Тёмный

Atv Asena Live - ሞትን መቚሰልትን ኤርትራውያን ኣብ ዳባትን እስራኤልን/ ዓወት ኮኾብ ቢንያም ግርማይ/ ተወሳኺ ብዛዕባ ጴጥሮስ ኣፈወርቂ 

ATV asena
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - ሞትን መቚሰልትን ኤርትራውያን ኣብ ዳባትን እስራኤልን/ ዓወት ኮኾብ ቢንያም ግርማይ/ ተወሳኺ ብዛዕባ ጴጥሮስ ኣፈወርቂ

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@berhaneZewede
@berhaneZewede 18 дней назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ንቃለስ ብሓድነት ዕላማና ንሓርነት!!
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 19 дней назад
🙏🙏🙏
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 18 дней назад
Sad!!! RIP for the dead and condolences to his family. Thank you, Emma.
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 19 дней назад
ኣማንኤል ኣሰና ዘይኮነ ህግደፋውያን ከም ባዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓጎስ ክሻ ዝኣመሰሉ ኢዮም ብዛዕባ ብንያም ግርማይ ክዛረቡ ሞራል ዘይብሎም :: ብንያም ኣብዚ በጺሑዎ ዘሎ ዓወት ንኽበጽሕ ህግደፍ ዋላ ሓሙሽተ ሳንቲም ኣየጥፋኣትሉን :: ብንያም ብጻዕሩ ብጽፍሩ ሳሕተርተር ኢሉ ኢዩ ኣብዚ በጺሑዎ ዘሎ ዓወት በጺሑ :: ህግደፍ ምስ ደገፍታ ድሕሪ ዓወቱ ከም ኩሉ ግዜ ትገብሮ ንኽትጥቀመሉ ሓቂ ንኸተምስል ብዛብኡ ቡዙሕ ትዛረብ ኣላ ::
@amanuelyohannes8499
@amanuelyohannes8499 18 дней назад
ERITREA 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 18 дней назад
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉን ኣይበቅዕን እዩ ግን ከኣ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ንሱ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን እውን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@berhaneZewede
@berhaneZewede 18 дней назад
ይስማዕ ኣሎ
@YosefTsehay
@YosefTsehay 18 дней назад
Mqales bselam knnebr
@berhaneZewede
@berhaneZewede 18 дней назад
1111
@YosefTsehay
@YosefTsehay 18 дней назад
Wana zeyblen abagie bzabe kblaa nay gdn eyu
@fkreayele3056
@fkreayele3056 18 дней назад
ኩናማን ደላይፍትሒ እናሐደነ ዝቀትል ድዩ መንነቶም ዘይተፈልጡ?
@YosefTsehay
@YosefTsehay 18 дней назад
Eritrea seb tweld eya entekone jeganu zeyekbr hasad dictator rmus seb merah axebo merahi rekiba
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 19 дней назад
ዮናስ ኣብ ሚላኖ ኣሎ
@user-ov2ei3lb8u
@user-ov2ei3lb8u 18 дней назад
Amanuel gn 80% luuk hgdef kem zkonka krdae kiile aloku::
@berhaneZewede
@berhaneZewede 18 дней назад
ኣቱም ሰባት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝቅተሉ ዘሎዉ ኢትዮጵያዉያን ኣብ ግምት ኣእቲኻ እዞም ዜጋታትና ድሓን ኣለዉ ። ድምጺ ንኹኖም ምባል ግና ቁኑዕ ኢዩ
@Sam-ji3tg
@Sam-ji3tg 18 дней назад
ኣብ ዓለም ከም ህዝቢ ከበሳ ኸዳዕ ህዝቢ ዳርጋ የለን - ኣብ ገለ እዋን ፀገም ኣለዋም ኢሎም ንዝሓሰብዎም ተጋሩ ኤርትራዉያን እዚ'ዳኣ ትግራዋይ/ዐጋመ እንድ'ዩ/'ድያ እናበሉ ኣብ ምንእኣስን ምንሻዉን መላእ ህዝቢ ትግራይ ይፅመዱ :: ኣብ ሒወቶም ዕዉታት ንዝኮኑ ስነ-ጥበበኛታት(ከም በኣል የማነ ባርያ): ስፓርተኛታት(ከም በኣል ቢንያም ግርማይ) ተጋሩ ኤርትራዊያን ድማ ከም ሕሉፋት ኤርትራዊያን ገይሮም ይዝምሩሎም:: ቢንያም ግርማይ ገለ ፀገም ኣሎዋ ኢሎም ተዝግምቱ ኸላእ እዚ'ዳኣ ዐጋመ/ትግራዋይ እንድ'ዩ ሰድሩኡ ደቂ ኣኹሱም እዮም እናበሉ ኣብ ምዝላፍን ፀርፊን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ምተፀመዱ:: እቲ ሓቒ ግና እታ ኤርትራ ትባሃል ዘላ መሬት ን1000 ዓመታ ሒወት ተጋሩ እናተመገበት እያ ኣብዚ በፂሓ - ኣብ ምኽልኻል ባዕዳዊያን ኹናት ኹፊት ዝሓለፈ ሒወት ተጋሩ : ኣብ ምኽልኻል ባእዳዊያን ኹናት ዶግዐሊ ዝሓለፈ ሒወት ተጋሩ: ኣብ ናይ 30 ዓመታት ሓርነታዊ ቃልሲ ዝሓለፈ ሒወት ተጋሩ : ወዘተ ተቖፂሩን ተፀብፂቡን ኣይዉዳእን::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 18 дней назад
እዛ ኤርትራ ዝበልካያ ናይ ስደተኛታት ሃገርን ሓበንን ምኳና ድያ?
@ogbamichaelberhe428
@ogbamichaelberhe428 19 дней назад
ኣማኒኤል ኣሰና ብዛዕባ ቢንያም ግርማይ ክትዛረብ ህልና የብልካን እሞ ብዛዕባ ጥምየትን ዓጸቦን ትግራይ እንተትገብር ምሓሽካ።
@liyategay874
@liyategay874 19 дней назад
አይትጋገ ቢንያም ትግራዋይ ምካኑ ቢንያም ግርማይ ሃይሉ አቦይ ሃይሉ ተሰጊጎም አብ ዓዶም ሞይቶም ስለዚ ትግራዋይ ምካን ጸርፋአይኮነን
@yoftahemedhane6484
@yoftahemedhane6484 19 дней назад
ኣቦ ቢንያም ኣበ,ዚ ምሳይ ሓትኑኡ ትግራወይቲ ቀፃሊ ገንዘብ ትሕግዞም ዝነበረት
@yoftahemedhane6484
@yoftahemedhane6484 19 дней назад
ኣላ ::ሃለወ ለዉ ግዶፍዎ ብንያም ወዲ ኣስመራ ኢዩ ኢልና ንዕፆዎ በቃ::
Далее
DIY rocking horse for your kid #diy #parenting
00:57
Просмотров 3,4 млн