኰአ በሃኪ
@jstudio1-director694
@jstudio1-director694 3 года назад
ኣብ ሃይኮታ ግርማይ (ወዲ ዓመና ) ዝባሃል መራሒ ስልያ እዩ ነይሩ። ዳሓር ኣብ ጎልጅ ተቀይሩ ነይሩ።
@denzel31561
@denzel31561 Год назад
SHABIA NAY SEYTAN GROUP
@goytayibarek
@goytayibarek 3 года назад
very informative and educational. wedi liyia...write it all down please
@binyamyemane213
@binyamyemane213 3 года назад
wedi liya jegna eka megadlti
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 3 года назад
CRY MY BELOVED COUNTRY, BETRAYED TO THE HIGHEST LEVEL.
@simontekali2738
@simontekali2738 3 года назад
ወዲ ልያ (ትፈትዋ እንተኮንካ) ብዙሕ ቅንዕና ጥዕናን ዘለዎ ሓበሬታ ታሪክ ኢካ ተዘንቱ ዘሎካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@aronyonas473
@aronyonas473 3 года назад
የቐንየልና ኣሰና ምስዞም ዕዱማት ኣሕዋት: ኩልና ክንሰምዖ ዝግባእ ብፍላይ ገና ነቶም ምቕባጽ ዝተሳእኖም ንሕናን ንሱን ዝብሉ:
@gebarmahari829
@gebarmahari829 3 года назад
wedi Liya is great guy
@abdellamehamed7776
@abdellamehamed7776 3 года назад
እንተዘይተጋግየ ፡ ህዝቢ ሃደምደሚ ጀሃድ ኣምጽእ ወይ ጀሃድ ኩን ከምተባህለ ኩሉ ዝፈልጦ ኢዩ ፡፡ ህዝቢ ንሕና ንፈልጦ ጀሃድ የብልናን ስለዝበለ ፡ ብሚኒስትሪ ምክልኻል (ጀ /ስብሓት ኤፍረም ) 10,000,000 ናቕፈ ካሕሳ ክኸፍሉ ተውሲንሎም ፡ ህዝቢ ሃደምደሚ ክሳዕ ሕጂ ነቲ ገንዘብ ከፊሉ ዝወደኦ ኣይመስለንን ።
@onelove6711
@onelove6711 3 года назад
Wedi leya kemaka yebezehulena edemen tenan yehabeka fetari
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 года назад
ወይ'ቲ ጉደይ! ጋኔን ህግደፍ እንታይ ዘይገበረ ኦፕሬቶር ቦጦሎን ኮር 2000 /ክ/ሰ 32 ኣብ ዝነበርክሉ እዋን'ዞም ካካይ ጸይቒ ህግደፍ ገዛውት ዘላምበሳ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ባዕሉ ኣፍሪሱ ንወያነ ወንጅልዎም:: ሓደ እዋን ድማ ኣብ 1996 ሰለማውያን ሰባት ባዳ ደንካልያ እንዳ ሻም ዝበሃሉ ጅሃድ እናበለ ይቕሽሸና ነይሩ::
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@wadieritra9942
@wadieritra9942 3 года назад
ኣቶ ክዳነማርያም እታ ናይ ሓርበኛ ዑመር ሃኪቶ ዝበልካያ ብሓንሳብ ኔይርና ይመስለኒ። ኣቦይ ሃኪቶ ብኣካይዳ ናይ መንግስቲ ብሓፈሻ ሕጉስ ስለዘይነበረ ቃለ-መጠይቅ ክገብር ድልው ኣይነበረን። ኣነ አየ ድማ ሓቲተዮ በዘዕባ ሓኒሽ ዘይከነስ ሓፈሻዊ ጉዳያት ክዛረብ ንሱ ግን ኣብ ሜድያ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ክዛረብ ኣይደለየን።
@welcomedesbele497
@welcomedesbele497 2 месяца назад
Men eka shimka misay minbarka keregagix.
