Тёмный

Atv Asena Live - ህጹጽ ዜና ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዘጋጠመ ሕድሕድ ግጭት ደገፍትን ተቓወምትን ህግደፍ 2 ኤርትራውያን ሞይቶም 5 ቆሲሎም 

ATV asena
Подписаться 286 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - ህጹጽ ዜና ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዘጋጠመ ሕድሕድ ግጭት ደገፍትን ተቓወምትን ህግደፍ 2 ኤርትራውያን ሞይቶም 5 ቆሲሎም

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 88   
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 19 дней назад
ሱልጡናት ኢና አንዳበልካስ አብዘይዓድካ አብ ዝሰልጠነ ሀገር ፅግዕተኛ ኮይንካስ ብተደጋጋሚ ረብሻ መፍጣር እንታይ ይብሃል ።
@YOhansarada
@YOhansarada 18 дней назад
ናብ ምቅታል ዝጓየ ዘሎ ዓቕሚ ምፅዋር ዝተፈልየ ሓሳብ ዘይምህላው ዝወለዶ ንምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን።
@tekleweynitsdesse6799
@tekleweynitsdesse6799 19 дней назад
አሕዋተይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም አነ ዝገርመኒ መንግሰቲ ሰራሕ ክፈጥረለይ አይካአለን ሰራሕና እሰክርና ኮይኑ ምምባር ከሊኡና ኢሎካ ብባሕርን ብመሬትን ዋጋ ከፊልካ ወፂኻሰ ተመሊሰካ ነቲ ግፍዔኛ መንግሰቲ ምድጋፍ እንታይ ዝብሉዎ ድንቁርና እዩ ንሓደ ሰብኣይ ክባሃልሰ መናእሰይ ኤርትራ ዘርሞ ዘርሞ ይጥፍኡ እዋይ መርገም
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 дней назад
ኣየ ድንቁርና ጽግአተኛታት ህግደፍ ነዚ ሃደ አግሩ ናብ ግሃነብ አሳት ክኣቱ ወርሃት ተሪፍዎ ዘሎ መራህ ኣጋንንቲ ኢሰያስ ኣፎርቂ ክድግፉ ሂወት የህዋቶም ዝጥፍኡ ዘለዉ ደናቁር ዘበገስዎ ግጪት ምስ ምንታይ ይቁጸር ፥ኣለም ገረሞ ፥
@user-cn1hw9vo7d
@user-cn1hw9vo7d 18 дней назад
Kendey werhi iyu terifwo?
@blackaboymen3265
@blackaboymen3265 19 дней назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ
@Azeb1782
@Azeb1782 19 дней назад
አየ አደ ኤርትራ መወዳአታ ዘይብሉ ሓጥያት ሃገርካ ሓዲካ ምጺኻስ አብ ክንዲ 80 ዓመት ንመን ንመን ንመን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 18 дней назад
The government of Israel should send them to Eritrea.
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 19 дней назад
😢😢😢😢ብጣዕሚ ዘሐዚን
@solomontadese7918
@solomontadese7918 19 дней назад
ለባም ዝተሳእና ዓዲ ጥፍኣት እዩ ውጺኢታ።።።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 дней назад
መንግስቲ ኢስራኣል ገፊጡ ናብታ ግሃነብ አሳት ዝኮነት ኣዶም ከፋንዎም ኣለዎ ኣብቲ ቅዱስ መረት ኢስራኣል ከውጽኦም ኣለዎ አዚኦም ዝተረግሙ ህዝቢ አዮም፥ብፍላይ አቶም ባራዩ ህግደፍ ካብዚ ሃገር አስራኣል ንህዝቢ አስራኣል ህማም ኮይኖም ኣለዉ ፥ፋሺስት ኢሰያስ ኣገናአ አናበለ ምጺፍጫፍ ህድህድ ኣሪትራውያን ነዚ ጋንየን ጸባ አዩ ዝሰቲ ፥
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 18 дней назад
You are absolutely right
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 дней назад
ካብዚ ብአግዚኣብሀር ዝተረግመ ህዝቢ ነብስካ ምግላል መሪጸ ኣሪትራውያን ዝባሃሉ ርጉም ክጠፍአ ዝተፈርደ አኩይ ህዝቢ ኮንቶ ኣይተራአየን፥
@wedid.c6732
@wedid.c6732 19 дней назад
ስቅ ኢልካ ጽሕፈትካ ኣመሓይሽ ዳሕራይ ከ መዓስ ተሓዊስካ ትፈልጥ ነብስካ ምግላል ትብል ድሁል
@tekleweynitsdesse6799
@tekleweynitsdesse6799 19 дней назад
ሻዕብያ አደድኡ ረኺቡ እዚአ እዩ ዝደልያ አብ ዕግርግር እዩ ዝነብር
@TheBerihu
@TheBerihu 19 дней назад
መራሒ ዘይብሉ ህዝቢ መጨስትኡ ከምዙይ እዩ።
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 19 дней назад
ስድራ ክሕጉዙ ወጼኦም ወዶም ጋሎም ክቅተል ሕማቅ ግዜ እይ ብሓቂ😢😢😢
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 19 дней назад
Why blame Israel instead of the old geezer - president esayas?
