Тёмный
No video :(

ATV: ዝርርብ ምስ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን ኣባል ምስጢራዊ ሰልፍን ነበር፡ የማነ ተኽለገርግሽ - ደራሲ `ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጻእና?` 2ይ ክፋል 

ATV asena
Подписаться 284 тыс.
Просмотров 126 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 355   
@natnaelEri
@natnaelEri 5 лет назад
እዚ ወዲ ጽሩይ ልቢ እዩ። ኣጆካ ንሕና ድማ ኣብ ጎንካ ኣለና ወገን ሓቂ።! የቀንየልና ድማ ኤማ ብሩክ!
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 5 лет назад
ሰብ እዳ ቀተለ ዝመጸ ውድብ ዳ ከመይ ገሩ ፍትሓዊ ክከውን ዘይሕሰብ ካቢዚ ኣድሕነና ኣምላክ
@amanuelberhane7006
@amanuelberhane7006 5 лет назад
Nay bhaki zgerm u
@iamme588
@iamme588 5 лет назад
ሕዲሪ ጂግና ተጠሊሙ. ዝኾነ ሰውራዊ ውድብ ሰብ እንዳ ቀተለ ክመጽእ ንቡር እዩ። እቲ ዘዛረበና ድሕሪ ናጽነት እንታይ ገበሩ እዩ።
@johnkesete4384
@johnkesete4384 5 лет назад
I am Me men eyu absewra mktal nbur eyu elka?? Abzkone ykon sewra eti seb ksab deybdele wey neti sewra zefshil neger keygeber kiqtel eyfqedn u. Eseyas gn netom tenkolu zfeletuwon/ muhuratin eyu qetilwon dhri naxnet sltanu keyxabuwa sle zferhe.
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 5 лет назад
ባሓቂ ኣቶ የማነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ የብዛሓዮም ሓቂ ድዛረቡን ንሃገሮም ብቅንዕና ዝፈትውን ናዓካ ሲዕቦም ሓቀኛ ታሪክ ክነግሩን ንምነ ዕምሪ እዚ ረሳሕ ኢሰያስ ክሓጽር ኩላትና ንሃገርና ክንሓስብ ኣለና ብዘይ ኣፈላላይ ኣጆካ ምሳካ ኣለና
@anedo3886
@anedo3886 5 лет назад
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፣ ኣእምሮ ዘለዎ የስተውዕል። ኢሰያስን ጉጅለ ዓፈንኡን ንምእላይ ንለዕል። Thanks Fighter Yemane
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 лет назад
Yeman we are your family all true Eritrean, We love you and respect you.
@emnetsion2
@emnetsion2 5 лет назад
Mr,yemane is the best i love you so much !!!❤❤
@hanitekle4068
@hanitekle4068 5 лет назад
እዚ ተጋዳላይ እዩ ሓደ ቁኑዕ ዘሎ ሰብ መንእሰይ ኤርትራ ነዚ ሰብኣይ እዚ ከም ኣማኻሪ ጌርና ጥራይ ንገስግስ
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 лет назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቶ የማነ very intresting topic.
@asmaraeritrea7560
@asmaraeritrea7560 5 лет назад
ነመስግንካ ኣማን & tv ኣሰና ኣምላኽ ይሓልወካ ኣቦና ተጋዳላይ የማነ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ጋዜጤና ብጻይ ኣማኑኤል እያሱ ን ሱለይማን ህንዲ ባ ቃል መሕተት ኣቅርበልና ብሂወት ስለ ዘሎ ይቀንየለና
@nosignal320
@nosignal320 5 лет назад
እሞ ንሱ'ከ ተመኩሩኡ ከካፍል ፍቓዴኛ ድዩ:
@ephar133
@ephar133 5 лет назад
