Тёмный

Atv Asena Live - ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሽወደን 

ATV asena
Подписаться 285 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሽወደን

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 99   
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Месяц назад
Very good progress 👏. KEEP up the good job. Viva ERITREA
@SelemunAbrham
@SelemunAbrham Месяц назад
ኤማ ጅግና ተቃላሳይ ከመይ ህዝብና ናይ ሓዘን ንብዓት ኣብቂዑ ናይ ሓጎስ ንብዓት ንሪኤሉ ግዜ ኔዊሕ ኣይኮነን
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣጆኩም ብርገድ ንሃመዱ ነዞም ኣውራጃዊያን ይኩኑ ኣይትገደሱሎም መርገጽ መንነት ኣልቦ ተላማት ደቂ ተላሚት ኢዮም ብርገድ ንሃመዱ ብቅልጺሙ ኣወቱ ናይ ግድን ኢዩ ነዞም መድሃርሃርቲ ኣይ ምስ ህግደፍ ኣይ ዋልሲ ሞንጎ ሞንጎ ናኣቂዎም ሱኡራት ለካብት ኢዮም ራዛ ናይ ኣቡኡ ሃዛ ኢዮም ኣወትና ናይ ግድን ብመስዋኢትና ብቃልስና ንህዝቢናን ንደቂናን ነጻ ከንውጾም ኢና ኢንዳ ተሰዋኢና መርገጽ ኣለና ናኣወት ህዝብና
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Месяц назад
Mr gebrihiwet congratulations 🎊 👏. Father 👨 ERITREA
@MmMm-ig2dz
@MmMm-ig2dz Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielberhe4619
@danielberhe4619 Месяц назад
Selam selam wellcome Assena media host (Amanuel Eyasu ) Thanks for covering the sweden event partialky , hopefully , they have done a great deed all Bnh-B.R.young nen and women 🙏 I)we so oroud if you for what you do
@welesharegay6326
@welesharegay6326 Месяц назад
💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙
@waletburru1725
@waletburru1725 Месяц назад
WOW B N for peace and justice I would like to say Thans to our herose BN , UINTY UNITY AMBESSA AMBWSSA
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Месяц назад
Very good standing 🧍‍♂️ 👏
@Berhane1980
@Berhane1980 Месяц назад
ማሕበር ተጋሩ ሕስረትኹም ሎሚ ሪኢኹማ ፡ብቀደምኹም ሑሱራት እንድኩም
@SimonHadish
@SimonHadish Месяц назад
ንሕና ዲና ብፖላይስ ተኸቢብና ንስዕስዕ ደቂ በራዩ ንስኹም ኢኹም ተሕፍሩ😂
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Месяц назад
ን ኢሳይያስ ወዲ ተንቤንይ ከምኡ በሉ እዚ ገዛ ኤርትራውያን ሕቶ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ባርያ ኢሳይያስ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ
@merry7267
@merry7267 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙💙💪💪👍🙏
@TEAGESBERHA
@TEAGESBERHA Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤አጆኩም አናብስ ዓወት ምሳኩም እያ ክንዕወት ኢና
@AhmedSaid-sv7vn
@AhmedSaid-sv7vn Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HaftomKidane-yc8gn
@HaftomKidane-yc8gn Месяц назад
ጀጋኑ ቀፅልሉ አብ ጎንኩም አለና
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙
@user-zr4ni4ji4u
@user-zr4ni4ji4u Месяц назад
ተጋሩ ፈስታል ተማሊኩምዶ ከይትብኩሉዎ በራዩ ወያነ
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
MuShmuSh barya what you said ?