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 19 дней назад
DONAKUR DEGHEFTI HGDEF KABTA HAGHEROM REMEX ZEKHONETOM HADIMOM N HADE SHIFTA BEAAL TABYAYA KORARO ELOM SELAMAWIAN SEDETENGATAT YETKEUE. KEMZEOM AYNET HUSURAT SEMIEN TEGHARU AB MELAA ALEM AYTREKEBEN EKHA.
@sabrinayosef3081
@sabrinayosef3081 19 дней назад
Uuuuuuuuuuùuyyyyyyyyyyyyyyyybel Eritreawi mienti higdef elkas mot 😭😭
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 19 дней назад
Very sad
@OgbaiZera
@OgbaiZera 19 дней назад
ሰላም ኣሳና መንግስቲ እስራኤል ይኩን ናናቶም ጥቅሚ ክሕልዉ ፋዕራ የብሎምን። እስራኤል ንባዕሎም ኣብ ክባ ብምህላዎም ተዋዲኦም ካብ ሃገሮም ክውጽሎም ድሌት ኣለዎም። ህግድፍውን ምንግስቶም ኣይትንክፍዎም ምበር ተተካስተሩ ስልጣኖም ኣይተንኪፍም ጥራይ፡ 30 ንህግድፍ ቁጽሪ ኣይኮነን ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ኣብ ጦርካሽ ኩናት ዝሞቱውን እንታይ ትርጉም ኣለዎም። ስድራ ቤት ክሳብ ሕጂ ኣይተርድኡን፡፡ ኣብ እስራኤል ካብ ዘሎ ስደተኛታት ግንዘብ ጥራይ እዩ ዝድሊ። ህግድፍ ክሳብ ሕጂ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዘሎ ኤርትራዊ 2% ካልእ ርብሓን እዩ ዝቃሞት ኣ። ርባዕተ ነጥቢ! መንግስቲ እስራኤልን ደው ከብልዎ ምካኣሉ፡ ብዙሕ ዝግደሱ ኣይመስሉን። ክስደድ ክመውት ዝተፈጥረ ህዝቢ ክንብሎዶ ስም'ካ ስኢናሉ። ጥንቂ ናይዚ ኩሉ ስደት ኮይኑ ስደት ካብ መን ዘሎ ፍጡር ኣብ ደገን ውሽጥን ህዝባዊ ናዕቢ ብሓደ ድምጺ ብናይ ሓባር ኣንጻር ህግድፍ ክላዓል ኣለዎ። ሞት ፈሪህና ከይንብል ንሞወት ኣሎና።
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 19 дней назад
አየ ኢሰያስ ዕድለኛ በጃኹም ትጋገዩ አለኹም
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 18 дней назад
ሑሱር ህዝቢ
@waletburru1725
@waletburru1725 19 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭
@loveyourself2406
@loveyourself2406 18 дней назад
ታይ አዩ አቲ መዕተዊ ሙዚቃኻ ብጣዕሚ ነዊህ ከምኡውን ትደጋግሞ ይስልቺ አዩ ስለዚ አተመሓሽካዬ ፅቡቕ ነይሩ ኤሚ ሐውና።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 19 дней назад
ጽቡቅ ነጥቢ ሰላታን ዓቅሚ ዘለዎም ክልቲእቶም መንግስታት ምንግስቲ እንተኮይኖም። እቲ ሳልሳይ ሰራዊትን ህዝብን ድማ ምንግስቲ ብምግምጣል ዘላቂ ፍታሕ እዩ።
@almaz3950
@almaz3950 18 дней назад
ኤርትራዊያ ሕክምና የድሌኩም እዩ። ምስ ሀኪምኪም ክትዛራረቡ አለኩም።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 19 дней назад
ኢትጲያ ዊ ዓገናዒ ኡሊኹም ኡቶኢሰያስ።ዓገናዒ።
@Azeb1782
@Azeb1782 19 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 19 дней назад
መምሃሪ ኢዩ፡ ሰብ ብተግባር ጥራሕ ኢዩ ዝማሃር፡ መኺርካ ዝሰምዕ ኣይመስለንን። ቻው ተለሚዱ ኢዩ፡ ከምቲ ሂወት ኣብቲ ዓዲ ተለሚዱ ዘሎ ኣብ እስራኤል ውን ከምኡ
@muluesamson879
@muluesamson879 19 дней назад
💔💔💔💔💔ኣየ ወላዲት ረኺባቶ ዘላ እንታይ መርገም ይበሃል እዚ l🖤💔💔💔
@user-iw7kb6sz7c
@user-iw7kb6sz7c 19 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢
@loveyourself2406
