Тёмный

ATV: ተጋዳላይ ሳሙኤል ወልዳይ መን እዩ? ብ መስከረም 2013 ቅድሚ 9 ዓመት ምስ ራድዮ ኣሰና ዘካየዶ ዝርርብ - 1ይ ክፋል - ካብ ሰነዳት ኣሰና 

ATV asena
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 30 тыс.
50% 1

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

1 дек 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@mbbm2385
@mbbm2385 Год назад
ዋውውውውውውውውውው ሳሚኤል ይበል ታሪኽ እንቓዕ መዋጽኦ ፈጠረ ልካ እዚ ጠስጣስ ጉጅለ ጥፍኣት ተውህቦ ዘለዎ በሊሕ ሰብ ኣይፈቱን እዩ 🙏🙏🙏
@zakz1724
@zakz1724 Год назад
Wow...what a hero......May God bless you and protect you from all evils........Thank you ATV for your eforts.
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k Год назад
Thank you for remind us.🙏
@faet9285
@faet9285 Год назад
እንቋዕ ካብዞም ኣጋንንቲ መዋጽኦ ፈጠረልካ::
@livinghope8039
@livinghope8039 Год назад
በሊሕ ኤርትራዊ! ዕንቛዕ ኣምላኽ በሰላም ካብ ሞት ኣውጽኣካ ሳሙኤል!!
@teametesfazion2529
@teametesfazion2529 Год назад
Thanks Asena tv 📺
@berihawala7828
@berihawala7828 Год назад
ዝገርም ታሪኽ ዘለዎ ጅግና ኢዩ
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 Год назад
ኣንታ ክምዚኦም ዝኣምስሉ ፉሉያት ፉጡራት ቓላት እትስእነሎም ንጅግንነቶም እምባር ኣለዉና!! ንነብሱ ዝይኮነስ እንቁዓ ንዓና ነበርልና ::
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ዝገርም አዩ ናይ ሳሚኣል ነገር ፥ሳሚኣል ኣነ ዝነብረሉ ከተማ ስያትል አናነበረ ብቀረባ ተራኪብና ዘይምልላይና ብዙህ የህስበኒ፥ተጋዳላይ ሳሚኣል መጋድልተይ ብጻየይ ምንባሩን ዝተሰለፈሉ አዋን አውን ተመሳሳላይ ብምካኑ አንተኮነ ካብ ስያትል ከይዱ ተመሊሱ ነታ አድሚኡ ዘባከነላ ሃገሩ ብውልቀ ሰብ ዲክታቶር ክዋሃጠሉ ስለዘይካኣለ ብድፍረት ናብ ኣዲ ተመሊሱ ኣብ መስርህ ቃልሲ አንከሎ ብሰንኪ ዝወደቦ ከዳአ ኮሮነል ተታሂዙ ኣብ አስሪበት ህግደፍ ምጽንሁን ብጂግንነት ብጥበብን ካብቲ ኣረመናዊ ጉጂለ ምምላጡ ኣዝዩ ዘገርም ጉድይ አዩ ፥አንተኮነ ንህና ደልይቲ ፍትኪ ማአሰርቲ ሳሚኣል ኣብ ኣሪትራ ዝፈለጡን ኣብ ዉሽጦም ገሮሞ ፥ኣነ ከም ደላይ ፍትሂ ተጋዳላይ ሳሚኣል ኣብ ኣስመራ ተኣሲሩ ምንባሩ አንተንፈልጥ ነርና ፥ሳሚኣኣል ከም ኣሪትራዊ ኣመሪካዊ ናብ ስተት ድፓርትመንት ይኩን ሰነት ዋሺንግቶን ከምኡ አውን ኮንግረስ ናይ ዋሺንግቶም፤ዝነግርን ከም ኣመሪካዊ ድማ ኣብ ኣሪትራ ብዘይህጋዊ መገዲ ም መአሳሩ ንነበርቲ ስያትል ክንፈልጥ ዘይምክኣልና ብጣአሚ የታሃሳስብ፥ንህና ኣሪትራውያን በኣታኣባብያና ዝተበደልና ህዝቢ ኢና ፥ዝረኣካዮ ኣይትዛረብ፥አናተባሃልና ስለዛበና ፥ክሳብ ህጂ ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ አቲ ኣታኣባብያናን ባህልናን ሃጊዝዎ አዩ ፥ካብዚ ድክመት ህዝብና ድማ አዚ ዲክታቶር ካብ መዳ ጀሚሩ ክሳብ ህጂ ዝረኣካዮን ዝሰማአካዮን ከይትዛረብን ዝገብር ሚስጢር ምአቃብ ብዝብል ሰራም ፖሊሲ ናይዚ ህግ ብዝብል መታለሊ ስም ዝሃዘ ጨቃንን ሃራድን ዉዱብ ፥ክሰርሃሉ ዝጸንሀን ዘሎን ሰብ ክጠፍአ አናረኣካ ስቅ ምባል ሃደ ንመጻኢ ክውገድ ዘለዎ ህማቅ ባህሊ አዩ ፥ብዝኮነ ብጻይ ሳሚኣል ጂግና የሪኢ አምበር ንነብሱ ኣይሪኢን፥ስለዝኮነ ኣሪትራና ከይደቀሱ ዝሃድሩ ጀጋኑ ከምዘለዉ አዚ ናይ ሳሚኣል ተግባር የብራሃልና፥ህጂውን ኣለና ኣይሞትናን ኣሪትራ ዊኢሉ ሃዲሩ ብደቃ ነጻ ህትወጽአ አያ፥ስለዝኮነ ጂግና ተጋዳላይ ሳሚኣል አንካአ ካብዚ ኣውረ ስርኣት አንካአ ኣገላገለካ ፥መስዋአቲ ንጂግና ህሪያቱ ስለዝኮነ ብዝፈጸምካዮ ማንም ክገብሮ ዘይክአል ኣቢ ጂግንነት ኮይኑ ኣብ ማህደር ጀጋኑ ተመዝጊቡ ክነብር ከምዝኮነ ከበስረካ አደሊ፥ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታት ኣሪትራ ፥
@fusumgermay1394
@fusumgermay1394 Год назад
ብጣዕሚ ዝስሕብ ዛንታ ስለ ዝኾነ መቐጸልትኡ ኣስማዓና።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Год назад
ብጣዕሚ ዘሓጉስ ናይ ተጋዳላይ ታሪኽ ኣምበሳ👍 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!! 🙏🙏🙏 እንተ ሻዕብያ ርኽስቲ ውድብ ግን መጉደሚት በላሕቲ ንኤርትራዊ ከተጥፍእ እያ ተበጊሳ
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 Год назад
A real fighter PROUD BRO *no MATTER LIFE is challenger REMEMBER *THE BEST IRON IS the ONE THAT GOES THROUGH the hottest fire, Samuel IS ONE....thank's Ema.
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Год назад
ዕድለኛ ኢኻ ብሓቂ ተጋዳላይ ሳሙኤል ወልዳይ እንቃዕ ካብ ኣፍ ገበል ኣውጻካ🙏 💪🌹
@zemeneldu7197
@zemeneldu7197 Год назад
ኢኢኢ8
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Год назад
Very interesting story 🎉
@usersmart.
@usersmart. Год назад
ብዙሕ ክሕተት ይግብኦ ጥራይ ካብ ዘቖረቦ ታሪኽ። ምምርማር ኣገዳሲ ኢዩ። ካብ ካርሸሊ ወጺኡ ንምባል እውን ሕቶታት የድሊ ቕድሚ ከም ልክዕ ወሲድካ ምዝራብ። ምምርማር ንኹሉ ጽቡቕ ኢዩ። ምእማን ድሕሪ ምምርማር ክመጽእ ይግባእ። ታሪኽ በዓል ሰመረ ዘይምርሳዕ።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Год назад
Ezi kulu sekaye zehelefe tegadalaye Esayase tesawitelu. 💔💔💔
@kidanebelay9725
@kidanebelay9725 Год назад
What a story , unbelievable I was mezemoriod and grabbed to hear him his journey to freedom of Eritrea.