Ya please akiribelina yewitsiwo eti yihiwatina bidey geben ketiliwom yiketilom kiani alo
@mogostommi3830
@mogostommi3830 5 лет назад
ኣቦና የማነ ብጣዕሚ ምስጋና ይግብኣካ'ዩ! እቶም ካልኦት ኣጽቂጦም ዘለዉ ነቲ ተቐቢሩ ዘሎ ታሪኽ ከቃልዑን ክቕጽሉዎን ንጽውዕ።
@nosignal320
@nosignal320 5 лет назад
ባባ የማነ ተኽለገርግሽ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከም ደቅኻ ካባኻ ብዙሕ ተማሂርና፡ ኣጆኻ ንሕና መንእሰያት ድማ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡ ከማኻ ዘንቅሕ ኣቦ እዩ ዘድሌና ፡ ኣነ ከም ነብሰይ ዘረባኻ ክሰምዕ ወልፊ ሒዙኒ፡ካልእ ምስማዕ ገዲፈዮ ፡ቕድሚ 4 ዓመት ኣብ ኣሰና ዝገበርካዮ ኢንተርቪው ሀ ኢለ ኩሉ ሰሚዐዮ ፡ ኣብ ስራሕ ፡ ኣብ ትምህርቲ ፡ በቃ ኣብ ኩሉ ፡ፕሊስ ካብ ምስትምሃር ኣይትብኮር።
@guuihujiurtyyh6585
@guuihujiurtyyh6585 5 лет назад
ገዲም ተ/ይ የማነ ተክለገርግሽ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትንታነ። ዓወትና ውን ጽባሕ እያ ናይ ብሓቂ ኣብቲ ህዝቢ ክሰምዓካ ዝክል ግዜ ኢካ ተመሓላልፎ ዘለካ። ብዝያዳ ምስጋና ክኣ ንኣማኒኤል ኢያሱ ብጣዕሚ ከም ድልየቱ ኮይኑ ክትንትን ዕድል ትህቦ ምህላውካ የመስግነካ።ነቶም ዝተረፉ ውን ታሪክ ከዘንትው ንላበዎም መስፉን ሓጎስ ኣኪልዎ እዩ ተዳሂሉ
@teklemaryamandom7185
@teklemaryamandom7185 5 лет назад
መጸ መጸ ኣማን መጸ ኣምበሳ ይመስል ካብ ለንደን ድወጸ አንካእ ደሓን መጻኩም ኣሰና ቲቢ
@tesfaledettesfay2060
@tesfaledettesfay2060 5 лет назад
teklemaryam andom 4d
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 лет назад
ኣቶ የማነ : በቲ ንስኻ ኣቀዲምካ ዝሃብካዮን ትህቦ ዘለኻን ቃለመጠየቅ ተመኩረኻ ኣብ ሰውራ ቡዙሕ ተማሂርና ኢና : : የቀንየልና : ካልኦት ውን ተመኩረኹም ከተካፍሉ ንጽበየኩም : :
@halalmeret8451
@halalmeret8451 5 лет назад
Mesfin hagos seraqiyu gidefo. Timihirti kea yeblun. Dinqurina dima dikum eyu zigebreka.
@matt177st.6
@matt177st.6 5 лет назад
እዛ ሃገር ቡዙሕ ደም ቀቢራ ኣላ ! እዚ ኣዝዩ ተኣፋፊ ምስጢር ኣብዚ ህዝቢ ክፈጥሮ ዝኽእል ሕማቅ ታሪኽ ኣይውዳእን ! ሃገርና በዚኦም ብደም ዝዓብለኸ ኣእዳው ተትሒዛ ትምራሕ ዘላ ንጥፍኣትናዩ !
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 лет назад
@@halalmeret8451 ጽቡቅ ይኹን ኩፉእ : ታሪኽ ስለ ዝኾነ እንተ ዝገልጽልና ኣገዳሲ ኢዩ : : ንዖኦም ከማን ክብረት ምረኸብሉ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 лет назад
@@matt177st.6 ኣዝዩ ዝገርም ኢዩ : :
@aminemelakekidane
@aminemelakekidane 5 лет назад
🕊🇪🇷🇪🇷
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 лет назад
ኣያና የማነ ተኽለገርግሽ ሓደ ከምሓሙስ ጉድ ወድ በራድ ብድፍረት ገላሊሁዎሎ ። ልቢ ግበር ኤርትራዊ ተጠቐመሉ ሓበረቴኡ !!! ሳዲስት ወድ በራድ ክሳብ ጽንተት ሓደ ሰብ አይክገድፈናንዮ።
@matt177st.6
@matt177st.6 5 лет назад
ይሐውውው ውልቃዊ ሰልፊ : ምስጢራዊ ሰልፊ : ናይ ምዕፋን ሰልፊ : ናይ ምጭዋይ ሰልፊ : ነዚ ተሸኪምኩም መጺእኩም ናጽነት ኣይ ሰሙን ኣይ ሳልስቲ ባርነት ተቀይሩ ! ንኽትሰምዖ ስቃይ !