@loveyourself2406 18 дней назад
ሐመድ ብልዓ ደቂ አነስትዬ ኤርጥራ 😂😂 ሎቕማፃት ህፍረት ዘይብለን ሩጉማት።
@مجدلالقحطاني-ط5غ
@مجدلالقحطاني-ط5غ 19 дней назад
ኣይሰማዕን ድምፂ
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 19 дней назад
Ageb ageb bejakatkum lbui gberu sleigziher
@belaberhe3177
@belaberhe3177 19 дней назад
Amanual hawana Very sade news 😂😂😂😂
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 18 дней назад
What a shame
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 18 дней назад
ህግደፍ ሎቅማጻት
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 16 дней назад
😭😭😭😭😭 thank you Aman/ASSENA channel as always 🙏💙
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 19 дней назад
Zehfir,zebki eyu kemzi aynet widket kinwerid ab mengo kilte yehwat
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 18 дней назад
😭😭😭😭😭
@YOhansarada
@YOhansarada 18 дней назад
ኣንቱም ስባት እንታይ ምዓቱ ኢዩ ወሪዱና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ እንሕምሳ ዘለና ተዛረብቲ ትግርኛ ንምዃና እኹል መርተዖ ኢዩ። ኣብ ትግራይን ኤርትራን ተባሂልና ምቅትታል ከየኣክል ኣብብዘለናዮ ውን ምጭፍጫፍና ኣብቅድሚ ማሕበረሰብ ሃወኽትን ፀረሰላም ምዃና ነመስክር ኣለና ዘሕፍር ዩ።
@werqzeleke2815
@werqzeleke2815 17 дней назад
You are killing each other don't blame any government including Isayas .stop running to Ethiopia too
@freedomtnb351
@freedomtnb351 19 дней назад
Until we all Eritrean united and see HGDEF as our first enemy we are not going to win the war over HGDEF. Still many Eritrean don't see HGDEF as the number one enemy of Eritrean. That is our problem.
@user-ul8dn2mp2j
@user-ul8dn2mp2j 19 дней назад
ዓሕ ሐፍቶኹም እባ ኰና !😂
@TeweldebrhanTeferi
@TeweldebrhanTeferi 17 дней назад
ትክኮ ጸብአግለጸ ነይባህ
@loveyourself2406
@loveyourself2406 18 дней назад
ሩጉማት ዘርኢ አብ ዝኸድዎ ዕግር ግር ተመስገን ዘይፈልጡ መሐይማት። ዝሐስብን ዘመዛዘንን አዕምሮ ዘይብሎም አጣልን ግመልን አናሐለዉ ዝዓበዩ መሐይማት። ወዲ ሠብ ካብ ጎረበቱን ካብ እቲ መነባበሪ ዘለኻዬ ዓዲ ብዙህ ክትመሐር አንተይዚኺኢልካ ሸይጣን አጋንንትን አብ ሊዕለኻ ሐዚልካዬ ትኸይድ ኽፉዓት አተን ደቂ አንስትዬ 😂😂😂 ይብዕሳ ዒዋላታት ሩጉማት ዘርኢ።
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 19 дней назад
elsa chirum eya kmiu sihifa eti haki gn kab beteksyan tebegisom eyom halefti megedi ketilom zelewu nktfelt ezom berayu
@mestewalie6479
@mestewalie6479 18 дней назад
እቲ እቲሕብረተሰብ ከ ከመይ አይሓስብን ድዩ ሰብ ክቀትሉ ከመይ ይወሓጠሎም ደቂሶም ይሓድሩ እዚ አብ ሳሕል ዝግበር ዝነበረ መቐፀልታ እዩ ሕሙም ሕብረተሰብ ብጀካ ቶም ጥዑያት አተሓሳስባ ዘለዎም ሙሩቓት