@teametesfazion2529
@teametesfazion2529 Год назад
Strong 💪💪💪💪💪 guy
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Год назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐💐💐✌️✌️
@user-ie2my5mf9c
@user-ie2my5mf9c Год назад
ኣታ ጀግና እታ ጮግራፍና ነዋሕያ ኢሎም ዝፍኩሩላ መልሓሶምን ኣፍንጭኦም ረጊፅካዮም ወፂኻ ጀጋኑ የሕዋትካ ሒዝካ መዓንጥኦም ከትረግፆም ከም ትምለስ ኣንጠራጠርን (ነኤርትራውያን ኮፍ ኢሎም ዝቃየቑዮም ማዕረ ህግደፍ በዲልሙና)
@simonm.7755
@simonm.7755 Год назад
ይዝክር። ሓንቲ ክፋል ዝይወዳ'ውን ኔራቶ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ኣይከሰርናን ዶ በለ አዚ ወዲ መበለት ?
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Год назад
ፍሉጥ ንሓንክሽ ባዕሎም'ዮም ቀቲሎሞ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Год назад
What a unique character! A strong minded idealist. Possibly, an absolutist.
@tomassankara644
@tomassankara644 Год назад
እታ ናይ መጨረሽታ ክፋል ኣባ ስደደልና ኤማ ኣይሰማዕክዋን ናብ ስደት ክወጽእ እንዳሓሰበ እየ ኣኳሪጸያ የቀንየለይ
@mtmtmichael4981
@mtmtmichael4981 Год назад
ዝሕዝን ኣዩ ኣዚ ኹሉ ዋጋ ተኸፊልዎ ብ ይሕደግ ተጭውዩ
@solomonteshagerethiopian6483
gegna delay fethi ❤️❤️❤️
@kahsayluel4146
@kahsayluel4146 Год назад
1st
@pelarbackenmottagning544
@pelarbackenmottagning544 Год назад
Congratulation Sami 😍
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 Год назад
ሐዉ ተጋ/ሳሙኤል ብሐቂ ሐበን ኤርትራ: አቲ ንስኻን ኩሉ ኤሪትራዊን ንቅዋማዊት ፍትሐዊት ብልጽግቲን ኤርትራ ዝተኸፍለ ዋጋ: ብሐደ ኣእምሮኡ ዝሰሐተ ከዳዕ ኣጽናፊ ወልቀ መላኺን ከደምቱን ነዚ ጨውዮም ሃገር ኣዕንዮም ምርኣይ ብጣዕሚ ዘሕዝን አኳ እንተኾነ:ሕጂግን ብፍቃድ ኣምላኽ:አዞም ከደዓት ጎሓሉ ፍርዶም ዝረኽቡላ ሰዓት በ ጺሓ አያ: እታ ኩልና ንምነያ ኤርተራ ክንርእያ ኣብ አፍደገ አያ:
@jesusislord3894
@jesusislord3894 Год назад
Very interesting! I can listen to his talk all day and night!
@tkghe1219
@tkghe1219 Год назад
Kubur hawey samiel ajoka ane wedi 14 amet 88 mejemeya tegadile gin kemakum tesegem ayegatemenan gin kulu gize nekfeta biana yhalif neru jelani deyan rip tedros gin shelel elom yhalfuna nerom
@sabakelati2537
@sabakelati2537 Год назад
Bravo Samuel 👍 bhaki zubuk Tarik 💪😇🙏.Tegadelti tzbuk ayrekebkumn.
@truthhunter1220
@truthhunter1220 Год назад
✊🏾
@simonm.7755
@simonm.7755 Год назад
ፌቨን ሰለሙን ኣበይ ኣላ?
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Год назад
Zome seyten ne naye baelom tegadelti ezi zegeberu nekalie entaye yedegmu? Esayase endabelna nemekenyelom aganenti!😢😢😢😢
@jesusislord3894
@jesusislord3894 Год назад
What a great story ye Seferachin ye Mexico/ Lideta lij.