@sociallife7616
@sociallife7616 5 лет назад
Ygermena alo Matt 177
@hanitekle4068
@hanitekle4068 5 лет назад
ይሐውውው እወ ኡይይይይ እዩ ዘብል
@bisratamlesom2075
@bisratamlesom2075 5 лет назад
Fantastic! What an interview! Thanks Amanuel assena for the relevant questions! This is a good reflection of Isyas and his followers! Criminals!!! We are proud of you Mr Yemane! Thanks God that you servived to tell us this precious golden History 💕💕💕
@matt177st.6
@matt177st.6 5 лет назад
በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ! ኩነታት እታ ሓቂ ስለዝፍለጥካና ቡዙሕ ነመስግን ኣቦናን ሓውናን የማነ ኣምላኽ ይሓልኻ : እዚ ምስጢር ዓብይን ተነቃፍንዩ ዘይተገንጸለ ሕማቅ ታሪኽ ቡዙሕ ሰብና ኣብዘይፈልጦ ውራይ የዳኽር ኣሎ!
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 лет назад
ኤማ ነዳዲ አውጺኻ ካብዝገሓጥ ቢልዮናት ዶላራት ብሓቂ ብሂወት ብዓይኒ መርፍእ ሓሊፏ የማነ ነዚ ዘካፍለና ዘሎ ታሪኻት ኤርትራ ከም ሃገር ንኽትቅጽል ህያብ ስውኣትናዮ፣ ቅንዕኖዖምዮ ነዚ አግሂድዎ ዘሎ።
@msgannabaire
@msgannabaire 5 лет назад
Thank you, Yemane Tesfagergish for your trustworthy to tell for the Eritrean people.
@yosiefabraha9519
@yosiefabraha9519 5 лет назад
Viva assena.good job .
@joyjoy9213
@joyjoy9213 5 лет назад
Mr.Yemane is a hero and a great whistleblower blower of the regime in Eritrea. Tye truth is coming out and it will set free so many....
@antihgdef
@antihgdef 5 лет назад
ክቡር ተጋዳላይ የማነ ብጣዕሚ ይቀንየልና፡ ኣገዳሲ ሓበሬታ ,ኣጆካ ህዝቢ ምሳካዩ፡ሕጂ ድማ ንሳቶም ባዕሎም ነብሶም ዝቀትልሉ ግዜ ይመጽእ ኣሎ።
@kibromgebrekidan4570
@kibromgebrekidan4570 5 лет назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ገዲም ተጋዳላይ የማነ በዚ እትህበና ዘለኻ ሓቂ ሓበሬታ ናይዚ ኡኩይን ኣረሜንን ኢሰያስ ከይፈለጥናዮ እባ ጸኒሕና ታሪኹ ን 50 ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ኣታሊልና
@samislove6896
@samislove6896 5 лет назад
ናይ ብሓቂ Gott sei Dank
@habenokbai3762
@habenokbai3762 5 лет назад
He is honest father.
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ተጋዳላይ ኣቶ የማነ ተክለግርግሽ ቃል ምሕተት ነጹሩን ብሩሁን ኢዩ የቀንየልና ኢሳያስ ካኣ ምስጢርካ ይቃላዕ ኣሎ ሕጂ ክ ህግድፍ እንታይ ኢኩም ክትብሉ ዕላማ ኢሳያስ ንሕናን ዕላማናን ን ሃገርን ህዝብን ንምጥፋእ ኮይኑ የሕዝን ኢዩ ::
@user-hw1my3gz3i
@user-hw1my3gz3i 5 лет назад
*ኣንቱም ሰባት ሓቁ እዩ እዚ ኣቦና ነዚ ተንኮልን ክፍኣትን ናይዚ ኣረሜን ኢሰያስ ከይተጋህደን ከይተቓልዐን በብሓደ ንጠፍእ ኣለና ኢልዋ ናይ ብሓቂ ሓቁ እዩ። ምእማን ደኣ ኣይኮነን'ዶ ቀደም ሎሚ እኮ ብዙሕ ሰብ ዘሎ ዘይኣምን ጅግና ናይ ብሓቂ ኣማን ብኣማን ናይ ኢሰያስ ሽርሕታት ዝፈልጥ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገለ ግበሩ ከኣ ከም መጽሓፍ መሳሊ ነባሪ ስራሕ ግደፉልና በጃኹም ዓድና ሰላም ኮይኑ ኣብ ዓድና ክፍኣት ናይ ኢሰያስ እትዛረብሉ ግዜ ይፍጠረልና።*
@asghedomwoldeghiorghis9104
@asghedomwoldeghiorghis9104 5 лет назад
Nnn
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 лет назад
Yemane Teklegergish, the most brave hero of Eritrea. long live. good job Amanuel as always
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 лет назад
i just bought your part book Yemane, and i cant wait to get part one as well. thanks again for your courage and determination.