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
አማ ባሪያህግደፍ ባሪያ ኣንድነት ኢካ ሰላይ ህግደፍ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣታ ወዲ ማይ ተላሚት ኢንካኢ ኢካ ጀጋኑ ደቂ ሰራየ ከም ባኣል ዋዘማ ጅግና ከማካ ለካብት ሃሰውቲ ተበለጽቲ ኣይኮኑን ጀጋኑ ደቂ ሰራየ ኣለውና ንቅድሚት ትራይ ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ ከም ባኣል ሃሰና ለበትበት ኣይንብልን ኢና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@AlmazGhezai-ok8yk
@AlmazGhezai-ok8yk Месяц назад
💫💥👌🏻💪👮‍♂️
@SamraweteDaniel
@SamraweteDaniel Месяц назад
Bejakum yehwatey kmta beselam zewexakuma beselam temlesu hade wen tekone kabakum keser yeblun meftom ketkonu yblkumn kytbasu bezkone
@binites7284
@binites7284 Месяц назад
Baba gebrhwt melu tena yemnylka
@genetmehari8120
@genetmehari8120 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿👏👏👏
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 Месяц назад
💙💙💙💙💙💪👍💙💙💙💙💪🎉🎉🎉🎉🎉
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ካብዛ ተወሲናትሎም ዘላ ቦታ ፍሕት እንተኢሎም ቤት ማእሰርቲ ተዳልዩ ኣሎ። ኣብኡ ክትቅበር ኢኻ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Месяц назад
ኣንቱም ባራዩ ኣፍኩም ዘይትእኩቡ :: ገጽኩም ይርሓቕ ውርደተኛታት :: መን ድዩ ንሃገር ኩቡር ሂወቱ ዝኸፈለን ዝሰንከለን ? ወደባት ኤሪትራ ዶ ኣይኮነን ? ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓጎስ ክሻ የማነ ማንኪ ዋላስ የማነ ገ /ብረመስቀል ንሃገር ሂወት ከፊሉ ወይ ሰንኪሉ ? ካብዚኣቶም ኣይኮነን ሂወቱ ክኸፍል ዋላ ሓደ ጥይት ዝሓንጸጸቶ ወይ ጥይት ዝተንከፈቶ የብሎምን :: ወረ ገሊኦም ሲ ፈጺሞም ዋላ ንሓንቲ ማዓልቲ ንናጽነት ኤሪትራ ኣይተጋደሉን :: መን ኢዩ ሸያጥ ሃገር ? ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዶ ኣይኮነን ንኣብይ ኣሕመድ ንስኻ ኢኻ ትመርሓና እንካ እዚ መፍትሕ ዝበሎ :: ኣንቱም ኮራኩር ባራዩ ህግደፍ ሸየጥቲ ሃገር ንስኻትኩም ዶ ኣይኮንኩምን ባንደራ ኤሪትራን ኢትዮጵያን ተሰኪምኩም ምስ ኢትዮጵያውያን ኮይንኩም ተደሚርና ኢና ሓደ ኮይና ኢና እንዳበልኩም ከምኡ ውን ብኣምሓርኛ ተደምረናል ኣንድ ሆነናል እንዳበልኩም ኣብ ኤውሮጳ ይኹን ኣብ ሰምየን ኣመሪካ ሑሉፍ ሓሊፍኩም ድማ ዋላ ኣብ ኣስመራ ትጉዕሩ ዝነበርኩም :: ሕጂ ድማ ከይሓፈርኩም ግልብጥ ኢልኩም ነቶም ደቀባት ኤሪትራ ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ሸየጥቲ ሃገር ትብሉዎም ኣለኹም :: መን ኢዩ ከዳዕ ? መን ኢዩ ሸያጥ ሃገር ? ወዮናታስ ንሓማታ :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
@user-gb1dh8oi9n
@user-gb1dh8oi9n Месяц назад
ካብ ደድሕረኦም ትከዱ ናትኩም ውዳበ ናትኩም ፈስቲቫል ዘይተካይዱ፡ ብከምዚ መመሊስኩም ሰብ ህግደፍ ከም ዝድግፍ ትገብሩ ኣለኩም ደናቁር
@user-yq2tb9zj8m
@user-yq2tb9zj8m Месяц назад
እንታይ ኢኹም ትደልዩ ደለኹም ሕጂ እንታይ መርገምዩ ኔሩዋ እዛ ኤረናስ ገለ ዒፈል ተፈጢሮማ
