Тёмный

ATV: “ዪከኣሎ ኩሉ ዝከኣሎ ብዘይካ ብሽክለታ” ብ ዶር ዮሃንስ ሃይለ / Dr Yohannes Haile 

ATV asena
Подписаться 282 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

18 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 8 дней назад
ናይ ብሓቂ ኩናት በላዒ ህዝቢ መብረሲ ሕብረተሰብ መባደሚ ዓዲ ጽቡቅ ትረካ ዶከተር ጆን❤❤❤
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 8 дней назад
This is one of the best stories ,well said and well written.he explained the situation in our home country,in simple ways.
@nahomberhane7006
@nahomberhane7006 8 дней назад
A very informative article!!
@samuelsegid796
@samuelsegid796 6 дней назад
Thanks kemaka ybthah🙏
@Lidyayyy
@Lidyayyy 8 дней назад
@aradomweday9922
@aradomweday9922 8 дней назад
🎉❤🎉❤🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺❤🎉❤🎉 🎉❤🎉🌺ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብረትን ንስዉአትና🌺🎉❤🎉 🎉❤🎉❤ኤርትራና ከቢራን ኮሪዓን ትነብር ሳላ ደቃ❤🎉❤🎉 ጆርጆ ሶሎ አኪለ ወዘተ መዲ ሃገር መዋእል ይሃቦ ሃገረይ ዉን ሰብ አለዋ 🙌
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 8 дней назад
👍👍👍👍 excellent explanation
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 7 дней назад
ዝኸበርካ ዶር. ዮውሃንስ፡ ናይ ባሓቂ ዝንኣድ ውሕሉል ስራሕ፡ ሳሙኤል ድማ ላዛ ዝመልኦ ኣነባብባኻ ኣድንቆተይ እገልጽ። እዚ ናብ ርሑቅ ዝተለመ ጽሑፍ ግን፡ ሰሚዕካ ጥራሕ ዝሕለፍ ዘይኮነስ፡ከም ሓደ ፕሮጀክት ተታሒዙ፡ ንድሕሪ ህግደፍ ዘላ ኤርትራ፡ ንኽትግበር ቅድመ ምድላዋት ክግበረሉ ዘለዎ ኢዩ። ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት እዚ ሰናይ ውጥን ዋዓል ሕደር ዘይባሃለሉ፡ ኣገዳሲ ሰናይ ራእይ ኢዩ እሞ ጀምርዎ፡፡ ንሕና ድማ በቲ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንስዕበኩም ኢና። Thanks God Bless you.
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 8 дней назад
ብጣዕሚ ዝንኣድ ትምህርቲ ጆን ሓውና❤❤❤❤❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 8 дней назад
ቡሱልን ቡሩህን ንጹርን ለወባ ነቶም እንዳፈለጡ ዱሑሩን ጸቢብን ናይ ኣታሓሳስባ ኣእምሮ ዝውንኑ ዘይኮነ ነቶም ኣእምሮ ዘለዎም ብህዝቦምን ብሃገሮምን ዘስተንትኑ ግዱሳት ሃገራውያን ደሞክራሲያውያን ደቀባት ኤሪትራ ናይ ኣይንዓሹ ልቢ ንግበር ሓቢርና ንመሰልናን ንክብረታን ንኽብሪ ልዕላውነት ሃገርናን ንቃለስ ዝብል መልእኽቲ ኣማሓላሊፍልና ኣሎ ኣብ ልብና የሕድሮ :: ንኩቡር ሓውና ንዝለገሰልና ኩቡር ልቦና ዝመለኦ ምኽሪ ድማ ቡዙሕ ነመስግን ::
@berhanetewolde
@berhanetewolde 8 дней назад
ህልዉ ኩነታት እዚ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብፍላይ ክኣ ንኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ፡ ናይ ኩናትን ብሓይሊ ብረት ዝሓስብ ሕብረተሰብ ንክህሉ ዝግበር ዘሎ ኣከያይዳ ስርዓታት ንክፈርስ እንተኮይኑ፡ ከምዚ ክቡር ዶክተር ዮዉሃንስ ሃይለ ዝበሎ፡ ዝተማህረ ( ብሩህን ብሱልን ኣእምሮ ዝወነነ እንበር ዲግሪታት ዝጸዓነ ጥራይ ዘይኮነ) ፡ ኩናትን ናይ ክይናት ዉጺኢትን ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ንክፈልጥ ብምግባር ፡ ኩሉ ዉጺኢት ትምህርቲ ናብ ናይ ሓባር ምዕባለን ዕቤት ሓባራዊ ምትሑቑቓፍ ሕብረተሰብ ንክዉዕል ባይታ ምንጻፍ ን ንሰላም ብተግባር ምስራሕ እዩ እቲ ኡንኮ መፍትሒ።ኩሉ ክኣ ነዚ ንምትግባር ክለዓል ኣለዎ። የቀንየልና፡ ዶክተር እሞ ነዚ ዝሃብካዮ እማም ንምጅማር ፡ ባዕልካ ፡ ንዓካ ዝመስሉን፡ ብሓሳብካ ዝሰማምዑን ብምሓዝ ዘይተበግስ።
@amannegus8465
@amannegus8465 6 дней назад
ኣማኑኤል ዕደ: ዓባይ ድስቲ ደፊእካያ:: ምውት
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 8 дней назад
Demom dem kelbi koynu kiaiuwo eti srat nay deki terrorists aybelen ayhadegon nay kalot wun aynhafon nana entay gber ybluna
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 8 дней назад
Please! Asenna kemzi ziamesele tsihfat libi weled zanta aykonen adlayi ab hiliw gizie merir iyu! Dr! Tebahilom kemzitat zey tchbut halewlew kitsifu zehezin iyu! Mihurat etitreawiyan kemzi iyu😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Higuain1995
@Higuain1995 8 дней назад
ካብዚኣ ንላዕሊ መልኽቲስ ከመይ ኢኻ ደሊኻ. እዝኩኣ እዩ ጸገምና ኾዩኑ ዘሎ ከይመመና ከይሓሰብና ናብ negativ ክርቲክ ንኣቱው 🙏
@samuelkusmu6160
@samuelkusmu6160 7 дней назад
Kula semiekaya dika? Slrmntay eka ab kemzy zibele frdi brxihka kbur haw?
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 7 дней назад
ዝኸበርካ ዶር. ዮውሃንስ፡ ናይ ባሓቂ ዝንኣድ ውሕሉል ስራሕ፡ ሳሙኤል ድማ ላዛ ዝመልኦ ኣነባብባኻ ኣድንቆተይ እገልጽ። እዚ ናብ ርሑቅ ዝተለመ ጽሑፍ ግን፡ ሰሚዕካ ጥራሕ ዝሕለፍ ዘይኮነስ፡ከም ሓደ ፕሮጀክት ተታሒዙ፡ ንድሕሪ ህግደፍ ዘላ ኤርትራ፡ ንኽትግበር ቅድመ ምድላዋት ክግበረሉ ዘለዎ ኢዩ። ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት እዚ ሰናይ ውጥን ዋዓል ሕደር ዘይባሃለሉ፡ ኣገዳሲ ሰናይ ራእይ ኢዩ እሞ ጀምርዎ፡፡ ንሕና ድማ በቲ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንስዕበኩም ኢና። Thanks God Bless you.
Далее
ከምሽቱ 3:00 የአማርኛ ዜና
58:44
Просмотров 8 тыс.
Thank you 3M❤️
00:14
Просмотров 807 тыс.
ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
21:31
Просмотров 41 тыс.