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 лет назад
Yemane Thank you,thank you, thank you Long life for Yemane Hawena.
@mogosandom179
@mogosandom179 5 лет назад
መስፉን ሓጎስ ደኣ ኢሰያስ ብሕልሚ ለይቲ ይረኣዮ ኢዩ 2ይ ድማ ኢድ ኣለዎ ኣቦና የማነ 2ይ ብተወደድ ኢካ
@helenhadsh1259
@helenhadsh1259 5 лет назад
Edka tekorex beka ab thti koberta tehabieka mhmay wekaru
@user-db3su9he4z
@user-db3su9he4z 5 лет назад
ንስኪ ከ ኣብትሕቲ ኮበርታ ኮንኪ ዲኪ ኢሰያስ ኢሰያስ ትብሊ ዘለኪ? ሪቶ ምሃብ ይበልጽ ካ ኣብትሕቲ ኮቦርታ ዶ ገለ ዶ ትብሊ። ንኩልና ዝጠቅም ማለት እየ። ምስ ሰናይ ይቅሬታ ዛሓፍተይ
@mogosandom179
@mogosandom179 5 лет назад
@@helenhadsh1259 ጛልታ ጋሕባ ኣቦኪ ድዩ መስፉን ሓጎስ ላዝብያ ገፋሕ ምጥሪ
@helenhadsh1259
@helenhadsh1259 5 лет назад
Mogos Andom ብስራሕ ኣዴካ ኣይትጻረፍ መስፍን ሓጎስ is our hero ኪድ ተሓነቅ
@mogosandom179
@mogosandom179 5 лет назад
@@helenhadsh1259 ነዓኪ ዋላ ኣምላክ ኢዩ ሸርሙጣ ሰቲ ኩሎም ነሃቦም ኣይንክልኣዮም ኣዴኪ ውሽማ ኢሰያስ ኢያ መስፉን ሓጎስ ብማዓኮራ ይረውኣ ኣሎ ሰክቲኪ ሸርምጥኪ ብልዕይ
@hanitekle4068
@hanitekle4068 5 лет назад
ኡይይይይ እዩ ዘብል የዕብድ እዚ ሚስጥር ዝንገረና ዘሎ እዋይ ተጋ የማነ ዋላ ሰብ ቅተል እቲ ሓቂ ትነግረና ስለዘለኻ መግለጺ የብለይን ኣድናቖተይ ፡ ዘስካሕክሕ ታሪኽ እዩ
@brhin1849
@brhin1849 5 лет назад
I was totally shoked to hear this dark side of EPLF. This tells as not to expect any change from these old devils. Absolutt trist..
@sapper986
@sapper986 5 лет назад
Tigre elder ELF told you this from 40 years ago.. Now you waking up. smh too late.
@anghesomghebremeskel1695
@anghesomghebremeskel1695 5 лет назад
ጽራይ ዝኾነ ቃለመጠይቕ። ዘረባ የማነ ሰሚዕካስ ካልእ ቃለመጠይቓት ጽን ኢልካ፡ ሸውሃትካ ከፊትካ ምስምዑ ከጸግም እዩ። ትረኻ ኣወሃህባ Top. ኣማኑኤል ድማ ከይኮላለፍካ ንኽዛረብ ዕድል ዝሃብካዮ፡ ከይነኣድኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ብዙሓት ሰማዕቲ በዚ ቃለመጠይቕ ዕግበቶም ይህቡ ኣለው። ቀጽልዎ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 5 лет назад
Thank you! የማነ ቀደም ተከታቲልናካ ብዙሕ ሚሂርካና ኢካ ብእዋኑ ህዝብካ ዘለበምካ ለባም ሰብ፡ዕድመን ጥዕናን።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
Welcom ኣስና ትቭ ጽቡቅ ኣግላልጻ ከብልካ የፍቱ ባባ የምነ።
@aforkirusom2576
@aforkirusom2576 5 лет назад
Terewa
@aforkirusom2576
@aforkirusom2576 5 лет назад
Terewait
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
@@aforkirusom2576 ድሓን ኣይሕዝልካን አያ ሓቂ ምራር ሰል ዝክንት ገን ጽርፊ ገዳፍ ምነንትካ አካ ትንግርኒ ዝልካ ሓወይ ናተይ።
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 лет назад
Aforki Rusom ኢሂ ታ ጉኑፍ ነዚ ጅግና ቢተወደድ ምስ ራኣኻ ዶ መስቐል ዝራኣየ ሸይጣን ዶ ኮንካ
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
@@user-gv4zd2md5r ድሓን ግድፎ ሓቂ ምራርዎ አዩ ቢቶው ወግነይ
@mohamedali-bakhit1662
@mohamedali-bakhit1662 5 лет назад
Emanuel you doing an excellent job this a history of Eplf , Ato Yemane really proud of you . Assena could please you make an interview with Tegadalay Sulieman Hendi .thanks
@Adulis783
@Adulis783 5 лет назад
እሞ እዞም ቡሩህ መጻኢ ካብ ባዶ ተበጊሶም ኣይኮኑን ነቲ ዝነበረ ሰውራ ዘቓናጽብዎ
@samuelsaleh464
@samuelsaleh464 5 лет назад
The best interview of all the time with ASENA - TV Yemane Teklegerigis ..