@Nathnahom
@Nathnahom 3 года назад
.ምስቲ ዘረብኡ ዘይከይድ ንሕና አቲና ድፍዕ ኩዒትና ገለመል እዳበልስ ቀዳማይ ወራር ይብል ኪዳነ ዝብሃል ዝገርም ሰብ ? መን ድዩ ወሪሩ ብታክን ከቢድ ብረትን? ህግደፍ ዝበልኩም ስጋብ ሕጂ አብ ሓንጎልኩም አሎ????
@whoami29188
@whoami29188 3 года назад
ዘገርም ነገር `ዩ ዛንታ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ብሓደ ሰብኣይ መጻወቲ ኰይና።
@yosephtesfay6913
@yosephtesfay6913 3 года назад
"ብርሃን" ኢያ ትብሃል እታ መጽሔት ናይ ሲታውያን ዝነበረት።
@betewededabraha569
@betewededabraha569 3 года назад
Aye wedi Regmty Dictator Esayas Hezbi Eritrea Abe qenat Yehlikuna
@kibreababrha6870
@kibreababrha6870 3 года назад
✊🏾✊🏾✊🏾
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 3 года назад
ዝገርም እዩ። መሻኪን የሕዋተይ ኣብ ዘይፈልጥዎ ኪናት ኣጥፊኦሞም።
@stefanotewelde778
@stefanotewelde778 3 года назад
Xbuk aleka Wedi liya ab hykota keleku esmo nerna
@aslizere4977
@aslizere4977 3 года назад
🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍
@berakiabraha2056
@berakiabraha2056 3 года назад
ኣማንኤል የቀንየልና ንዞም ህቡባት ሰባት ዘቅረብካልና ዝከበርካ ኣማንኤል ንወዲልያ ብዛዕባ ምፍራስ ሓወልቲ ሻምብቆ መን ከም ዘፍረሳ ጽቡቅ ገይሩ ይፈልጥ ዩ ሞ። ሕተቶ?
@user-hx2jh3in6r
@user-hx2jh3in6r 3 года назад
ሰኣላይ ኪዳነማሪያም ካብ ክፍሊ ታዕሊም ጀሚሩ ጅግና ዝነበራ ኣባላ 1ይ ዙርያ እስቴጅ ናይ ሳዋ ክስራሕ ከሎ 1ይቲ እምኒ ዘቀመጠ ኢዩ ኔሩ ።
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 года назад
Wedi geremedhin ferse haridkum ketshtu, kab wekiduba kebti serikum abe enda segakum shetkumo kulu peradizo kebabi enda zeyti zefelto haki eyu. Newri selzetflet kemzi mebalka aygermen eyu.
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 3 года назад
Sebay wedi lia nsu u eti haki kulu hzbi gn kirdio alewo
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 года назад
ውዲ ሊያ ብጣዕሚ ኢቲ ናትኻ ሓሳብ ሓቅ ዘለው ኣጋላሊጽ ብጣዕሚ ዝሕግስኒ ቅጽሎ ይቅንልና
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ድሕሪ ባድመ ናብ ብዓል የማነ እንዳ በሉ ሓሊፎም መንእሰያት ናይ ፍትሒ መንፈስ ዝነበሮም ` ዘገርም እዪ
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 года назад
abe adi ewurat bale hade ayenu yengse abzi comment wedi liya jegena sel zeraku eye. bshem adiu zexewe enda geremedhin sedru abe pradizo enda seda alwom eti serki eko nay gezom eyu heji dema hasot tewesikwo.
@massoudnagech4225
@massoudnagech4225 3 года назад
Salih kekiya 😢😢
@user-od1dk2dj4z
@user-od1dk2dj4z 3 года назад
ኣማኑኤል ኣሰና እዚ ኩሉ ተሞክሮካስ ድምጺ ሒማቅ ኣሎ ፡
@solomontesfamariam4129
@solomontesfamariam4129 3 года назад
Yyyy
@fasilfasil8132
@fasilfasil8132 3 года назад
ሓንቲ ቦጦሎኒ ንክልተ በራጊድ kkkkk , ኪዳነ ጭርቡዕ😂😂
@binyamyemane213
@binyamyemane213 3 года назад
hegdef mendef deki shermta
@yosiefakal4694
@yosiefakal4694 3 года назад
Heto ne wedi liya
@yosiefakal4694
@yosiefakal4694 3 года назад
Heto ne ab haykota ab 1993 bejehad teketlilu zebehal tegadalay wedi berjewa musie segid afleto aleka do?