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ፈሪሖም እምበር።
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Месяц назад
IZI SELAMAWI SELFY NAY B.NI.H. AB SWEDEN ..MIS TEGARU KOYNOM AB ERITRA INTE ZIGFHEBRU ASEBUT MIS TEBAHLU ....TESEDIDOM METSIOM WEREKET ZEYBILOM NI EUROPA UNION SHIGHIROM KIFETHILOM AY KIILUN IYOM NI HAGHERNA ERITRA GHIN SELAM .YIKELIWA ALOWU ..AWET NI ERITRA
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
Belwom ezom barayu deqalu deqi Tor serawut denbia
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ንስኻ ልኡኽ ሕዋሓት ስለዝኾንካ ብዝዕባ ህዝቢ ኤረትራ ኣይምልከተካን እዩ።
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Месяц назад
ዘኽታማት ብድሌቶም ዝዘኽተሙ።
@TesfamariamHaile
@TesfamariamHaile Месяц назад
ሰላም አማኒኢል ኣሰና ከመይ ኣለኻ ኣነ ክብለካ ዝኽእል ሲ እዙ 3 ኣውራጃ እንታይ ኮን እዩ ኣብ ማስመድያ ጫቅ ጫቀ ዘብሎም ዘሎ ኮን ኣማኒኤል ሓወይ ምኽንያቱ ዘይ ነበረ ዘይተሰምዔ እዙ ህዝቢ ክፋናጨል ዝቃለሱ ዘለው ስለዙይ ዓገብ በሉልና ነፍስሄ የማነ ባርያ ወገነይ ወገንካ ብሃይማኖ ቀቢላ ወጊድ ምፍንጫል ናይጥፍኣት ታኼላ ከምዝበሎ እዩ ሞ ሃየ ኣማኒኤል
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣማኔል ኣውራጃዊ ኢዩ ወዲ ማይ ተላሚት ናይ ኣቦታቱ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሃዛ ስለ ዝኮነ ኣይትሃዘሉ ናይ ኣቦታቱ ትልመት ኢዩ ህዙ ተላማት ኢዮም ሃሰና ካኣ ገጋ የብሉን ተላም ኢዩ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ሃሰና ኣረጊት ጋውና ናይ ልቡ ኢዩ ኣውራጃዊነት ልክበታ ኢዩ ዝገልጽ ኣምሰሉ ሃሳዊ ናቱ መንነት ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ ለክባት ሃሳዊ ኢዩ ህሱር ውልቀሰብ ሎቅማጽ ፉንፉን ሰብ ኢዩ
@samy3139
@samy3139 Месяц назад
Medre getriea .... Denakur
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣጆኩም ጀጋኑ ብርገድ ንሃመዱ ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ ነዚ ለክባት ኣምሰሉ ኣማ ግን ኣይቲኢመኑዎ ከየጽድፈኩም ናይ ህግደፍ መዘከርታ ሃንጎል ኣለዎ ለክባት ሃሳዊ ኢዩ ኣይቲኢመንዎ
@InspireEritrea
@InspireEritrea Месяц назад
ኣኼባ ኣህባይ እዩ.. ጫቕ ጫቕ..
@senaiyohannes9991
@senaiyohannes9991 Месяц назад
እዚ ሪፖርታጅ ሲ ረጂ ምደለየ ከንፈሩ
@MhtretDesta-x1v
@MhtretDesta-x1v Месяц назад
Ahibay nayjeganu Festval u,ezuy
@senaiyohannes9991
@senaiyohannes9991 Месяц назад
ኣታ ኣማኔል እቲ ርእስኻባ ሓውላልዩ ከምቲ ዕይንኻ
@dawittekie7477
@dawittekie7477 Месяц назад
👍😂
@SamraweteDaniel
@SamraweteDaniel Месяц назад
Egzabiher msakum ykun 😢😢😢😢😢msakin xelaikum ykertet
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
Whay siwidSh gaverment alaud those criminal alemnt saport of dictator ?