@danihagos6440
@danihagos6440 5 лет назад
Wellcome ተሐንጢና ክንጽበየካ ጸኒሕና
@OmarAhmed-nr2bc
@OmarAhmed-nr2bc 5 лет назад
ኣቶ የማነ ብሃቅ ተባዕ ሃቀኛ ግልጵነት ዘለዎ ጀግና ሰብ ኢዩ
@henokalazer3737
@henokalazer3737 5 лет назад
መሰፈን አጎሰ ለክባጥ ሰብ እዩ ግልጽነት የብሉን የማነ ግን ያቀነየልና ክብር ይግባአካ
@ukbitarefe5598
@ukbitarefe5598 8 дней назад
ንመን ትጸርፍ ኣለኻ ይርደኣካ ኣሎ ድዩ? ን ሓደ ክንዲ እምባ ዝኸውን ትሪኽ ዝውንን ሓርበኛ፡ ብቀሊሉ ክትጸርፎ ቁሩብ መሓፈርካ! እንተኺኢልካ ምስ ኣኽብረቱ ክትነቅፎ መሰልካ ዩ።
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 Месяц назад
Thank you God bless you thank you💙💙💙💙🎉
@nohmilkyas2000
@nohmilkyas2000 5 лет назад
10x amanuel u r a smart guy
@degentesfahans5832
@degentesfahans5832 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ የማነ ሓውናን ኣቦናን
@girmalemaraya2354
@girmalemaraya2354 5 лет назад
ኣቶ የማነ ብልቢ እምብረምጠን የቀንየለይ ክሳብ ሕጂ ግን ኣብ ህ፡ግ ሀለዋቱ ዝጥፈኤ በቴ ሰብ ኣሎ ሓወቦይ ክገርመካ ጨና ማይ ዝኮኑ ኣለዉ ዶ ትብል፡ ሲላዚ ኣብ ኤርትራ ዘይተሰምዐ እምበር ዘይተገብረ የለን።ከሙ ከኣ የምስግን ኣሰና ሳቴላይት ትንፋስ ውጻዓት።
@user-ci7ge5um2d
@user-ci7ge5um2d 5 лет назад
ሰለም አሰና ከምኡ ውን አቶ የማነ እነቋዕ ደሓን መጻእካ ፣ናይብሓቂ ብዙሕ ኢና ፈሊጥና ኸባካ ይቄንየልና ፣ካልእ አብቲ ናይ ናቅፋ ውግእ በሓደ ንምገብ ኔርና ኢዮምዝብሉ እቶም ተጋደልቲ ማለት ፣ጸላኢ ብነፋሪት ይድብዮ ፣አብኡ ንቀዳደም ኔርና፣ይብሉ እሞ ኢዚሰ ከመይነሩ
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ተጋዳላይ የማነ :: ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባን ቃለመጠይቅ ሓው ኣማኒኤል ኽብረት ይሃብኻ :: እምበር ወዲ ተንቤን ድኣ ምንኣስ ሳጥናኤል እንድዩ ::
@biniamraesi7593
@biniamraesi7593 5 лет назад
ብታእሚ ብዙሕ ተማሂርና ማእረ ክንድዚ ከኣ ኣሎ ኢዩ ።ሕማቅ ዝገበረ ደቂሱ ኣይሃድርን ኢዩ ኣጆኩም እቲ ኩሉ ምስቲይር ናይቲይ ጨካኒ ስርዓት ክውጸ ኣለዎ ሰኣቱ ኣኪላ ኢያ ንዓኩም ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ነቲ ገፋዒ ስርዓት ትፋቱ ትኩን እዛ ኣመት እዚኣ።thanks ስለቲ ኩሉ ነገር ኣብ ጎንኩም ኣለና በርትዑ ኣጆኩም።
@samislove6896
@samislove6896 5 лет назад
እዋይ ህግደፍ እንታይ ዓይነት ቫረስ እዮም እዝኦምሲ ፌራታት።
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e 5 лет назад
Educational and interesting interview by ATV.