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 дней назад
ወሃብቲ ርኢቶ ንፍዓት👍🩵
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 18 дней назад
፣ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት እንነብር ኤርትራውያን ተቓወምትን ደገፍትን ናይቶም እንነብረሎም ዘለና ሃገራት ከመይ ከምዝሰርሑስ ንፈልጦ ኢና ። ምቅዋምን ምሕጋዝን ኣብቲ ግቡእ ቦታ እቲ ምቅዋምን ምድጋፍን ይፍጸም ካብኡ ወጻኢ ግን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኮነ ጀርመን፣ስፐይን ፖርቱጋል ፣ኖርወይ ወይ ሽወደን ግሪኽ ፣ሮማንያ ኣልባንያ ቡልጋሪያ ወይ ኣሜሪካ ከመዚ ዓይነት መሪርንጭካነን ኣራዊታዊን ዝኾነ ምቅትታል ኣይስማዕን ኣይረኣይን እዩ፣እዚ ኣብ እስራኤል ዝርኣ ዘሎ ግን መንግስቲ እስራኤል ንምንታይ "የተሓሳስብ "ብዝብል ኣገላልጻ ጥራሕ ብምሕላፍ ነቲ ኩነታት ክመሓየሸሉ ዝከኣል ስጉምቲ ክወስድ ዘይምኽእሉ ዘስደምም እዩ። እንታይ መልእኽቲ ስለዘለዎ ይኸውን? ዝሞቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣዮም ሰብ እዮም ስለዚ አግዳስነት የብሉን ማለት ዶኾን ይኸውን? ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብተቓወምቲ ናይ መንግስቲ እስራኤል እንተዝቕተል እንታይ ስጉምቲ ኮን ምተወስደ? ዘሕፍር እዩ።
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 16 дней назад
አቲ ጸገም ናይ ሕጂ ኣይኮን ካብ ግዝየ ቃልሲ ኣብ ሜዳ ኣትሒዙ እዩ እዚ ከኣ ናይ ዝተገብረ ገበናት ተሓታትን ሓታትን ሰለ ዘይንገቡር እዩ ዉጺት ላምፓዱዛ መን አዩ መንግስቲ በቲ ዝነበረ ጥፍኣት ኣይተሓተተን ኣብ እስራኤል ዉን ዝቅጽል ዘሎን ብሕጂዉን ክቅጽል እዩ ህዝቢ ሕሳቡ ክገብርን እንተዘይኪኢሉ ጥፍኣትና ቀጻሊ እዩ
@yonasabrham3211
@yonasabrham3211 19 дней назад
Ezom hade lbi wela hanti dyom kurub wela khasbu zeykelu ab dege konka ktkawem nbur u ab dege konka ktdgf emo kea ksab mot ktkeyd ayrdann u anes
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 12 дней назад
IZI GUDAY... KITLET NAYZOM KILITE AHWATNA ERITRAWYIAN... POLITICAL AYKONEN GHILAWI TSILATIN IYU.ZEHIZIN IYU.NIFITEW ZINEBERNA BIAJATKUM SELAM FIKRIN AWRIDULNA.
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 16 дней назад
ቃል ኢሰያስ ላምባ። ምንስናስ ኣገናዕ-ኣገናዕ ዝብል መባሪዒ ላምባ እንታይ ማለት እዩ ተቓተሉ ነነሕድኩም ዝብል ቅሉዕ መልኽቲ ኣመሓላሊፉልና ኣገናዕ-ኣገናዕ ቃል መራሒ ጥፍኣትና መርዚ ናብ ሀዝብና ሕሳብና። ንግበር ኣታ ህዝቢ
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 19 дней назад
Hasen tray seykones lbna dem wexina loms nblo ko tefiuna bejakatkum lbi gberu Ageb ageb ageb
@hallonamaste9314
@hallonamaste9314 18 дней назад
For me as a justice Seeker its just disturbing what the Brigade n nhamedu is doin! There is law and order and everybody should deal with that! The Brigade n hamedu idiots are worst than the higdef by killing there own people! Thats fucking sad! 😢 so disturbing ,i Even do not have any words for that.