@amhabereket9147
@amhabereket9147 Месяц назад
ብርጌድ ተጋሩ ፥ በብሓደ ሰብ ውሓደ ፥ ዕንደራ ኣድጊ ንሓመዱ ልክዕ ከም ዕንደራ ወያኔ ኣብቂዑ እዩ !
@binites7284
@binites7284 Месяц назад
Agka abona kerbuna ena
@NawaNawa-mr1yb
@NawaNawa-mr1yb Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂😂ክክክክክክክክዳውን ዳውን 😂😂😂ሩኩሳት ትጋሩ
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
እዛ በዓል መለስ ዝተኸልዋ ሳተላይት ኣብ ቀረባ ግዜ ከምትዕጾ ፍለጥ ኢኻ።
@user-hb2pj5lq5q
@user-hb2pj5lq5q Месяц назад
ምዓስ ኢኩም ትልብሙ ኣቶም ደናቆር
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣቶ ገብረህወት ናይ ብሃቂ ጅግና ወዲ አረይ ብርገድ ንሃመዱ ኣማኔል ግን መንነት የብሉን ኣውራጃዊ ህሱር ተላም ንገንዘብ ፈላለዪ መርገጽ መንነት ኣልቦ ትራይ ናይ ጅቡኡ ምሩክ ተላም ንብርገድ ንሃመዱ ኢዩ ናቱ ሰኣኣቢ ኢየ ነይረ ህጂ ግን ኣውራጃዊ ኣለታዊ ብምካኑ ክብጸ ኣነ አሪትራዊ ኢየ ናይ ህዝበይ ጽንትምተት ስደት ኢዩ ዘብኪየኒ ናይ ገንዘብ ኣይኮነን ኣማ ግን ናይ በለጽ ናይ ገንዘብ ኢዩ ንህና ህዝቢ አሪትረያ ንጸንት ንስደድ ኣለና አሪትረያ ኣበይ ኣላ ናበይ ኢያ ኢልና ክንሃስብ ደቂና ናበይ ኢዮም ከማና ኣብ ስደት ዲዮም ክበልዩ ንመጻኢ ደቂናን ደቂ ደቂናን ንህሰብ ባኣውራጃ ሰራየ ኣከለ ሃምሲየን ከም ሃሰና ሃሳባት ኣይንህሰብ
@lulaahmed8369
@lulaahmed8369 Месяц назад
Eway 😂😂😂😂 hefret set let abilomukum ne eritrawi hade gerkumo
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Месяц назад
ባርያ መን እዪ? ሃገረይ ዝበለ ድዩ ? ወይሲ ምስ ጓና ወጊኑ ኣንጻር ህዝቡ ዝሰርሕ???
@HakiNzareb
@HakiNzareb Месяц назад
ባርያ ከምዚ ከማኻ እዩ ስቃይ ናይ ህዝቡ ዘሔጉሶ ሃገር ማለት ህዝቢ ስለ ዝኾነ ህዝቢ ከኣ ፍትሒ ሲኢኑ ሕግን ሕጋውነትን ቅዋም ዘይብላ መሰሉ ተመንጢሉ ዝነብረላ ዘሔዝን ህዝቢዩ ዘለካ ስለዚ ካብ ባርነትን ዓመጸን ወጺኻ ኣብ ጎኒ ህዝብኻን ፍትሒን ደው በል ወደሓንካ
@user-hb2pj5lq5q
@user-hb2pj5lq5q Месяц назад
ጽቡቅ ነገሩ ቤት ማስርቲ ኣዳልዩምልኩም ኣለው
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Месяц назад
ኣብ ክንዲ ሰላማዊ ሰልፊ ናታትኩም ፈስቲቫል ዘይተካይዱ። እዚ ንሃገርካ ምዕንቃጽ እዩ።
@berhaneweldab2506
@berhaneweldab2506 Месяц назад
Ekebkab denakur dekalu
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ላጆኩም ጀጋኑ ብርገድ ንሃመዱ ንህዝብኩም ነጻ ኣውጺኢዎ ናይዚ ህልኩስ ኣማነል ግን ኣጀንዳ ኣለዎ ኣይትስሙኡዎ ኣምሰሉ ናይ ህግደፍ ባሪያ ኢዩ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ክቡር ኣቦና ሃሰና ትቪ ነሪትራዊያን ክፈላሊ ዝተበሰ ህሱር ቻነል ኢዩ ማኣዲዎ ገጋ ኢዩ ሃሳባት ዶንቆሮ ኣውራጃዊ ኣልይታዊ ሃሳባት ኢዩ ዘሎዎ ክትንቀቅ ኣለዎ ኣረጊት ጋውና ኢዩ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ሃሰና ትቪ ተቀላሳይ ኣይኮንካን ሃሳዊ ኣውራጃዊ ኣለታዊ ህሱር ውልቀተሰብ ኢካ አሪትረያ ናይ ኩሉ ህብረተሰብ ኢያ ብሃባር ችኩናት ስደተናታት ካ ህገርና ኢና ንህዝቢካ ህሰብ ንገንዘብ ኣይትኅሰብ ህዝቢ ንህዝቢ ኣፈላልካ ህዝቢና ኣብ ችግር ኣሎ ኑኡኡ ነጻ ነውጺኣዮ ህብርና