@yosiefakal4694
@yosiefakal4694 3 года назад
Wedi liya neaka eya eza heto
@binites7284
@binites7284 3 года назад
Abet abet kemze aynet aytrayn wey gud
@naodbelai5325
@naodbelai5325 3 года назад
What a disaster!
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@aaabbb-xx1tq
@aaabbb-xx1tq 3 года назад
ሕዝ'ውን ከም ሎቖታ ጥሕኒ ቦኾኾኽ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ኪዱ ደኣ ተገጢምኩም ኢኹም መን ምዃንኩም 👎🏽
@aaabbb-xx1tq
@aaabbb-xx1tq 3 года назад
@@tiebeghebru2649 መንነት ኣይሓብእኹን ኮሜንተይ ግልፂ እዩ።
@user-jo8km1kv5r
@user-jo8km1kv5r 3 года назад
ኪዳነማርያም በሊ ተጠንቀቅ ዘይተጻረየ ወረ ከይትጽሕፍ ኣብቲ ካልእ ከም ድለትካ ክሳብ ነቲ ኩነታት ዝፈልጡ ዘጋጡምካ ኣብታ ምጅማር ግን ሙሉእ ብሙልእ ተጋግካ እቶም ስውኣት ድሕሪ ኩሉ ሰብ ምፍላጡ ኣሃዱታት ባድመ ምካደን እዮም ተቀቢሮም ንስካ 381 ነረ ኢልካ ምስ ብርጌድ ናይ ሞኬ ባርያ ክትከውን ኣለካ ባድመ ምስ ኣተና መጺኩም ተቀቢልኩምና ብፍጹም ዘይራከብ ወረ ተውሪ ኣብኡ ምስታ ቦጦሎኒ ዝነበርና 5 ምልክት ኣለና ሓደ ተሰዊኡ 2 ኣብ ኤርትራ ኣለዉ 2 ወጺና ኣለና ካብ መጀመርትኡ ከመይ እዩ ነሩ ትኩነታት እቶም ስለያ እንታይ ክገብሩ ከይዶም ብከመይ እታ ጋንታ ከይዳቶም ካብ 27 ሚያዝያ ክሳብ እታ ፍጻመ ካብታ ቦጦሎኒ ክሳብ ብርጌድ ክ/ሰራዊትዝነበረ መልእክታትኩሉ ንፈልጦ ስ/ምልክትና ዝነበረ ወዲ ልያ እውን ትፈልጦ ኢካ ኣለኩም ኣብ ደገ ሕተትዎ ዘየለ ታሪክ ኣምጺእካ ኣይትዛረብ ንህግድፍ ምጽላእ ካልእ እዩ ታሪክ ህዝቢ ካልእ እዩ
@welcomedesbele497
@welcomedesbele497 2 месяца назад
Sile metenkektaka yemesgneka giegay gin abey mikuanu aynegerkanin nay Mokie baria ayneberkun nay wedi Hailen/ wedi Gerien ab Shambiko nay limiat eye niere dihiri Core 2000 Badma mihazom bidhriu ena terekibinayom.