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 18 дней назад
ኣብ ስደተኛ ክብረት ኣብ ዘይብሉ ዓዲ ተሰዲድካ እዚ ኢዩ ትርፍፉ ጠጠው ዝብል ውን ኣይመስለንን።እቲ ምኽንያት እቲ ዘለኻዮ ዓዲ ስደት ጠንቂ ምቅትታል ስደተኛታት ኣብ ነንሕድሕዶም ስለ ዘይዓጦ ኢዩ።
@werqzeleke2815
@werqzeleke2815 17 дней назад
Israel doesn't give accept refugees nor Arabs so stay in your Eritrea and change
@solomontadese7918
@solomontadese7918 19 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ናታትኩም ማለት ናይቶም ተቃለስቲ ኢና ውዱባት ኢና እናበልኩም ንህዝብን መንእሰይን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ናብዚ ዓዘቅቲ እዚ ክኣቱ ጌርኩም ኢኩም ምክንያቱ ሻዕብያ ክሳብ ዘሎ ጌና ኣብ ውሽጢ ኮነ ኣብ ደገ ክትጸንቱ ኢኩም ምክንያቱ ሻዕብያ ምስ ወያነ ተሓባቢሩ ንጀብሃን ደቀባትን ከጽንት ከሎ ኣበይ ኔርኩም ሕጂ ውን ውሳኔ ተወሲዱ ሜዳ እንተዘይ ተወሪዱ ጌና ክትቁዝሙ ክትነብሩ ኢኩም።።
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 18 дней назад
Aman is there any way to help them to get out of Israel? In order to separate them other wise it’s going to be worse because it becomes personal
@werqzeleke2815
@werqzeleke2815 17 дней назад
Israel government gives them 5000usd to leave their country for Uganda and Rwanda
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 18 дней назад
ITY MENGHISTY ISRAEL IWIN KINIKATEL IYOM ZIDELIYU IMBER..INTE ZITIRIZIWOM ABY KUM NEGHER NEYRU..IZIOM SIDET INTAY MIKUANU ZEY FELTU IYOM..DENAKUR IYOM
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 дней назад
ኤማ ዝበላ ነጥቢ እያ ኣብ እስራኤል ኩሉ ስደተኛ ዝነብረላ እያ ናይ ኤርትራ ሽግር ዋላ ኢሰያስ ቀንዲ መናቆቲ ዋንኡ እንተ ኮነ መእሰሪ ዕሽነት ኤርትራዉያን መዝሚዙ እዩ ዝገብሮ ዘሎ።
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 12 дней назад
ISRAELAWYIAN GUHAF POLICE NAY KETEMA NI HIZBINA SILE ZINEAKUWO KEGAFIIWO RIINA ..IZI WITSULNA IYU MALET IYU.
@gabrielhaile2594
@gabrielhaile2594 19 дней назад
አህዋት ኢረትረትያዊያን ሀደነገር ክነግረኩም ይደሊ እወ ሻእቢያ ኮነኢሉ ገንዘብ መዲቡ ነንባእሉ ኢረትርያን ንእለትርያን ከምዝበአስ ይገብር አሎ ንምታይ እትልና ብወጻኢ ዝአቱ ገንዘብ ስለዝተረፎ ህዝቢ ንህዝቢ ክባላእ አለዎ ኩላትኩም ክትፈጡ አለኩም እእሪኩ ገንዘብ ከምዝመደ ሚኢቲ ብምኢቲ ይገልጽ ይፈቱ ነዚውን ኩላትና ንፈልጥ ኢና አይኮነን ከይንብል ትግራዋይ እየ ዝነግረኩም ዘለኩ ።
@yemanefissahaye9006
@yemanefissahaye9006 19 дней назад
ኩሉ ኤርትራዉ ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ዝዘለናዮ ሃገር ዝርከብ ኢምባሲ ኢስራኤል መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ ፡ድሕነት ኤርትራዉያን ከረጋግጽ ዓገብ ክንብል፡ ገበን ዝገበረ ኣብ ፍርዲ ክቐርብ፡ ድምጽና ከንስምዕ ኩሉ ኤርትራዊ ዓገብ ክብል ሙሁራት፡ተቃወምቲ፡ ዉድባት፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ዓገብ ክብል ንኩሉ ዓይነት ኣገባብ ክንጥቀም መጸዋዕቲ ክግበር ኣብ ሶሻል መደያ ዘለኺም ኣብ ቅድሚት ደዉ ክትብኩ ይግባእኩም።