@user-nz1ez7jj1q
@user-nz1ez7jj1q Месяц назад
Awry niwtsiat
@MhtretDesta-x1v
@MhtretDesta-x1v Месяц назад
Gahafat agame
@yoisefsimon1187
@yoisefsimon1187 Месяц назад
They are all looks lost Make your own Tigray festival I’m sure people in Eritrea shame on you guys Vivi Eritrea 🇪🇷
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 Месяц назад
ሻኻ ሽወደን ኣሳፊሓን ኣቀምሲላን ዝተመለሰት ቅምሰልቲ ዕስለ ንኸብዳ ትግራይ።😂😭😂👈☝️👌
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣረጊት ጋውና ሃሰና ኣንጻር አሪትራዋን ቃልሲ ኢካ ኣምሰሉ ሃሳዊ ኣውራጃዊ ተላም ህዝቢ አሪትረያ ኢካ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ሃሰና ኣረጊት ጋውና ክክክክክክክክክክክክክ😂ል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
አማ ኣረጊት ጋውና ኣምሰሉ መታለሊ ህፈር ሎቅማጽ መደናገሪ ህሱር ኣለየታዊ ውዱቅ ውልቀ ሰብ ኢካ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ኣታ sheqati ኣማኑአል ለክባት ንቃልሲ መኒሰያት ብርገድ ንሃመዱ ክትቅጽል ኢንዱዩ ኢላማካ ግን ኣይቲኢወትን ኢካ ረሳህ ለክባት ኣምሰሉ ኣረጊት ረሳህ ኢካ
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f Месяц назад
ሃሰና Tv ናይ ህግደፍ ደጋፊ ኢንዲካ ነርካ ህጂ ዳኣ ከመይ ገርካ ናይ ብርገድ ንሃመዱ ኮንካ ኣታ ህሱር መርገጽ ኣልቦ መንነት ኣልቦ ውዱቅ ኢንሥሳ ገጽ ጋውና ህልኩስ መታለሊ ተኅዝን ወይ ምስ ህግደፍ ኩን ወይ ኣምሃሩ ኩን ኣይትጋላበት ለክባት ኣምሰኡ ህሱር ነጋዳይክክክክክክክጅጅጅ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Месяц назад
AYE XHAYE TEHXR TETKEWN DA AZI SELEMAEI SELFI ZEYKONE KGOYKA KELEWU AYMHADEMKAN TSTUS ADMEKA KAB TBL ABAU ANDIKA ZELEKA ZEYTWEXA
@MhtretDesta-x1v
@MhtretDesta-x1v Месяц назад
Funfunati kidunikilulikum
@Brhane.D
@Brhane.D Месяц назад
ፖሊስ ዳኣ ኒዘፍቀደሎም ፈስቲቫል ግብረ ሽበራ ከይ ፍጸም ኪሕልዉ መሰሎም እዩ፡ መንግስቲ ፍቓድ እንተ ሂቡ እንታይ ኪትገብሩ ኮለል ቱብሉ ኣለኩም ኣብቲ ከባቢ ፈስቲቫል
@Brhane.D
@Brhane.D Месяц назад
ኣማኔል ስራሕ ረኺቡ
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ኣማኒኤል ከኣ ዕምርኻ ተሕጽር ከምዘለኻ ከኣ ፍለጥ።
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ጋህታፍ ኣበይ ኮንካ ኢኻ ትቃለስ፡
@user-yq2tb9zj8m
@user-yq2tb9zj8m Месяц назад
ነዚ ኣማኒኤልን ሰልጠነን ውፉይን ዓይኖም እግሮም ኢዶም መልሓሶም ዘሰንክለልና ተሳኢኑ ከምዘይሞቱ ገርካ
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 Месяц назад