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 лет назад
You are hero
@homiegoi2824
@homiegoi2824 5 лет назад
Keep it up!!!
@efremtecle4234
@efremtecle4234 5 лет назад
ምስ ኢሰያስ ዝኣመነ ብሴፍ ዝኸሓደ ብሴፍ እዩ። እቲ ዘሕዝን ግን ማዕረ ክንደይ ኢና ዝኑባት ኣይርድኣንን እዩ። ንህዝብ ሓራ ከተውጽእ ወጺኻ ንባዕልኻ እሱር ኮንካ ክትነብር ከመይ ገይሩ ተዋሒጥሎም ክትኣምኖ የሸግር። ሕጅውን መትከል እምበር ውልቀሰብ ክስዕርር ከምዘየብሉ ኣርጊጽና ክንጽዕተሉ ዘለና እዩ።
@fkrehabtu2093
@fkrehabtu2093 5 лет назад
Great man 👍👌
@Tesfitful
@Tesfitful 5 лет назад
ኣማኑኤል ከምኡውን ኣቶ የማነ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ስለቲ ሓቀኛ ዝኮነ ሓበሬታኹም። ሓንቲ ዚተዛረባ ኣቶ የማነ ፍቃደኛ ተኮይኑ ደጊምካ ደጊሙ ከብርሃልና ምደለኩ። ከምቲ ጀሚሩ ክሳብ ዝውድእ ቅንዕና ብዝመሊኦ ሓበሬታ ዝህበና ዘሎ፡ ነቶም እቲኦም ዝብሎም ዘሎ ጽቡቅ ጌሩ ከብርሃልና፡ ሕብእብእ ዘድልዮ ጉዳይ ስለዘይኮነ። Censorship ዝሓቱሲ ነቲ ቅኑዕ ዝኮነ ታሪኽ ግዳ ብክፉት ልቢ ዘይቅበሎዎ። ብዛዕባ ኢሰያስ ጥራሕ ዘገድሶም ከመይ ዝበሉ ሰባት እዮም። ከም ኢሰያስን ሰዓብቱ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ድሕሪ ደጊም ንኤርትራ ኣየድልያን እዩ።
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 Месяц назад
Thank you God bless you thank you💙💙💙💙🎉wowww wowww❤💙💪🌿🌿🎉
@joehatu7130
@joehatu7130 5 лет назад
Yes we are with you 10000% no doubt..!
@aronwedikshi8685
@aronwedikshi8685 5 лет назад
ሓቅስ ብርእሳ እንተቀበርካያስ ብእግራ ትወጽእ ዝበሃልስ ከምዚ ናይ እዚ ግጅና ኤርትራዊ ዝበሃል ከማካ ኢዩ ቀሊል ኣይኮነን ካብዞም ኣርዮሳት ብሂወት ክትውጽእ እሞ ከኣ ንህዝቢ ከምዚ ገርካ ምብሪሂ ክትህብ ብጣዕሚ ሓይሊ የሓትት ኢዩ በሓቂ
@omali7946
@omali7946 5 лет назад
ؤ
@nosignal320
@nosignal320 5 лет назад
ኣዘራርባኻ ስሓብነት ኣለዎ።
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 лет назад
My hero
@mahariawa5445
@mahariawa5445 5 лет назад
ዋይ ዋይ ዋይ
@habtomgere7483
@habtomgere7483 5 лет назад
Anbesa zekone sebay hero
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 лет назад
ስለምንታይ ኢዩ አብ ሞንጎ ጀብሃን ህግ ውግእ ሕድሕድ ተጌሩ ምኽንያቱ ናይ ቡዞሓት መንእስያት ተጋድልቲ ሂውት ቀዚፉ ብዛዕብኡ አፍልጦ አንተለካ ንገረና ክሳብ ሕጂ ዝዛረብ ስብ አይሰማዕኩን።
@user-pn4ew4zt7u
@user-pn4ew4zt7u 5 лет назад
Assena good job
@habtewe8914
@habtewe8914 5 лет назад
እዋይ ጭካነ ኢሰያስ ማፍያ ካብቶም ጸላኢ ዝቀተሎም ኢሰይስ ዝቀተሎም ይበሑ። ወይ ኢረይ ትርኽብዮ፡ በሉ ሕጂ ውን ኩልና ንስመር ብሓደ ኮይንና ነጥፋኣዮም ሃገርና ናጻ ነውጽእ
@robieri8415
@robieri8415 5 лет назад
Waw interesting interview. Good job ema and thanks ato yemane
@teklebrahanhabtemariam7418
@teklebrahanhabtemariam7418 5 лет назад
Enqae Bselam mexakum
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 лет назад
Very innocent men.