@user-qc2hm2qs6d
@user-qc2hm2qs6d 3 года назад
ከም እሰያስ ፈገር ንዝድግፎ ህዝቢ ዝብድል የለን።
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@erireemna5202
@erireemna5202 3 года назад
ወዲ ሊያ ሕልኩስ ሃተፍተፍ ኣይትብል ኢቲ ዘልኻዮ ርሑቕ ኢልካ ትሓስቦ ከይትህሉ ዓፋሪ ሂወት ናይቲ ዘልኻዮ ብዝይዳ ፈልጥካዮ ኣሎኻ እንቅርዖብ ዋሒድ ክብርታት ምትንካፍ ይጽንሓልካ ።
@letsgo4323
@letsgo4323 3 года назад
ሰክት ፋራሕ ጁፍጁፍ
@onelove6711
@onelove6711 3 года назад
Abeti kedamay werar wela gelebeya melisom eyo nab kinat yetewewom neyerom bezey beret kea zeatewu neyerom gerikan hizom betami eyu zegeremeka
@simonkibrom7
@simonkibrom7 3 года назад
ክርአ ዘለዎ 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NzSdqM72tSk.html
@ephar133
@ephar133 3 года назад
Emmmmm hahadirkas gele tisemie newiraw zikone sirat aymesilenin gin kem hager kimkixil
@ephar133
@ephar133 3 года назад
@Anime Tigrinya abenda seb mexika sheket aytishekit report keygebrelika
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
ምሽክናይ ኣይተ ኢሳያስ: ስስዐ ስልጣን ኣዕቢዱካ ጉዙእ ናይ ጥፍኣት ስልጣንካ ኮይንካ መሰታ ዉዱቃት ኮይንካ ተሪፍካ:: ንነብስኻ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ናብ ዓለም ዘምጻእካዮም ዕያላትካ ከይተረፈ ክነብሩላ ዘይክእሉላ ገሃነም ዝኾነት ሃገር ፈጢርካሎም:: ነታ ንስኻ ብኽብረት ክትነብረላ ዝግብኣካ ዝነበረት ሃገርን ብኽብረት ክትዛዝማ ዝግብኣካ ዝነበረ ህይወትካን እዉን መንገዲ ጥፍኣትን ሕስረትን መሪጽካላ ከም ኣንጭዋ ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ሸኾርተት ክትብል ትውዕልን ትሓድርን ኣለኻ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ሕልናኻ ጭርጭር ዓበደ እንዳተጻወትካ ከኣ ናብታ ብውርደት ትነብረላ ዘለኻ ዘመን በጺሕካ:: ምሽክናይ ኢሱ ውርደት ካብ መረጽካ ድኣ ተዋረድ እንበር ነቶም ደቅኻ ኸኣ ኣምላኽ ይሓልዎም በቲ ንስኻ ዝወላዕካዮ ሓዊ ከይጥበሱ:: ኣብ መጨረስታ ብህይወት ከለኻ ሓደ ነገር ክትሰምዖ ዝደልየካ ነገር ግን ኣሎኒ:: ንሱ ኸኣ ንስኻ ከም እቶም ንስኻ ዝጠለምካዮም ነጻነት ኤርትራ ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ብጾትካ ነበር ጅግና ዘይኮንካ: ሓደ ፈራሕ ጠላም ሓሳውን ዱኹምን ሰብ ምኳንካ ከም ዝተረደኣና ከበስረካ ይፈቱ: እንተኾነ ግን ንዓኻ መርድእ እዩ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
@@eliaslondon7738 እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኣንታ ወዲ ዓጣሪት ዋሕድ:: ክንደይ ግዜ ድዩ እዚ ኣረጊት ዝብኢ ኣጎምቢሑካ? ኣይተ ኢሳያስ ማለተይ እየ:: ምስ ኤርትራውያን ምልኻፍ ክሳብ ዘይገደፍካዮ ደድሕሬኻ ከምዘለኹ ዘክር ኢኻ ኣንታ ተጎምባሒ ወዲ ዓጣሪት::
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 года назад
Wade (rasei zebahel enda 381 kfla serwet 7 awaled atnswean.ablshewen eyuo zegrem eyu eaze hake bahke eyuo
@woldemicaelghebre7839
@woldemicaelghebre7839 3 года назад
አብ ባድመ ዝነበረ ውግእ ሳአበኑ ኩነታት ብዛአባ ኤኮነከም ዘሓሰቦ ኢሰያሰ ዝተጋነፎ ዘይሓሰቦ ዝነበረ አዩ ሰለዚ እሰያስ አብቲ ገረዜ ህዝቢ ኤረትራ ከም አምላኽ ሰለ ዝቆጸሮ አዪ
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ኣነ ዝገርመንስ ብኸመይ እዮም ንኢስያስ ዝፈትውዎ ካብ መጀመርያ ይገርመኒ። ንሰይጣንስ ከምኣምላኽ?