ትርጉም ንሓመዱ ማለት፡ትግርኛ ትፈልጡ እንተኾንኩም፡ዓሻ ወይ ከኣ ዘየመዛዝን ማለት እዩ።ስለዚ ምስዞም ሰባት እዚኦም ምዝራብ ማለት ናባቶም ምውራድ ማለት እዩ። ክልቲኦም ጀላዓት ዝዛረብዎ ዘለዉ ናኣይ ቆልዓ ዘረባ እዩ።
@Amawsmedia
@Amawsmedia Месяц назад
Kxegba eyen ezen yedug 😅😅😅😅
@biriktiaraya3149
@biriktiaraya3149 Месяц назад
Kkkkkkkkk xihay texlikum kitmlesu ekum hgdf anbes guaylom gerom shush yibulu alewu
@MhtretDesta-x1v
@MhtretDesta-x1v Месяц назад
Ebudat melimesit malelit finfunat
@goytaaklikulu
@goytaaklikulu Месяц назад
Beka akilkum mewaelkum kemzia konkum kiterfu ekum beal konto monto ember ab edkum moytatkum eya xbhi chenikum temelesu antum eray mray kluwlaw meninet och serekti.
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
Degefti hgdef hamema guhaf eyom dihri dictator thay go to kontiner of traSh
@wewe5688
@wewe5688 Месяц назад
ክክክክክ አድጊ ንሓመዱ ዕደ ፡ ንአድጊ ዱላ እዩ ፈውሱ
@proud4577
@proud4577 Месяц назад
😂what shall I say to you? as you know nothing, as you understand nothing, which is light and darkness, which is peace and which is war, I feel sorry for you, you are .fools😂
@user-rp9xp6hy1x
@user-rp9xp6hy1x Месяц назад
Deki terefmeref redengxu
@mehariberhane659
@mehariberhane659 Месяц назад
Ahbay arborebua ynkwa alewa aba tdekum atum denakur entry
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Месяц назад
Seyum afe kanshelo lehasi meshenit Weyane lehasti shehani Weyane lehasti meshenit aregtot tseadu afkan meakorkan gefihu aregtot Weyane anqlomuka ya leweti menyuke wahed
@user-rp9xp6hy1x
@user-rp9xp6hy1x Месяц назад
Geletegerkum ka tishnwa denakur
@user-hb2pj5lq5q
@user-hb2pj5lq5q Месяц назад
Hh
@Funnyvideos-gu2zp
@Funnyvideos-gu2zp Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nz1ez7jj1q
@user-nz1ez7jj1q Месяц назад
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@okbamikaelredae6294
@okbamikaelredae6294 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
OG Buda - Сабака (A.D.H.D)
02:19
Просмотров 109 тыс.
💉ሰበር ዜና
Просмотров
OG Buda - Сабака (A.D.H.D)
02:19
Просмотров 109 тыс.