@fkrehabtu2093
@fkrehabtu2093 5 лет назад
Lebamat ente asqitom ayashu yibezhu. (L. Mandela). mechereshta gn b Lebamat yidimsesu. good job Sr.
@عدالعوبل
@عدالعوبل 26 дней назад
هذا الرجل اخرج الحقائق وانا ❤ كلامه شخصيا
@sisfisaha8990
@sisfisaha8990 5 лет назад
Wowww
@mamaeritrea8109
@mamaeritrea8109 5 лет назад
thanks ATV ASSENA & ato brhane
@eritreanforfreedom1827
@eritreanforfreedom1827 5 лет назад
Thank you Tegadalay Yemane weldegergish. I want to thank you because you have disclosed the damage that have been done by dictator Isseyas Afwerk specifically The killing of tegadalia Ibrahim Afaa and many innocent Eritrean youth.
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 5 лет назад
Ajoka dear Ms Yeman niihna dima ab gonika alena abzi 😍👍
@rahelkifle727
@rahelkifle727 5 лет назад
👏👏👏👏👏✅✅✅🌷🌷🌷well done thanks for the wonderful message
@dejenghermay5459
@dejenghermay5459 5 лет назад
Bkedamenet thanks and hanti heto alatni Abzi geze zeneberkayo tera beal wuchi fliqos bitweded wedi rebi entay neru thanks
@samtem7373
@samtem7373 5 лет назад
Yemane btaemi yekeniyelna neziom seteyti dem abqirian tewtsiom zelekha. Enqae bihiwetka tsenahkana tefelitom yom
@axumitekingdom2043
@axumitekingdom2043 5 лет назад
Good job assena and ato yemane .keep it up
@eritreanboyloveislove2892
@eritreanboyloveislove2892 5 лет назад
❤️❤️❤️
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
ኣለናልካ ንሕና ኣዝማድካ ወገንካ ፣ ኣነ ብወገነይ ወዲ ስዉእ ብጻይካ ኣሉኩ ኣብ ጎንካ ኣያና ኣቦና ፣ ዝተረፈ ዕድሜካ ኣይትንጸልን ኢካ ሓርበኛ ኢካ ።
@Josi-d9t
@Josi-d9t 5 лет назад
l really appreciat veteran yemane ,how he could remember the history of every single day that for long time .SO please continue ATV
@believeyourself1903
@believeyourself1903 5 лет назад
O kove you God because you safe YEMANE lude.
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 5 лет назад
ሓደ ነገር ክብለኩም እዞም ምሁራትን ኣብ ደንበ ተቀውሞ ዘለኩም ተጠንቀቁ ናብ ኢትዮፓያ ኣይቲ ጉሽ።ህግደፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘድልዮም ሰብ ኣብ ምጭዋይ ተዋፊሮም ኣለው። ካብ ዘለክሞ ዓዲ ናብ ኢትዮ ቪዛኩም ምስ ተሃረመ ብቀጥታ ናብ ህግደፍ ኢዩ ዝከይድ ኣበየናይ ሆቴል ከምትኣቱ ኩሉ ይቃጻጸርዎ ኣለው ።ስለዚ ተጠንቀቁ ህግደፍ ስፊላዊ ክዳን መሊሶም ይስልዩ ኢዮም ዘለው።
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 5 лет назад
Jigna Tsibuk aleka Tsibuk Meglexi
@edenabraham6359
@edenabraham6359 5 лет назад
Kab busul tire zwexe gedim jigna tegadalay tihaki zfelto yekenyelna baba yemane
@medhaniezeresenayaraya6482
@medhaniezeresenayaraya6482 5 лет назад
Nay bhaki yehwatkan qerebtkan ente rehaquka eretrawyan alena msaka ajoka tray
@hanitekle4068
@hanitekle4068 5 лет назад
ተጋ የማነ በጃኻ ሓደራ ኣይትሰከፍ ናይዛ ሕብእቲ ሰልፊ ትብላ ዘለኻ 365 ሰባት ስም ዝርዝር ኣስማቶም ብወግዓዊ ክትነግረና ኣለካ በዓል መን ይበሃሉ already ንስኻ ሓደ ካብኦም ኢኻ ርግጸኛ እየ ትዝክሮም ኢኻ ንገረና ጥራይ ኣገዲድና ዋላ ሚስጥር ከምዘውጽኡ ክንገብሮም ኢና። ዝገርም እዩ ናይ በሓቂ ጭካነ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 года назад
ሓደ ካብኦም ቢትወደድ ኣብርሃ ኔሩ።
@amanjemal9203
@amanjemal9203 5 лет назад
Thank you so much Yemane teklgergshu
@setanta8
@setanta8 5 лет назад
Like is you want ATV to bring Mesfin Hagos !