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ፎኪስ ኣተሓሳስባ እዩ አነ ካብ መጀመርያ ኣካይድኦም ኣይፈተኽዎን ሕዝቢ ድማ ክሳብ ሕጂውን ዝጸመመ እዩ እምበር እቶም ምስኡ ዝነበሩስ ይፈልጡዎ ኔሮም እዮም እንተኾነስ ሕጅስ ከምቲ ናይ ሜዳ ከለና ዝገብረና ዝነበረ ክገብረና ኣይክእልን እዩ ኢሎም ብፎኪስ ተዳህሊሎም ወደኽደኽ ድማ ጥዒምዎም ኔሩ እኩይ ግብሩ ድማ ፍንሕኒሕ ከምዘይብሉ ጌሩዎም። ሕጂውን ፎኾስኮስ ኣየድልን በጃኹም ሓደ ኩኑ። እዞም ኤሪሳት መንከማና ምባል ግዲፍኩም ምስ ሕዝብኹም ተጸምበሩ ትዕቢት ኣብ ውሽጥኹም ይርአ ኣሎ። ወደሓንኩም!
@user-jo8km1kv5r
@user-jo8km1kv5r 3 года назад
ኣየ ክዳነማርያም ምስክናይ መራሒ ጋንታስ ብድሕሪት ኮይኑ ትክስ ይብለኩም በሩ ኣንታ ክንደይ ትሕሱ ክንደይ ሜትሮ ይድሕር ነሩ ካባኩም ካብ መ/ቦጦሎኒ ንላዕሊ ዝስለዉ እንተትብል ብተቀበልናካ መ/መስርዕን መ/ጋንታን ደኣ ልዕሊ ዝኮነ ብብዝሒ ተሰዊኦም ከምቲ ንሶም ዝተበጀውዎ ካልእ ተዝብጆ ነሩ መልክዕቲ ኩናት ምተቀየረ
@mulugetamaesho8218
@mulugetamaesho8218 3 года назад
Mahber hasewti wedi liya beal amel ab measker sebayn sebeytn ketebaes twiel kemzneberka nriso do ymesleka hlkus mewaelka kthusu hrrr dea belu bhasotkum zkiyer neger yelen chaw degim nebskum kitelu wekaru
@ambesanebri2630
@ambesanebri2630 3 года назад
ወዲ ልያ ብሓሶት ተወሊድካ! ሓቂ ከይፈለጥካ! ኣስናን ኣልቦ መፍለስ:: ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ወኪልካ ክትዛረብ ዝሃበካ መንነት የሎን:: ግዳም ሓደር ምኻንካ ዘይፈልጡ ምሳኻ ሓለው ዝብሉ ዘለዉ ይገዱ🤐:: ጉድካ ከይቲ ቕላዕ ሃተፍተፍ ግደፎ 🤐🤐🤐🤫
@mebregebar9228
@mebregebar9228 3 года назад
tifelto telika dea zeytekaleo gegema wahid
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 года назад
Wedi liya malet enda geremedhin hade ewan ferse haridom sega beray eilom abe enda segom keshtu tetahizom abu taseru bedehriu wen kab wekiduba kebti serikom hardiom sheytom kulom sedra teasirom teferidom eti serken hasoten natey eilkum hizkumo.