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 17 дней назад
AMANUEL LIKII ALOKA SHIMAGHILE MIGBAR TSIBUK IYU
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 18 дней назад
ITY ERITREAN EMBASSY AB ISRAEL SILE ZELO ..SIRHU KULU KEMTY NAY ASMERA SILE ZIKONE YETEBABIOM IMO ABZI GUDAY MIKITITAL YIATWU
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 19 дней назад
ሓደ ሓወይ ኣብ ኤርትራ ወተሃደር ኣለኒ፡ እሞ ከምዚ እንተኮይኑ ኤርትራዊ ሓደ መዓልቲ ከይበልዕዎ ከውጾ እየ።
@Qelebet
@Qelebet 19 дней назад
Hgi ke akeleguzay dyom moytom
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 17 дней назад
ERITREAN EMBASSY ID ALOWONEZI GUDAY KOYNU ZELO
@mestewalie6479
@mestewalie6479 18 дней назад
አነ ኤርትራዊ ክብሀል አይኮንኩን ጎረቤት ህግደፍ አተሓሳስባ ዘለዎ ጥቁኡ ክነብር አይደልን ቀተልቲ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 18 дней назад
ውዱቕ ሕብረተሰብ እዩ ሕሙም ሕብረተሰብ እዩ
@werqzeleke2815
@werqzeleke2815 17 дней назад
Why blame tplf??
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 дней назад
@werqzeleke2815
@werqzeleke2815 17 дней назад
How are you enjoying your netsaneti? Lol
@MedhanieSolomon-bg3oi
@MedhanieSolomon-bg3oi 17 дней назад
ንሓደ ሕብረተሰብ ካልእ ዘብሎ ባህሉን ልምዱን እምነቱን እዩ ነዚ እንተኣጥፊኡ ኣቅሓ እዩ።ነዚ ንክመጽእ ሸዓብያ ነዊሕ ሰሪሖምሉ እዮም ንሕና ከኣ ኣጣቂናሉ ድልየቱ ኣማኒናሉ።ብተፈልየ ድማ ኣብ ክርስያን ቲግርኛ ተዛራባይ እዩ መጻወቲ ኮይኑ ዘሎ።ካብ ኣምላኽ ዝፈቶዎ ንገብር ኢሰያስ ዝፈትዎ እንተገርኻ ጽድቃን ዚቆጽር።ህዝቢ ጠፊኡ ኣይጠፍእን እዩ ዝጠፍእ ባህሉ ምስ ተጥፍኣሉ እዩ ዚጠፍእ።ነዚ ሰለ ዚፈለጥዎ ድማ ጽቡቅ ገይሮም ይጥቀምሉ ኣለዉ።ዘሕዝን
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 18 дней назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 19 дней назад
ንምንታይ ተሰዲድካ ካብ ዓድኻን ገዛኻን ሰደት ደአ ውርደት እንደአሉ ጀጋኑ ደአ መዓሰ ሰደት ጠፊኡዎም ንዓና ሂወቶም ከፊሎም አረኪቦምና ነዚ ድጉል ሰይጣን ከምሰል አብ ሰውራ ዝመጸ ንናጽነት ዘይኮነ ከጥፍአና ኢዩ ዝገርም ንጀጋኑ ብሱራዓት ሰልፉ አናአቀ ንጸለ ነታ ተንኮለኛ ግብሩ ዝፍጽሙ እምበርዶ ኤርትራውያን ኢዮም ብዘረባ አይፍታሕንዩ ብጀካ ካላሸን ገርካ ግንባረሩ ንዕጠቅ እቲ ግዱድ ክግልበጥዎ ኢዮም
@okbaykflom5717
@okbaykflom5717 19 дней назад
😅😅😅😅😅😅😅
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 19 дней назад
ንሓመዱ ኢዮም ኣብ ቤት ክርስትያን እንከለው ኣጥቂዖም
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 дней назад
ከማዓልካ ሓሳዊ
@hallonamaste9314
@hallonamaste9314 18 дней назад
For me as a justice Seeker its just disturbing what the Brigade n nhamedu is doin! There is law and order and everybody should deal with that! The Brigade n hamedu idiots are worst than the higdef by killing there own people! Thats fucking sad! 😢 so disturbing ,i Even do not have any words for that.
Далее