@kenewetina
@kenewetina 5 лет назад
የማነ ሐወይ ካብ ልክዕ ንላዕሊ ብትኽክል ስእሊን ተግባርን ዕላማን ናይዚ ምስሉይ ኢትዮጵያዊ ሰላይ ኢሳያስ አፍወርቂ አብርሃም ሃይሉ ፈሊጥካዮን አለሊኻይን ሕጂ ከአ ብግልጺ ተቃልዖ አለኻ። እቲ ዘስደምም ግን እዚ ኩሉ ሐቅታት እንድሐበርካዮም ከለኻ፣ ጌና ጌና ዝአምንዎን እንዳጸፍዖም ዘፍቅርዎን ምህላዎም ክንደይ ኮን መስደመም ኢዩ። ብሐቂ ባርያ ምዃን'ውን ይልመድ ኢዩ።
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 5 лет назад
ኩቡር ኣቦና የማነ ተኽለ ገርግሽ አዚ ትገብሮ ዘለኻ ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ተሪኽ አዩ ብምቅጻል አዚ ዋሎዶ አንታይ ክግብር ኣብ ቃልሲ ካብቲ ተመክረኻ ቅርብ አስተምህሮ የድልዮ ኣሎ አምበር ክፍኣት አስያስ ኣብ ዓለም ምዳርግቲ ዝይ ብሉ ኣብ ህዝቢ ኤሪትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ጽባሕ ኣብ ደቁ ክፍደዮ አዩ
@helenabraham4930
@helenabraham4930 5 лет назад
ብሓቂ ባባ የማነ ነዚ ግፍዒ ናይዚህዝቢ ክትርእይ ከለኻስ ።ስራሕና ኣይሰራሕናን ወይ ከጥፍኦ ኔሩኒ ኢልካስ ትጥዓስ ዶ?
@ephar133
@ephar133 5 лет назад
Ya nay yemane kulu interview semieoyo mis assena digebero Kidimihiji kidimi 5 amet semiayo 19 part alewo bitaemi eyu ditias Entay yibil nihizbi Eritrea nihina ena bedilinayo yibil simieyo
@Mart-hc9qs
@Mart-hc9qs 5 лет назад
ግድን እምበር ሄልን ሃብተይ ባዕሉ ይብል ኣሎ እኮ ግን ፈሪሑ እቲ ህዝቢ ከማን ኣይቅበለንን ኢሉ ምክንያቱ ኢሰያስ ኣብ ህዝቢ ቅቡል ስለ ዝነበረ
@Sami_2929
@Sami_2929 5 лет назад
Welcome assena keep it up
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@habesaboy1164
@habesaboy1164 5 лет назад
Omg ezi sebay kula nebsu tarik EU
@yemaneyemane6694
@yemaneyemane6694 5 лет назад
የማነ ኣታ ጂግና በጀሖ ከመሖ ዝመስሉ ደቀባት ኤርትራዊ ንኢሰያስ ንየማነ ገ/ኣብ ብሚስጢር ተራኪብካ ኤርትራ ገለ ከይኮት ብተጋሩ ሙሉ ብሙሉ ከይተወረረት ስጉምቲ ናይምቅታል ጂግና ኤርትራዊ ( ት ) ወለደልና በጀሖ በጀሖ በጀሖ
@biniamtsegay8912
@biniamtsegay8912 5 лет назад
Realy thank you. Ezi eu jigna
@yoseffishaye3243
@yoseffishaye3243 5 лет назад
Thanks assana tv ane kulu gzie interview ab etgebryo tekafalay nay medebkum ye bflay ms ayana yemane t/gergsh ab etgebrwo batekuro ye zketatelo ane kea kem delay fthi selamn hzbna kem kulu eritrawi meten kea ms ato yemane kem teketatali sefihn kfalat zeloyo interview tewesaki kea kab hzbi malet kab comment twekiska ente thato nkulu rdu mkone
Далее