@weleshmahary3403
@weleshmahary3403 3 года назад
😂😂😂😂😂😂😂😂 ወረርቲ ባዕልኹም , ቀዳማይ ካልአይ ወራር ክትብሉ ትገርሙ። ኩሉ ዘረባኹም መቐነት አደይ አሐንኪሉን , ትብረት አቢና ታንካ አቢና 😂😂😂😂😂😂😂😂👎👎👎👎👎👎👎👎
@selamselamey8644
@selamselamey8644 3 года назад
እታ መካትዒ ናብ መን ተወሲና ፡መን ኢዩ ወራሪ ንሳ ኢያ ትምልስ ፡
@sesunaefrem7293
@sesunaefrem7293 3 года назад
ወዲ ልያ ኣባል መድፍዕ ኦፕሬተር ወልደ ገባ ወዲ ኣሃደይ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ሬሳ👎🏽
@ghirumhabte1249
@ghirumhabte1249 3 года назад
ሰላም ኣማኒኤል ኣስመራስ ርእሰ ከተማ ኤርትራ እንድያ ሕጂ ኣብ ኣስመራ ተወሊደ እንበሉና ጉድለት ኣለዎ ዘይኮነስ ኩሉ ኤርትራዊ ዓደብኡ ስለዘለዎስ ካበየናይ ዓዲ ምዃኖም እንተዘነጽርዋ ጽቡቅ እዩ ምኽንያቱ ህግደፍ እዚኦም ዕባይ አኣስመራ መወለዶም ዓጋመ እዮም ክብሎም ስለዝኽእል።
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
@@eliaslondon7738 ሰነፍ! ጸማም ሓደ ደርፉ😂😂😂🙉🙈😂😂
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ብዘየገድስ ካብዝኾነ ኣውራጃ ይኹኑ ኤርትራውያን ምዃን እዩ ዘገድስ
@teweldegebremariam8837
@teweldegebremariam8837 3 года назад
Amaniel Eyassu: I had always suspect you to be woyane agent , which now is proven hundred percent. Unfortunately for you, the honeymoon is over for woyane is now bankrupt , deflating fast like a pierced balloon. Little woyane had thought that the 71 billion birr it stolen from Eritreans and Ethiopians would keep it financially afloat for decades but of course in vain. Now all that money is turned into heaps of trash.
@keryaibrahim138
@keryaibrahim138 3 года назад
እዚ እትብልዎ ዘለኹም ናይ ሻምብቆ ግን ማቲዎስ ዘለኣለም AAN Media ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ብወያነ ከምዝተቓጸለ ኣሚኑ ነቲ ኣብኡ ዝነበረ ሓላፊ ንምንታይ መቓብር ሓርበኛታት እተቃጽሉ ኢሉ ሓቲትዎስ እንዳሓትነኻ ስለዝኾነካ ድዩ ክብል ተዛሪቡ ኔሩ ንስኻትኩም ከዓ ከምዚ ትብሉ ኣለኹም ኣብኡ ዝነበርኩም ምናልባት ማቲዎስ ደኣ ኣባል ህግደፍ ዶ ኮይኑ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
እዚ ውጹእ ሓሶት 03 ህግደፍ እዩ ካብ ዝቀበረስ ዘላቀሰ
@keryaibrahim138
@keryaibrahim138 3 года назад
@@tiebeghebru2649 እትፈልጥዮ ኣለኪ ድዩ?
@fasilfasil8132
@fasilfasil8132 3 года назад
ወዲ ሊያ ሓሳዊ!!
@weleshmahary3403
@weleshmahary3403 3 года назад
ዘይመስል እዚኦም ካኣ, ብባድመ ክትአትው ከለኹም ንምንታይ ሐደ ሰራዊት ዘይነበረ ሰተት ኢልኩም አቲኹም። ቅድሚ ሕጂ ክንደይ ብዛዕባ አጀማምራ ውግእ ኢትዮ ኢትዮጵያ ተዛረቡ ኤርትራውያን ዝጣረስ ሓሶት ትዛረቡ አለኹም
Далее
Курск - врата Рая / Новости / Шпак
1:14:35
Tv Sened Eritra Interview B/General Tekeste Haile Part I
1:35:24