@wedilete3217
@wedilete3217 Год назад
Hay Amnal telefon Adsbedlay Tnku
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 Год назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍
@kidestyosif617
@kidestyosif617 Год назад
ንፁህ ክትከውን ኮለኻ አምላኽ ባእሉ ኻብ አፍ አዛብዕ የውፃኻ ናይ ብሃቂ ብኩነታትት አድና ተስፋ ኸይንቖርፅ ከማኹም ስለዘለው እዩ
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 Год назад
ነበሩ ይበሉኹም !
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 Год назад
ድምጽኻ አይተሐባእ ሐያል ግዜ ድምጽኻ ዘይምስማዕ ተሻቂልና ጥዕናዶ ሲኢኑ ኢለ ሕጂ ግና ድመጽኻ ምስማዕ ቀሲነ
@adonairm2252
@adonairm2252 Год назад
እንቋዕ ካብ ኣፍ ሓርገጽ ኣውጻኣካ። ትኣምር ዩ።
@tirhasalazar4784
@tirhasalazar4784 Год назад
Hasewti
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 Год назад
ወያነ ሰረኣ ፈተሃ
@keduse1821
@keduse1821 Год назад
ተጋዳላይ ሳሚኤል ዕላልካ ጡዑም ሻዕብያ እዚ አራዊት ሙሁራት ዘጥፍእ ዝነበረ ውዱብ እዩ እሞ ትዝክሮም እንተ ሃለንገረና.ካብ አ.አ University ዝወጹ ብጣዕሚ ብዙሐት እዮም ነይሮም.
@eyobgebrmariam7430
@eyobgebrmariam7430 Год назад
May he got a sister by the name of tigest?
@F.H.B
@F.H.B Год назад
Yes hgdef Buda
@muzitambase3012
@muzitambase3012 Год назад
መሳጢ ታሪክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@keduse1821
@keduse1821 Год назад
ሻዕብያ እኮ አብኡ ዝነበሩ ክነግሩካ ንምግዳል ክትወጽእ ከለካ አብቲ ሜዳ ምስ በጻሕካ ናይ መጀመርያ ሕቶኦም ጨጋር ዳንጋ ድዩ ዋላስ ካልእ ይብሉ.ካብኡ እቲ ጨጋር ዳንጋ ማለት ሐረስታይ እዩ ስለዚ ኦ ናብ ታዕሊም ውሰድዎ ህባሃል.ጨጋር ዳንጋ ዘይኮነ ወዲ ከተማ እዩ ወይ ድማ ሙሁር እዩ ስለዚ እቲ ወዲ ከተማ አውርድዎ ይባሃል ማለት ቦታ ቅይር አቢሎም ምቅንጻ እዩ ነይሩ.ኢሰያስ ሙሁር ካብ ቀደሙ እይፈቱን ሙሁራት ኤርትራውያን አጥፊኡ እዩ.
@weldehailemelekot7755
@weldehailemelekot7755 Год назад
Very poor presentation
@keduse1821
@keduse1821 Год назад
ኡፍ ዕላልካ ክጥዕም ትግራወይቲ እየ .ግን ዕላልኩም ፈትዮዮ.
@tesfamariam1171
@tesfamariam1171 Год назад
እንቛዕ ካብ ኣፍ ሓርገጽ ኣውጻካ ኩቡር ሓዊ
@keduse1821
@keduse1821 Год назад
ሻዕብያ እኮ ሙሁርን ወዲ ከተማን አይፈትውን .
@yaab1208
@yaab1208 Год назад
እሸቱ እዩ ሽሙ ታሪኩ ድማ ስሱእ ንነብሰይ ጥራህ በሃሊ እዩ
@mussieberhe43
@mussieberhe43 Год назад
Not only you nephew even the country Eritrea has been died cos of Evils Isaiasithm..
@beyenehadera8142
@beyenehadera8142 Год назад
P0fr
@mahdertekel305
@mahdertekel305 Год назад
Kumal dea ab may wuey zey tietwo fewsu may wuey eyu wdiy ketema faray
Далее
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35